ዓቅልና ይፅንቀቅ ኣሎ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 2 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 11

  • @abrahamgidey721
    @abrahamgidey721 2 дні тому +1

    Very good analysis! Thank you Memhir

  • @abrahamgidey721
    @abrahamgidey721 2 дні тому +1

    Thank you Cyber Power Tigray Media

  • @abrahamgidey721
    @abrahamgidey721 2 дні тому +1

    Yes, that is right Ephrem

  • @abrahamgidey721
    @abrahamgidey721 2 дні тому +1

    Bethy….good job

  • @muluasosh
    @muluasosh 2 дні тому

    ትግራዋይ ክትዕወት ተኾይንካ ናይ መምህር ሓሳብ ተቐቢልካ ተግባራዊ ግበር።

  • @halay4067
    @halay4067 2 дні тому

    እኖኺ እኖኺ እኖኺኺኺኺኺኺኺ ከም ገዓት ብሱልን ዘይብሱልን ጌራቶ ዘረባ!!!!!!!

  • @حافظ-ه9ط
    @حافظ-ه9ط 2 дні тому

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉

  • @حافظ-ه9ط
    @حافظ-ه9ط 2 дні тому

    👌👌👌👌👌👌

  • @tadessegebreegziabeher8045
    @tadessegebreegziabeher8045 2 дні тому

    ጠቕላላ ናይ ህወሓት ኮሚኒስታዊ ሪዕዮተ ዓለም ካብ ትግራይ ክጠፍእ ኣለዎ።ኩሉ ግዜ ህዝብ ኣብ ክልተ ኸፊሉ ጸላእን ፈታውን ብዝብል ኣካይዳ ኣጭርቕቱን ኣታሓሳስባኡን ሕዙ ክጠፍእ ኣለዎ።ህወሓት ብሓደ ንሓሙሽተ ብዝብል ሰንሰለት ኣሲሩ ህዝብ ምዕይ ኢሉ ክይዛረብን ነጻነቱ ዝነጠቐንስ ከመይ ገይርካ ኢዩ ፁቡቕ ነገር ኣለዎ ኢልካ ክዝረብ ዝካኣል።ህዋሓት ከምቲ ባዕላ ትብሎ በስቢሳ ኢያ ህዝብ ኣይትመላላእ ካብ እንግድዓ ህዝብ ትውረድ።

  • @haftomgesesew
    @haftomgesesew 2 дні тому

    መምህር ቅድሚ ናትካ ፅሑፍ ተቃወምቲ ፓርቲታት ቀዲመን እዙ ሓሳብ ኣቅሪበን እየን ስለዚ ነዐአን ብምክባር ተትጅምር ግርም ኔሩ... መወዳእቱ ግና መፍቴሒ ኢልካስ" ናብ ዝርዝር ኣይንእቶ ", ዋይ እቲ መፍትሒ እማ እቲ ትግራዋይ ኩሉ ይወከለሉ እየ ዝብሎ መሰጋገሪ መንግስቲ ምትካል እዩ , ድሕሪኡ ንፅቡቁን ንሕማቁን ማዕረ ንካፈለሉን ንከዉን.... ነዙይ ዝዕንቅፍ ሓይሊ ከዓ ሓደን ሓደን ሕወሓት እዩ... ኣከለ

  • @tesfanaberhane1507
    @tesfanaberhane1507 2 дні тому

    መምህር ዓብይ ብሱል ንዘለናዮ መድረኽ ንባብካ ወይ ርድኢትካ፣ ከም ህዝቢ ቐንዲ መቓለሲ ናይ ትኹረት ኣንፈት ዘቐመጥካዮ መነፀርታ፣ ፓለቲካዊ ብስለት ንማሕበረሰባዊ ለውጢ ወሳኒ ምኻኑ ካብ'ዚ ወፃኢ እንታይ ከምዘዋልድ ዘይፍለጥ ምዃኑ ዝተንተንካዮን ካልእን የመስግን።