Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ሙሁራት ትግራይ ካብ ምባል ለፍለፍቲ ምባል ይሓይሽ
Bravo
ትግራይ ጉሓፍ ተደፊእዋ... ብእፍሊ ጭሕሚ ዘንውሑ ተጎቢኣ።
Simple: ensure sustainable peace by creating a government of meritocracy and equality of opportunity
ኣብዛ እዋን’ዚኣ ፡ ትግራይ ፡ ቅድሚኹሉ ነገር ፡ ብጋህዲ ትደሊ ዘላ ፡ ናፅነትን ልዑልነትን ሃገርነት ምግሃድ’ዩ!!! ንሱ እንተግሂዳን : እንተወኒናን’ያ ፡ ኸም ቃሕ ዝበላ ንኽትነብር ፡ ውሕስነት ትረክበእን ፡ ሕጊዓለም ዝፈቕደላን ዝፈልጠላን!!! ነቲ ዲሞክራሲ ዝበሃል ፡ ዘበናዊ ስርዓተ ምሕደራ ንኽተተግብር’ውን ዕድል ይፈጥረላ ።
ሙሁራት ትግራይ ደናቁር ትግራይኢዮም ካብ ዘረባ ወፃኢ የለን
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ድልየትን ባህግን ህዝቢ ትግራይ ብዘይ ምጥርጣር መሰል ውሳነ አረጋጊጽና ዲሞክራሳዊት ሃገር ትግራይ ክንምስርት ዳአምበር አብ ውሽጢ ኢትዮጵያ ተሸዀዕና ክንነብር ከም ተጋሩ አይነፍቅድን ስለዝኾነ ድማ ናይ 17 ዓመታት መሪር ቃልስና ሃገር ክንከውን ዳአምበር ምዛ ካሕዳም ብላይ ዝኾነት ኢትዮጵያ ተለጢፍና ክንተርፍ አይኮናን። ናይ ብረታዊ ቃልስና መፈለምታ ነዚ እዩ ኔሩ።
ቅድሚ እቱ ፅንተት ( genocide) ትግራይ ታይ ትኹን ዝብል ሕቶ መፂለይ አይፈልጥን,ብህ.ወ.ሓ.ት ዝምራሕ መንግስቲ ትግራይ,ኢትዮጵያን ብሄር ብሄረሰብን ክዓብዩ እዩ ዝደሊ ነይሩ,ትግራይ ታይ ትኹን ዝብል አጀንዳ አይነበረን,ሐዚ ግን ምስ ፅንተት ዝፈፀመትልና ሃገር ሓቢርና ክነብር አይንደልን,ስለዝኾነ ድማ ትግራይ ሃገር ክትኮነለይ ይደሊ ።
From know on ward abiyi mikirbet kinkefit allonaEziom dima1)kab geter kebelle nay hizibi tewekelti2)kab ketema kebelle nay hizibi tewekelti3)kab tigiray laelewiti muhuran4)kab tekawemiti muhuran tegaru5)kab nay kedem muhuran tegadelti6)kab nay lomi tegadelti muhuran
ከብየትም ዘሎ ህዝቢ ርእሰ ውሳነ መሰሉ ባዕሉ ተዘይወሲኑ ናይ ፓለቲካ አካላት ናይ ጥንቲ ታሪክ ብምትራክ ዝመጽእ ሰላምን ሓድነት ዝህሉ አይመሰለንን:: ክልላት ክሽንሸና ከለዋ ህዝቢ ማእከል ተዝግበርን ብህዝቢ ድልየት ተዝኸውን ነይሩ አብዚ ሕዚ ዘሎናዮ መከራ አይምበጻሕናን:: ህውከት
😂ኣማኒኤል መረሳ ከማካ ዝኣመሰሉ ደናቁር ተጋሩ ንትግራይ ከበርክዋ ዘበትወላድ ትግራይ ለብም ከም በዓል ወዲ መረሳ ዝኣመሰሉ ኣምሓሩ መፃወቲ ከይገብሩካ
Nefat kotnka enber ezi wedi btkkiel nabra tigraway zrdaan zfeltin eyu ezi hizka eka nab lewti tatu gn nafaki debrestntet eka tmesil barya
ትግራይ ብጨፍጫፊት ኢትዮጵያ እናተገዘእናስ ኣብ ትግራይ ዲሞክራሲ ልምዓት ይከኣል ዶ?
"lihiqan" entay malet eyu . tegaru kinday zereba tifetwu?????
ሃይ ለቨል ፓነል ማለት እንታይ ማለት እዩ ::
Kkkkkkkkkk
ንአ
አቱም ደናቁር ተጋሩ ካብ ኤርትራተምሃሩ ሃገር ምኻን አብዪኩምኢትዮጵያ ከሉ ግዜ እናጨፍጨፈትካመ
Ab akeba daa kolel belu atum rugumat telamat agame gena gena 👎👎👎👎👎
Kkkkkkk
ሙሁራት ትግራይ ካብ ምባል ለፍለፍቲ ምባል ይሓይሽ
Bravo
ትግራይ ጉሓፍ ተደፊእዋ... ብእፍሊ ጭሕሚ ዘንውሑ ተጎቢኣ።
Simple: ensure sustainable peace by creating a government of meritocracy and equality of opportunity
ኣብዛ እዋን’ዚኣ ፡ ትግራይ ፡ ቅድሚኹሉ ነገር ፡ ብጋህዲ ትደሊ ዘላ ፡ ናፅነትን ልዑልነትን ሃገርነት ምግሃድ’ዩ!!! ንሱ እንተግሂዳን : እንተወኒናን’ያ ፡ ኸም ቃሕ ዝበላ ንኽትነብር ፡ ውሕስነት ትረክበእን ፡ ሕጊዓለም ዝፈቕደላን ዝፈልጠላን!!! ነቲ ዲሞክራሲ ዝበሃል ፡ ዘበናዊ ስርዓተ ምሕደራ ንኽተተግብር’ውን ዕድል ይፈጥረላ ።
ሙሁራት ትግራይ ደናቁር ትግራይ
ኢዮም ካብ ዘረባ ወፃኢ የለን
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ድልየትን ባህግን ህዝቢ ትግራይ ብዘይ ምጥርጣር መሰል ውሳነ አረጋጊጽና ዲሞክራሳዊት ሃገር ትግራይ ክንምስርት ዳአምበር አብ ውሽጢ ኢትዮጵያ ተሸዀዕና ክንነብር ከም ተጋሩ አይነፍቅድን ስለዝኾነ ድማ
ናይ 17 ዓመታት መሪር ቃልስና ሃገር ክንከውን ዳአምበር ምዛ ካሕዳም ብላይ ዝኾነት ኢትዮጵያ ተለጢፍና ክንተርፍ አይኮናን። ናይ ብረታዊ ቃልስና መፈለምታ ነዚ እዩ ኔሩ።
ቅድሚ እቱ ፅንተት ( genocide) ትግራይ ታይ ትኹን ዝብል ሕቶ መፂለይ አይፈልጥን,ብህ.ወ.ሓ.ት ዝምራሕ መንግስቲ ትግራይ,ኢትዮጵያን ብሄር ብሄረሰብን ክዓብዩ እዩ ዝደሊ ነይሩ,ትግራይ ታይ ትኹን ዝብል አጀንዳ አይነበረን,ሐዚ ግን ምስ ፅንተት ዝፈፀመትልና ሃገር ሓቢርና ክነብር አይንደልን,ስለዝኾነ ድማ ትግራይ ሃገር ክትኮነለይ ይደሊ ።
From know on ward abiyi mikirbet kinkefit allona
Eziom dima
1)kab geter kebelle nay hizibi tewekelti
2)kab ketema kebelle nay hizibi tewekelti
3)kab tigiray laelewiti muhuran
4)kab tekawemiti muhuran tegaru
5)kab nay kedem muhuran tegadelti
6)kab nay lomi tegadelti muhuran
ከብየትም ዘሎ ህዝቢ ርእሰ ውሳነ መሰሉ ባዕሉ ተዘይወሲኑ ናይ ፓለቲካ አካላት ናይ ጥንቲ ታሪክ ብምትራክ ዝመጽእ ሰላምን ሓድነት ዝህሉ አይመሰለንን:: ክልላት ክሽንሸና ከለዋ ህዝቢ ማእከል ተዝግበርን ብህዝቢ ድልየት ተዝኸውን ነይሩ አብዚ ሕዚ ዘሎናዮ መከራ አይምበጻሕናን:: ህውከት
😂ኣማኒኤል መረሳ ከማካ ዝኣመሰሉ ደናቁር ተጋሩ ንትግራይ ከበርክዋ ዘበት
ወላድ ትግራይ ለብም ከም በዓል ወዲ መረሳ ዝኣመሰሉ ኣምሓሩ መፃወቲ ከይገብሩካ
Nefat kotnka enber ezi wedi btkkiel nabra tigraway zrdaan zfeltin eyu ezi hizka eka nab lewti tatu gn nafaki debrestntet eka tmesil barya
ትግራይ ብጨፍጫፊት ኢትዮጵያ እናተገዘእናስ ኣብ ትግራይ ዲሞክራሲ ልምዓት ይከኣል ዶ?
"lihiqan" entay malet eyu . tegaru kinday zereba tifetwu?????
ሃይ ለቨል ፓነል ማለት እንታይ ማለት እዩ ::
Kkkkkkkkkk
ንአ
አቱም ደናቁር ተጋሩ ካብ ኤርትራ
ተምሃሩ ሃገር ምኻን አብዪኩም
ኢትዮጵያ ከሉ ግዜ እናጨፍጨፈትካ
መ
Ab akeba daa kolel belu atum rugumat telamat agame gena gena 👎👎👎👎👎
Kkkkkkk
Bravo