1ይ ክፋል"ማኅበር ኢደ ጥበበኛታት ትግራይ ውሽጡ ይፈትሽ" ጻንሒት ምስ ኣቦ መንበር በርሀ ኣብርሃ/ወዲ ጽዮን/ኣሰናዳኢ መጋቤ ጥበባት ይብራህ ካሳ /Aksum

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 3 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 37

  • @EeseraAdeyWejerate
    @EeseraAdeyWejerate 4 дні тому +2

    እግዚአብሔር አምላክ ይመሰገን ክብር መምህርና ክብር ሓዉና ወዲ ፅዮን ሓዉና ተጋሩ አክሱማዊያን ብምባሉ ትኽን ፅብቅ እዩ እቲ ሓሳብ ቀፅሉሉ ምብሪራህ ✅🙏🙏🙏❤

  • @mahrrat1866
    @mahrrat1866 4 дні тому +3

    ፅቡቅ ዘተ እዩ ኩቡር መምህር ይብራህ ሓውና ብደንቢ ክበርህ አለዎ ታይ ዝገበረ ሰብ እዩ ብዘይ ሰርሓ ኩሉ ግዜ ናተገረፈ ዝነብር ንሕናሲ ዘይነሰተውዕል ኮይና እናእንበይ መፅሓፍ ቅዱስ ዶ ከሙኡ ይብል እዩ ኩሉ ሰብ ሓደ ደቂ አዳምን ህዋን ዶ አይኮነን ብፅውፅዋይ ምንም መረጋገፂ ዘይብሉ ታሪክ ንቶም ብከምዝይ ካብ ህዝቦም ተፈልዮም መግረፈቲ ዝበፅሖም ዘሎ ዋገናትና ፈታሕ ክረክቡ አለዎም ❤❤❤

  • @GenetWsillasie
    @GenetWsillasie 4 дні тому +1

    ስለዚ ፅዮን ንኣክሱማውያን መሪፃ ዝመፀት እሉ ከምንኽብራ ስለዝፈጠት እያ ተመስገን እዛ ኣደይ ማዓረይ እንኳዕ መፀትልና እዝጋብሄር ምስግናኻ ይብፃሕ ኣሜን

  • @AynekuluGetawey
    @AynekuluGetawey 4 дні тому +1

    ፈጣሪ ይሓሊኩም ያቐንየልና አብርሽ ሀውና በርትእ

  • @yemanelikanos227
    @yemanelikanos227 4 дні тому +2

    ኻዕ ደሓን መጻኹም።

  • @fretgraweyti12
    @fretgraweyti12 4 дні тому +3

    ወድ ፂዮን ሓወይ ብምንታይ ክረክበካ ይክእል❤

  • @MustWith-w1u
    @MustWith-w1u 4 дні тому +1

    ክቡር መምህርና ጽቡቅ ሓሳብ ብምርድዳእ እዩ ክኸዉን ዘለዎ ኢደ ጥበባኛታት ተጋሩ ኣክሱዋዉያ ኢና እሞ ናጽነትና ይረጋገጽ ጥራሕ ዘለዎ መረጋገጺ ክረክብ ሰላምን ሓድነት ፍቅርን የምጸአልና ፈጣሪ❤❤❤

  • @mizankeshi4276
    @mizankeshi4276 4 дні тому +1

    🙏🙏🙏🙏🙏

  • @yemanelikanos227
    @yemanelikanos227 4 дні тому +3

    ዝንኣድ ዘተ ንክልቴኹም Thank you.
    እንጌራ ይውጸልኩም ካብ መጎጎ።

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu1359 2 дні тому

    Kale. Hiwet. yesmalena. Memharna⛪🙏🙏🙏❤️✔️❤️

  • @መድሃኒአለምአቦይብምሕረት

    ክቡራን ኣሕዋት ጽቡቅ ሓሳብ ብምርድዳእ እዩ ክኸዉን ዘለዎ ኢደ ጥበባኛታት ተጋሩ ኣክሱዋዉያ ኢና እሞ ናጽነትና ይረጋገጽ ጥራሕ ዘለዎ መረጋገጺ ክረክብ ሰላምን ሓድነት ፍቅርን የምጸአልና ፈጣሪ❤❤❤

  • @TsegaMokenen-pu5bz
    @TsegaMokenen-pu5bz 3 дні тому

    Amen Amen Amen 🎉❤

  • @SoltanSoltaan
    @SoltanSoltaan 4 дні тому +1

    ❤❤❤🎉

  • @terhasgualtomfadeytihenaTDF
    @terhasgualtomfadeytihenaTDF 4 дні тому +1

    💖💖💖🙏🙏🙏

  • @mussiemehari5482
    @mussiemehari5482 2 дні тому

    ሰላም ኩቡር ሓው ድያቆን ይብራህ ብመጀመርያ ን እትገብሮ ዘለኻ ቃልሲ ዓቢ ኣኽብሮት ኣሎኒ።ቀጺለ ኣብዚ ኣውሪድካዮ ዘለኻ ቃለመሕትት ብመሰረቱ ዝተዛናብዐ ፍጹም ጌጋ ትዛረብ ኣለኻ።መርትዖን ጭብጥን ዘይብሉ ጥራይ ብስምዒት ኢኻ ን በርሀ(ወዲ ፅዮን)ክትድህሎ ፈቲንካ። 1ይ)ጽዮናውያን ክርስትና ኣይኣምኑን ኢልካ
    2ይ)ጽዮናውያን እንተኾይንኩም ብዝገደደ ክትጸንቱ ኢኹም ወሲኽካ።
    እዚ ድማ ናብ ካልእ ምዕራፍ ዘስግር ሓደገኛን ዘይፍትሓውን እዩ።
    ኣብቲ ጽዮናውያን ክርስቶስ ኣይኣምኑን ዝበልካዮ ህዝቢ ከይዳናገር፡ኩርስቶስ ባዕሉ ዘርኢ ኣይሁድ እዩ።እቲ እንኣምነሉ ቅድስ መጽሓፍ እውን እስራኤላውያን እዮም ጸሓፍቱን ናብ መላእ ዓለም ወንጌል ሒዞም ፋሕ ዘበሉን።እዞም ኩሎም ሃዋርያት ጽዮናውያን እዮም።ዘይጽዮናዊ ሃዋርያ እስከ ኣቕርበልና። ቤት መቕደስ እየሩሳሌም ከ ኣብ መሬት ጽዮን ዶ ኣይኮነን ዘሎ።ኣብ እስራኤል ድማ ክሳብ ክርስትያን ፓርቲ ዝብሃል ዝበለጸን ዝተመርፀን ሰራዊት ን ምዕራባዊ ባንክ ዝሕሉ ከይተረፈ ኣሎ።
    ኣብ ህዝቢ እስራኤል ክርስትያን ዘለዉን ዝበልካዮ መሰረቱ ጭብጢ ዘይብሉ ታሪኽ ንምጥምዛዝ እዩ።ስለዚ ጽዮናውነት ዘርኢ እምበር እምነት ኮይኑ ኣይፈልጥን።
    ኣብቲ ካልኣይ ኣብታ ጽዮናውያን ትብሉ እንተለኹም ብዝገደደ ክትጸንቱ ኢኹም ዝበልካዮ ግን ብሰንኪ ዓሌትን ዘርእን ምፅፃይ ክትፍጽሙ ትሓስቡ እንተለኹም መሰረታዊ ቃልሲ ከፍልየና ምዃኑ ኢኻ ኣብሪህካያ።ኣመጻጽኣ ዘርኢ ወለዶ ሓበሻ ካብ ሓደ ከምዘይኮነ እናፈለጥካ ከምዚ ምዝራብካ ብጣዕሚ ሓዚነ።ክትእረመሉ ድማ ይሓተካ። የቐንየለይ።

  • @TsegaMokenen-pu5bz
    @TsegaMokenen-pu5bz 3 дні тому

    🙏🙏🙏🥰❤🎉

  • @HaileNigus-m1j
    @HaileNigus-m1j 3 дні тому +1

    መልዐሊ ሓሳብኩም ታቦተ ፅዮን ካብይ መፂኣ በኸመይ መፂኣ ካብ ዝብል ተዝኸውን ዝሓሸ ነይሩ ብዝኾነ እቲ ሓቂ ምንም ክቕየር ኣይክእልን ንህዝብና ዝጠቅም እንታይ እዩ ኣፈላላይና ነፅብብ ናብጎንፂ ከይናኣቱ ዝብል ኻሊእ ዛዕባ ኮይኑ እቲ ሓቂ ግን ኣብ ትግራይ ዘለና ኢደ ጥበበኛታት ምስ ታቦተ ፅዮን ሓቢርና ካብ እስራእል ዝመፀና ኢና እዚ እንትባል ወን እም ተጋሩ ኣይኮንኩምን ዘብል ኣይኮነን ምኽንያቱ እቲ ታሪኽ ንልዕሊ 3 ሽሕ ዓመታት ዝፀነሐ መሰረት ዝተሓዘ ኣብ ናትግራይ ስልጣነ , ባህሊ ,መንነት ዝተዋሃሀደ ታሪኽ እዩ እቲ ፅዮናውያን ካሊእ እዩ ሃይማኖቶም ዝበልካዮ ኣብ ትግራይ ዘለው ሙሲሊም ማሓበረ ሰብከ ተጋሩ ኣይኮኑን ድዮም ንሕና መሰረትና ፅዮን ይኹን ዳኣ በር ሃይማኖትና ምሰቲ ዘሎ ማሕበረሰብ ልክዕ ኦርቶዶክ , ሙሲሊም ,በንጤ ዝሓወሰና ኢና ኣብቲ ስልጣነ ኸዓ ብደንቢ ዕዙዝ ግደ ዝነበረና ኢና ስለዚ እቲ ሓቂ እቲ ታሪኽ ንሕና ስለዝበልዮ ንቕይሮ ማለት እንተይኮነስ ኣፈላላይና ኣሚንና ሐደ ኾይንና ግን ከምቲ ዘለናዮን ካቡኡ ዝበለፀን ክንሰርሕ ይግበአና። ብዝተረፈ የቐንየልና

    • @fretgraweyti12
      @fretgraweyti12 3 дні тому

      ትክክል ንሕና ፂዮናውያን ኢና ምባሉ እንታይ እዩ ችግሩ

  • @Adey_Maryam
    @Adey_Maryam 3 дні тому +1

    ሕቶ ንይብራህ፦ ኣብ ማሕበርኩም ማሕበር ኢደ ጥበበኛታት ተጸንቢሮም ምስ ወርቅን ብሩርን ማሕረሻ ዕትሮን ድስትን ዝሰርሑ ማዕረ ኢደ ጥበኛታት ኢና ዝብሉ ኣለዉ፡፡ ንሳቶም ዉን ብስም ጥበብ ንህዝቢ ኣሽሓት እንዳኽፈሉ ቆፅሊ እንዳሸምጠጠቡ ክታብ እንዳከተቡ ሱር እንዳፈሓሩ ዝተፈላለዩ ዕጻት ዝሸጡ ንህዝቢ ዘዕብዱ ሓዳር እንዳማቶም ዝብትኑ ሃብቲ እንዳማቶም ዝሰልቡ ዘለዉ ጠንቆልቲ መተተኛታት ሰረይቲ ገንፀልቲ መጽሓፍከ እንታይ ትብሎም? እግዚኣብሔር ዝሃበና ጥበብ እዩ ንሕና ዉን ኢደ ጥበበኛታት ኢና እዮም ዝብሉ፡፡ ኣብዚ ጉዳይ እንታይ ዓይነት ሓሳብ እዩ ዘለካ? ጥንቁልናን ድፍትርናን ከምኡ ዉን ክታብ ቆጽሊ ሱር ዕጽ ኣካል ኢደ ጥበብ ድዩ?

  • @BirhaneBirhnetesfay
    @BirhaneBirhnetesfay 3 дні тому +1

    ሰብ ኩሉ ብጠቢብ እግዚአብሀር እዩ ተፈጢሩ ሰብ ዘበለ ከሉ ጠቢብ እዩ ቅድሚ ነገድ እስራኤል አክሱማውየን ጠቢባን እዮም እቲብስራሕ ዘረፊ ዝኸፍልዎ ዘለው ትኽክል አይ ኮነን

  • @LemlemYohannes-e3k
    @LemlemYohannes-e3k 4 дні тому +1

    I don’t agree with some of his ideas. This can divert our main focus and goals . I believe to work with Abaselam hand in hand in educating the priests and their followers

  • @Adey_Maryam
    @Adey_Maryam 4 дні тому +1

    ኢደ ጥበበኛታት ኢና በሃልቲ በቲ ዝወከልኩምዎ ኣቦ መንበርኩም ብበርሀ ኣቢልኩም ኣብ ኩሉ ማሕበራዊ ሚድያ ከምዚ እንዳበልኩም ብቪድዮ ንሙሉእ ህዝቢ ክርስትያንን ንሙሉእ ህዝቢ ትግራይን ብፍላይ ከዓ ንቅድስቲ ቤተክርስትያን,,,,,,ካብ መናፍቃንን ኣጽራረ ቤተክርስትያንን ንላዕሊ ንስኹም እንዳተፃረፍኩምን እንዳዋረድኩምዋን ቤተክርስትያንን ህዝቢ ክርስትያንን ከተጥፍኡ ትጽዕሩን ትለፍዑን ዘለኹም ኣካይዳኹም ሓደጋ ዝተመልኦ ኣንጻር ቤተክርስትያን ኣንጻር ህዝቢ ክርስትያን እዩ፡፡ ኩለኹም ኢደ ጥበበኛታት ተጠየቅቲ ኢኹም፡፡ ኣብ፡ልዕሊ ቤተክርስትያንን ህዝቢ ክርስትያንን ናይ ጥፍኣት ኣዋጅ እንዳኣወጅኩም ብፍላይ ኣብ ዉሽጢ ዓዲ ዝነብር ህዝቢ ሕቡእ ዓላማኹም ቤተክርስትያንን ህዝባን ምጥፋእ ዝብል ምኳኑ ስለ ዝተረደኦ እዩ ኩሉ ህዝቢ ትግራይ ዝቃወመኩም ዘሎ፡፡ ብሱሩ ዉን ኣቦ መንበርኩም ሃይማኖቱ ኦርቶዶክስ ኣይኮነን፡፡ ብስም ኢደ ጥበበኛታት ከሳኽዖ ዝደለዮ ሕቡእ ዓላማ ኣሎ እዩ፡፡ ብኣቦ መንበርኩም ኣቢልኩም ካብቶም ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ብቪድዮ እንከይሓነኽኩምን ከይተሰከፍኩምን ዝተዛረብኩምዎም ንእሽተይ ቆንጢረ ኣብዚ ኣብ ታሕቲ ክዝርዝሮም እየ፡፡
    1 "ንሕና ኢደ ጥበበኛታት ደቂ ጽዮን ኢና ንስኹም ኢደ ጥበበኛታት ዘይኮንኩም ከዓ ደቂ ዳጎን (ሰይጣን) ኢኹም ካብ ኢደ ጥበበኛታት ወፃኢ ዘለኹም ኩሉኹም ደቂ ሰይጣን ኢኹም"
    2 "ታቦተ ጽዮን ኣብ መንበራ የላን፡፡ ታቦተ ጽዮን ሕዚ ኣብ መንበራ የላን፡፡ ደቂ ጽዮን ዝኾንና ናብ ናይ ቤተክህነት ስልጣን ምስ ደየብና ንዓና ንደቃ ክትብል ናብ መንበራ ክትመፅእ እያ፡፡"
    3 "ቤተክርስትያን ን700 ዓመታት ኣጽኒታትና እያ እዛ ቤተክርስትያን ከዓ ኣብ ኣደባባይ ክትኽሰስን ይቅርታ ክትጥይቕን ኣለዋ፤ ኢደ ጥበበኛ ዝኾንካ ኩልኻ እታ ሕዚ ዘላ ቤተክርስትያን ኣይናትካን ከይትሳለም ከይትኸይድ ኣብ ጎኒ እታ መጽነቲት ቤተክርስትያን ከዓ ናይ ባዕልኻ ካሊእ ቤተክርስትያን ህነጽ"
    4 "ካብ ኢደ ጥበበኛ ወፃኢ ዘሎ ኩሉ ህዝቢ ትምክሕተኛ መጽነቲና እዩ፡፡ ነዙይ ህዝቢ ንምጥፋእ ከዓ ኣብ ሙሉእ ኢ/ያ ምስ ዘለዉ ሙስሊም ኮነ መናፍቃን ክንሓብር ኢና"
    5 "ነታ ንልዕሊ 700 ዓመት ዘጽነተትና ቤተክርስትያን ንክትጠፍእ ኣብ ሙሉእ ዓለም ዘለኹም መናፍቃንን ሙስሊምን ሓግዙና ኣብ ጎንና ጠጠዉ በሉ፡፡"
    6 "እታ ንልዕሊ 700 ዓመት ዘጽነተትና ቤተክርስትያን ክተጠፍእ ኣለዋ" ወዘተ ኣብዚ ተዘርዚሩ ዘይዉዳእ ኣፀያፊ ዘረባ እንዳበልኩም ኣብ ሚድያ ትዛረቡ ኣለኹም፡፡ ሕጂ ንስኹም ቤተክርስትያንን ኣመንቲ ኦርቶዶክስን ክተጥፍኡ ዝተልዓልኩም ኣብ ልዕሊ ቅድስቲ ቤተክርስትያን መርዚ ዝትብትኑ ዘለኹም፡ደቂ ጽዮን ከመይ ገይርኹም ኣመንቲ ኦርቶዶክስ ክትበሃሉ?!
    ሕቶ ንበርሀ፦ ንእሽተይ ሕንኽ እንከይበልካ ኣብ ኣደባባይ ኣፍካ መሊእካ "ታቦተ ጽዮን ሕዚ ኣብ መንበራ የላን" ዝትብል ዘለኻ ንስኻ ጳጳስ ዲኻ? ካህን ዲኻ? ዲያቆን ዲኻ? ብኸመይ ታቦተ ጽዮን ኣብ መንበራ ከምዘየላ ኣረጋጊጽካ?????!!!!!

  • @sg.tsadik7514
    @sg.tsadik7514 День тому

    ሰላም ዝኸበርካ ሓው ድያቆን ይብራህ: ብመጀመርያ ነቲ ኣብ'ዚ ከቢድ ናይ ዘመናት ፀገም ግንዛበ ንምጣር ዝገበርካዮ ዓብዪ ኣበርክቶ ዓብዪ ናእዳን ምስጋናን የቕርበልካ:: እንተኾነ ግና ቁሩብ ካብ እቲ ዋና ጉዳይ ማለት እውን ሕቶ ሰብኣዊ መሰል ሕቶ ብሰላም ወፂኻ ብሰላም ምእታው ሕቶ ምንባርን ዘይምንባርን እዞም ዜጋታት ናብ ጎኒ ገዲፍካ ብዛዕባ ናብ ናይ ዘመነ ኣክሱም ስልጣነ ምምላስ ገለ ብዝብሉን ካልእን ክትካትዑ ኣይግባእን: እዞም ዜጋታት ሰብኣዊ መሰሎም ናይ ግድን ክኽበረሎም ኣለዎ:: ነዚ ንምርጋፅ እንተሰራሕኹም ፅቡቕ:: ኣቶ በርሀ ብዛዕባ ነብሱ ድላዩ ርኢቶ እንተሃለዎ እንታይ ፀገም ኣለዎ::

  • @FreeTigray-ux5fh
    @FreeTigray-ux5fh 3 дні тому

    ሕቶን ሪኢቶን ን አይተ በርሀ 1 ፣ናትካ ሞያዊ ሳይንሳዊ ኣካዳማዊ ክረደንሻል ማለት ኣብ ስነታሪኸን ሰነ ስነፍጥረት ማለተ anthropology and archaeology ancient civilisation,theology ዘለካ ሳይንሳዊ መረዳእታ እንታይ እዩ ? 2፣ ኣብ ኣኸሱም ዘሎ ስልጣነን ጥበብን። ቅደሚ ልደተ ክርስቶን ማለት ቅድሚ ክርስትና ምምፃእ ብዘበነ ሕገ ልቦና ልእሊ 2000 ዓመታት ዘቁፀረ ምኻኑ ብዓለም ለኻዉያን ናይ ቅድመ ታሪኽ ሰብ ሞያ ተረጋጊፁ ዝሓደረ እዩ ሰለዚ ቅድሚ እሰራኤል ምፍጣሩ ጥበብን ሰነፍጥረት ደቂ ሰባት ኣብ ኣኽሱም ትግራይ ምንባሩ ሳይነስ ይነገረና ኣሎ ንትካ ጥራዝ ነጠቕ ታሪኻ ሰብከት ካብቲ ናይ ኣምሓሩ ፅዉፅዋይ ዝተቐደሀ ባዶ መሰረት መረዳእታ ዘይብሉ ናይ መሓይም ዘረባ እዩ ለካ መሓይም ደፋር እዩ ዝብልዎስ ሓቂ እዩ። ኣብዘይሞያኻ ምፍትፋት ናይ ድንቁርና መግለፂ እዩ፣
    3፣ ኣኽሱማዉነት ትግራዋይነትን ፅዮናዉነትን ዘራኸብ ታሪኻዊ ይኹን ሃይማኖታዊ መረዳእታን መረጋግፅን የለን ፅዮናዉነት ናይ ኣይሁዳዉያን ፀረ ክርስትያን ዝኾነ ዘርአይናን ኣሌታዉን ideology’s እዩ
    ፀረ ኣኽሱማዉነት ሃይማኖትን ኸበርን እዩ ሰለዚ ናይ ሸዋ ፅዉፅዋይ ዝፀሓፍወን ናይ ሓሶት ድርሰታት ሒዘካ ኣብዘይትፈልጦ ታሪኽ ኣይትሓምዝቁ የግዳስ ነቲ ቀንዲ ኣብልእሊ ኢደጥበበይንታት ወገናትና ዝበፅህ ዘሎ በደል መፍትሒ ንኸይረክብ ተወሳኺ እንቅፋት ኢኻ ትፈጥር ዘለኻ ። ከም ለበዋን ምኸርን
    ካብዘይሞይኻን ዘይትፈለጦን ታሪኽ ምትንታን ንሰባት ምድንጋርን ተቆጢብካ ኣብቲ ቀንዲ ዉራይ ናይ ኢደጥበበይናታት በደል ንኸዉገድ ኹሉ ትግራዋይ ንኸሳተፍ እጃምካ ተዋፃእ ብምቅፃል እቲ ማሕበር ካብዝኾነ ሃይማኖትን ፖለቲካን ነፃ ብምዃን እዩ ተጣይሹ ብሕጊ ማሕበራትዉን ዝተቐመጠ እዩ ንሰኻግና ነዚ ዝፃረር ተግባር ኢኻ ትፍፅም ዘለኻ ካብሕገ ማሕበር ወፃኢ እዩ ነቲ ማሕበረዉን ናብ ሕደጋ ዘእቱ እዩ እቲ ጥበብ ከርስትያን እሰላም ከይፈለየ ናይ ኩሉ ትግራዋይ ጥበብ እናሓለወ ንሰኻ ግና ነቶም ዘለዉ ፀገማት ንምፍታሕ ዘይካነስ ክልኦት ፀገማት ዝፈጥሩ ሰራሕቲ ኢኻ ትፍጠር ዘለኻ ንኻልኦት ኣሌታዉያን ኢልካ ናኸስሰካ ንብእልኻ ዝገደድካ ኣሌታዊ ትኸዉን ኣለኻ ሰለዚ በቲ እተኸዶ ዘለኻ ኣበልእሊ ኢደጥበበይናት ዝፍፀሙ ዘለዉ ፀገማት ዝፍተሕ ዘይኮነስ ዘጋድድ እዩ ንጥበብ ይብራህ ሜድይ ልዑል ክብረን ምስግናን ኣብ ክንዲ ምሓብ ኢደ ሰባር ወይድማ ከህደት ኢኻ ትፈፅመሉ ዘለኻ እዝኹሉ ብብዓትን ተወፋይነትን ንብእልኻዉን ሓዊሱ ብፍላይ ድማ ዉራይ ኢደጥበበይናታት ትግራይ ዉራይ ኩሉ ትግራዋይ ንኽዉን ለይትን ቀትርን ይቃለስ ንዘሎ ሚድያ ናብ ሕዝብን ናብ በዙሓት ሊቃዉንትን ኸትቀርብ ዝገበረ ሚድያ ጥልመት ኢኻ ትፍፅም ዘለኻ ብቐንዱ ግና ኣንፃር ማሕበር ኢደጥበበይናታት ደምብን ሕግን ስርዓትን ኢኻ ትኸይድ ዘለኻ እቲ ማሕበር ናይ ዉልቀ ማሕበረ ከምዘይካነ ኸተፍልጥ ይግበአካ በርሀ መስራቲ ሰለዝኾንካ ከምድላይካ ኸትገበሮ ዘፍቅድ ሕግን መመሓደሪ ደንመብን። የለን ተመሊሰካ አንብቦ አቅምኻ ምፍልጥ በልህነተ እዩ ዲክታተርነት አነነት ገባሪ ሓዳግነት አየኸይድን እመነኒ በርሀ ሓደ ሰብ ኢኻ ሓንቲ ድምፂ እያ ዘላትካ

  • @yemanelikanos227
    @yemanelikanos227 4 дні тому +1

    ሕቶ ንይብራህ- ቅድሚ ሙሴ ዘመን ኣብ ኣክሱም ጥበበኛታት ኔሮም ክትብል ከለኻ ቅድሚ ባስልኤል ሰብ ሞያ ጥበብ ኣብ ኣክሱም ኔሮም ክንብልዶ ንኽእል?

  • @mizaanberhane4002
    @mizaanberhane4002 4 дні тому +1

    ትኽክል ኢዩ ካብዚ መጻና ካበዚ ኬደና ዝብል ነጉር ጽቡቕ ኣይኮነን, (Zionist ), ናይ እስራኤላወያን ኢዩ,

  • @berekethagoshagos4889
    @berekethagoshagos4889 3 дні тому

    ኣብየት የድሕነና'ዩ ዘብል። ወዲ ጽዮን፡ ጓል ጽዮን፡ ጽዮናውያን፡ ጽዮናዊት፡ ጽዮናዊ። እዚ ኹሉ ሥልጣን፡ ስማዊ ዕብየት(ገናነት) ንምርካብ ዝግበር'ዩ። ገለ ጉዶም ይኽሻሕ'ሞ ኣብ ኣንፀርጽሮት የኣትዉ። they get frustrated.ገለ ግን ዕብየት ስሞም ንምምላስን ንምድንጋርን ሃተፍተፍ ክብሉ ይስምዑን ይረኣዩን። ጽዮን ዝብል ቃል መፀግዒ፡ መከላኸሊ ወይ ድማኒ ብቛንቋ ኣምሓርኛ "መከታየ" ኢሎም ይገልጽዎ። እዚ ሓውና ግን ወልደፍደፍ ክብል ምስ እስራኤላውያን ያኢ ኣራኺብዎን ኣመሳሲልዎን። እሞ ኸዓ ምስቶም ንእየሱስ ዝሰቐሉን ዝወንጀሉን። እሞ እቲ "መስቀል ኃይልነ መስቅል ጽንዕነ መስቀል መድኃኒተ ነፍስነ" ኢልና እንምከሓሉን እንንየተሉን ደኣ መን ዝተሰቕለሉን ዝተበጀወሉን ማለት'ዩ?

  • @Adey_Maryam
    @Adey_Maryam 4 дні тому

    ኣብ ልዕሊ ታቦተ ጽዮን እንታይ ዓይነት ሽርሒን ተንኮልን ስለ ዝኣነብኩም እዩ ኣቐዲምኩም ብተወካሊኹም በርሀ ኣቢልኩም "ታቦተ ጽዮን ኣብ መንበራ የላን" ዝትብሉ ዘለኹም?!

  • @tadessemuche7756
    @tadessemuche7756 2 дні тому

    የውሸት ታሪክ የትም አያደርስም። የሰሜኑ የስልጣኔ ታሪክ የሳባዉያንና የፅዮናዉያን ስልጣኔ ነዉ ። ኢትዮጵያ የፅዮናዉያን የእጅ አሻራ ነች።

  • @Adey_Maryam
    @Adey_Maryam 3 дні тому +1

    ሕቶ ንይብራህ፦ ኣብ ማሕበርኩም ማሕበር ኢደ ጥበበኛታት ተጸንቢሮም ምስ ወርቅን ብሩርን ማሕረሻ ዕትሮን ድስትን ዝሰርሑ ማዕረ ኢደ ጥበኛታት ኢና ዝብሉ ኣለዉ፡፡ ንሳቶም ዉን ብስም ጥበብ ንህዝቢ ኣሽሓት እንዳኽፈሉ ቆፅሊ እንዳሸምጠጠቡ ክታብ እንዳከተቡ ሱር እንዳፈሓሩ ዝተፈላለዩ ዕጻት ዝሸጡ ንህዝቢ ዘዕብዱ ሓዳር እንዳማቶም ዝብትኑ ሃብቲ እንዳማቶም ዝሰልቡ ዘለዉ ጠንቆልቲ መተተኛታት ሰረይቲ ገንፀልቲ መጽሓፍከ እንታይ ትብሎም? እግዚኣብሔር ዝሃበና ጥበብ እዩ ንሕና ዉን ኢደ ጥበበኛታት ኢና እዮም ዝብሉ፡፡ ኣብዚ ጉዳይ እንታይ ዓይነት ሓሳብ እዩ ዘለካ? ጥንቁልናን ድፍትርናን ከምኡ ዉን ክታብ ቆጽሊ ሱር ዕጽ ኣካል ኢደ ጥበብ ድዩ?

    • @berekethagoshagos4889
      @berekethagoshagos4889 3 дні тому

      እቶም ቆጽሊ ሸምጢጦም፡ ሱር ቀንጢቦም፡ ንመድሓኒት ዝሰርሑ ሰብ ፍልጠት ምንም ተቓውሞ የብልናን። ስለምንታይሲ ብፍልጠቶምን ክእለቶምን ዋጋ እንዳኽፈሉ ሰባት እንተድሓኑ ጽቡቕ ደኣ ገበሩ'ምበር ክፉእ ኣይገበሩን። እንተ እቶም ጠንቆልትን ሰብ ዘዕብዱን ዝበልካዮም ግን ብትሪ ንቃወሞም። እቲ ፀገም ዝመጽእ ዘሎ ወላ እቶም ብቕንዕና ሰብ ከሕውዩን ክፍውሱን ኢሎም ዝገብሩ ዘለዉ ዓቐንን መደንዘዝን ስለ ዘይብሎም ኩሉ ግዜ ሰብ ክጉዳእ ትርኢ። ነዚ ኹሉ ኣሳሪ ክኸውን ዝኽእል ግን ኣብቲ "ኣጽምዑ ህዝብየ ህግየ" ዝብል መጽሓፍ "እስመ ህግሰ ለልብ ኄር ውዕቱ" ዝብል ኣሎ። ሕጊ ንኹሉ ነገር ጠቓሚ ምዃኑ እዩ። ካልእ ኣብቲ ናይ ቤተ ክኅነት ትምህርቲ ዕፀ ፋርስ፡ ዕፀ ለብላቢት፡ ዕፀ ኩነኔ፡ ዕፀ መድሃኒት፡ ዕፀ ፈውስ----" ዝብል ኣሎ። ብወግዒ ድማኒ የምህሩኻን ይነግሩኻን።ንኣብነት ብትግርኛ "ሰሓቢ መግሊ" ተባሂሉ ዝጽዋዕ ኣብ ምእታው ክረምቲ ዝበቁል ሳዕሪ ኣሎ። እዚ ሳዕሪ'ዚ ብግቡእ እንተደኣ ተጠቒምካሉ ንኣብ እግሪኻ ድዩ ወይስ ርእስኻ ዝወፀካ ሕበጥ(ቆስሊ) ነቲ infected ዝኾነ መዝሚዙ የውፀአልካሞ እቲ ቖስሊ ይነቅጽ። ነዚ ነገር'ዚ ዝፈልጡ ሰባት ምስ ድሑር ባህሊ ስለዘተሓሕዝዎ ፈጺሞም ኣይነግሩኻን ኣየሪኡኻን።እዚ ድሑር ባህሊ'ዚ ንነዊሕ ግዜ ክስረሐሉ ስለዝፀንሐ ነቲ ህዝቢ ክትምህሮን ከተፍልጦን ማለት ዘበት።ካሊእ ይትረፍ ናይ መንሽሮ (cancer) መድሃኒት ዝህቡን ዝፈልጡን ሰባት ኣብ ዓድናን ጎዶቦናን ከም ዝነበሩ ይፈልጥ። ዓቐን ናይቲ መድሃኒትን መደንዘዝን ግን ኣይፈልጡን። በዚ ምኽንያት'ዚ እቲ መድሃኒት ምስ ተገብረሎም ዝሞቱን ዝሓውዩን ኔሮም። እቶም ዝሓወዩ ድማኒ ዘደንግጽ በሰላ ይገድፈሎም። ስለዚ ኩሉ መድሓኒትን ፈውስን ካብ ቆጽለ-መጽልን ሰራውርን ከም ምዃኑ እመን። ብፍላይ ጻዕዳ ሽጒርትን ጽሩይ መዓርን መሠረት መድሓኒት ምዃኑ እመን።

    • @Adey_Maryam
      @Adey_Maryam 2 дні тому

      ​@@berekethagoshagos4889 እቶም ብቆጽሊ ክታብን ሱርን ህዝቢ ዘጥፍኡ ዘለዉን እቶም ንስኻ ሰብ ይፍዉሱ እዮም፡ዝትብሎም ዘለኻን ሓደ እዮም ኩሉ ባዕሎም እዮም ዝሰርሕዎ፡፡ በዚ ሓደ ሸነኽ ንፍዉሰካ ይብሉ በቲ ከዓ የዕብዱኻ፡፡
      ንክርስትያን ካብ ስጋኡን ደሙን ንላዕሊ መድሐኒት የለን፡፡ ንከርስትያን ካብ ጸበልን መስቀልን ንላዕሊ መድሐኒት የለን፡፡ ቆፅሊን ሱርን ሰብ ከዕብድሉ እምበር ሰብ ክፍዉሱሉ ኣይራኣናን፡፡ እቶም ህዝቢ ዘዕብዱ ዘለዉ ድማ ኣብ ማሕበር ኢደ ጥበበኛታት ብምጽንባሮም ካሊእ ሕቶ ይፈጥር፡፡ ክርስትያን ዝኾነ ኩሉ ካብ ቅድስቲ ቤተክርስትያን ወጻኢ ካሊእ መድሐኒት የብሉን