ሰበር 🚨 ካብ ሻዕቢያ ዘምለጠ ጋዜጠኛ/ምላሽ ርክብ ራማ-ኣስመራ/ወሳኒ ጀነራል ተቐቲሉ/ሰራዊት ኢትዮጵያ ምላሽ ሂቡ/ፈታዊ ትግራይ ጀነራል ካርቱም ክቆፃፀር

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 16 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 13

  • @esayasyosef9765
    @esayasyosef9765 3 години тому

    በጃካ እስኪ ንሰናይ ነገር ሕሰብ ብሓሰት ሰብ ኣይተታልል

  • @kalulale1707
    @kalulale1707 3 години тому

    ኣይ ዞም ሰባት ብስሩ ካብ ትግራይ ንኤርትራ ዝኣምኑ ምዃኖም ዘረጋግፅ ኢዮ እዙይ፡፡ ነቲ ሕገወጥ ንግዲ ዝሰርሑ ባዕሎም ስለ ዝኾኑ እዙይ ምባሎም ንፅበዮ ኢዮ፡፡ ሕዚ እቲ ህዝቢ ነቲ ሓቂ ክገለፅ ግድን ኢዮ፡፡ ደቂ ኣዶም ሊያቡ ስለ ዝኮኑ ዘይዛረቡ ተኾይኑ ግኒ እቲ ዝዉረር ዘሎ ሓፍቲ ናይ ትግራይ ስለ ዝኾነ እድመ ልክኦም ፀሊም ታሪክ ዝስከሙን ምስ ካልኦት ከባቢ ዘሎ ህዝቢ ቀፃሊ ርክቦም ዘበላሹ ምኳኑ ክፈልጡ ይግባኣ፡፡ እዙይ ሞራላዊ ጥራሕ ዘይኮነስ ብሔራዊ ግደትኦም ኢዮ፡፡ ሓደ እግርካ ኣብ ኤርትራ ሓደ እግርካ ድማ ኢትዮጲያ ኢድካ ኣብ ጁባ ትግራይ ጌርካ ምንባር ኣይግባዕን ከምዙይ ድማ ኣይቅፅልን ኩላ ነዚኣ ይፍለጥ👌

  • @Eritrea7777
    @Eritrea7777 Годину тому

    Hasawi beli eritrawi natu ayhb nay seb aydely

  • @Bitania9
    @Bitania9 51 хвилина тому

    ራማ ጥራሕ ኣይኮነትን ብጉለማኻዳ ፋፂ ንየማንን ፀጋምን ገዲፉ ንዛላምበሳ ሙሉእ ለይቲ ኮንትሮባንዳ ክሓልፍ እዩ ዝሓድር። እቲ ህዝቢ ኩሉ ሸቐጥ ነዓና ከቢሩና ንኢርትራ ግን ከም ሓመድ ዘይኸይድ ዓይነት ሸቐጥ የለን እዮም ዝብሉ።

    • @Bitania9
      @Bitania9 46 хвилин тому

      ካብ ፍቓዳ : ኣምበሰት ብኣእዱግ ተፃዒኑ ብፃሕዋን ሽሕበለስን ኣቢሉ ን ዓዲጉደም/መነበይቲ ኣብ ፋፂ ንዘላ ኬላ ይሓልፍ። ካብ ዓዲጉደም/መየበይቲ ብመኪና ተፃዒኑ ብዛላምበሳ ገይሩ ንኤርትራ ይኸይድ።

  • @llgi5729
    @llgi5729 42 хвилини тому

    ሓሳዊ

  • @debretsionmaryam4835
    @debretsionmaryam4835 3 години тому

    ሐሳዊ

  • @HadnaiFalu
    @HadnaiFalu 5 годин тому +1

    ገና መቀለ ክንአቱ ኢና ሕጂ ከማን ሐሶት ተዘይ ገዲፍክሞ ዊዒጊን

    • @SlasNugus
      @SlasNugus 5 годин тому

      ሲበዛ ሲበዛ ይገነፍላል ኢሎም አምሓሩ

    • @asterk4968
      @asterk4968 4 години тому

      For what. To give away another 70 thousand menasey? Go head

  • @haderakelati1160
    @haderakelati1160 4 години тому +1

    ቺድ ጓሓፍ ጸጸር ዊሒጥካ ጋሕ በል ዑሱብ እምበርከ ኣዲ ጸጸር ናይ መን ዲያ
    እቲ ጸገምኩም ግዛኣታዊ መሬት ኤርትራ
    ዉዕል ኣልጀርስ ይኹን መግዛእታዊ ዶባት ዘይተቕበሉ"ብዓለማዊ ግዛኣተ ሕጊ ዘይትቕየዱ ደይመሬትኩም መሬትና እናበልኩም ኣብ ናይ ቀትሪ ሕልሚ እተንሳፍፉ ብጉቡእ ሓይሉኹምን ዓቕሙኹሙን ዘይትፈልጡ ብ ሕልሚ ዘይናትኩም ክትግቡቱ ኣብ ሰማይ እተንሳፉፉ ስርቂ ዝሕላገትኩም ብልሽውና ዚመለለይኹም ከዛባት ኣብ ድዋዓልኩሞ ዘይትሓድሩ ለኻብጥ ብኹኳንኩም ክንደይ ከይጥዕመኩም።
    😮😮😮😮😮!!!

  • @LiulAbrham-wt2vc
    @LiulAbrham-wt2vc 5 годин тому

    Hasot,hasot ,,,,kab adi tsetser