I always feel that the people of Tigria is fully capable of solving the misunderstanding and problems by their own.Those who were creating more problems please keep your mouth shut.This is the type of Tigria that we need.Thank you the Aba Selam and all Priests involved in this great event.
አቦታትና ብሓቂ ናይ ሰላምን ፍቅርን ዘመርቲ ኢኩም. ንህዝቢ ትግራይ ሰላም ሂብኩሞ ኢኩም 'ሞ ሰላም ይሃብኩም ፈጣሪ.
ክቡራት ኣቦታትና ንዓኹም ዝገልፅ ቃላት የብልናን እግዚአብሔር ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባረኽ ምሉእ ሰላም ድማ ይግበረልና❤❤❤❤❤
ተመስገን ጌቾ ዘይብላ ትግራይ ደብርፅ ዘይብላ ትግራይ ኩሎም ተጋደሉ መልክዕ የብላን ዕልልልልልልልልልልልልል
ተፈታዊ ትግረዋይ እንጀራ ይውጸኤልካ ትግራይ ብለባማት ትእወት።
ሙሉእ ሓጎስ ይግበረልና ውፁዕ ህዝበይ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ብጣዓሚ ዘሐጉስ ነገር እዩ አባታትና ክብረት ይሃበልና🙏🙏🙏🙏
በባኩም ብጣዕሚ ንሕበን ተጋዳላይ ንጉሰ
ስለናይ ህዝቢ ዘይአጨነቀኩም ስለቲ ልዕሊ ሚልየን ዘጨፍጨፉ 😢 ገደል ይእተዉ ህዝበይ ግን ብጥምየትን ብካራን ይፀንት አሎ
ዕልልልልልልል❤❤❤❤❤❤ ደስ ዝብል ዜና
ብጣዕሚ ደስባሃሊ ቢሺም ህዝቢ ራያ ናመስግን
❤️❤️❤️👏👏👏እንዃዕ ደስ በለና ህዝቢ ትግራይ ኩቡራት ኣቦታትና ድማ እንዃዕሰመረልኩም ኑበሩልና ቅዱሳት ኣቦታትና ሙሉእ ሰላም ይግበረልና ኣሜን ኣሜን
ደስ ዝብል ሓበሬታ
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዕርቂ ናይክልትኤም ጎንጺ ብሰላማዊ መገዲ ሐሳባቶም ብሰላም ንኽረዳድኡ ተአማሚኖም የቀኒየልና ንመተአረቅቲ ።
ኽዚ ፀላእቲ ህዝቢ ትግራይ ሕርር ይበሉ።
እንኻዕ ደስ በለና ዋ ኣቱ ክልቴኹም ትማሊ ሓደን እምኒ ዓረ ዝነበርኩም ብልቢ ይትረፍ ተበሃሂልኩምን ናይቶም ትማሊ መራሕትና ከይጉድኡ ኢሉ ኣብ ቅሜኹም ዝወደቑን ዘድሐኑናን እናሓንገሩ ካብ ጥቕዓት ፀላኢ ኣድሒኖም ኣብዚ ዘብፅሕኹም ጀጋኑ ደቂ ህዝቢ ረአዩ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ዶክተር ሃይለን ስታሊንን ይሕፈሩ እምበር ኣነስ ታይ ኣትዩኒ።
ትግራይን ህዝባን ጸሎት ኣቦታታ ይሓግዛ። ሰናይን ሃዋርያዊ ስራሕኩምን ኣብ መፈጸምትኡ የርእየና።
😊😊😊😊
ቡጺኣን ኣቦው ፈጣሪ ናይ ኣገሊግሎታኩም ዘመን ኩም ይባሪከለኩም❤🙏ጌቾዋ ማራ እየ ዘዲኒቆ ምሰ ኩሉ ዲኺመታቱ❤
It's good job 👏❤
እልልልልልልልልስላም ልመላእ ህዝቢ ትግራን ልተጋደልቲ ጀጋኑ አህዋትና ሀንቲ ትግራይ
እ/ር ይተሓወሶ።
ሕጂ ግርም ! ባህ ዝብል ንፋስ ነፊሱ !
ካብ ዕርቅን ሰላምን ንላዕሊ እንታይ ደሰ ልብ ነገር ኣሎ ብሓቂ በቡፁኣን ኣቦታትና ምስጋና ናዓኻትኹም ፈጣሪ ድማ ከም ልታዓረቀና ተስ ፋ ይገብር ዕድመን ጥዕናን ክብርን ንኹሉኹም ኣቦታትን ኣብዚ ቅዱስ ተግባር ልተሳተፍኹምን ኣሜን።
ተመስገን ኣምላኽ እንታይ ይሳኣነካ❤❤❤❤❤
PRAISE BE TO THE LORD. Thank you our fathers. You have truly understood the plight of our people.
ሙሉእ ሓጎስ ይግበረልና❤❤❤❤❤❤❤
ፈጣሪ ምሳኩም ይኹን ኩቡራት መረሕት ሃይማኖት ❤❤❤❤
ሙሉእ ሓጎስ❤❤❤ ይግበረልና ❤❤❤ፈጣሪ❤❤❤❤
ዝተባረከት መዓልቲ ብፅአት አቦታትና ዕድመን ጥዕናን የሀበልና ዳግም ውልደት ትግራይ ሐደራ ሐደራ ሐደራ መራሕቲ ትግራይ ንድሕሪት ከይትምለሱ ህዝብና ከይብላዕ መፃውቲ ፀላዕቲ ከይንከውን
እግዛብሄር መፈፀምትኡ የሪኤና
ፀለእት ሕሪር በሉ ተመስገን አታ ዕልልልልል
ማራ ደስ በሃሊ
🙏🙏🙏🙏 Thanks GOD
ዲፅን ጌችን ልተፈቓቕዑ እዮም ልመስሉ። ጥዑይ መራሒ ክሳብ ዝርከብ..
😀😀😀😀
አሜን
እሰይ ተመስገን ሚሒር ታሕጋስ ንብዓተይ ፈሲሱ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ክቡራት ኣቦታትና ለካ ትግራይ ሰብ ኣለዋ እዩ
Kkkk Tigray seb alewa
ክብሪ ንአቦታትና ሃይማኖት መራሕቲ ትግራይ እና ክብሪ ንመራሕቲ ሰራዊት ትግራይን ሰራዊት ትግራይን ይኹን ።
አሰይ አሰይ ደስ እሉዋ ነብሰይ ¡!!!!!!!!!አልል እልል።!!!!
ዎው ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ንመራሕቲ ሃይማኖት ኣቦታትና ❤❤❤❤
Esey Esey des zeble were eu. Eyesus Christos Selam Keizer mzealna muluee emnet, zelot eu zeleni❤❤❤❤❤❤
ተደመርትን ተቀለብትን ልዚ ሕፈሩ ካብ ህዝቢ እንግድዓ ህዝቢ ውረዱ።
እቲ ፅቡቅነቱ ውልቀሰብ ተይኮኑስ ብጉጅለ ምስ ምካኑ ደስ ይብል ትግራይ ሰብ አለዋ ማለት ዙዚይ እዩ።
temesgen mlue selam ygberelna❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏
ብስለት ተጋሩ መርአያ ዓለም ምዃኑ ንኹሉ መምሃራይ እዩ ኹሉ ትግራዋይ ሕጉስዩ አብ ውሽጥን አብ ደገን ዘሎ ኹሉ ዜጋ ንቀፃሊ ዕማምና ኸም ሓዲሽ ንለዓል ኽንዕወትአና አጆኹምአጆና እግዚአብሄርውን ምሳና እዩ በርቲዕና ንቃለስ ።
ሓድነትና ሕዝና ትግራይ ንቅድምት እንሻኣላህ
ዕልልልልልልል👏❤️👏❤️
አንዃዕ ናብዚ አብቀዕኩም፣መራሕቲ ሃይማኖት፣ዓበይቲ ዓዲ፣ንምትዕራቅ፣ብዙሕ ዋጋ ዝኸፈልካ፣በዓል ሃፍቲ ሐዉና፣አምላኸ ይባርኩም።
ሰናይ ዜና እዩ፣ ሙሉእ ውጽኢት የርእየና፣ ኣብ መንጎ ተጋሩ ዝተፈጥረ ምክፍፋል ዝፍትሓሉ ባይታ ምፍጣሩ ጸገማትና የኣኽለኩም ይበለና ፈጣሪ
ኣብ ሰላም ኩሉ ፅቡቅ ኣሎሞ መራሕትና እታ ዕርቂ ብቅልጡፍ ክትፍፀምዋ ደገፍቲ ድማ ካብ ጭፍን ደጋፋይነት ወፂና ብስልጡንን ሓድነትና ብዘጠናኽር ክኾንን ሕድሪ እዞም ስለ ትግራይን ተጋሩን ኢሎም ዝተሰውኡ ጀጋኑ ሕድሪ እውን ኣይንረስዕ
I always feel that the people of Tigria is fully capable of solving the misunderstanding and problems by their own.Those who were creating more problems please keep your mouth shut.This is the type of Tigria that we need.Thank you the Aba Selam and all Priests involved in this great event.
Tigray forward! You two are our bloods, bloods of the whole Tigrians (Axumians).
ክቡራት አቦታትና ዕድመን ጥዕናን ንምነ የቀንየልና
ብጣዕሚ ልቢ ዘተርክስ እዩ
ብጣዕሚ እንተይ አመስገናኩም ክንሐልፍ ዘይንደሊ መራሕቲ ሃይማኖት ናይ መንበረ ሰላማ አቦታት ሊቀነ ጳጳሳትን ካልኦትን የቕንየልና ክብረት የሃበልና
እታ እንኮ መፍትሒት ጌታቸው ዝሃብካ ሂብካ ባዕሉ Resign ክገብርን ቀፃሊ ሰላማዊ ናብራ ክነብርን ምግባር እዩ። ናይ ኣብይ ትግራይ ናይ ምሕማስ ስትራተጂ ትኹለፍ በዚኣ እያ። ንሱ እዩ ተፃዋቲ ገዚኡ ዝሕምሰና ዘሎ።
ጌታቸው ይቀፅል ከይበሃል ብህዝቢ ኣመኔታ ሲኢኑ ኣሎ። ቅቡልነት የብሉን። መሪሕነቱ ብፃድቃን ተጨውዩ እዩ። ለማስ ኣፈፃፅማ ኣለዎ። ሓድነት ህዝቢ ትግራይ ክምልስ ኣይኽእልን።
ወደሓንካ ህዝቢ ትግራይ!
እግዚአብሄር ሆይ ከም ስራሕና ዘይኮነስ ከም ምሕረትካ ዓድና ሰላም ግበረልና ❤❤❤ኣቦታትና ጌታ ፀግኡ የብዘሐልኩም ❤❤❤
ህዝቢ ትግራይ አንቃዕ ሓጎሰካ ሓጎሰካ ሙሉአ ሓጎስ ይቕበረልካ
ኾይኑ ግና ውልቃውነትን ዓዲ ንዓዲ ዘይፈልን ካብ ምፍልላይን ምድግጋፍን ወፃኢ ክኸውን ኣለዋ ሓዱሽ ውፅኢትን ለውጢ ኣተሓሳስባን ዘምፅእ ክኸውን ኣለዋ ።
ናይ ፀፅታ ካውንስል ምቓም ማለት ብጣእሚ ውሑስ ውሳነ ንህዝቢ ትግራይ ይከውን።ጎበዛት ወታ/ዊ መራሕትና ካም ዘለውና እሙን እዩ።
እልል ል ልልልል ል ል ል ል ል ል ል ል ል ል ል!!
ብሓቂ መራሕቲ ትግራይ ትሕቲ ሃይማኖት መራሕቲ ኮይኑ ምርካቢ ዋላ መህፈሪ ይኩን ግንድማ ንህዝቢ እስካብ ዘርበሕ ብፅቡቅ ወገኑ ሪኢካ ምውሳድ የድሊ እዩ።
ተመስገን !!!ዘጥዕመልኩም ሕውነትን ፍቕርን እምበር ነንሕድድኩም ምንቛርስ ዘሕዝን እዩ
ኣቦታትና ግን ትግርኛ ኣፅሪኹም ተዛረቡ !
😊😊😊😊😊🎉🎉🎉🎉
ሓቂ ድዩ❤❤❤
ቁዱስን ሓቅን ዕርቂ ክኾውን ኢዩ ምኽንያቱ መንፈሳውያንን ኑጹኣህ ተጋሩ ስለዝኣተዉዎን ተዓረቕትን ከኣ ስለዝኣመኑሉን!
ሰላም ኣይኮነን ንወዲ ሰብ ንእምኒውን የድልዮ! መራሕትና ከምዚ ኢሎም ናብ ህዝቢ ክቐርቡ ከለዉ ኩሉ ፈታዊ ሰላም ተሓጒሱ እዩ! እዚ ርክብ እንታይ ክወፆ! እንተ ሰብ ሕሱም ኣመል ኣይተውሓጠሎምን! መራሕቲ ሃይማኖት ቃለ ህይወት የስምዐልና! ኣቦነትኩም ኣመስኪርኩም!
❤❤❤❤ Aseyyyyyyyy peace for all
This is the real tigray viva tigray.Thank you to our fathers.
I am greatful for the reconicilation , good job guys.
ዕልልልልልልልልልል❤❤❤
ሙሉእ ይግበሮ
ፅቡቅ ሰናይ ተግባር እዩ ዘላቂ ክኾውን ግን አብ ዝደራደርሉ ነጥቢ አብ መንጎኦም ዘደራድር ሰብ ክህሉ ይግባእ
ፅቡቅ አወንታ እዩ የቀንየልና መራህቲ ሃይሜኖት መራሕቲና ኣቦታትና ክብሪ ይግበአኩም
ትመሽገን ፍጣሪነዙይ ዘርአካና
ወይ ጉድ ፓለቲካ ብሽምግልና
አሰይ ደስ እሉኒ ብዙሕ ተሓጉሰ
መራሕቲ ናይ ትግራይ ልቦም ተመለሰ
ሀዪ በሉዎመም ሀዪ በሉዎም አሰይ።
ኣታ ዕልልልልል እዚ ዕርቂ ንህዝቢ ትግራይ ዓብይ ተስፋ ዩ
ንግዱስ ባዓል ሓፍtን አቦታትናን ፃዕርኩም ሰሚሩ ደስኢሉና ግን ክትትልን ድጋፍን ክቅፅል አለዎ
ኣፍንጫ "ንተ ተሃርመ ዓይኒ " ነብዕ !
ህዝቢይ ትግራይ ብአኹም ሓፊሩ እዪ ነይሩ በተለይ ድማ ተጋድልቲይ ሐዚ ግን ንእሽተይ ተሓጊስና
ዜናኩም በጣዕሚ አብ ሓቂ ዝተደረኸ ስለ ዝኮነ ብኡ ቀፅሉሉ🎉🎉🎉🎉
ሓቂ እዩ መራሕቲ ሃይማኖት አብዚኣ ልምንታይ ስቅታ መሪፆም እንተነኣሰ ልምንታይ ዘየውግዙ።
Egziabher yehabelna Aba selama .
እዞም ጆጋኑና ኩሎም ናይና ከሎም ጆጋኑና የመላኣሎም ❤ ንፈተወኩምን ነክብረኩሙን እና ሙሉእ ይገበረለና 🙏🙏🙏ተመሰገን ተጋሩ ብተጋሩ
❤❤❤❤❤❤
ጽቡቅ ጽቡቅ ነቶም መላኻእቲ በሪ ምእጻው ነቶም ለባማት አዎት ።
ፍፁም ይግበሮ
ፈጣሪ ይመስገን
i am so happy
ብጣዕሚ ሞትስ ብሕማቅ ዘይኮነስ ታሓጊስካውን ከምዝምወት ትፈልጡዶ ሀዚድማ ብታሕጋስ ብዙሕ ሰብ ከይሞት እዩ ዘፍርሕ ካብ ባዕለይ ጅሚሩ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤🎉🎉🎉
ሰናይ ዘይና
I hope they will respect each other and solve their differences by sitting aroundon the table.
እዚ ዕርቂ እዚ ሓቂ ዘሎው አይኮነን
እዚ ተርእዮ እዙይ ፡ ክሓፍሩን ፡ ክስከፉን ምተገበኤ " ዘይበርስ " ዘይሃስ"ስ " ንመጻኢ ኩሉ ግዜ ሓፊሮም " ርእሶም እንዳ ደነኑ ዝኸድሉ ስራሕ " ገበን እዮም ክገብሩ ጸኒሖም ፡ መወዳእታኡ ይበሎ 🙏 ስለ ምንታይሲ " ህዝቢ ኣብ ሕማቕ ስለ ዘሎ 🙏🙏🙏
ዘዝቀደመ ተመስገን
💛❤️
ተጋሩ ዘጥእመልኩም ፍቅሪ እዩ ።
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ፉፁም ይግበሮ
Waw❤❤❤❤
Good news
ዕልልልልልልልልልልልልል
ዜናኹም ብጣዕሚ ፈትየዮ ሰላም ዘለዎ ዜና የቐንየልና🎉🎉🎉🎉 ቀፅልሉ
እቲ ፀገም ክልቲኦም ጥራሕ ብዕፁዉ ተኣኺቦም ክፈትሑ ምግባር ኣይግባዕን። ብግልፂ ህዝቢ ንክፈርድ ዘኽዕል መገዲ ክትገብሩ ነይርኹም፡፡
ናብ ዝርዝር መን ኢንታይ ጌሩ መን ስሑት መገዲ ኣቲዮ መን ጥንኹር ነይሩ ሰሚዕና ክንፈርድ ይግብኣና ነይሩ ብዕፅዉ ምግባሮም ግኒ ፀገሞም ምቕላዕ ገዲፎም ስልጣን ልቀቕ ኣይለቅን ናብዝብል ክኣቲዮን መሊሶም ናብ ምክሳስ ክኣቲዮ ኢዮም፡፡