Amazing Eritrean orthodox tewahdo wedding mezmur ናይ መርዓ መዝሙር

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 17 гру 2024

КОМЕНТАРІ •

  • @fthiangosom5881
    @fthiangosom5881 2 роки тому +14

    *ብማእሰር ፍቕሪ ተጠሚርኩም*
    ብማእሰር ፍቕሪ ተጠሚርኩም
    ሰላም ሰማያት ተኻፊልኩም
    ብማእሰር ፍቕሪ ተጠሚርኩም
    ንቁዱስ ቁርባን ተኻፊልኩም
    ንዘልኣለም ብስኒት የንብርኩም
    ንዘልኣለም ኣብሪሁ ሓዳርኩም
    ርሑስ ጋማ እንቋዕ ኣብቅዓኩም
    ርሑስ ጋማ ኣምላኽ ይባርኩም
    ይቆረስ ሕብስቲ መግለጺ ሓጎስና
    ጽዋእኩም ኣልዕሉ ፍትዋት ኣሕዋትና
    የዉሃና የዉሃና ርሑስ ጋማ በሉ
    ስድራቤት ንጎይታ ብዓዉታ ዓልሉ(2)
    ድምጺ ፈታዊኺ መዝገብ ቡዙሕ ደስታ
    ከም ደሃይ መሰንቆ ማራኺ ትርግታ
    ሃራርትኡ ኣባኺ ዓዚዙ ብፍቕሪ
    ካብ ኣኽራን ወሪዱ ዕምባባታት ጸይሩ(2)
    መርዓዊ ፍስሃ ኣምሳል ልዑል ጎይታ
    ተቓነይ ብመስቀል ናይ ፍቕሪ እምብልታ
    እንሀት መርዓትካ ዉሽጥኻ ሰፈራ
    ትኽለ ወይኒ ፍቕሪ መኣዛ ሓዳራ(2)
    ብርሃን ወዲ ኣምላኽ ንጸላም ሲዒሩ
    ጽኑዕ ሓለዉኡ ይግለጸልኩም ፍቕሩ
    ስግኣት የለን ፍርሒ ኢዱ ተተርኢስኩም
    ክስገር'ዩ ኩሉ ስሙ እንተኣሚንኩም(2)
    ናይ ምስጋና መዝሙር ልብና ጎሲዑ
    ብተኽሊል ኣሕዋትና ሓጎስ ተመሊኡ
    ኣምላኽና ይሃብኩም ሓይሉ መመሊሱ
    ብተስፋ ንበሩ መንግስቱ ክትወርሱ(2)

  • @selam-r6y
    @selam-r6y Місяць тому

    zmarie melakti yesmalna yhwatey brukat

  • @YowiYowi-zz8qo
    @YowiYowi-zz8qo 4 місяці тому

    አሜን❤❤❤አሜን ❤❤❤አሜን ❤❤❤አሜን❤❤❤❤

  • @Mednalemaboy27
    @Mednalemaboy27 Рік тому

    Des ybelena bezi kudus mera pls amxialna

  • @ametberaki1258
    @ametberaki1258 Рік тому

    Btaemi des zebl mezumer mezumur melakti yetsmaalna fetari❤Taegu yebzhalkum

  • @nawnaw569
    @nawnaw569 2 роки тому

    እልልልልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ክቡራት ኣሕዋትና 🙏🙏🙏🙏🙏

  • @tsegaabraha1428
    @tsegaabraha1428 4 роки тому +1

    Aseyyyyyyy Aseyyyyyy mkurat ahwetey edmen tenan yabkum
    Nezi gedifnas nay ketemeti koment sher nbl alna 👏👏👏💒💒💒🕊🕊🕊

  • @ngstiberhe7133
    @ngstiberhe7133 Рік тому

    Amen Amen Amen Amen 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤️

  • @fre_tesfa95
    @fre_tesfa95 4 роки тому +1

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @maranatajesus9607
    @maranatajesus9607 4 роки тому +2

    ክንደይ ምዓልቲ ደልየ ሲኢነየ ኔረ. Zmare melaekti ysmalba