Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
Shalom shalom deki nugus kulu gze eye zketatelekum bzuh eye tebarke slez neay bereketey ekum memelsukum tegelexu
God bless you both, clear explanation, you really have received the grace.
We are blessed by you Kidun hawey 🤗 bless you both❤
❤❤❤❤❤❤❤
🎉🎉🎉🎉🎉ብሩካት ኢኩም
Kemey zibele giltset eyu amkak hibuka burukat tebareku sile zitebareku temesgen
Shalom brukat ane baeley mskr eye xega ztekemeni
ኪዱን ሐወይ እግዚአብሔር መመሊሱ አዕዚዙ ይባርክካ :: ረሐቦት ሐወይ ንስካትኩም በረከትና ኢኩም ተባረኩ🙏
ኪዱነይ ብሩኸ ፡ ጥዑም ሰብ ። we love you so much ራሕቦታ and ኪዱን፡፡
ኪድን ሐወይ ብሐቂ ብዛዕባ ፀጋ ብግልፅ ዝበለ ትምህርቲ ስለ ዝገለፅካዬ ከየመስገንኩካ አይሐልፍን ተባረክ ኪድነይ መሙሊሱ ፀጋ አምላክ ይብዝሐልካ::🙏🙏🌟❤️
You are blessed beloved
❤❤🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤ ሰላም አምላኽ አብ ልብኹም ይንገስ
May the Lord Bless you both!!!
Tebarekhu
ተባረኩ
Shalomm
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
29:00
Welcome brukat Ahwat
ናብ ሰብ ሮሜ 615፤ እንታይከ ንበል፧ ትሕቲ ጸጋ እምበር፡ ትሕቲ ሕጊ ኻብ ዘይኰንናስ፡ ሓጢኣትዶ ንግበር፧ ያእ ኣይፋልናን።ናብ ሰብ ሮሜ 616፤ ንምእዛዙ ባሮት ክትኰኑ ርእስኹም ንትህብዎ፡ ንሓጢኣት እንተ ዀይኑ ንሞት፡ ንምእዛዝ እንተ ዀይኑ ንጽድቂ፡ ነቲ እትእዘዝዎስ ባሮቱ ኸም ዝዀንኩምዶ ኣይትፈልጡን ኢኹም፧
ናትና ግደ ኩሉ ጊዜ ነቲ አባና ዘሎ ጸጋ ርእስና ምግዛእ እዩ።ሰብ ባንቡላ አይኮነን። ፍቃድ አለዎ ስምዒት አለዎ ርዲኢት አለዎ።ከምቲ ክንድሕን ፍቃድና ክንህብ ዘድለየ ከምኡውን ንምድሐንና ክንነብሮ ርእስና ከነግዝእ ይግባእ።
እ/ሔር ጻድቕ ፈራዲ ካብ ዘብሎ ሐደ ንሰብ ነጻ ፍቃድ ዘለዎ ገይሩ ስለ ዝፈጠሮ እዩ።ስለዚ አማኒ ትሕቲ ሕጊ ሙሴ እዃ ተዘይኮነ ትሕቲ ሕጊ ክርስቶስ ግን እዩ።ስለዚ ርእሱ ንሕጊ ክርስቶስ ከግዝእ አለዎ።
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
Shalom shalom deki nugus kulu gze eye zketatelekum bzuh eye tebarke slez neay bereketey ekum memelsukum tegelexu
God bless you both, clear explanation, you really have received the grace.
We are blessed by you Kidun hawey 🤗 bless you both❤
❤❤❤❤❤❤❤
🎉🎉🎉🎉🎉ብሩካት ኢኩም
Kemey zibele giltset eyu amkak hibuka burukat tebareku sile zitebareku temesgen
Shalom brukat ane baeley mskr eye xega ztekemeni
ኪዱን ሐወይ እግዚአብሔር መመሊሱ አዕዚዙ ይባርክካ :: ረሐቦት ሐወይ ንስካትኩም በረከትና ኢኩም ተባረኩ🙏
ኪዱነይ ብሩኸ ፡ ጥዑም ሰብ ። we love you so much ራሕቦታ and ኪዱን፡፡
ኪድን ሐወይ ብሐቂ ብዛዕባ ፀጋ ብግልፅ ዝበለ ትምህርቲ ስለ ዝገለፅካዬ ከየመስገንኩካ አይሐልፍን ተባረክ ኪድነይ መሙሊሱ ፀጋ አምላክ ይብዝሐልካ::🙏🙏🌟❤️
You are blessed beloved
❤❤🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤ ሰላም አምላኽ አብ ልብኹም ይንገስ
May the Lord Bless you both!!!
Tebarekhu
ተባረኩ
Shalomm
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
29:00
Welcome brukat Ahwat
ናብ ሰብ ሮሜ 6
15፤ እንታይከ ንበል፧ ትሕቲ ጸጋ እምበር፡ ትሕቲ ሕጊ ኻብ ዘይኰንናስ፡ ሓጢኣትዶ ንግበር፧ ያእ ኣይፋልናን።
ናብ ሰብ ሮሜ 6
16፤ ንምእዛዙ ባሮት ክትኰኑ ርእስኹም ንትህብዎ፡ ንሓጢኣት እንተ ዀይኑ ንሞት፡ ንምእዛዝ እንተ ዀይኑ ንጽድቂ፡ ነቲ እትእዘዝዎስ ባሮቱ ኸም ዝዀንኩምዶ ኣይትፈልጡን ኢኹም፧
ናትና ግደ ኩሉ ጊዜ ነቲ አባና ዘሎ ጸጋ ርእስና ምግዛእ እዩ።
ሰብ ባንቡላ አይኮነን። ፍቃድ አለዎ ስምዒት አለዎ ርዲኢት አለዎ።
ከምቲ ክንድሕን ፍቃድና ክንህብ ዘድለየ ከምኡውን ንምድሐንና ክንነብሮ ርእስና ከነግዝእ ይግባእ።
እ/ሔር ጻድቕ ፈራዲ ካብ ዘብሎ ሐደ ንሰብ ነጻ ፍቃድ ዘለዎ ገይሩ ስለ ዝፈጠሮ እዩ።
ስለዚ አማኒ ትሕቲ ሕጊ ሙሴ እዃ ተዘይኮነ ትሕቲ ሕጊ ክርስቶስ ግን እዩ።
ስለዚ ርእሱ ንሕጊ ክርስቶስ ከግዝእ አለዎ።
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤