ካልኣይ ክፋል(2) መ/ር ልሎም ምስ ኣያ ጆኮር እናበኸና ኢና ንፅሕፎ 2024

Поділитися
Вставка

КОМЕНТАРІ • 122

  • @Samri16
    @Samri16 5 місяців тому +16

    ቀፃሊ ን ተጋዳላይ ሲኮ(መጁሙዕ) ና ሼላ(ወንድሙ) ኣቅርበልና❤

  • @ምድረቅዱሳንዘሃገረትግራይ
    @ምድረቅዱሳንዘሃገረትግራይ 5 місяців тому +15

    ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ ኢኩም ትሰርሑ ኩልኩም ብጣዕሚ ድማ ነድንቀኩም ግና ከም ስነ ጥበበኛታት መጠን ኣብ ትግርኛ ተጠንቅኩም ክትሰርሑ ኣለኩም ምክንያቱ ንስካትኩም ናይ ብዙሓት መምህራን ኢኩም። ንኣብነት፡- ምሽ፣ ከማን፣ እንትን፣ ብያንስ ወዘተ ካብ ቃላት ትግርኛ ክወፃ ኣለወን ናይ ባዕልና ነዕቢይ። ኣብ ክንዲ ምሽ= ሓቀይ፣ እወ ዶ? ዝብል ቃላት ንጠቀም
    ኣብ ክንዲ ከማን= እዉን፣ ከምኡ እዉን-----
    ኣብ ክንዲ ብያንስ= እንተወሓደ
    ኣብ ክንዲ እንትን= እንታይ ድዩ መስሉካ፣ ከምዚ እንተዝኮን ወዘተ💛❤💛❤💛❤

  • @EtadaErada-rs9bz
    @EtadaErada-rs9bz 5 місяців тому +8

    አረ መርሃዊ ናብ እንዳ ትሐሽ ይመለስ ትብሉ👍ሃቡኑ❤❤🎉🎉

  • @selamburuk
    @selamburuk 5 місяців тому +9

    ኣያ ጄኮር@መምህር ልሎም ከምኡ ዉን ሳኣረ ሓዉና ይመችኩም❤🎉❤

  • @ቃንዛኣለኒቃንዛህዝበ-ፈ5ጠ
    @ቃንዛኣለኒቃንዛህዝበ-ፈ5ጠ 5 місяців тому +1

    ፅሩያተይ ወርቂታት ጀጋኑ ደቂ ህዝቢ ትግራዋይ ጀግና ሰብ ቅያ ሰብ ፍቅሪ ቀፅሉሉ ፅቡቃተይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😘😘😘🔥🔥🔥🔥🔥🔥🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊

  • @GgGg-c3t5k
    @GgGg-c3t5k 5 місяців тому +5

    ኣሰይ ተጋሩዋይ ፅቡቋት ከመይ ቀኒኹም 🙏👋👋💖💖💖💖💖በሃንቀውታ ክፅበየኩም እየ 🙏💖💖💖💖

  • @ተመስገንኣምላክ-ቀ3ጐ
    @ተመስገንኣምላክ-ቀ3ጐ 5 місяців тому +1

    እንካዕ ብሰላም መፃእኹሙ ሙጩዋተይ❤❤❤

  • @GmhlHpyu
    @GmhlHpyu 5 місяців тому +2

    ኣነስ መምህር ልሎሞይ. ፃዕዳ ልቡ❤❤❤❤

  • @ነፃነትአርጋዊጎልተዋህዶ

    ዋውውውው ደቂ ዓጋመ ፁሩያት ዲኩም🎉❤🎉

  • @heefhedhy7144
    @heefhedhy7144 5 місяців тому +1

    ሳሓቅ ዝመልኦ። ግዜ ይብዘሐልና ክብራተይይ ❤❤❤❤ዕድመን ጥዒናን ይሃብኪም እግዚአብሔር አምላክ ደቁ ትግራይይይ❤

  • @hdjf4
    @hdjf4 5 місяців тому +7

    እንካዕ ዳሓን መፃኩም ተጋሩየይ ተናፈቅቲ❤❤

  • @ዕድልቲጋልዓባይትግራይ
    @ዕድልቲጋልዓባይትግራይ 5 місяців тому +1

    አንኮዕ ብዳሓን መፂኣኩም ተጋሩዋይ 💋💋💘💘

  • @SdDd-bk7xq
    @SdDd-bk7xq 5 місяців тому +5

    እንዳ ትሐሽ ግን ታይ ኾይኑ እዩ ኣቃሪፅኩሙና

  • @Cherkos-dz2se
    @Cherkos-dz2se 5 місяців тому +1

    ፅሩያት ተጋሩዋይ 😘😘😘😘

  • @ተመስገንኣምላኬ-የ8ወ
    @ተመስገንኣምላኬ-የ8ወ 5 місяців тому

    ኣሰይይ ምጭዋተይ እንኳዕ ተጋሩ ኮኑኹም እግዚኣብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤❤❤❤❤

  • @azimerakahasi7286
    @azimerakahasi7286 5 місяців тому +2

    እንኮዕ ድሓን መፃእኹም ድፍቲየኩም ተዋሳኢቲ ደቅ ትግራይና 🎉🎉🎉

  • @ሰኒፅዮናዊት
    @ሰኒፅዮናዊት 5 місяців тому

    ይመቸኩም ተጋሩዋይ🥰 ፍቴ ህድአቱ ኣዛራርቡኡ ደስ ክብለካ ብብዙሕ እየ ዝፈትወኩም🥰

  • @kuluNsenay21
    @kuluNsenay21 3 місяці тому

    ኣነስ ካም ጀኮር ዝፈትዮ ወዲ የለን❤

  • @sameraahmed1907
    @sameraahmed1907 5 місяців тому +2

    ኣያ ጆኮር ትሕናካ ደስክብል💖

  • @AaA-m2x4i
    @AaA-m2x4i 5 місяців тому

    ❤❤❤❤❤

  • @RgbeyTirnh
    @RgbeyTirnh 5 місяців тому

    ብጣዕሚ ጽቡቁት ፍጥረት ደቂ ተጋሩ
    ዋላ አነ ዝረክቡ ኣይመስለኒን ኔይሩ ግን ተጋሩ ሑቡራት እንዲኹም ካብ ቀደሞኹም❤ ንበረልና ሉሎሞይ ጀኾረይ መርሃዋየይ ይመችኹም ንፈትወኸም እዩ❤

  • @مازنحامضي
    @مازنحامضي 5 місяців тому

    ሳሓቅኩም ይብዛሕ ተጋርዋይ❤❤❤❤

  • @GmhlHpyu
    @GmhlHpyu 5 місяців тому

    ተጋሩዋይ❤❤❤

  • @Gog-ok3ly
    @Gog-ok3ly 5 місяців тому +3

    ዋይ ካብ ድቃስ ተሲእኩምስ በቃ እዚኣ እያ መልሲ ኣነ ዝተፀበኽዎ መልሲ 1ይ ጸሎት እዩ
    20:05 ቅድሚ ኩሉ ጸሎት ደቂ ጽዮነይ።

  • @HayhMa
    @HayhMa 5 місяців тому +4

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ግን ልለም እንታይ ኮይንኩም ዳተሐሽ ዘይተለቅዎ

  • @WeWe-iz2eh
    @WeWe-iz2eh 5 місяців тому

    ብጣዕሚ ጎበዛት ቀፅልሉ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Kalu_nekifar
    @Kalu_nekifar 5 місяців тому

    ደቅኖ🔥🙏

  • @edon7537
    @edon7537 5 місяців тому +2

    አሰይ ሱሑቁኩሙ ይብዛሓ ተጋሩዋይ🎉😂😂😂

  • @greattigray5290
    @greattigray5290 5 місяців тому +2

    ዝፈትወኩም❤❤❤ክልተ

  • @birhankidanu5493
    @birhankidanu5493 5 місяців тому +1

    ኾባኽብትና❤❤❤❤

  • @Hwaa-k2c
    @Hwaa-k2c 5 місяців тому

    ስሓቅኩም ይብዛሕ❤❤❤❤❤❤❤

  • @AlmazHadudh
    @AlmazHadudh 5 місяців тому

    ብጣዕሚ ጀጋኑ ኢኹም ቀፅሉሉ❤❤💖

  • @selamselam8386
    @selamselam8386 5 місяців тому

    Wow ዳኒአል ናይ ምስትውዓል ክእለቱ 100/😮❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @axsumawit1562
    @axsumawit1562 5 місяців тому +1

    ብጣዓሚ ደስ ዝብል ፃንሕት ነይሩ ተመስጠ ይሰመዐኩም ፀንሐ ንበሩልና ብጣዓሚ ዝፈትወኩም ዘድንቀኩም ❤❤

  • @AaA-m2x4i
    @AaA-m2x4i 5 місяців тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ኮዋክብቲ ትግራይ 💖💖💖💊💊💊💞💞💞

  • @Haregte
    @Haregte 5 місяців тому +3

    ሳዓረዋ ሳዓትካን ማዓልትካ ዘይተክብር ተዝረክበካስ ክቀፅዐኻ ነይረ😂😂😂

    • @GgGg-c3t5k
      @GgGg-c3t5k 5 місяців тому

      መቅፃዕቲ የድልዮ ኔሩ ሓቅኺ🤣🤣😁😁 ሃረገይ ሸኮር 💖💖💖

    • @Haregte
      @Haregte 5 місяців тому +1

      @@GgGg-c3t5k ላይክ ሃቡኒ በሉ ክቐፅዖ ጂጂየ🥰😂😂😂

    • @GgGg-c3t5k
      @GgGg-c3t5k 5 місяців тому +1

      @@Haregte ለይከኪ በሊ 😁😁😁🤣🤣🤣

    • @Haregte
      @Haregte 5 місяців тому

      @@GgGg-c3t5k ግርም😂 ርእኺ ኣብ ርእሲ ምዱንጓዩስ ንሮቡዕ ኢሉናስ ሰንበት የምፅኦ እእ😂😂😂

    • @GgGg-c3t5k
      @GgGg-c3t5k 5 місяців тому +1

      @@Haregte ኣነሰ ረቡዕ ድዩ ሎማዓንቲ ኮእየ ኢለ ኔረ 🤔🤣🤣

  • @FjG-ot9dn
    @FjG-ot9dn 5 місяців тому +1

    ሽኮራት ❤❤

  • @DdRr-nc1pz
    @DdRr-nc1pz 5 місяців тому +1

    እንካዕ ብዳሓን መፃኩም ተጋራዋይ
    ሉሎም እንዳ ተሐሽ ተኮይኑ ተቋሪፁ

  • @MedhinDesta-mt5vj
    @MedhinDesta-mt5vj 5 місяців тому +2

    እንካዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ ብሩኳት ዘርኢ❤🎉

  • @AmaenኣሜንyouTube
    @AmaenኣሜንyouTube 5 місяців тому

    ኣጀኩም ጐብዙ ዕምበታት ትግራይና❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @maron278
    @maron278 5 місяців тому +1

    ዝፈትወኩሙን ዘድንቀኩምን ብሉፃት ❤❤❤❤❤❤😂😂😂😂

  • @SlamaXx-l7w
    @SlamaXx-l7w 5 місяців тому +1

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @shalom5798
    @shalom5798 5 місяців тому +2

    እዚ ኩሉ ሃናጺ ርኢቶ እንዳሃብኩ ግን ማንኮን እሙን/ቲ ተምልካቲት ኢሉ ቃላመሕትት ክገብተለይ ይኮን😊 መቸም ኣጽክጥ ኣይከብሉን ይብል😊

    • @Haregte
      @Haregte 5 місяців тому

      ብሓቂ❤

  • @titisabawit3510
    @titisabawit3510 5 місяців тому

    ዞምናትና ደስ ክትብሉ❤❤❤❤❤❤

  • @drtt2855
    @drtt2855 5 місяців тому +2

    ብሉፃት ተጋርዋ♥️♥️♥️

  • @ተዋህዶእዩእምነትይ
    @ተዋህዶእዩእምነትይ 5 місяців тому

    ♥️♥️♥️♥️

  • @MotivationAHSahs
    @MotivationAHSahs 5 місяців тому +1

    ብጣዕሚ እየ ዘድንቀኩም

  • @SmilingDinosaurFossils-oi3jx
    @SmilingDinosaurFossils-oi3jx 5 місяців тому +1

    ይፈትወኩም እየ ንኩልኩም❤

  • @merigaltewahdo1460
    @merigaltewahdo1460 5 місяців тому

    ታይ ድዩ ኣስሒቁኒ ሻወር ይገብር ምስ በለ ጆኮር ገፅካ ከይተሓፀብካ ድካ ስንካ ትብርሽ ምስ በለ ዳኒ😅
    ብዝኮነ ይፈትወኩም እየ ቀፅልሉ

  • @heriheri369
    @heriheri369 5 місяців тому +1

    ስሓኩም ይብዛሕ ተጋሩዋይ

  • @BeGUDEMTUBE
    @BeGUDEMTUBE 5 місяців тому +2

    ኣነግን መን ተድንቂ ተዝባሃልሲ ""ሽሻይ ገብረ ህይወት {ሲስኮ} ኣነ ምስ ማንም የወዳድሮይ ናይ ትግራይ ሞዴል
    ተዋሳኢ
    ደራሲ
    ዳሪክተር
    ገጣሚ
    ዋይ ኮታሰ ብምንታይሞ ክገልፆ ኩሉ ነገርይ እዩ ብፍላይ ኣብ መልሲ ድራማ ሙዉት ኢለ እየ ልፈትዎ ዓድኩሉ እንተርቴመንት ኣቅርበልና ሓደማዓልቲ ዉዕሎካ ምስ ሲስኮ ይኩን ቡኡኡ ካዓ ኣድናቆተይ ንገረለይ ብቡዙሕ እየ ለክብሮ ንዓካዉን የክብረካ እየ ❤❤🎉

  • @AaA-m2x4i
    @AaA-m2x4i 5 місяців тому

    💖💖💖💝💝💝💊💊💊😘😘😘

  • @AaAa-n6o8q
    @AaAa-n6o8q 5 місяців тому +1

    ብጣዒም ፅቡቕ ፃንሕት

  • @shalom5798
    @shalom5798 5 місяців тому +2

    ንሰላስቲኩም ኣዜ የድንቕኩም ኣብ ቋንቋ ትግርኛ ግን ኣጽዒቕኩም ስርሑላ ሓደራ !! በትብ በትን ተውሪርና ከይንበርሰ!!

  • @Gog-ok3ly
    @Gog-ok3ly 5 місяців тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @selam801
    @selam801 5 місяців тому

    ደቂ ሪመይ ኽፎትወኹም❤😊

  • @فوزيها-م3ن
    @فوزيها-م3ن 5 місяців тому +1

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @josephnegasi8839
    @josephnegasi8839 5 місяців тому

    good job seare hawna

  • @shalom5798
    @shalom5798 5 місяців тому +3

    ብያንስ ዝብል - ? ብውሑድ ኣንዶ በሎ ብትግራኛ ዳኒ, ሐውና !! ዋእ ንሰነጥበባውያን ክንእርም እኮ ላሕ ኢልና ኣቱም ሰብ ዋይ መንዩ ሰነጥበበኛ ? ኣቱምሰባት ? ""ገሪሙንስ ገርማ ኣውጺኤላ በለ"" መላሕስኩም ብቃላት ባዕዲ ተውሪሩ ንዓናውን ኣይተውሩሩና ግደፉ!! ፍትሒ ንብቃልት ባዕዲ ዝተወረረ ቛንቛና ትግርኛና ይብል ኣለኩ ዋእ እሞ ከዓ ብዙሓት ዋጋ ዝከፈልሉ !!!

    • @eyu1221
      @eyu1221 5 місяців тому

      ስቅ በሊ ሎቁማጽ እስኺ ትገዲ ካባኣቶም ናይ ዛዓበይሉ ላህጃ እዮም ዝዛረቡ ዘለው ኣበር ናይ ሰብ ክትኣርያ ኣበራትኽን ናዓበዬ እዩ ዝክድ 😊

  • @ፈልፋሊማይሕይወት
    @ፈልፋሊማይሕይወት 5 місяців тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @LetushTemesgen
    @LetushTemesgen 5 місяців тому +1

    Asey xubukat❤

  • @user-ef9ce2xj3o
    @user-ef9ce2xj3o 5 місяців тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @THC21N
    @THC21N 5 місяців тому

    ነዚ ቆሎ ጡጡቆ ኮሜዲ ድዮም እንዳበኸየ ዝጽሕፍዎ

  • @AutomotiveZhai
    @AutomotiveZhai 5 місяців тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @LemlemGdey-m4j
    @LemlemGdey-m4j 5 місяців тому +1

    Lebamat truy twldi fteru ybzah mthllay balka nbalka waw

  • @fishktaameley7842
    @fishktaameley7842 5 місяців тому +2

    part 3 akexilom 😂

  • @GcggChjg
    @GcggChjg 5 місяців тому +1

    ❤❤❤❤❤😊

  • @Bahgi_
    @Bahgi_ 5 місяців тому +1

    እዚ "ጎይትኦም ወዲ ቁራስ" ዝበሉዎ ክልቲኦም ዘድንቑዎ ተዋስኣይ መን እዩ?
    ኣበየናይ ድራማ/ፊልሚ ይዋሳእ?

    • @Entertainment-nf7vr
      @Entertainment-nf7vr  5 місяців тому +1

      ኣለሻ መንነት ዝብል ትግርኛ ፊልሚ ዋና ገፀባህርይ ዝሰረሐ

    • @Bahgi_
      @Bahgi_ 5 місяців тому +1

      @@Entertainment-nf7vr : Ok. Thank you. Interview giberuwo emo. ✌

  • @letayGebremichael
    @letayGebremichael 2 місяці тому

    dani and goker i love you guys from eritrian😘❤‍🩹

  • @Yes-h5x
    @Yes-h5x 5 місяців тому

    ል ዳኒኤል ሙዚቃ የገበርካሉይ 1ይ እና 2 ይ ዙር

  • @trfdtre1136
    @trfdtre1136 5 місяців тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tirhasagw5728
    @tirhasagw5728 5 місяців тому

    ❤❤❤🎉❤❤❤❤🎉🎉❤❤

  • @salmo7382
    @salmo7382 5 місяців тому +1

    ❤❤❤🎉🎉

  • @Slamh-b1u
    @Slamh-b1u 5 місяців тому

    🎉🎉🎉🎉❤❤❤🥰🥰🥰

  • @shalom5798
    @shalom5798 5 місяців тому +1

    ዳኒ'የ' ? ታይ ማለት'ዩ ዳኒዋይ, ዳኑ,. .. ብትግርኛ ምቕብጣር, ምምጉጓስከ, ኣይምጥንንድዩ ኮይኑ? ዋላስ ያኢ ተማዕቢሉ? ?

  • @MeazaTube-zy2dp
    @MeazaTube-zy2dp 5 місяців тому +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @shalom5798
    @shalom5798 5 місяців тому

    ፍሽ ዓይነይ - ከይድብራ? ታይ ማለት'ዩ ንምንታይ ብንምታይ? ሰምንታይ? ናይ ምምሕሽ ገዛዕዩ ንዓካ 😊

  • @kanyohaye
    @kanyohaye 5 місяців тому

    guy international comedy movie english ናኣኩም ስርሑ ግዴታ ክተፈጥሩ የብልኩም። use chatgpt use technology guys. ሎሚ ሎሚ ሎሚ ገሬ እሙን ይስልቹ ኣሎ። ታይ እዩ ኣጠዓዕሞ ናበለ ዝጃጃል ገፀባህሪ? technology ዝፈልጥ ገፀ ባህሪ የለን?

  • @ጋልዓጋመ-ሰ7ኈ
    @ጋልዓጋመ-ሰ7ኈ 5 місяців тому

    😂❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @GggGgg-nk6bo
    @GggGgg-nk6bo 5 місяців тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @berhanalami806
    @berhanalami806 4 місяці тому

    ❤❤❤❤❤❤😂😂😂

  • @mirimiri3396
    @mirimiri3396 5 місяців тому

    ❤❤👍😂

  • @Yrgu692
    @Yrgu692 5 місяців тому +1

    ❤❤❤❤❤

  • @MolayJan
    @MolayJan 5 місяців тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ፍቅሪትሃንፅፅልኢተፍርስ
    @ፍቅሪትሃንፅፅልኢተፍርስ 5 місяців тому +1

    ❤🎉

  • @RakiTube-
    @RakiTube- 5 місяців тому

    ♥️♥️♥️

  • @ffff8192
    @ffff8192 5 місяців тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @MAaZuYouTube
    @MAaZuYouTube 5 місяців тому +2

    ❤❤❤❤❤🌹🌹🌹

  • @selmalovefiseha3679
    @selmalovefiseha3679 5 місяців тому +3

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @jafypro2467
    @jafypro2467 5 місяців тому

    ❤❤❤❤❤❤

  • @Azeb7777Tsegay2
    @Azeb7777Tsegay2 5 місяців тому

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @ጋልትግራይ-በ4ጘ
    @ጋልትግራይ-በ4ጘ 5 місяців тому

    ❤❤❤❤❤❤

  • @hggh7539
    @hggh7539 5 місяців тому

    ❤❤❤❤❤❤

  • @MymyRr-g8w
    @MymyRr-g8w 5 місяців тому +1

    ❤❤❤❤❤❤

  • @ጓልትግራይ-ኈ4ደ
    @ጓልትግራይ-ኈ4ደ 5 місяців тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ

    ❤❤❤❤

  • @swswots6782
    @swswots6782 5 місяців тому +1

    ❤❤❤

  • @zianhalshehri6884
    @zianhalshehri6884 5 місяців тому +1

    ❤❤❤

  • @haytshewsmeresa6240
    @haytshewsmeresa6240 5 місяців тому

    ❤❤❤❤❤❤

  • @cutemashoo2174
    @cutemashoo2174 5 місяців тому

    💖💖💖💖💖💖