نحنا في أريتريا في استعمار حق اسياس افورقي وهيقدف جكومه تقراي تقرينيا في اسمرا نهايه اسياس افورقي قريبا ان شاء الله نهايه بشار اسد ألشعب أريتريا يعيش في إريتريًا بسلام أسياس هواللي بدا حاكم أريتريا اكثر من 33سنه من دون قانون دكتوراه عنصري غسيس ويتكلم في سياسه حق عامعوهومايقدر يعيش 3مليون نسفهم يعيش بر من أريتريا
መርሓባ ሓበናተይ❤
ከም ሓንቲ ኤርትራዊት በዞም ጀጋኑ መራሕትና ሕብንቲ ዩ❤
ክብርን ሞጎስን ነዞም ጀጋኑ መራሕትና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጀጋኑ ኤርትራውያን ንኢትዮጵያውያን ግብረ-መልሲ ኣብ ግዚኡ ምሃብ ኣገዳሲ እዩ ። ብፍላይ ጅግና ዳዊት ብቋንቆም ኪኣ ግብረ-መልሲ ምሃብ ኣብ እዋኑ ኣድላይ እዩ ። ጀጋኑ ጽቡቕ ሃናጽ ኣምላኽ ይሓግዝኩም 🇪🇷💪🏻🇪🇷👍🏻🇪🇷🎉🇪🇷❤️🌹🇪🇷
መርሐባ ጀጋኑ ኤረትራዉያን ግብረመልስ አብሳዓቱ
ደቂ ኤረይ ጀጋኑ ጎይታ የሱስ ምሳና አዩ ኣምላኽ ሀገርና ይባርክ
መሪሕነት መንግስቲ ብልጽግና ምስ ይሁዳ ብብዙሕ ዘማሳስል ባህሪ አለዎም ናይ ክሕደት ባህሪ ።
መርሐባ ብሌን ዓይኒ ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
Bravo brother s keep going on. God bless you.
Eritrea 🇪🇷🐅🐅
አሰይ ጻባ ስተ ሐቅኻ❤❤
መርሐባ ደቂ ኤረይ ጀጋኑ.🙏🏽🇪🇷❤️❤️⭐️⭐️🌹🌹💪🐫
Merhaba Beshir and Dave. You always welcome ❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹🌹🌹
God bless Eritrea and Eritreans.
Keep doing this as you have a good leverage to support the Eritrean community for good🇪🇷🇪🇷
Merhaba guy's god bless you 🙏 ❤️ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
ጸባ ስተዩ ደቅና ኣናብስ ደቂ ጀጋኑ ኣቦታቶም ቅሰኑ ሰማእታትና ሕድርኹም ዝሕሉዉ ኣለዉ ኣብ ውሽጥን ኣብ ደገን!!! ክብሪ የሃብኩም ስለዛ ኣገር ትገብርዎ ዘለኹም ምስጋናይ ይብጻሕኩም በሽር ዳዊት መስ ኩሎም ቱበራት እልልልል በሊ ኣዴ ኤረትራ፡ ንወዲ በሻን ከደምቶምን ፍጥፈጥ ኣቢልኩሞም ንዞም ናይ ሓሶት መጽሓፍ ቁዱስ ዝጠቅዑ። ወትሩ ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ🇪🇷💯🇪🇷💯🇪🇷💯🇪🇷💯🇪🇷💯🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤✊✊✊🙏
መርሃብ በሺር መርሓባ ዳዊት ደቂ ሓላል መሬት 🇪🇷❤️🇪🇷 ኤርትራ ሕብንቲ እያ ብደቃ.. ነዞም ዓፋፋት ዝሃብኩሞም ግብረ መልሲ ዝናኣድዩ.. ንኺድ ጥራይ ደቂ ኤሬ.. 👉🏿🇪🇷❤️🐯❤️🇪🇷❤️🐯❤️🇪🇷❤️🐯❤️🇪🇷❤️🐯❤️🇪🇷 ዓወት ንሓፋሽ!!!!!!!!
❤❤❤❤መርሐባ.ደቂ ኤረይ❤❤❤❤❤
Merhaba wedi erey tsaeda ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Merhaba jigna hawna 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
የቀኒየልና ደቂ ኤረይ አምላክ ይባርከኩም ቻነልኩም 🌷💕🙏🏽🌷💕🙏🏽🌷🙏🏽
ትክክል በሽር ሓወይ አብ መፅሓፍ ቅዱስ ዝብሎ የፍፀም አሎ።
Deki ERI xibukat qeini Abeikum yedefen ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Always and forever proud and privileged to be Eritreans!!🙏🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🙏
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሐቢቢ ጹቡቅ ይስማዕ አሎ
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
💪💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪
🎉🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🙏🏾
Merhaba wedi erey tsaeda ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Great Wall of Eritrea mindaq eyu negerat berihulna eyu.kab hiji ninio mendeq ab boarder Eritrea mindaq yedliana alo.
እትዮጵያ ዝኾነ ምኽንያት የብላን ምስ ኤርትራ ኩናት ክትከፊት እንተዳኣ ኩናት ክኸፍቱ ደልዮም በዘን ክልተ ምኽንያታት ጥራይ እዩ ክኽውን ዝኽእል
1. ን ኤርትራ ወሪርካ ኣፍደገ ባሕሪ ሕዝካ ን ድርድር ምቅራብ
2. እትዮጵያውያን ኩናት ብስምዕት ንጃህራ ዕንደራን ቀላጽሞም ምስዛሓብጥ ሓይሊ ስለዝስመዖም ሓያላት ሓያላት ይጻወቱ ይህንደዱ።
🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍
Waw beshre hawey thanku 😊 🙏 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
Welcome deqi eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻❤️❤️❤️❤️
❤️🇪🇷❤️👍🎇👍👍👍👍
Selam Selam ❤❤❤
ብጣዕሚ ጽቡቕ ነይሩ ቀጽልዎ።
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
መርሓባ መርሓባ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ
🇪🇷🇪🇷🇪🇷
መደብኩም ደኣ እንታይ ክወጾ!! በኣኹም ብጣዕሚ ኢና ንሕበን ድምጽና ስለዝኾንኩም ዕጥቂ ወለድኹም ስለ ዝዓተቕኩም: ዒም ዝበለ ይተሓጎም!! ኤርትራዊ ኣብ ዓለም አሉ ሃገሩን መራሕቱን ዝትንክፈሉ ዘይቅበል ብሓደ ድምጺ ዝጓዝም ንጸላእቱ ዘርዕድ:
ኤርትራውነት ክቡር መንነት 🇪🇷💖✊::
Subscribe giberu nikulom tifeltiwom nigeru. Eza media lieli 100 shi kitkewin alewa.
اهلاً بك يا عمدة
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪
Wetru hagerey kbretey 🌹🇪🇷🌹🌹🇪🇷🌹🌹🇪🇷🌹🌹🇪🇷🌹🌹🇪🇷🌹🌹🇪🇷🌹🇪🇷🇪🇷🌹🌹🇪🇷🌹🌹🇪🇷🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️
Bravowedl3rei❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹✅
🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤
❤🎉❤🎉❤🎉❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣቱም ሰላም ኢና እንደልይ።መንእሰይ ትግራይ ኩሉ እግረይ ኣውጽእኒ ኢሉ ሃዲሙ እዪ። ትግራይ ወጣት የብላን።
Ethiopia bizhu menesey alewa zeytemehare keyfeletu ho ziblu bi 50 kirsh zitalelu nioom akibu ysedom ziwereda hagerna nayziom mekabir kitkewin aynidelin.
መርሓባ ደቂ ኤረይ❤❤❤
❤🎉❤🎉❤🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኢትዮጵያ & ትግራይ ንሐድሐዶም ኲናት ዘይተርፍ ወዲ በሻሻ ከአ እቶም ተቓዎምቱ አይቕስንዎም ኢዮም ከምዚ ኢላ ኢትዮጵያ ክትቅጽል አይትኽእልን ኢያ ኵናት ዘይተርፍ ኢዩ ❤
Kemta ni eritrea 30 agent ab wigie zetewiwa yfterelom amlak mekitsaetu ygiber abta hager eti kienat entay kemzimesil yfeltiwo. Bekaieti timiet keaman aykieluwan eyom.
Thank you Besher excellent explanation
❤️🕊️🌍🌎🌏❤️🕊️
🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤❤❤❤❤
ጽቡቅ ሓሳብ ዝድገፍ ኢዩ
Merhaba wedi halal meriet ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
1111
ጽቡቅ
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
11111
መርሐባ በሽር እዚ ዕሸል ወዲ በሻሻ ፍርሒዩ ሃለፍታ ዝገብረሉ ዘሎ ከም ምዕለቢኡ ድስአነ ሃመማ ይዝምቢ አሎ😂😂
Wawwwww idmen teinan yhabekum fetari ash
🇪🇷🙏🏽💙🌺🌷💛🖐️❤️👍💎🌹💚🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏽🙏🏽🙏🏽
1
ሕጂ እታ ጀሚራ ; ብዝኮነ ደቂ ኤረይ ክሉ እቲ ትማሊ ኣብ ኣፍ ሞትምስበጸሐ ዝተዛረቦ ብዛዕባ ኤርትራ ክሉ ኣብ ይቱብ ኣውርድዎ :: ምክኒያቱ እዚ ቆልዓ ትማሊ ዝተዛሮቦ ዘይደግም ብናይ ሕማም ረሲዕ ዝተሳቀየ ፍጡር እዩ::
Ew
❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
ዳቪደ ተጨፍለቑ ኢልዎምዶ ኢልካ ብሐቂ እዞም ጭፍሉቓት ኩሎም ጭፍሉቓት 😂
After 3000 years they still drafting and amending constituion?
😅😅😅😅😅😅
🇪🇷🐫🇪🇷🚅🇪🇷🏝🇪🇷
111
❤🎉😂❤🎉😢❤🎉😅❤
GEBRU BADURI😅😅😅😅😅😅😅
መርሃባ በሽር
ንልዒሊ ዓመት ብዛዓባ ባሕርን ቢኪሪን ክዛረብ ኮሎ ስቕታ ናይ መንግስቲ ስለምታይ ። እዚ አብ ደገ ዘሎ ህዝብና ኢዩ ዝምልስ ዝነበረ ፡ መንግስቲ ዘይምምላሹ አብ ርእስና ክሸይን ጀሚሩ ። ።
ኣይገርምካን
መጽሓፍ ቁዱስ የ ዝምርኮስ እንታይ ማለት ዩ ?
እቶም ምፍካር ዘይስልችዎም ኣዛብእ ኣዲስ ኣበባ ካብ ታሪክ ዘይማሃሩ ደናቁር ሕጅ ውን ሃለውለው ይብሉ ስለ ዘለዉ እታ ኩርማጅ መንደላይ ሕጅ ውን ኣብ ቦትኣ እያ ዘላ ሞ ተጠንቀቁ
ኢትኦፒኣ ጽቡቅ ኣለዉ መንተንታኒጊርዎ ኢዩ ዝትንትን ጉዳይገዙኡ ዘይገበረ ጉዳይ ካሊእ እንታይ ይምልከቶ ኣወል መዛርብቲ ኢቲዮፒያ ክትከዉን ኣይትኽእልን ኣብዚዘለናዮ ዘመን እታዝታሓተት ሃገር ዘላ ሃገርና ኢያ ኒምንታይ ኢና ንህዝብና እንዳሓሰና ንባዕልና ኣብዝጥዕመና ተቐሚጥና ንሕሱ የሕዝን መጀመርያ ናይባዕልኻ ኢኻ ምዝራብ ማሓሸ
11
Ethiopa is not stable country ..
ajekum bertua
ምስ ሕማቕ ነብስኻ ኣይተወዳደር
ኢትዮጵያ ሕነ ክትፈድያ ተፀራሪኹም ክትውፁ ኢኹም ካብ መላእ ኢትዮጵያ
Kburat menseyatna deqi eri xbuq nebtat alilkum. Slezi eti nay ethiopia xegem hge mengstn telalaki nay shifta washington slezkone eyu. Eritrea n Ethiopia kabzi n ktwexe tekaydo zela qalsi eyu. Slezi n hzbi Ethiopia focus zghebr gosgas mgbar zbl rito aloni.
نحنا في أريتريا في استعمار حق اسياس افورقي وهيقدف جكومه تقراي تقرينيا في اسمرا نهايه اسياس افورقي قريبا ان شاء الله نهايه بشار اسد ألشعب أريتريا يعيش في إريتريًا بسلام أسياس هواللي بدا حاكم أريتريا اكثر من 33سنه من دون قانون دكتوراه عنصري غسيس ويتكلم في سياسه حق عامعوهومايقدر يعيش 3مليون نسفهم يعيش بر من أريتريا
Wedi beshasha abi gega geru nab hiwetu. Adi kindalialu ena baligiu yeternif ni duabai kinefanuo. Maaltu akilu alo ……
እዚ ጉዳይ ቀሊል ከም ዘይኮነን ሳዕቤን ከምዘለዎን ምርዳእ ኣገዳሲ እዩ። ባዕሉ ፕረዚደንት ኢሰያስ ብጉዳይ ሃገሩን ነቲ ኣብ ወደባትናን ባሕርናን ብቀጻሊ ዝዛረብዎን ክወሩ ዝደናደንዎን ዓገብ ኣብ ክንዲ ዝብልን ዝምጉትን ብጉዳያት ቅዋም ኢትዮጵያ ዘዛርብ ኣይነበሮን። ንባዕሉ ን34 ዓመታት ብዘይ ቅዋም ንሃገሩ እናመርሔ ኣብ ከም'ዚ ዓይነት ዘረባ ክኣቱ ጽቡቅ ኣይነበረን። ከም መልሰ ተግባር ዝሃቡና ምኻኑ ክንቅበሎ ዘለና ጉዳይ እዩ።😅😅😅
ተደምረናል ተደሚርና ኢና really hahaha ኹሉ ንምርዓይ ምቕናይ 😂
መን ተደምረናል ኢሉ አምሃርኛ ዘይትሰምዕ እንተኾንኻ አተርጉምለይ በል
Hasawi aytehasu helnaka aytehasu enda belka kerebna ena kem Syria ketkewen eya ane hade ab hager seb sebleyen kula Diaspora eya gen amaxi Genocide, mesel harnet zeyleo ne hake dew kebel eye, eye ,Abi feltkum eye ebud kelbi adi Halo elameu selzefeshelo DR Abi nekukum eyu 😢😢😢
Victory for Blue Revolution down down down dictator ebud kelbi adi hallo???
Blue Revolution አበይ ከለካ ክትስዕረ አብ ዕራት ደቂስካ ሀምበረገር እናበላዕካ ትመጽእ ስዕረት ክንሪኢና. ደሮሆ እንተሐለመት ጥረምረ ከምዝባሀል እስካዉን ትሐልሞ አለካ ወይድማ ሞስ አቢ ሐወድ ተሰለፍ እዚአ ናይስብእነት እያ ወይ ክትስዕር ወይ አብአ ትተርፍ ከምቶሞ አሕዋትካ ተጋሩ
ሻእቢያ ምስ አብይ ኾይና መቃብር ክንእትወኩም ኢና እንፃድቃን ሒዝና
𝐻𝑎𝑚𝑒𝑚𝑎 𝑒𝑛𝑑𝑖𝑘𝑢𝑚 ℎ𝑗𝑖 𝑘𝑒𝑎 𝟏.𝟓 𝑡𝑤𝑠𝑘𝑢 𝑓𝑡𝑢ℎ𝑎𝑡 𝑠𝑟𝑒
Jinjibel men tebelukas…… ….
@hg2540
Mohret yewrdelka
@hg2540
Mihret yewedelka
ዋየይ በይዛኹም ኤርትራውያን ወጣት ትግራይ ልበልዓ ልሰትዮ ለይብሉ።ፈቐድኡ ንስደት ተበቲኑ እዩ።ትግራይ ሰብ ዝዋጋእ የለን።ሰላም ይሑሸና። ክንደይ ኣካል ጉድኣት ዝቕልቦ ዘሐክሞ ፀገም ረኺቡ ኣሎ። ትግራይ ድምፂ ጥይት ክሰምዕ ኣይደልይን
Selam Selam❤️❤️❤️
❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🏽👍🏽👍🏽
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
11111
❤️🕊️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🕊️
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍👍