መዝሙር

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 26 гру 2024

КОМЕНТАРІ •

  • @ንዑንዑንዑ
    @ንዑንዑንዑ 5 років тому +33

    *ኣብነታት ናይ ሂወትና ቅዱሳን የማልዱልና 2*
    ክርስቶስ መሲሎም ------------- *የማልዱልና*
    መስቀሎም ዝጸሩ
    ብስጋ ዓሪፎም
    ኣብ ገነት ኸበሩ
    ኣእዛን እግዝኣብሄር
    ናብ ቅዱሳን ይብሉ
    የማልዱልና 'ዮም
    መሓር እንዳበሉ
    *ናይ ተዋህዶ ፀሓይ ግርማ ንሱዩ ኣባ ሰላማ 2*
    ሊቀ ጳጳስ እዩ ----------------------- *ኣባ ሰላማ*
    ዝጀመረ ክህነት
    ኣእድዉ እንትዝርግሕ
    ፀሓይ ጠጠው በለት
    ብርሃን ወንጌል ሒዙ
    ሰላም ዝሰበኸ
    ነገስታት ኣጥሚቑ
    ስይጣን ዝምበርከኸ
    *በዓል ዜማ ኣኽሱማዊ ያሬድ ማህሌታዊ 2*
    ማይ ዜማ ቀዲሑ ----------------- *ማህሌታዊ*
    ካብቶም መላእክቲ
    ብሉይ ሓዱሽ ኪዳን
    ተርጊሙ ዘስቲ
    በቲ ጡዕም ዜማ
    ልቢ ሰብ ወሰደ
    ብጾም ጾሎት ጌሩ
    ተሰዊሩ ኸደ
    *ኮኾብ ልዳ ጊወርግስ ምስክር ናይ ኩርስቶስ 2*
    ብሓይሊ ጾሎቱ -------------- *ቅዱስ ጊወርግስ*
    ዘፍርስ ጣኦታት
    ቀታሊ ድራጎን
    ቤዛ ቤሩታዊት
    ሞይቱ እንዳ ተላዕለ
    ንሸውዓተ ዓመት
    ሊቀ ሰማእታት
    ወሪስዋ ገነት
    *ፅኑዕ እዩ ብጾሎት ግብጻዊ ገብረሂወት 2*
    ገና ምስ ተወልደ ------------------ *ገብረ ሂወት*
    ዝብል ስሉስ ቅዱስ
    ዝቋላ ገዳሙ
    ገብረ መንፈስ ቅዱስ
    ኣናብስ ኣናብር
    ቲ ዝእዘዝሉ
    ኣሰሩ ልሒሶም
    ኣእጋሩ ይክተሉ
    *ተክለሃይማኖት ሃዋርያ መምህራ ንኢትዮጵያ 2*
    ተክለ ኣብ ለክለ ወልድ-------------- *ተክለሃይማኖት*
    ተክለ መንፈስ ቅዱስ
    ወንጌል ሒዙ መጸ
    ካብ ደብረ ሊባኖስ
    ምስቶም መላእኽቲ
    ምስ ስራፉኤል ኮይኑ
    መንበር ናይ ስላሴ
    ይቕድስ ዓጢኑ
    *ናይ ዋልድባ ሞጎስ ጽላል ንሱዩ ኣባ ስሙኤል 2*
    ዕጣን ንክህነቱ------------------- *ኣባ ሳሙኤል*
    ዕንቂ ንንግስና
    ካብ ድንግል ረኸበ
    ህያው ቃል ኪዳና
    ዓዲ ብጾሎቱ
    ጸጋ ተላቢሳ
    ዘይሩ እንዳስተምሃረ
    ኮይኑ ልዕሊ ኣምበሳ
    *ዝመነና ነዛ ዓለም ንሱ ዩ ማህጸንተ ማርያም 2*
    ነብዩ ወመለኮት --------------- *ማህጸንተ ማርያም*
    ብርሃን ዝለበሰ
    ክሳዱ እንትስየፍ
    ማይ መዓር ፈሰሰ
    ገረብ ግባ ይርከብ
    ዝፈሰሰ ደሙ
    ጸበል መቓብሩ
    ፈውሲ ዝሓመሙ
    *ካብ ቅዱሳን ልዑል ክብራ ቅድስቲ ክርስቶስ ሰምራ* 2
    ልባ ርህሩህ እዩ --------------------- *ክርስቶስ ሰምራ*
    ከይኹነኑ ሰባት
    ሰይጣም መሓረልይ
    ኢላ ኣማለደት
    ነዓልም ንዒቓ
    ኮንቱ እዩ ሓላፊ
    ሸሊምዋ ጎይታ
    ብሽዱሽተ ክንፊ
    *ኣማላዲት ሰማእት እያ ኣርሴማ ዘኣርማንያ 2*
    ኣጥቧታ እንትቑረጽ----------- *ቅድስት ኣርሴማ*
    ኣዒንታ ኖቒሩ
    ካብ ፍቕሪ ክርስቶስ
    ዝፈልያ መን ኔሩ
    ሃፍቲ ይኹን ስልጣን
    መዓስ የታልላ
    ፍቕራ ዝሓደሮ
    ኣርሴማዋይ ይብላ
    *ኣብነታት ናይ ሂወትና ቅዱሳን የማልዱልና 2*
    *በረኸት ናይ ኣዴና ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ወላዲት ኣምላክ በረኸት ረዲኤት ናይ ኩሎም ቅዱሳን ሰማእታት ሃዋርያት የኽፍለና ኣሜን*
    *ስብሃት ለእግዚአብሔር ልዑል*
    *ወለወላዲቱ ድንግል*
    *ወለመስቀሉ ክቡር*
    *ኣሜን*

    • @nwnjwwnwnjwwjnw8550
      @nwnjwwnwnjwwjnw8550 4 роки тому +3

      ፀጉኡ የብዘሐልኻ ዝያዳይ እዋይ ክንደይ ይጥዕምዩ ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና።

    • @MiliGery
      @MiliGery Рік тому +1

      🎉🎉

    • @hiwetgrimy7857
      @hiwetgrimy7857 3 місяці тому

      Amen Amen Amennn

  • @ገነትጓልድንግልማርያ-ደ6ኀ

    ተጋሩ ስብከት ኣይትሰምዑን መዝሙር ኣይትሰምዑን ኣብ ሙዚቃ ግን 1000ላይክ 1000 ኮሜንት ካብኡ ንላዓሊ ትህቡ የሕዝን ካብ ናይ ፀጋም መንገዲ ኣውፅኡ ናብ የማን ይምርሓና ልዑል እግዝኣብሄር ኣሜንንን

    • @ናይማርያምባርያእየናይኣም
      @ናይማርያምባርያእየናይኣም 5 років тому +13

      አሜን አሜን አሜን!
      ብሓቂ የሕዝን እቲ ዝበዝሕ ኣብ ሃይማኖቱ ዝፀንዐ ትግራውይ እዩ ሕገ እግዚአብሔር ዝከታተል ግን......

    • @ገነትጓልድንግልማርያ-ደ6ኀ
      @ገነትጓልድንግልማርያ-ደ6ኀ 5 років тому +18

      @@ናይማርያምባርያእየናይኣም ሎሚ ሎምስ ሓፍርለኽኩካ ዝያዳይ ኣብ ፌስቡክ ኣዳሜ ኣፉ መሊኡ ስብከት ብትግርኛ የለን መዝሙር ብትግርኛ የለን ይብሉ ነተን ኣብ ዩቱብ ዘለዋ ብውሕደን ግን ሰማዒ የብለንን እግዚአብሔር ብምሕረቱ ይጠምተና

    • @ናይማርያምባርያእየናይኣም
      @ናይማርያምባርያእየናይኣም 5 років тому +7

      @@ገነትጓልድንግልማርያ-ደ6ኀ አሜን አሜን አሜን ዝያዳይ ብሓቂ ድክመትና ልብካ የድክም ኮይኑ፡ኣሎ ኣብ ሃይማኖት እቲ ቅድሚት ዝነበረ ናይ መወዳእታ ድሕሪት ተሰሪዑ

    • @ይትባረክኣምላከኣበዊነኣሜ
      @ይትባረክኣምላከኣበዊነኣሜ 5 років тому +4

      ገነት ጋል ኣርቶዶክስ ተዋህዶ ገነት ጋል ኣርቶዶክስ ተዋህዶ
      ኣሜን ኣሜን ኣሜን

    • @ይትባረክኣምላከኣበዊነኣሜ
      @ይትባረክኣምላከኣበዊነኣሜ 5 років тому +4

      ገነት ጋል ኣርቶዶክስ ተዋህዶ ገነት ጋል ኣርቶዶክስ ተዋህዶ
      ዝያዳይ ካብቶም ፡ክምኡ ዝብሉ ኣነ ኣለኩልኪ ልክዕ ኣለኺ fb ዶ ትብልኒ ወረኡ ክበዝሕ ፡

  • @sibhatmedia
    @sibhatmedia 5 років тому +37

    ቃለ ሕይወት የስመዐልና ኣሕዋትና/
    ሓደሽቲ ናይ ትግርኛን ግዕዝን መዝሙራት ንምድማፅ SUBSCRIBE ብምግባር ቤተሰብ ኹኑታ።

  • @NaTe-ep6be
    @NaTe-ep6be 5 років тому +20

    ወለላይ ንቅዱስ ሚካኤል ንቅዱስ ገብሪኤል ንቅዱስ ዑራኤል ንቅዱስ ሩፋኤል ንቅዱስ ፋኑኤል ንቅዱስ ሳቁኤል ንቅዱስ ራጉኤል ንቅዱስ ኣፍኒን እና ንኹሎም ቅዱሳናት ቅዱሳን መላእኽት ዘምሪ ዘምሩ ዘሚርኩም ኣቅርቡልና ብትግርኛ እና ብግዕዝ ሓደራኹም!!!! ፈጣሪ ይባርኩም ማዓራተይ!

    • @musearayagaltigray8682
      @musearayagaltigray8682 Рік тому +1

      አሎኮ መላእክት እዮም ዘገልግሉ ክብር ንዓኻ እናበሉ ብዲያቆን ክብሮም መሓሪ ትዘመረት

  • @abcdefghhjklmnopabcdefghjk1255
    @abcdefghhjklmnopabcdefghjk1255 5 років тому +36

    ዝማሬ መልአክት ያሰማልን የመንግስቱ ወራሽ ያድርገን ድንግል ማርያም ተናገረች እኔ ነኝ እናቱ አለች ገብርኤልም ተናገረ እኔ ነኝ አብሳሪው አለ

    • @shiferawdagnew5737
      @shiferawdagnew5737 4 роки тому +1

      ኢየሱስ መንገድ ዕውነት ሕይወት እኔ ነኝ አለ

  • @berihugerezghier6451
    @berihugerezghier6451 5 років тому +69

    እልልልልልል እልልልል እልልልልልል ደስ ክብል ሓፍትና ዕደመና ጥዕና ይሃብኩም በጃኩም ቀጽልሉ ዓድና ትግራይ ዓዲ ሃይሞኖት እናሃለወት ኩሉ ናብ ምድራፍ ይጎዩ ኣልው ደርፊ ብእግዚኣብሔር ዝተወገዘ እዩ

  • @ሃለቃሃፍቶምወዲስሑል
    @ሃለቃሃፍቶምወዲስሑል 6 місяців тому +2

    ዝሜሬ መላእክት የስመዐልና ክቡራት ኣሕዋትና ናይ ክርስቶስ ወታደራት ኢኹም በሓቂ ኣብ ቤቱ የንብሩኩም ልዑል ኣምላክና እግዚአብሔር ❤❤❤

  • @CvhHbvxdh
    @CvhHbvxdh 3 місяці тому +1

    ቃል ሂወት የስምዓልና ፀግኡ የብዝሓልና እግዛቢሀር ኣምላክ🙏🙏🙏👏👏👏

  • @dbvctjocfjh9608
    @dbvctjocfjh9608 5 років тому +21

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና

  • @cugkgjoo9232
    @cugkgjoo9232 5 років тому +63

    ስታምሩ ቖንቓ በልችልም የቅዱሳን ስም ስጣራ ልቤን ደስ ይሎዋል ታበራኩ የቅዱሳን ምልጀ አይለያን ለዝመሬ ቃለህይውት ያሰመልን።

    • @ጽዮንአክሱም
      @ጽዮንአክሱም 3 роки тому +1

      በጣም መንፈስ ቅዱስ ኮ ያሠማናል
      አይዞሽ

  • @merhawitteklu8932
    @merhawitteklu8932 5 років тому +44

    አሰይ እንታይ ኪወፆ ንአሕዋትና ዝማሪ መላእክቲ የስመዐልና ናይ አገልግሎት ዕድሚኦም ይባርክ

  • @titi-wi6fe
    @titi-wi6fe 5 років тому +29

    እልልልልልልልልልልልል ዝማርየ መልእክት የስመዐና ኣምላክ ጸጋኡ የብዘሐልኩም

    • @marcallen1957
      @marcallen1957 3 роки тому

      Dunno if you guys gives a shit but if you are stoned like me atm you can watch all of the new movies on instaflixxer. Been watching with my girlfriend recently xD

    • @emmittmarshall5826
      @emmittmarshall5826 3 роки тому

      @Marc Allen yup, I've been using instaflixxer for since december myself =)

    • @ተመስገንአምላከይ-ቈ2ዘ
      @ተመስገንአምላከይ-ቈ2ዘ 3 роки тому

      እልልልልልልልልልልልልል ዝማሪ መልእክቲ የስመዐል አምላክ ፀጉኦ በረከቱ የብዘሐልኩም አሕዋተይ🙏🙏🙏

    • @غلبعلو
      @غلبعلو Рік тому

      🙏🙏🙏🙏❤❤❤✝️✝️

  • @ይትባረክኣምላከኣበዊነኣሜ

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ ያመዐልና ዕልልልልልልልልልልልልልልልል ዕልልልልልልልልልልልል ፡ዕልልልልልልልልል

  • @ምንገድህንምራኝ
    @ምንገድህንምራኝ 5 років тому +19

    እልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላአክት ያሰማልን ያገልግሎት ዘመን ያርዝምልን

  • @መዓዛፃዲቅ
    @መዓዛፃዲቅ 4 роки тому +9

    ዕልልልልልልልልል አዕፅምቲ ዘለምልም ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፍትዋት በርቱዐልና ወረ ተጋሩ ንዑ አበይ አለኩም።

  • @fyertsweet8235
    @fyertsweet8235 5 років тому +17

    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ኣሜንንን ኣሜንንን ኣሜንንን ብጣዕሚ ደስ ዝብል መዝሙር እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚአብሔር ይባርኩም ቡሩኻተይይ

    • @salammhomed2591
      @salammhomed2591 4 роки тому

      አሜንኣሜንኣሜንኣሜንጣዕሚደስዝብልመዝሙር

  • @የድንግልማርያምልጅነ-ሐ7በ

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክቲ የስማዓልና ብሩኻተይይ እግዚኣቢሔር ጸጉኡ የብዛሓልኩም

  • @ፍረሂወትገብረሃንስጋልትግ

    ዝማሬ መልእክቲ የስመዐልና ፀግኡ የብዝሐልኩ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብትግርኛ ብምዝማርኩም ኣዝየ ትሓጊሰ

  • @መሠረትየወሎልጅእግዚአቢሄ

    እልልልልል በጣዕሚ ደስስ ይላል አሜንንን አሜንንን አሜንን፫

  • @የጌታየእናትእመብርሀን
    @የጌታየእናትእመብርሀን 5 років тому +23

    እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሓልኩም ኣተቌርጽዎ ብቤቱ የጽንዕኩም ብሩኻት የሕዋት እቲ ግጥሚ ምስኡ እንተ ትልእክዎ ንሕናውን መመስገና።

  • @abrahalegebretsadik6285
    @abrahalegebretsadik6285 5 років тому +13

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላኣክቲ የስማልና እግዚኣብሄር ኣምላኽ ናይ ኣጎልጉሎት ዘበንኩም ይባርኸልኩም

  • @ዊንታየኣክሱምልጅዊንታየኣ

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ዝማሬየ

  • @seblasebla3592
    @seblasebla3592 5 років тому +3

    ስወዳችሁ አንድ ኢትዮጵያ በሚለው ጎደራዊት እህታችሁ ነኝ ዝማሪ መላክት ያሰማልን አሜን

  • @aswaaswal6153
    @aswaaswal6153 5 років тому +12

    ዝሜሬ መላእክት የስመዐልና ኣሜን ዕልልልልልልልል

  • @ሜላዊትነኝየተዋህዶልጅትኑ

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዐና የሕዋተይ🌺🕊🌺🕊

  • @feqareyulebayfeqareyulebay9284
    @feqareyulebayfeqareyulebay9284 5 років тому +12

    እልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መልኣክቲ ይስምኣልና ናይ ቁዱሳን ጸሎትን ረዲኤትቶምን ኣይፈለየና

  • @adiamissac896
    @adiamissac896 4 роки тому +5

    ዝማሬ መላእክት የስምዕኹም ብክርስቶስ የሕዋተይ ደስ ዝብል መዝሙር ....ኤርትራዊ ት ሓፍትኹም እዬ ::

  • @kingkingsolomon2477
    @kingkingsolomon2477 4 роки тому +5

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ዝማሬ መላአክት የስመዐልና ክቡራት የሕዋትና ፅግኡ የብዘሐልኩም አጆኩም ብትግርኛና ክንዝምርን ክንውድስን ክንመሃሃርን እግዚአብሔር አምላክ ብሬድኤቱ ይሓግዘና ፅቡቅ ጅማሮ እዩ ምድረ አግአዚት ቀዳማዊት ሰልጣነ ዘአክሱም ምድረ ቅድሳን ትግራይና

  • @ተመስገንአምላኽሆይአምላኽ

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብራት እሕዋትይ ኣሓተይ ፀጉኡ የብዘሐልክም እግዚአብሔር አምላኽ ደስስስስ ዝብል መዝሙር ፅንዓ እዩ ብፆሎት ኣብ ገብሩ መንፈስ ቅዱስ ተክለሃይማኖት ቅድስት ከርስቶስ ሰመራ እልልልልልልልልልል ቅፅልልልል

    • @asterwosen482
      @asterwosen482 5 років тому

      Ellllleeeeeeellllllllleeeeeeelllleeeee kalehiwot yasemal 💒💚💛❤🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏

    • @hanokayleysus6063
      @hanokayleysus6063 5 років тому

      አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላይክ ያሰማልን

  • @selamse4654
    @selamse4654 5 років тому +9

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዕልና

  • @maryamtiwenhaderkakfuekeye9248
    @maryamtiwenhaderkakfuekeye9248 5 років тому +18

    ዎዎዎ እልልልልል ዝማረ መላእክት የስመኤልና ፈጣር
    ቀፅሉሉሉ ደስ ዝብል መዝሙር ካብ አህዋትኩም ኤረነ ተማሓሩ ብትግርኛ ስበኩ ዘምሩ እግዚአብሔር ምሳኩም ይኩን ሓተየ

  • @ያልጠፋነውከእግዚአብሔርም

    እልልል አሜን ዝማሬ መላእክት የስምዐልና 👏👏👏👏💚💛❤

  • @messiabraham759
    @messiabraham759 5 років тому +12

    Amen
    Amen
    Amen
    Elelelelelelele zimare melaktin yasemalin bertu👌👌👌

  • @dyakonkeleme9992
    @dyakonkeleme9992 5 років тому +10

    ቃለ ሂወት የስምዓልና
    ደስ ዘብል መዝሙር ኣዕፅምቲ ዘለምልም መዝሙር እዩ
    ኣጆኹም በርትዑ ንሕና ከኣ ኣብ ጎንኩም ኣለና

    • @salammhomed2591
      @salammhomed2591 4 роки тому

      ኣሜንኣሜንኣሜንኣሜን🙏🙏🙏👏👏👏👐👐👐

  • @mehari2596
    @mehari2596 5 років тому +12

    እሰይ እዞም አሕዋተይ ዝማሬየ መላእክት የስመዕኩም ተስፋ መንግስቲ ሰማያት የውርስኩም

  • @HaniGualFikrHani
    @HaniGualFikrHani 5 років тому +8

    እሜን እሜን እሜን እልልልልልል እልልልልል እልልል ዝማሪ መላእክት ያስመዕልና

  • @ተዋሕዶእምነተይ
    @ተዋሕዶእምነተይ 5 років тому +13

    እልልልልልልል ዝማረ መላእክት ያስመዐልና
    ጸጋኡ የብዘሐልኩም ክቡራት አሕዋትና ቀጽሉሉ

  • @mabrihithadush1130
    @mabrihithadush1130 5 років тому +2

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክትን ያሰማልን እግዚአብሔር ኣምላክ ኣብዝቶ ይባርካችሁ እድሜና ጤና ትሰጣችሁ እመቤታችን

  • @አምላኬሆይያንተእንጂየሰው

    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል👏🌻🌷👏🌹🌷👏🌹🌷🌹እልልልልልልልልልልልል🎤🎤🎤👏🏼👏🏼👏🏼🌿🌹🌿 አሜን አጥንትን ዘልምልም ናይ የዝማሬ መላእኽትን የስመዓልና ፀግኡ ይብዛሓልኩም አቤቱ የፅንዕኹም ኣሕዋት 🌹💐🌹

  • @tekileeritrea2282
    @tekileeritrea2282 5 років тому +5

    እልእልእልእልእልእልእል ዝማሬ መላእኽት የስማዓልና አሕዋትና አምላኽ ጸጉኡ የብዝሐልኩም ።

  • @zenebeshzenebesh2916
    @zenebeshzenebesh2916 5 років тому +8

    ዝማሬ መላእክት ያስመዕልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @emebrhane
    @emebrhane 5 років тому +17

    ኣሜን ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሓልኩም

    • @gebrey2668
      @gebrey2668 9 місяців тому

      ዕደመ የሐብኩም ክብርት

    • @gebrey2668
      @gebrey2668 9 місяців тому

      Thank you brother and sister God bless.

  • @ዝፋንጋልትግራይሰብዓእንደ

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ክብራት እሕዋተይ እግዚኣብሄር ፀግኡ የብዝሐልኩም ብርኻት 🙏🙏🙏

  • @AaA-ss6gg
    @AaA-ss6gg 3 роки тому +5

    ከምዚ ከማይ ዘስተማቀራ ይህሉዶ
    ዝማሬ መላእኽቲ የስምዕና ቀጽልሉ ብሩካት ፀግኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላኽ

  • @tesfiekesete9675
    @tesfiekesete9675 5 років тому +6

    እግዚአብሔር ጸጋኡ የብዝሓልኩም ዝማሬ መላእክት የስምዓልና

  • @frehiwetgebretsadkan9262
    @frehiwetgebretsadkan9262 5 років тому +4

    ዝማረ መላእኽቲ የስመዓልና ዞም ኣሕዋተይ እግዚኣብሄር ፀግኡ የብዘሓልኩም ኣጆኹም በርትዑ ድያቆን ቢንያም. ዘማሪት ቤተልሂም ንኩልኹም ዘማርያን ንፉዓት ኣጆኹም ንፍዑ ብዕሊ

  • @yared1
    @yared1 5 років тому +12

    እሕዋትን አሐትን በርትዑ ድሕሪት ተሪፍና ኢና። ቃለ ህይወት ያስምዕኹም።

  • @abrehetwoldemariam4750
    @abrehetwoldemariam4750 5 років тому +8

    ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና

  • @MaryamAdeGoytay
    @MaryamAdeGoytay 5 років тому +2

    አሜን አሜን አሜን ናይ ብሓቂ ልብካ ዝትንክፍ መዝሙር እዩ አግዚአብሔር ኣምላኽ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዝሓልኩም ፍቱዋተይ የሕዋተይ ናተይ።

  • @zafuzafugrmkaiisthe5464
    @zafuzafugrmkaiisthe5464 3 роки тому +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዐና እግዚአብሔር ፀጉኡ የብዘሐልኩም ኣሕዋተይ እልልልልልልልል 👏👏👏❤️

  • @መቅደስነኝየቅዱሳንወዳጅ

    ደስ የሚል መዝሙር ዘማሬ መላእክትን ያሰማልን ለሁላችሁ

  • @ሁለተጻድቃን
    @ሁለተጻድቃን 5 років тому +6

    አሜን አሜን አሜን
    አሜን አሜን አሜን
    አሜን አሜን አሜን
    ዝማሬ መልእክት ያሰማልን

  • @aggggv7035
    @aggggv7035 Рік тому +1

    እልልልልል ዝማሬ መልእክት የሰመዐልና ክቡራት አሕዋተይ እሰይይይይይ ዞም አሕዋተይ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @fairoozfairooz3607
    @fairoozfairooz3607 3 роки тому +2

    ዝማሬ መላእክት የስመዓለና ናይ አብታትትና በረኸቶምን ፀሎቶምን አባና ፀኒዑ ይንበር አሜን (3)

  • @ተክላይገመድህን
    @ተክላይገመድህን 5 років тому +1

    ዝማሬ መልዓክትን ያሰማልን : ልዑል እግዚእብሄር ለሃገራችን ለኢትዮጵያ ሰላም ፍቅር አንድነትን ይስጠን:: የሚፃረሩ አህዛብን የሚያስተውሉበት ልቦና ያድልልን::አሜን::

  • @የድንግልማርያምልጅነ-ሐ3ፈ

    እልልልልልልልልል👏👏👏👏
    እልልልልልልልልልልል👏👏👏
    ዝማሬ መላእክቲ የስመእልና ፀግኡ የብዘሐልኩም ናይ እገልግሎት ዘመንኩም ይባረክ 🌿🌿

  • @እግዚአብሔርእረኛየነ-ዸ5ቘ

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡራት ኣሕዋተይ እልልልልልልልልልልልልልልልል
    ብሓቂ ደስ ዝብል ስራሕ አብ ቤቱ የንብርኩም

  • @ራሔልጓልገርዓልታ
    @ራሔልጓልገርዓልታ 5 років тому +3

    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ሰሚዐ ኽፀግባ አይከአልኩን እልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡራተይ እግዚአብሔር ፀግኡ አብዚሑ አብዚሑ ይዓድልኩም ካብዚ ንዓቀብ ክተገልግሉ አሜን አሜን አሜን

  • @freweynihanes5171
    @freweynihanes5171 5 років тому +8

    Zmarie melaktie yesmalna fetari

  • @Yonah2
    @Yonah2 5 років тому +2

    Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna nakum dma xega yebzehelkum amlakna

  • @galedertagalederta
    @galedertagalederta 5 років тому +8

    Amen zemare melaketi ysemalina des keble limejmer gize mezemure tigirg kesme ayzekeme katsliliu 🙏🙏🙌🙌🙌👏👏👏👏❤️❤️❤️

  • @ብርቱግርማይ
    @ብርቱግርማይ 2 роки тому +3

    እልልልልልል እልልልልልል እልልልልልል ዝማሪ መላኣክቲ የስመዐና ተባረኩ ኣሕዋተይ ደስ ልብል መዝሙር ቀፅሉሉ🙏❤️❤️❤️

  • @akezahagos1055
    @akezahagos1055 2 роки тому +2

    ዕልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ፀግኡ የብዘሐልኹም አሕዋትና በረከትኹም ይደርበና👏👏👏

  • @ወንድምደጀን
    @ወንድምደጀን 5 років тому +1

    ዝማሬ መላእክት ያሰማልን የአገልግሎት ዘመናቸህ እግዚአብሔር ይባርካችሁ
    ኣብነታት ናይ ህይወትና
    ሰማእታት የማልዱና
    ብሓቅ ሰምዕካ ዘይፅገብ መዝሙር

  • @ገነትጓልድንግልማርያ-ደ6ኀ

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ፀግኡ የብዝሓልኩም

  • @tesfayyemane7396
    @tesfayyemane7396 3 роки тому +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ደስ ዘብል መዝሙር ዝማሬ መላእኽት የስምዓልና

  • @tigraylove2764
    @tigraylove2764 4 роки тому +1

    በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን።
    ሎማዓንቲ ሓሙስ ዕለት ፳፮/ 26 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ።
    ጊዮርጊስ ሓያል ምስተ ጋድል ገባሪ ታኣምር፤፤፤
    እንቋዕ ንሰማዕቱ ቅዱስ ፍቑር ኣቦና ጊዮርጊስ ወርሓዊ ክቡር ብዓል ብሰላም፥ብሓጎስ፥ብደስታ፥ብፍቕሪ፥ብሓባር ኣብፀሐና፤ኣብፀሐኩም፣ኣሜን ፫። ኣማላድነቱ፥ፍቕሩ፥ሰላሙ፥ፀጋ በረኸቱ፥ገፀ ረዲኤቱ፥ፀሎቱ ኹሉ ሓቢሩ ይንበር ምሳና ንዘልዓለም ዓለም ኣሜን ኣሜን ኣሜን።
    ብዓል ኣንበላይ ፈረስ ፍጡነ ረዲኤት ሰማዕት ቅዱስ ጊዮርጊስ ብፃዓዳ ፈረስ እናበልበለ እናነፈረ ይምፀአልና ካብ ዘለናዮ ፀገም የናግፈና ይሰውረና ኣሜን ፫፣፣፣
    ✝☦ኣብ ሰማያት እትነብር ኣቦና☦✝
    ኣብ ሰማይት እትነብር ኣቦና ፤ ሹምካ ይቀደስ ፤ መንግስትኻ ትምፃእ ፤ ፍቃድካ ከምቲ ኣብ ሰማይ ከምዝኾነ ፤ ከምኡ እውን ኣብ ምድሪ ትኹን ፤
    ናይ ዕለት ምግብና ሎማዓንቲ ሃበና ፤ በደልና እውን ሕደገልና ይቅረ በለልና ፤ ንሕና እውን ንዝበደሉና ከም እንሓድገሎም ይቅረ ከም እንብል ፤ ኦ ጎይታይ ናብ ፈተና ኣይተእትወና ፤ ካብ ሕማቅ ኣድሕነና እበር ፤ መንግስትኻ ናትካ እያ እሞ ፤ ሓይሊ ክብሪ ምስጋና ንሓዋሩ ንዘለዓለሙ ኣሜን።
    ኦ እመቤትና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ፤ ብመልኣኹ ብቅዱስ ገብርኤል ሰላምታ፥ ሰላም እብለኪ ፤ ብሓሳብኪ ድንግል ኢኺ ፤ ብስጋኺ እውን ድንግል ኢኺ ፤ ናይ ኣሸናፊ ናይ እግዚኣቢሔር ኣደ
    ሰላም እብለኪ እየ ፤ ኦ ድንግል ሰላምታ ንዓኺ ይግበአኪ ፤ ካብ ኣንስቲ ኩሉ ተፈሊኺ ንስኺ ዝተባረኽኪ ኢኺ ፤ ናይ ማህፀንኪ ፍረ እውን ዝተባረኸ እዩ ፤
    ፀጋ ዝተመልአኪ ኦ ድንግል ደስ ይበልኪ ፤ ልዑል እግዚኣቢሔር ምሳኺ እዩ እሞ ፤ ካብ ዝተፈተወ ወድኺ ፤ ካብ ጎይታና ፤ ካብ መድሓኒትና ፤ ካብ እየሱስ ክርስቶስ ዘንድ ፤ ይቅሬታን ምሕረትን ለምንልና ፤ ሓጥያትናን ይድምስሰልና የስተሰርየልና ዘንድ ንዘለዓለም ኣሜን።

  • @zenebeshzenebesh2916
    @zenebeshzenebesh2916 5 років тому +18

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል መዝሙር እዩ ቀፅልሉ ብቓንቓ ትግርኛ ብዝሕ ይለን ዝማሬ መላእክት ያሰመዕልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @ወዙጓልተዋህዶትግራወይቲ

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት ይሰመዐልና ፀጉኡን በረከቱን የብዝሓልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ቡሩካት ኣሕዋተይ 💕👏💕👏

  • @ፍረጋልትግራይ-ሠ2ዐ
    @ፍረጋልትግራይ-ሠ2ዐ 3 місяці тому

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጋ እግዚአብህር የብዝሕ አሕዌተይ😍❤

  • @ሜሪጋልተዋህዶ-ለ7ተ

    አሜን አሜን አሜን እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🌿🌿🌿🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺ዝማሬ መላአክቲ የስመዐልና ጥዑም ዝማሬ በረከቶም ይሕደረና 🙏❤❤🍀🌿🌺🌺🌿🍀🌿🌿🍀

  • @tggh4344
    @tggh4344 5 років тому +17

    እልልልልልልልል እልልልልልልልልልልል ዝምሬ ምላኣከቲ ይገብረና ፈጣሪ ሓጥያትና ይቅረ ይበለና ከበ ሰደት ብሰላም ይመለሰና ምሰ ሰድራና ብሰላም ዓኒ ላዓይና ይረኣየና ፈጣሪ ከሉ ኣለም

    • @rshanrshan2161
      @rshanrshan2161 5 років тому

      አሜን አሜን አሜን

    • @gfftggt6311
      @gfftggt6311 5 років тому

      እሰይይይይይይይይ እልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፈጣር ሓጥያትና ይቅር ይበለልና ካብ ስደት ብሰላም ናብ ሃገርናን ስድራቤትናን ዓይኒ ልዓይኒ የራእየና ፍቁራት ህዝቢ ክርስትያን አሜን አሜን አሜን

  • @uaekfn5239
    @uaekfn5239 4 роки тому +2

    ኣሰይይይ እልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚአብሔር አምላክ አግልግሎትኩም ይባርክ ❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏

  • @teddyybrah6987
    @teddyybrah6987 5 років тому +2

    ኣብነታት ናይ ሂወትና ቅዱሳን የማልዱልና
    ክርስቶስ መሲሎም ------------- የማልዱልና
    መስቀሎም ዝጸሩ
    ብስጋ ዓሪፎም
    ኣብ ገነት ኸበሩ
    ኣእዛን እግዝኣብሄር
    ናብ ቅዱሳን ይብሉ
    የማልዱልና 'ዮም
    መሓር እንዳበሉ
    ናይ ተዋህዶ ፀሓይ ግርማ ንሱዩ ኣባ ሰላማ 2
    ሊቀ ጳጳስ እዩ ----------------------- ኣባ ሰላማ
    ዝጀመረ ክህነት
    ኣእድዉ እንትዝርግሕ
    ፀሓይ ጠጠው በለት
    ብርሃን ወንጌል ሒዙ
    ሰላም ዝሰበኸ
    ነገስታት ኣጥሚቑ
    ስይጣን ዝምበርከኸ
    በዓል ዜማ ኣኽሱማዊ ያሬድ ማህሌታዊ 2
    ማይ ዜማ ቀዲሑ ----------------- ማህሌታዊ
    ካብቶም መላእክቲ
    ብሉይ ሓዱሽ ኪዳን
    ተርጊሙ ዘስቲ
    በቲ ጡዕም ዜማ
    ልቢ ሰብ ወሰደ
    ብጾም ጾሎት ጌሩ
    ተሰዊሩ ኸደ
    ኮኾብ ልዳ ጊወርግስ ምስክር ናይ ኩርስቶስ 2
    ብሓይሊ ጾሎቱ -------------- ቅዱስ ጊወርግስ
    ዘፍርስ ጣኦታት
    ቀታሊ ድራጎን
    ቤዛ ቤሩታዊት
    ሞይቱ እንዳ ተላዕለ
    ንሸውዓተ ዓመት
    ሊቀ ሰማእታት
    ወሪስዋ ገነት
    ፅኑዕ እዩ ብጾሎት ግብጻዊ ገብረሂወት 2
    ገና ምስ ተወልደ ------------------ ገብረ ሂወት
    ዝብል ስሉስ ቅዱስ
    ዝቋላ ገዳሙ
    ገብረ መንፈስ ቅዱስ
    ኣናብስ ኣናብር
    ቲ ዝእዘዝሉ
    ኣሰሩ ልሒሶም
    ኣእጋሩ ይክተሉ
    ተክለሃይማኖት ሃዋርያ መምህራ ንኢትዮጵያ 2
    ተክለ ኣብ ለክለ ወልድ-------------- ተክለሃይማኖት
    ተክለ መንፈስ ቅዱስ
    ወንጌል ሒዙ መጸ
    ካብ ደብረ ሊባኖስ
    ምስቶም መላእኽቲ
    ምስ ስራፉኤል ኮይኑ
    መንበር ናይ ስላሴ
    ይቕድስ ዓጢኑ
    ናይ ዋልድባ ሞጎስ ጽላል ንሱዩ ኣባ ስሙኤል 2
    ዕጣን ንክህነቱ------------------- ኣባ ሳሙኤል
    ዕንቂ ንንግስና
    ካብ ድንግል ረኸበ
    ህያው ቃል ኪዳና
    ዓዲ ብጾሎቱ
    ጸጋ ተላቢሳ
    ዘይሩ እንዳስተምሃረ
    ኮይኑ ልዕሊ ኣምበሳ
    ዝመነና ነዛ ዓለም ንሱ ዩ ማህጸንተ ማርያም 2
    ነብዩ ወመለኮት --------------- ማህጸንተ ማርያም
    ብርሃን ዝለበሰ
    ክሳዱ እንትስየፍ
    ማይ መዓር ፈሰሰ
    ገረብ ግባ ይርከብ
    ዝፈሰሰ ደሙ
    ጸበል መቓብሩ
    ፈውሲ ዝሓመሙ
    ካብ ቅዱሳን ልዑል ክብራ ቅድስቲ ክርስቶስ ሰምራ 2
    ልባ ርህሩህ እዩ --------------------- ክርስቶስ ሰምራ
    ከይኹነኑ ሰባት
    ሰይጣም መሓረልይ
    ኢላ ኣማለደት
    ነዓልም ንዒቓ
    ኮንቱ እዩ ሓላፊ
    ሸሊምዋ ጎይታ
    ብሽዱሽተ ክንፊ
    ኣማላዲት ሰማእት እያ ኣርሴማ ዘኣርማንያ 2
    ኣጥቧታ እንትቑረጽ----------- ቅድስት ኣርሴማ
    ኣዒንታ ኖቒሩ
    ካብ ፍቕሪ ክርስቶስ
    ዝፈልያ መን ኔሩ
    ሃፍቲ ይኹን ስልጣን
    መዓስ የታልላ
    ፍቕራ ዝሓደሮ
    ኣርሴማዋይ ይብላ
    ኣብነታት ናይ ሂወትና ቅዱሳን የማልዱልና 2

    • @እግዚአብሄርይመስገን-አ8ኈ
      @እግዚአብሄርይመስገን-አ8ኈ 4 роки тому

      Teddy Ybrah እኔ ቀናተኛ እምላክ ነኝና ሌላ አማልክት አይሁንላችሁ ይላል የእግዚአብሔር ቃል በኃዋላ አልሰማንም እንዳትሉ

  • @ሃናጓልሽረጽብቕቲነዲኣ

    Amen Amen Amen zmare melaekt yesmalna 🙏🙏🙏

  • @kirostesfahans
    @kirostesfahans Рік тому +1

    ናይ ባሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፍቁራት የሕዋት እግዚኣብሄር ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @alexanderberhe1881
    @alexanderberhe1881 5 років тому +13

    ዝማረ መላእክት የስመዓልና ኣሕዋተይ ኣጆኹም ቀጽልዎ

  • @ፍቅሪኢዩቀለበይሕልናኢዩመ

    ኣሜን፡ኣሜን፡ኣሜን፡ዝማሬ መላእኽት የስመዓልና፡ ልዕል እግዚኣብሄር ጸጉ የብዝሓልኩም ደስ ተብል መዝሙር እሞ ከኣ ንኹሎም ቅዱሳን ትጠቅስ ኣሰይይይይይ ፡ ናይ ፡
    ኣብነታት ናይ ሂወትና
    ቅዱሳን የማልዱልና
    ክርስቶስ መሲሎም
    መስቀሉ ዝጸሩ,
    ናይ በሓቂ ብድጋሜ
    ዝማረ መላእኽት ይስመዓልና

  • @ፅጌሮማንኣረፉይነ
    @ፅጌሮማንኣረፉይነ 2 роки тому +5

    አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን ዕልልልል ዕልልልልል ዕልልልልል ዕልልልልል ዕልልልልል ኣስይ እዞም ኣሕዋተይ ዝማሬ መላእክት የስመዕኩም ጥዑም መዝሙር🙏🙏🙏🙏🙏 ❤💛❤💛❤💛
    ...

  • @almazgabisaa6761
    @almazgabisaa6761 5 років тому +4

    Amen Amen Amen Amen Amen Amen zimare melikta yesemal Ortodoksi Lezelalam tinur

  • @ዝያዳtube
    @ዝያዳtube 3 місяці тому

    ኣሜን፫ ዝማሬ መላእኽቲ የስምዐልና🙏🙏🙏

  • @ssss-nj7ef
    @ssss-nj7ef 5 років тому +5

    እልልልልልልልልልልልል
    ዝማረ መላእክት የስመዐልና ተባረኩ።

  • @fthawitnuwaye1293
    @fthawitnuwaye1293 Рік тому +1

    Aseyyyy Elllllllll Elllllllll Elllllllll zmare melakti yesmalna burkatey nay kulom kudusann sematin berkotom xelotomun ayflyena ❤❤❤🙏🙏🙏✝️✝️✝️

  • @ሃናማርያምጋልሰላሴሃና
    @ሃናማርያምጋልሰላሴሃና 5 років тому +25

    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የሰማዓልና
    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ዘመንኩም ይባርከልኩም ንኩሉኩም ፈተውቲ እግዚኣብሄር ዘማርያን

  • @elentesafy6867
    @elentesafy6867 Рік тому

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀግኡን በረከቱን የብዘሓልኩም ቅዱስ እግዚአብሔር ኣምላኽ
    አቡነ ተኽለሃይማኖት ስእሊ ኣድሕኖ ግን ግልጺ ኣይኮነለይ ዝተረደኣኹም ኣስፍሕ ኣብልኩም ኣርርዱንበይዛኩም

  • @rkrkro5750
    @rkrkro5750 4 роки тому +1

    አሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሕ እግዚአብሔር አምላክ

  • @mebrihtadhanom4901
    @mebrihtadhanom4901 5 років тому +14

    Ellllllllllllllllllllllllllllllll Ellllllllllllllllllllllllllllllll Ellllllllllllllllllllllllllllllll zmare mlaekti yesmeaelna ahwatey burkat egziabiher aezizu ybarkum nlbi bah zebl mezmur bdgame zmare mlaekti yesmeaelna Amen Amen Amen

  • @axmedcabdishiikh280
    @axmedcabdishiikh280 4 роки тому

    ዝማሬ መለእክት ያሠማልን በዘህ የወጣትነት እድሜአችሁ ለቅድስት በቤተክርስትያን በማገልገለችሁ መታደል ነው እናም እንደናተ ያለ ያብዛው ለቤተክረስትያኖችን ታስፈልጎታላ

  • @muzitgrmay3430
    @muzitgrmay3430 5 років тому +6

    Aseyyyu brukatey zmare melaekt yesmalna tebareku

  • @ፃድቃንሓገዞም
    @ፃድቃንሓገዞም 5 років тому +5

    AMEN AMEN AMEN
    Zmare meleakti ysmealna

  • @dianatesfai9296
    @dianatesfai9296 5 років тому +2

    Zmare melaekt yesmalna brukat. Kexiliwo bejakum btami des zbl mezmurat amlak msakum ykun tegaru ahwat. I have never heard mezmur nay tigray. It is my first time and it is amazing. Kab eritrawit haftkum

  • @awetwulud1483
    @awetwulud1483 5 років тому +2

    Amen Amen Amen qale hiwet yesmealna zimare melaekti ysmealna

  • @addisabeba100
    @addisabeba100 5 років тому +3

    አሜን!!! አሜን!!! አሜን!!! ዝማሬ መላዕክት ያሰማልን !

  • @መሲፍቅርየማሚሽንቅርቅር

    ዝማሬ መላእክት ያሰማልን እልልልልልልልልልልልልልል👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏ተዋህዶ ለዘላለም ትኑር❤

  • @adak3185
    @adak3185 Рік тому

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ ያስመዐልና እልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልል

  • @d76dydydhdudyf90
    @d76dydydhdudyf90 5 років тому +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላኣክቲ የስመዐልና ኣሰይይይይይ ደስከብል

  • @albadrabadr4585
    @albadrabadr4585 4 роки тому +3

    እልልልል ዝማሬ መልአክት የሰመዐልና አሕዋተይ ኦርተዶኩሰ ልዘልአለም ትንበር

  • @كوكيالالكترونييات-ن4ب

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስምዐና እግዛብሄር ፀጉኡ የብዛሓልኩም

  • @ቅዱስሚካኤል-ቘ1ረ
    @ቅዱስሚካኤል-ቘ1ረ 5 років тому +4

    እልልልልልልልል
    እልልልልልልልል
    እልልልልልልልል
    ዝማሬ መላእክት ያስመዓልና
    ኣሜን ኣሜን ኣሜንን 🙏🙏🙏👏👏👏

  • @ሂዋንየትግራይልጅ
    @ሂዋንየትግራይልጅ 5 років тому +2

    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬት ያስማል ተባርኩ