Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ወድሓወቦይ በል ክትድረር ንየውሂነይን ወዲ ሓወቦይ ዝዝፈቱ like ኣግርጭው ደቂ ኢረይ
Kehab alowo wedi haboby
Welday@@weldayhaile1400
ya deki eri fkri efetwekum eye
❤❤❤❤❤
Wedi hawboy shelmat nay 2019 keswsed alewo. The best actor wedi hawboy like ☝️☝️
Ata ez esake das kebelak
Habo nwedi haweboy
Megergeri kes bel
Wedi hawebey
100%
ንወዲሓውቦይ ኢሳቆ ድፈቱ ላይክ ሃብዎ well come
ኣየ ኢሳቅ ሽኮር ኣብ ዝከድካዮ መዘንግዕ
ዋ መሊስዋ እዩ ወዲ ሓወቦይ ጂግና
Meliswa ayu
ንወዲ ሓወበይ ካርዲ ክወሃብ ኣለዎ
Nwedhday hdwo
ደለልታ እና ስውር ስፊት ኣምፁእልና ትብሉ ላይክ
Bheki des tblu kulukum ajeku bertau
ደስ ትብሉ ደቂ ኤረይይይይ ዕድመን ጥዕናንየሃበኩም
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ፈጣሬ አሕዋተይ😘😘😘😘😘😘🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍🇻🇳🇻🇳🇻🇳
ንወዲ ሓውቦይ (ኢሳቆ) ኣይትዓምጽዎ መሊስዋ እዩ ፡ንበዓል ሃኒ ግዜ ኣይረኣካሎምን ንኢሳቆ ጥራይ ግዜ ትብሎ ፡ኢሳቆ ክኣ ኣብ ከምዚ ቡዙሕ ኣይትምጻእ መታን ብሃንቀውታ ክንጽበየካ፡ተፈታውነትካ ክኣ ከይሃስስ መታን ።
ሰላም ሰላም ua-cam.com/video/RYNgEU60vK8/v-deo.html my new channel pls 🙏❤️❤️
ወዲ ሓወበይ ክወሃቦ አለዎ አይትዓምፁዎ
ደቂ ኢረይ ሽኮራት አይትስአኑ ሰላም ሰላምኩም ይብዛሕ ንኢሳቅ ክዓ አይትዓምፅዎ እቲ ሕቶ ተመሊሱ እዩ 💝💝💝🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇪🇷🇪🇷
እቶም ዝፈትዎም ተዋሳእቲ ❤❤❤እዛ ናይ ወዲሓወበይ ማህረምቲ ከማን ኣነ ፈቲወያ
አዋይ ወዲ ሓዎቦይ ናይ ብሓቂ ቀሺሾምካ ፡ ሓቢ ገለ ግበር 💗 Love u all deki Eri
ያ ኣነስ ኢሳቅ ማራ ኬፋ ዝበኒ ካራክተር
*Asey xbukatey shak ygberelkum hiwetkum ane keani tm ele yshk aleku msakum deki eri natey* ❤🤩
እዝማሪኖታ ማራ እኩም ደስ ትብሉ ትግብርዎ ዘለኩም ንስነ ጽበብ ሃገርና ክኣ ቀጽልዎ🇪🇷❤❤❤❤❤
ንወዲ ሓወቦይ ሽኮር ኣይትዓምጾ
እስከ ኣነ ኤርትራዊ እምበር ኣውራጃው ኣይኮንኩን"ትብል #like
Any alku 🌹
Ab kale tetqmelu ezi qalat ertrawei trah bel
🇪🇷 +🐫 +🌟+= eritreawi
Eritreawit eritreawit eritreawit
Eten awraja ke ab Eritrea do aykonan zelewa
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
ንኢሳቆ ኣይተዓምጾ መልሲዋ ኢዩ
ሃብዎ ንወዲ ሓወበይ ማዓረይ
😆😆😆😆kiwesd alewo kedamay u kiwesd alewo etblu abzia like giberu Wedi haweboy yaki Agudo nerato......😂😂
All of them are great, but wWedi hawboy is the best, God bless you all 💘💞💗💓
ደቂ ኤረይ ሽኮር ኬፍ ዘለኩም። ሰላምኩም ይብዛሕ ሓራይፍ መሐጎሳት። G B U! !!"""
Wedi hawebey shekor Ademen tanan yehabeka fetari Ajoka Niccc job
ፁሩያት ደስ ክትብሉ ወዲ ሓወቦይ ከአ መሊስዋ እዩ
ሰለስቲኦም ብጣዕሚ ካብዝፈትዎም ተዋሳእቲ❤❤❤ደቂ ኢረ
ኢሳቅ ሽኮር ክፈትዎ 😍😍
Yewsad wediy hawboiy soker
nwedhaboy shelmo ziarkey
ወድሓወቦይ ena winit sheko mara eye zufetiwekum
Wedi habiy kef zelwo menisey best actor 2019 😍😘😘
Kesluwu zom ahwatey btsaemi des tubulu asey ❤🥰🥰😘
Deki eriyyy 🇪🇷🤩🤩🤩nezelalem sehaku 🤩🤩🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🏅
አሰይ ሙቅራት ስሓቅኩም ብዝሕ ትርፍ ይበል ስሓቅኩም አይፈለየና
ዋላ ኩሉ ንወዲ ሐወበይ ሀቦ
ብጣአሚ ደስ ዘብል
ናሆም ንኢሳቅ ሕቶ ኣበርቲዕካሉ ባእእ መሊስዎ አዩ ኣይትሸፍጥዎ 1000 ካርዲ ሃብዎ ዊንታ and ሃኒባል 3ተ ክፈትወኩም ማዓት እየ ♥♥♥ኢሳቅ ሽኮር
Ata wedi haweboy yikedihi alo,,,so nice dimixi shikorina ,,gele aynet medeb
ወዲ ሓወቦይ ሃብዎ መሊስዋ አዩ ደሓር ከኣ ሓሳብ ኣለዎ ውራይ ገደፉ አዩ ምጺኡ
Kkkkkkk
Wedi haboy zey wsde da men kwesd nwedi haboy ile alko1000❤❤❤❤❤❤❤
ክክኪክኪከምዚ ከማይ ሰሓቅ ዝሞተ ላይክ ግበር ነኣይን ንወዲ ሓቦይን፨
Nay bahaki ezi wedi kednek zegbeo mesney iyu bahli nay Eritrea kemzi geru kekrebo enkelo like
ንወዲ ሓወቦይ ክንሪኢ ኢና ናኣቱ ዘለና ናብቲ ቻነል ስለዚ ላዝም ክዋሃብ ኣለዎ ላዝም ኡኮ አዩ ዋላ ናይ 1000ካርዲ ግበሩሉ
ሰላምኩም ይብዛሕ ደቂ ኤረይ ናይ ፍቅሪ ፍጡራት ፈጣሪ ስደትና የሕጺሩ ኣብ ሕቁፎ ወለድና ይዕቆረና
ክክክክክክክክክ ወዲ ሓወቦይ ጠፍጢፍካ እኮ ወዲእካዮም እሞ ካኣ ሕሉፍ ሓሊፉካስ ንኖሆመይ ጽናሕ ኣንታ ሰባኣይ ክልተ ክክክክክክክክክክ
Ajoka bertie hubi hawey btaemi nifuat ekum kulatkum 👍👍👍👍👍👍
ደስ ብሀልቲ ምቁራተይ የውሂነይ ዝያዳ 😍😍😍😍
ዋውውውው ኣጆኩም ቀጽልዎ ብጣዕሚ ንፉኣት ኢኩም
ኢሳቀይ ላቨረይ መሊስዋ እዩ ከኣ ሃቦ ሚኢቱኡ
kkkkk
ዋው ደስ ባሃሎ ሽኮሪናታት ደቂ ኢርየ ቅንዕናኩም የቅፃለሉ ኣሕዋተይ
Merci haweboy slmat1000
Wedi hawebey aslii 👍❤️👌
Wala kolo n wedi haboy shikorrrrrrrr 1000 habo❤❤💘❤❤💘❤💘💘
ኣንታይ እስኪ እዚ መደብ ብጣዕሚ መስሓቅን ኣዛናግዕን ኢዩ ደስ ከኣ ይብል ። ግን እንታይ ተማሂርካ ምስ ትብሉኒ ( ጥር ኢልካ ዳቢስታ ) ወይ ( መነሰር ) ተረዲኣ ምክንያቱ ኣርቲስቲ ኢና ኢልኩም ብኣፍኩም ብዙሕ እንዳ ተዛረብኩም . እቶም ጥበብ ዝኮኑ መምህር ናይ ጥበብ ( ብጥበብ ) እንምክሓሎ ናይ ሃገርና ሞያውያን ተሓቲትኩም ጥልዕ ምልዕ ክትብሉ ሓፊረልኩም። እስኩም ደኣ ናይ መን ኣብነት ኢኩም ? ንምክንያቱ ትፈልጡ ዶ ትኮኑ ብኣኩም ጊዘ ንሕልፍ እንበር ከምዘይ ንመሃር ። ናይ 30 part ክንሳ ኣብ ክልተ ደቂቅ ንዘይ ረኣያ ሰብ ይዕሊልካ ትውደኣ እዚ ማለት ከኣ ካብ ትሕስቶኣ ገዲፍኩም ኣብ ጋል መንገዲ ትሓድሩ። ( መዓስ ኢኩም ደኣ ስነጥበባዊያን ኮንኩም ) እዚኣ እባ ሕተትዋ ንነብስኩም ? ክቡር ነፍሴሄር ኣቦና የማነ ባርያ ክቡር ስነጥበባዊ ኢላ ክትሓቶ ምስ ደለያት ኣይትጋገይ ኣነስ ጀማሪ ስነጥበብ ኢየ ኢሉዋ ንሳ ከኣ ሕራይ ኢላ ጀማሪ ስነጥበብ የማነ ባርያ ኢላ ሕቶኣ ቀጺላ። ንስኩም ከኣ ትሕት በሉ ተቀዲሕኩም እንበር እንታይ ዶ ኣፍሪኩም ኢኩም ! እንታይ ክብል ከም ዝደለኩ ተረዲእክሙኒ ትከኑ over ዝኮነ ነገራት ግደፍዎ ብዝኮነ ስራሕኩም ቀጽሉ ኣይትሕመቁ ክትብልጽጉን ክትምዕብሉን ወትሩ ምኒየተይ ኢዩ። ወድሓንኩም
N wedi hawoboy da na dabl gerkum keman habwo n yohin wedi hawoboy zfetu like deki erey 💓💓💓💓💓
ኣታ ወዲ ሓወቦይ ጠፍ እናበልካ ኣቁሲልካያ የዊህን ኣብ ሽሕን ሰማንያን ይእክል ምጥፍጣፍ ግን ኢሳቅ ሽኮር ዓብዪ ሰብ እንቃቁሖ አሕቂፍካ እንበር ወቂዕካ ኣይጭጫሕን ኤራይት ናይ ሎምዓንቲ ሽሕን ሰማንያን እካ ብጣዕሚ ናይ ዓበይቲ. እያ ነይራ ሳሚ ካብደይ. ዝበልዕኒ ኩልና ታሃሪምና ኢና ግን ምናልባች ኣደታትና ዘየለዋ ዶ ይኮን ምስ በለ. ገለ ዓይነት ስሚዒት ተስሚዕኒ ስደትና ኣሕፂሩ ብሰላም ናብ ስድራና የራክበና ሓውኩም ካብ ትግራይ ዓይነይ ስደትኛ ካብ ስዑዲ እፍፍፍፍ ስደት ዓይኑ ይፍሰስ
Mukurat kulom abzya zelew zfetwom tewasati
ሜሮን ሽኮር we love you
Betami bezihkum 500 entay tegeber dika neska kabey kemxelkum eti hezbi bal neska kelkum xegem hezbka tahbe
Eisakey shkorrr kemey dy zfetweka nehomey neisak habley weray sle zlewo demo witaye mar hanibaly ftew ftewtew 🇪🇹❤🇪🇷
Aseyyyyy ሰሓቅኩም የብዘሓዮ ሙቁራተይ
ከመይ ዲኩም ፍቅርታት
Wedi hawoboy shekor God bless you
Melisewa eyu weds haweoy ❤️❤️❤️
Melisewa eyu wedi haweboy
Teamxwo Alekum gedofu bey widey hawebey biyEssak Atemxuna
Wdi haweboy jgna ktrfuka delom bhayli kqdumuka emo yelen belom ..,ab baxi zelo hxa quxru knday you mbal terifwom ko don’t worry 😉 $1000 dlr ksdlka ye baley qasen ...,nkul kemza nay tidi girka xexga athza tray ab gonka alku lol....,
Merhabe dake Eritrea 1000
ኣንታ ዚ ወዲ ሓዎቦሲ ወላ ኣብቲ ሪል ሂወቱ ባ ሓደ ዩ ምስቲ ኣብ ፊልም ዝሰርሖ😂😂 ንየውሂን ክኣ ጠፍጢፍካ ኮ ወዲእካያ፡ ኣብ ከምዚታት ሲ ባ ቁሩብ ኣእርፎ ቲ ኢዳ🤣 ታ ናይ ሓምሳ ካርድ ክኣ ሃቦ ኢኻ ክንድቲ ዘስሕቐና ኳ ዘይትኸውን። ሰላምኩም ይብዛሕ ካብ ነርወይ🇪🇷🙏
Merhaba yehwat wedi haboboy kalie eu zgbeo hanti gn kiblekum zdeli hutotatkum hafeshawi gberwo asmera amera tray aytibelu kuluna deki Erey eina niketatelekum thanks
We need interview with isak? ኢንተርቪኤው ዘድሊ like gebru
Nahomey shkorr ❤️🙏Ere wedi haweboy aydengoyen wa beal hanis denguyom endyom aytamxwo ewe habwo ygbo eyu slmatAta anes bahlna wey ertra bzuh ayfeltan eye Gn des kbleka eba meat eyu thanks nahomeyHakika nsas sne tbeb dea mara hasiru
መሊስዋ እዩ ወዲ ሓውበይ 100 kardi habwo
Mejemreta kubur selametay yebexehaku bemeqexa ka ab serahkum awet ab gezokum asaleto yemeneyelekum. Dehru ka eza elela si nay asemera teray gerekuma dehan dikum
ወዲ ሓወቦይ ሽኮር እዉይ ንስኻስ ክንድሽሕ እኳ ኢኻ ንበረለይ !!ትንፋስ መሊስካሉ ስነ ጥበብ ሃገርና ።
Tsebuq medeb Bziyada kamta nay beal Beal hawaboy interview inte gerkum tsebuq Eu.Interview was gun❤❤🌹🌹🌺🌺💐💐🙏🙏🙏🙏I
መሊስዋ እዩ
SHIKORINATAT DEKi EREY🇪🇷😍
ንወዲ ሐውቦይ ዓሚጽኩም 3 ተድሮስ ኮንኩምሉ ወዲ ሐዉቦይ 1080 ላይክ ንአኻ ካርዶም ይትረፍካ ን ወይነይ ወይ ምቀልኒ ወይ ናብታ ናይ ዓደይ ሕጺይተይ ክኸይድ እየ በላ ክክክክክክክክክ
Wwww deki adey marey kef alekum wedi hawbey shkor 😘😘😘😘😘👍👍👍👍
እሳቅ 100 ካርድ ክወስድ ኣለዎ
Nwedi hawobey shilmat yigibio yu edmen tienan yhabkum shekakur ftret rhus hadsh amet ygberelna
ወዲ ሓወቦይ ❤❤❤❤❤❤
Wedi hawoboy. ❤️❤️❤️❤️. Muqury
ወዲ ሓወበይ ሽኮር ናዓካ ክርኢ ኣትየ ናብዛ ቻናል
ብጣዕሚ ኣዘናጋዒት ተኸታታሊት ፊልምያ ወድሓወቦይ ተውህቦ ዘለዎ ሰብዩ።ኣብታ ካብ ኣስመራ ዘውጽኣ ብሎከታት 4 ክኾና ከለዋ ናይ ደቀምሓረን ናይ መንደፈራን ብሎኮ ጎዳይፍ ሓንቲያ 2ናይ ከረን 3ናይ ባጽዕ ቀደም ከም 4ይቲ ትጥቀስ ዝነበረት ብሎኮ ዓዲሰግዶ እያ ስለዚ ሓታቲ ስለዝተጋገየ መቕጻዕቲ 100 ንወዲ ሓወቦይ ክወሃብ ኣለዎ።ክክክ።
Kab asmera gele tblu nmulu Ertrea zwikil hito deythatu
Ane btaemi eye zekbrekum. Geter aytbelu OK besilkum srhu malet ketema Geter aybln eyu mebzahtiom. Kab Geter hagerba eyom mhrat...so please don't worry about the best of eritran
ንወዲ ሓወቦይ ኣበርቲዕኩሙሉ ሕቶታት።
Btami xbuk
ዋእ ሑቢ ን ወዲ ሓዎቦይ ሕቶ ኣበርቲዕካሉ
Waw kaf zalkem xebkat edman tena yehabkem fatari ♥️♥️♥️♥️
ኣይታኣምጽዎ መሊስዋ ኢዩ ሃብዎ ካርዲ
Ezi hawey tiemixo aleka isako melisuwo eu kulu❤️❤️❤️
ወዲ ሓወቦይ ኣንበሳ ሃብዎ
Kef alekum deqi Erey halalat Edmen tienan yhabkum fetari
Aytamxu wo newedi hewbey
ወዲ ሓዎቦይ ሽልማት ኖቬል ትምልከቶ እያ ንዶግተር ኣቢ ኣይኮነትን ትምልከት ወዲ ሓዎቦይ ኣብኡ ዘይምስላፎም ከኣ ሓሪቀ እንድየ ዘልኩ፡ ሕቢ ንወዲ ሓዎቦ ናይ 100$ ሽልማት ሃቦሞ ብሽመይ መዝግባ ክሰደልካ እየ
ወድ.ሓወቦይ ዓይኒ ፀላእካ ይደፈን ዓብይን እንጀሪ ን ዓድመን ያሃብካ ፈጣሪ ተፈታዉ ካፍት ሕቱኡ ጨወቱኡ 200 ይጉባኦ እዩ
መልስዋ ኢዩ ኣይትዓምጽዎ ንወዲ ሓወቦይ
ብጣዕሚ ደስ ትብሉ ግን ቀፃሊ ይኩን
መሊስዋ እዩ ወዲ ሓወበይ መስሓቅ
Esakey shkorr love you wedi eri tsada
Ywsed wedi hawaboy 😂😂😂😂❤️❤️
Ysed nwedi hubi dea bzey gele habwo👍👍👍
ሰሃቕ ሞይተተተ ክክክክክ በጃኹም ክረክበኩም ን ኣዲስ መጺኤ ኣለኹ ደቂ ኤሪሪሪ
Asenay mexaki rominzo
ዋውውውውው ደቂ ኤሬ ሽኮር ፅቡቅ መደብ እዩ ቀፅልዎ ንዎዲ ሓዎቦይ ካኣ ሚኢቱ ሃብዎ
ክክክክክክክክክክክክክ 4 ሚልዮን ስመዮም ክክክክክ በዓል በርሀ በዓል ዓንዳይ በሎም ወዲ ሓወበይ ሽኮር Like
ወድሓወቦይ በል ክትድረር
ንየውሂነይን ወዲ ሓወቦይ ዝዝፈቱ like ኣግርጭው ደቂ ኢረይ
Kehab alowo wedi haboby
Welday@@weldayhaile1400
ya deki eri fkri efetwekum eye
❤❤❤❤❤
Wedi hawboy shelmat nay 2019 keswsed alewo. The best actor wedi hawboy like
☝️☝️
Ata ez esake das kebelak
Habo nwedi haweboy
Megergeri kes bel
Wedi hawebey
100%
ንወዲሓውቦይ ኢሳቆ ድፈቱ ላይክ ሃብዎ well come
ኣየ ኢሳቅ ሽኮር ኣብ ዝከድካዮ መዘንግዕ
ዋ መሊስዋ እዩ ወዲ ሓወቦይ ጂግና
Meliswa ayu
ንወዲ ሓወበይ ካርዲ ክወሃብ ኣለዎ
Nwedhday hdwo
ደለልታ እና ስውር ስፊት ኣምፁእልና ትብሉ ላይክ
Bheki des tblu kulukum ajeku bertau
ደስ ትብሉ ደቂ ኤረይይይይ ዕድመን ጥዕናን
የሃበኩም
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ፈጣሬ አሕዋተይ😘😘😘😘😘😘🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍🇻🇳🇻🇳🇻🇳
ንወዲ ሓውቦይ (ኢሳቆ) ኣይትዓምጽዎ መሊስዋ እዩ ፡ንበዓል ሃኒ ግዜ ኣይረኣካሎምን ንኢሳቆ ጥራይ ግዜ ትብሎ ፡
ኢሳቆ ክኣ ኣብ ከምዚ ቡዙሕ ኣይትምጻእ መታን ብሃንቀውታ ክንጽበየካ፡ተፈታውነትካ ክኣ ከይሃስስ መታን ።
ሰላም ሰላም ua-cam.com/video/RYNgEU60vK8/v-deo.html my new channel pls 🙏❤️❤️
ወዲ ሓወበይ ክወሃቦ አለዎ አይትዓምፁዎ
ደቂ ኢረይ ሽኮራት አይትስአኑ ሰላም ሰላምኩም ይብዛሕ ንኢሳቅ ክዓ አይትዓምፅዎ እቲ ሕቶ ተመሊሱ እዩ 💝💝💝🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇪🇷🇪🇷
እቶም ዝፈትዎም ተዋሳእቲ ❤❤❤
እዛ ናይ ወዲሓወበይ ማህረምቲ ከማን ኣነ ፈቲወያ
አዋይ ወዲ ሓዎቦይ ናይ ብሓቂ ቀሺሾምካ ፡ ሓቢ ገለ ግበር 💗 Love u all deki Eri
ያ ኣነስ ኢሳቅ ማራ ኬፋ ዝበኒ ካራክተር
*Asey xbukatey shak ygberelkum hiwetkum ane keani tm ele yshk aleku msakum deki eri natey* ❤🤩
እዝማሪኖታ ማራ እኩም ደስ ትብሉ ትግብርዎ ዘለኩም ንስነ ጽበብ ሃገርና ክኣ ቀጽልዎ🇪🇷❤❤❤❤❤
ንወዲ ሓወቦይ ሽኮር ኣይትዓምጾ
እስከ ኣነ ኤርትራዊ እምበር ኣውራጃው ኣይኮንኩን"ትብል #like
Any alku 🌹
Ab kale tetqmelu ezi qalat ertrawei trah bel
🇪🇷 +🐫 +🌟+= eritreawi
Eritreawit eritreawit eritreawit
Eten awraja ke ab Eritrea do aykonan zelewa
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
ንኢሳቆ ኣይተዓምጾ መልሲዋ ኢዩ
ሃብዎ ንወዲ ሓወበይ ማዓረይ
😆😆😆😆kiwesd alewo kedamay u kiwesd alewo etblu abzia like giberu Wedi haweboy yaki Agudo nerato......😂😂
All of them are great, but w
Wedi hawboy is the best, God bless you all 💘💞💗💓
ደቂ ኤረይ ሽኮር ኬፍ ዘለኩም። ሰላምኩም ይብዛሕ ሓራይፍ መሐጎሳት። G B U! !!"""
Wedi hawebey shekor Ademen tanan yehabeka fetari Ajoka Niccc job
ፁሩያት ደስ ክትብሉ ወዲ ሓወቦይ ከአ መሊስዋ እዩ
ሰለስቲኦም ብጣዕሚ ካብዝፈትዎም ተዋሳእቲ❤❤❤ደቂ ኢረ
ኢሳቅ ሽኮር ክፈትዎ 😍😍
Yewsad wediy hawboiy soker
nwedhaboy shelmo ziarkey
ወድሓወቦይ ena winit sheko mara eye zufetiwekum
Wedi habiy kef zelwo menisey best actor 2019 😍😘😘
Kesluwu zom ahwatey btsaemi des tubulu asey ❤🥰🥰😘
Deki eriyyy 🇪🇷🤩🤩🤩nezelalem sehaku 🤩🤩🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🏅
አሰይ ሙቅራት ስሓቅኩም ብዝሕ ትርፍ ይበል ስሓቅኩም አይፈለየና
ዋላ ኩሉ ንወዲ ሐወበይ ሀቦ
ብጣአሚ ደስ ዘብል
ናሆም ንኢሳቅ ሕቶ ኣበርቲዕካሉ ባእእ መሊስዎ አዩ ኣይትሸፍጥዎ 1000 ካርዲ ሃብዎ ዊንታ and ሃኒባል 3ተ ክፈትወኩም ማዓት እየ ♥♥♥ኢሳቅ ሽኮር
Ata wedi haweboy yikedihi alo,,,so nice dimixi shikorina ,,gele aynet medeb
ወዲ ሓወቦይ ሃብዎ መሊስዋ አዩ ደሓር ከኣ ሓሳብ ኣለዎ ውራይ ገደፉ አዩ ምጺኡ
Kkkkkkk
Wedi haboy zey wsde da men kwesd nwedi haboy ile alko1000❤❤❤❤❤❤❤
ክክኪክኪከምዚ ከማይ ሰሓቅ ዝሞተ ላይክ ግበር ነኣይን ንወዲ ሓቦይን፨
Nay bahaki ezi wedi kednek zegbeo mesney iyu bahli nay Eritrea kemzi geru kekrebo enkelo like
ንወዲ ሓወቦይ ክንሪኢ ኢና ናኣቱ ዘለና ናብቲ ቻነል ስለዚ ላዝም ክዋሃብ ኣለዎ ላዝም ኡኮ አዩ ዋላ ናይ 1000ካርዲ ግበሩሉ
ሰላምኩም ይብዛሕ ደቂ ኤረይ ናይ ፍቅሪ ፍጡራት ፈጣሪ ስደትና የሕጺሩ ኣብ ሕቁፎ ወለድና ይዕቆረና
ክክክክክክክክክ ወዲ ሓወቦይ ጠፍጢፍካ እኮ ወዲእካዮም እሞ ካኣ ሕሉፍ ሓሊፉካስ ንኖሆመይ ጽናሕ ኣንታ ሰባኣይ ክልተ ክክክክክክክክክክ
Ajoka bertie hubi hawey btaemi nifuat ekum kulatkum 👍👍👍👍👍👍
ደስ ብሀልቲ ምቁራተይ የውሂነይ ዝያዳ 😍😍😍😍
ዋውውውው ኣጆኩም ቀጽልዎ ብጣዕሚ ንፉኣት ኢኩም
ኢሳቀይ ላቨረይ መሊስዋ እዩ ከኣ ሃቦ ሚኢቱኡ
kkkkk
ዋው ደስ ባሃሎ ሽኮሪናታት ደቂ ኢርየ ቅንዕናኩም የቅፃለሉ ኣሕዋተይ
Merci haweboy slmat1000
Wedi hawebey aslii 👍❤️👌
Wala kolo n wedi haboy shikorrrrrrrr 1000 habo❤❤💘❤❤💘❤💘💘
ኣንታይ እስኪ እዚ መደብ ብጣዕሚ መስሓቅን ኣዛናግዕን ኢዩ ደስ ከኣ ይብል ።
ግን እንታይ ተማሂርካ ምስ ትብሉኒ ( ጥር ኢልካ ዳቢስታ ) ወይ ( መነሰር ) ተረዲኣ ምክንያቱ ኣርቲስቲ ኢና ኢልኩም ብኣፍኩም ብዙሕ እንዳ ተዛረብኩም . እቶም ጥበብ ዝኮኑ መምህር ናይ ጥበብ ( ብጥበብ ) እንምክሓሎ ናይ ሃገርና ሞያውያን ተሓቲትኩም ጥልዕ ምልዕ ክትብሉ
ሓፊረልኩም። እስኩም ደኣ ናይ መን ኣብነት ኢኩም ? ንምክንያቱ ትፈልጡ ዶ ትኮኑ ብኣኩም ጊዘ ንሕልፍ እንበር ከምዘይ ንመሃር ።
ናይ 30 part ክንሳ ኣብ ክልተ ደቂቅ ንዘይ ረኣያ ሰብ ይዕሊልካ ትውደኣ
እዚ ማለት ከኣ ካብ ትሕስቶኣ ገዲፍኩም ኣብ ጋል መንገዲ ትሓድሩ።
( መዓስ ኢኩም ደኣ ስነጥበባዊያን ኮንኩም ) እዚኣ እባ ሕተትዋ ንነብስኩም ?
ክቡር ነፍሴሄር ኣቦና የማነ ባርያ ክቡር ስነጥበባዊ ኢላ ክትሓቶ ምስ ደለያት ኣይትጋገይ ኣነስ ጀማሪ ስነጥበብ ኢየ ኢሉዋ ንሳ ከኣ ሕራይ ኢላ ጀማሪ ስነጥበብ የማነ ባርያ ኢላ ሕቶኣ ቀጺላ።
ንስኩም ከኣ ትሕት በሉ ተቀዲሕኩም እንበር እንታይ ዶ ኣፍሪኩም ኢኩም !
እንታይ ክብል ከም ዝደለኩ ተረዲእክሙኒ ትከኑ over ዝኮነ ነገራት ግደፍዎ
ብዝኮነ ስራሕኩም ቀጽሉ ኣይትሕመቁ
ክትብልጽጉን ክትምዕብሉን ወትሩ ምኒየተይ ኢዩ። ወድሓንኩም
N wedi hawoboy da na dabl gerkum keman habwo n yohin wedi hawoboy zfetu like deki erey 💓💓💓💓💓
ኣታ ወዲ ሓወቦይ ጠፍ እናበልካ ኣቁሲልካያ የዊህን ኣብ ሽሕን ሰማንያን ይእክል ምጥፍጣፍ ግን ኢሳቅ ሽኮር ዓብዪ ሰብ እንቃቁሖ አሕቂፍካ እንበር ወቂዕካ ኣይጭጫሕን ኤራይት ናይ ሎምዓንቲ ሽሕን ሰማንያን እካ ብጣዕሚ ናይ ዓበይቲ. እያ ነይራ ሳሚ ካብደይ. ዝበልዕኒ ኩልና ታሃሪምና ኢና ግን ምናልባች ኣደታትና ዘየለዋ ዶ ይኮን ምስ በለ. ገለ ዓይነት ስሚዒት ተስሚዕኒ ስደትና ኣሕፂሩ ብሰላም ናብ ስድራና የራክበና ሓውኩም ካብ ትግራይ ዓይነይ ስደትኛ ካብ ስዑዲ እፍፍፍፍ ስደት ዓይኑ ይፍሰስ
Mukurat kulom abzya zelew zfetwom tewasati
ሜሮን ሽኮር we love you
Betami bezihkum 500 entay tegeber dika neska kabey kemxelkum eti hezbi bal neska kelkum xegem hezbka tahbe
Eisakey shkorrr kemey dy zfetweka nehomey neisak habley weray sle zlewo demo witaye mar hanibaly ftew ftewtew 🇪🇹❤🇪🇷
Aseyyyyy ሰሓቅኩም የብዘሓዮ ሙቁራተይ
ከመይ ዲኩም ፍቅርታት
Wedi hawoboy shekor God bless you
Melisewa eyu weds haweoy ❤️❤️❤️
Melisewa eyu wedi haweboy
Teamxwo Alekum gedofu bey widey hawebey biyEssak Atemxuna
Wdi haweboy jgna ktrfuka delom bhayli kqdumuka emo yelen belom ..,ab baxi zelo hxa quxru knday you mbal terifwom ko don’t worry 😉 $1000 dlr ksdlka ye baley qasen ...,nkul kemza nay tidi girka xexga athza tray ab gonka alku lol....,
Merhabe dake Eritrea 1000
ኣንታ ዚ ወዲ ሓዎቦሲ ወላ ኣብቲ ሪል ሂወቱ ባ ሓደ ዩ ምስቲ ኣብ ፊልም ዝሰርሖ😂😂 ንየውሂን ክኣ ጠፍጢፍካ ኮ ወዲእካያ፡ ኣብ ከምዚታት ሲ ባ ቁሩብ ኣእርፎ ቲ ኢዳ🤣 ታ ናይ ሓምሳ ካርድ ክኣ ሃቦ ኢኻ ክንድቲ ዘስሕቐና ኳ ዘይትኸውን። ሰላምኩም ይብዛሕ ካብ ነርወይ🇪🇷🙏
Merhaba yehwat wedi haboboy kalie eu zgbeo hanti gn kiblekum zdeli hutotatkum hafeshawi gberwo asmera amera tray aytibelu kuluna deki Erey eina niketatelekum thanks
We need interview with isak? ኢንተርቪኤው ዘድሊ like gebru
Nahomey shkorr ❤️🙏
Ere wedi haweboy aydengoyen wa beal hanis denguyom endyom aytamxwo ewe habwo ygbo eyu slmat
Ata anes bahlna wey ertra bzuh ayfeltan eye Gn des kbleka eba meat eyu thanks nahomey
Hakika nsas sne tbeb dea mara hasiru
መሊስዋ እዩ ወዲ ሓውበይ 100 kardi habwo
Mejemreta kubur selametay yebexehaku bemeqexa ka ab serahkum awet ab gezokum asaleto yemeneyelekum. Dehru ka eza elela si nay asemera teray gerekuma dehan dikum
ወዲ ሓወቦይ ሽኮር እዉይ ንስኻስ ክንድሽሕ እኳ ኢኻ ንበረለይ !!
ትንፋስ መሊስካሉ ስነ ጥበብ ሃገርና ።
Tsebuq medeb Bziyada kamta nay beal Beal hawaboy interview inte gerkum tsebuq Eu.
Interview was gun❤❤🌹🌹🌺🌺💐💐🙏🙏🙏🙏
I
መሊስዋ እዩ
SHIKORINATAT DEKi EREY🇪🇷😍
ንወዲ ሐውቦይ ዓሚጽኩም 3 ተድሮስ ኮንኩምሉ ወዲ ሐዉቦይ 1080 ላይክ ንአኻ ካርዶም ይትረፍካ ን ወይነይ ወይ ምቀልኒ ወይ ናብታ ናይ ዓደይ ሕጺይተይ ክኸይድ እየ በላ ክክክክክክክክክ
Wwww deki adey marey kef alekum wedi hawbey shkor 😘😘😘😘😘👍👍👍👍
እሳቅ 100 ካርድ ክወስድ ኣለዎ
Nwedi hawobey shilmat yigibio yu edmen tienan yhabkum shekakur ftret rhus hadsh amet ygberelna
ወዲ ሓወቦይ ❤❤❤❤❤❤
Wedi hawoboy. ❤️❤️❤️❤️. Muqury
ወዲ ሓወበይ ሽኮር ናዓካ ክርኢ ኣትየ ናብዛ ቻናል
ብጣዕሚ ኣዘናጋዒት ተኸታታሊት ፊልምያ ወድሓወቦይ ተውህቦ ዘለዎ ሰብዩ።ኣብታ ካብ ኣስመራ ዘውጽኣ ብሎከታት 4 ክኾና ከለዋ ናይ ደቀምሓረን ናይ መንደፈራን ብሎኮ ጎዳይፍ ሓንቲያ 2ናይ ከረን 3ናይ ባጽዕ ቀደም ከም 4ይቲ ትጥቀስ ዝነበረት ብሎኮ ዓዲሰግዶ እያ ስለዚ ሓታቲ ስለዝተጋገየ መቕጻዕቲ 100 ንወዲ ሓወቦይ ክወሃብ ኣለዎ።ክክክ።
Kab asmera gele tblu nmulu Ertrea zwikil hito deythatu
Ane btaemi eye zekbrekum. Geter aytbelu OK besilkum srhu malet ketema Geter aybln eyu mebzahtiom. Kab Geter hagerba eyom mhrat...so please don't worry about the best of eritran
ንወዲ ሓወቦይ ኣበርቲዕኩሙሉ ሕቶታት።
Btami xbuk
ዋእ ሑቢ ን ወዲ ሓዎቦይ ሕቶ ኣበርቲዕካሉ
Waw kaf zalkem xebkat edman tena yehabkem fatari ♥️♥️♥️♥️
ኣይታኣምጽዎ መሊስዋ ኢዩ ሃብዎ ካርዲ
Ezi hawey tiemixo aleka isako melisuwo eu kulu❤️❤️❤️
ወዲ ሓወቦይ ኣንበሳ ሃብዎ
Kef alekum deqi Erey halalat Edmen tienan yhabkum fetari
Aytamxu wo newedi hewbey
ወዲ ሓዎቦይ ሽልማት ኖቬል ትምልከቶ እያ ንዶግተር ኣቢ ኣይኮነትን ትምልከት ወዲ ሓዎቦይ ኣብኡ ዘይምስላፎም ከኣ ሓሪቀ እንድየ ዘልኩ፡
ሕቢ ንወዲ ሓዎቦ ናይ 100$ ሽልማት ሃቦሞ ብሽመይ መዝግባ ክሰደልካ እየ