Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
Man of principle you have a much better idea and vision than the so called leaders of woyane and shabiya
❤❤❤❤❤❤❤❤
ናይትግራዋይ ነብሲ በቢዝኸዶ ይወድቕ አሎ ብጣዕሚ የሕዝን ብዘይ አማሐዳሪኡ አእቲዎም የወድእዎ አለው ዓኽ
ብራሃነ ዘይሎ ኣይትምጽእ ኣይትሓሱ ብኸምዚ ዝኣምነካ ሰብ የለን
ብራሃነ እሰካብ ሎሚ ኣይቀበጽካን ማለት ድዩ 2ዓመት ምንም ክሰርሕ ዘይተራኣየ ግዛዊ ግምት ሕጂ ክሰርሕ ኢልካ ምሕሳብ ማለት ኣብሰማይ ዘሎ ደመና እዩዝኾን ዞሎ ጨፈጨፈትና ክሰድድ እንከሎ መበሪሂ ክህበሉ ኣይካኣለን
እትትድግፎ ጊዚያዊ ምምሕዳር ተጠያቒ እዩ
ኣንታ። ዝኾን እዶ ተዛረብ ዓለማኻ ንዝቢ። ትግራይ ምብታን እዩ ዓላማኻ ብኸምዚ ዝሸወድ ትግራዋይ የለን።
ብርሺ ጌታቸው ደብረፅዮን ካብ ምባል ንስሃ ዘይትወርድ !!! ብጣዓሚ ሃሚምካ ። ለይቲ ቀትሪ ትግራይ ትግራይ ብከመይ ??? ብርሺ ብኤርትራ ዝተሸፈንካ ትግራዋይነትካ ሃብኮ ዝትዋጋ ሃሳድ ትግራዋይ ።
🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ዓቅሚ የለን ምኽንያቱ ግዛዊ ምምሓዳረ 2 ንኸየጥየቅ ዝገበሮ ዓለማ እዩ ዝገርመኒ ኮነ ኢልካ ሕንፍሸፈሸ ምእታው እዩ ዓለማኻ እዩ ብሓቂ እንተኾይኑ ግምት እቲ ዝተዋሃቦ ሰራሕ ክሰርሕ ኣይካኣለን እሰኪ ንቀፎ ሓቂ እንሃሊካ
ዓኽኽ ሕወሓት ክፍጠር ከሎ እዩ ህዝቢ ትግራይ ክጠፍእ ዝተፈረዶ ።