Alambra Thomas Kemu zbhal yelen Men u wedi abat men eyu zey wedi abat gdn ayu kflet zelewo. 😡 Teakakibu zmexe wedi abat kkewn aykeln. Ab xmexe weledotat xegem sle zgebr
@@FirstNameLastName-uu9qv bullshit arguement, Afar ethiopians didn't deport Afar eritreans during the border war while qondafat agames like you targeted tigrigna speaking eritreans primarily & looted their properties, you can brush everyone that opposes you as hgdef all day long, but eritreans know who you really are, keep crying , where was all this we are one bullshit when you were in power in Addis, for your information, that snake like Road in Megedi Keren was named by our forefathers after you, well before hgdef & President Isaias came to the seen. Keep blabbering & waste your breath, we are not listening, as to your DNA test bullshit, it applies to all himan beings in the world, we are all related but we got our own countries, you're appealing to eritreans to be your brothers everyday, it's getting embarrasing to say the least.
Welcome Hammassien was the old name of Eritrea that time Hammassien had strong Presidents Such as bahri negasi degyat habteslus, bahri negasi dori fagaga, bahri negasi degyat gerekrstos ....etc the last was bahri negasi raesi Weldemichael Solomon.
This is the most important and historical and educational thank u for ur explanation. We need to teach our young population. Thank u and keep this good job. God bless 🇪🇷.
Welldone Saeyet! It's very remarkable that you are able to provide the portrait of Bahri negasi Druy Fgaga. Our Youth should be aware that the so called agazian madness is a social engineering strategy produced by the TPLF to dismantle the eritrean people's unity and national pride. Thanks again Saeyet. *And my last messege to our Youth Wake up and protect your history and identity*
ሕጂ ናይ በሓቂ ንኤርትራን ኤርትራውነትን ዝቖመት ቻነል መጺኣ! ታሪኽና ተገዲስኩም ብኸምዚ መልክዕ ስለ ዘቕረብክምዎ ምስጋናይ ወሰን የብሉን። እቲ ኣንባቢ ድማ ኬፍ ዘለዎ ድምጹ bravo !
Winta Tesfatsion ናይ ብሓቂ እዛ ኩላ ከም ውሕጅ ታኣካኪባ ዝመፀት ከም በዓል ራሻይዳን ጀበርትን ታሪኮም ክዝርዘር ኢዩ ሕጂ እቶም ደቀባት ኢልና ዝተማሃርናዮም ኩናማ ውን ደቀባት ዘይምካኖም ዋና ዛሃገር ትግርኛ ምካኑ ክረጋገፅ ኢዩ ህጂ
Angosom Tesfalem: suk eske bell ..... tigrigna do wala gele tibl ente koynka kid nabtom ጋዕጋዓት ዓጋዝያን። ኤርትራ ናይ ኩሉ ኤርትራዊ እያ። nay metahit nay kebesa nay aslamay nay kirstyan. Nay tsheate biherat eya. Fnito🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@@angosomtesfalem9759 sekt guhaff
Alambra Thomas
Kemu zbhal yelen Men u wedi abat men eyu zey wedi abat gdn ayu kflet zelewo. 😡
Teakakibu zmexe wedi abat kkewn aykeln. Ab xmexe weledotat xegem sle zgebr
Angosom Tesfalem
Tigrinya bzuhat tesedidom zmexu alewu, really Tigrinya really tigre gn deki abat ana
ኡፍፍፍፍ ውላዳ ክምስክር ይሰምዕ ኣለኹ ፡ንሕና እውን ንመስክረላ ንቤትና ከይትፈርስ ደቂ 2 እምነታትን 9 የሕዋትን
2 እምነት ወይ 9 የሕዋት ዝብል ኣይሰማዕካን ኣብዚ ታሪኽ።
እዚ ታሪኽ ታርኽ ህዝቢ ትግርኛ ጥራሕ'ዩ።
Tay emo tbloleka ezi hji zelenayo ke komu do aykonen
ናይ ብሓቂ ጅግና ቀጽሎ ,ክንደይ ደቂ ሜዞ ጸላዕላዕ ክብሎም እዩ ግን ኣብዝበጽሕዎ የብሎምን ,ከይተቃርጾ ጅግና
ja 🇪🇷😂
#bokre history &culture
ናይ ብሓቂ ንፍዓት ታሪኽ ሃገርካ ምፍላጥ እቲ ዝበለጸ ህያብ ኢዩ ኣጆኩም ታሪኽ ሃገርና ከምኡ ጌርኩም ናብ ህዝቢ ዘርግሕዎ።
#Bokre history #culture
ASEYYYY EZI EYU ZEDLYO EZI WELEDONA
ኤረትራ ናይ ኤረትራውያን ተፈጸም ኣጆኩም ደቂ ኤረይ መሬትና ኣይኮነን ብንፋስ ዝከይድ ሓመድና ከማን ክንመልሶ ኢና ።
#bokre history &culture
ታሪኽ ህዝቢ ኤሪትራ ታሪኽና ብዕምቀት ኣይመርመርናዮን ዘለና።
ስለዚ ብደቂቅ መጽናዕቲ ተመርሚሪ ብመልክዕ መጽሓፍ ክስነድን ክትረኽን ኣለዎ።
#bokre culture &history
ኣታ ርእሲ መጽሓፍ ፍሊም ተዘይ ኮይኑ ይትረፈና
ርእሲ ዓካት
Wow! እዛ ቻነል እዚኣ ራይሞክ ሽልማት ይግበኣ እዩ! Thanks very much ሳየት! የቐንየልና ታሪኽና ብኸምዚ ዘዳለኽምዎ!
Meska alku abzea haseb ✌️✌️✌️
Ja man bro asmirela alekuu
#bokre history &culture
ናይ ብሓቂ ዘገርም ታሪክ ስለምንታይ ክኽወል ተምሪጹ ዘሕዝን,ዩ. ኣብ መጻኢ ካብዚ ንላዓሊ ንጽበ ::
Esu flut endyu tsruy enkolo resah may ney ste
Ajokaa ab haserr Geze, very soon.
#Bokre history & culture
ህምም ጽቡቕ ስራሕ ኣምላኽ ይባርክኩም
ሓለዋ እግዚኣብሄር ኣብ ኤርትራ ይኹን
thanks bro ኣዚዩ ደስ ዘብል'ዩ
እዞም ቆንዳፋት ትግራይ እቲ ጥልመት ካብ ቀደም'ዩ ጸኒሕዎም ማለት'ዩ
ሕጂ ውን ብዙሕ አንተበሉ ዝቅየር ነገር የለን eritrea for ever
እንተ ናይ'ዞም ጸልማት መጻአን ኣጋእዚን ግን ንግዙኡ ከምኡ እንተገበሩ ከምዚ ተቅርቦ ዘለካ ታሪክን መስዋእቲ ጀጋኑን ሰተት ኣየብሎም'ዩ
Brhane Tesfay arku ezi zemxio zelo tarik shabiya kab junior ksab high school xere tegaru kgebruna elom kmhruna higig elom. Tarik Tigrinya nay 700 amet wey kab mdri bahri eyu zjmr tbl tekonka baham eka tarikna kab adulisn aksumn eyu zjmr. Mstom qondafat elka txerfom zeleka tegaru nay dna mermera tetgebr abohagotatka mkonu degafi hgdef tokenka dehan aytehazelkan eyu komu tezeykonu gn nmntay why elka kthatit ktkil aleka nmtay afar msnay Ethiopia afar zfaqer nmntay kunama msnay Ethiopia kunama zfaqer nmntay germenawi msnay Austria Germany zfaqer timknyat kbrtatkan meninetkan krgex kolo zredaka eti kemaka kbrtat zelewo dea mber eti areb ye wey shntar ye zbl aykonen
TK H Hawey dahan bale eze benatom rese slea zeye kode aytgedslom
TK H , Dig it bro, sbkti Melsi 👌🏽
@@FirstNameLastName-uu9qv ata men ybluka wedey sehak ketilkani komal agame nkalika shitelu! !
@@FirstNameLastName-uu9qv bullshit arguement, Afar ethiopians didn't deport Afar eritreans during the border war while qondafat agames like you targeted tigrigna speaking eritreans primarily & looted their properties, you can brush everyone that opposes you as hgdef all day long, but eritreans know who you really are, keep crying , where was all this we are one bullshit when you were in power in Addis, for your information, that snake like Road in Megedi Keren was named by our forefathers after you, well before hgdef & President Isaias came to the seen. Keep blabbering & waste your breath, we are not listening, as to your DNA test bullshit, it applies to all himan beings in the world, we are all related but we got our own countries, you're appealing to eritreans to be your brothers everyday, it's getting embarrasing to say the least.
እወ ከምዚ ገይርኩም ድኣ ታሪኹ ኣፍልጥዎ ነዚ ወለዶ!!!! የቀንየልና
ጀብሃ ብሰብዓታት ናይ ገዛእ ርእሳ መጽሓፍቲ ትግረ ትግርኛ ብሓዊ ኣንዲዳ፡ ብዓረብኛ
ክትክእ ክንደይ ህርድግ ኢላ። ብራድዮ ናይ ጀብሃ መዓልታዊ በዚ ትሕቲ ሓደ ካብ ሚእቲ ጥራይ ዝሰምዖ ቋንቋ ዓረብኛ
ዓንገረር ኢላ። ደሓር ኣብ ሙማታ ብቋንቋ ትግረ ክትፍኑው ፈቲና፡ ኣብ ክልተ ወርሓ ራድዮ ዓጽያ ፡ ከም ከልቢ
ጭርኣ ደጕላ ሃዲማ። ምኽንያቱ ንህዝቢ ኤርትራ ባህሉን መንነቱን ስለዘትፈልጦ፡ መሪሕነት ጀብሃ ከም ኣምሓራ ንህዝቢ
ኤርትራ ባዕዲ እዩ ኔሩ። ሎሚ ጀብሃን ባዕዳዊ ሕልምታታን ተቐቢሩ፡ ኣብ ኤርትራ ቅያዳ ኣል ጀብሃ ትበሃል ውን ሰሚዑ
ኣይፈልጥን። ዝኾነ ሕብረተሰብ ቋንቋታቱ መንነቱ ስርዓቱ ንዕቕ ኣቢሉ ፤ ብናይ ክራይ መንነት ወድኽደኽ ዝብል ሓሳዊ
፡ ኣሽንኳይ መሪሕነት ክጭብጥ ፡ ዝረብሕ ዜጋ ውን ክኽዉን ኣይክእልን እዩ። እንትርፎ ኣብ ባዕዲ፡ ከዳሚ ናይ
ካለኦት ባህሊ ኮይኑ ሰንፈላል ክኸውን። ኣብ ታሪኽን ቃልስን መንነቱ ዝፈንፈነ ዝነዓቐ፡ ብጀካ መልሓስን ዓዶኽዶኽን
ቁምነገር የብሉን። ናታትኩም ዓዶኽዶኽ ውን ካብ ናይ ቅያዳ ኣል ዓማ ዓዘፈዘፍ ኣይሓይሽን እዩ። ካብቲ ዘገርም፡
ኩላትኩም ካብ ዓዲ ዓረብ፡ ዓረብ ምስ ፈንፈነኩም ሃዲምኩም፡ ኣውሮጳ መጺእኩም ደቂኹም ከምቶም ሃብታማት ደቂ ኢማራት
ግብጺ ስዑድያ ኩወይት ኣልጀርያ ቱኒዝያ ሞሮኮ ብቋንቋታት እንሊዝኛን ፈረንሳይን እናኣምሃርኩም፡ ነቲ ድኻ ኤርትራዊ
ግና፡ ብድሑር " ... ብዓረብ እንተዘይተማሂርኩም፡ ብቋንቋ ዓረብ ስምዑና..." እትብሉ ምስሉያት ሓሰውትን
ፈሽኳላትን ኢኹም። ከምዚ ስለ ዝኾንኩም ኣብ ስደት ብከንቱ ክትበልዩ ኢኹም። ኤርትራ ውልቀመላኺ ይሃልዋ ኣይሃልዋ
ብዘየገድስ፡ ብትግረን ትግርኛን ቋንቋታታ ኩሩዓት ህዝቢ ዘለዋ እያ።
ሓቅኻ ኣለኻ።
Bro ✊ brother
🇪🇷 🙏
that is TRUE
❤
ታርኽ ጽብቅ ጌርካ ኣጽኒዒካ ምጻ ስቅ ኢልካ ሃተውተው ኣይትበል
ናይ ብሓቂ ኣኹሪዕኩምኒ ደቂ ሓላል መሬት፡እዞም ታሪኽ ቀቢሮም ዘየለ ናይ ኣክሱማዊት ታሪኽ ክውርቁ ዝውዕሉ ጋዕጋዓዝያን ንጹር ሓቂ ገዲፎም ብናይ ኦሪት ዝተቀናበረ ዝደረስዎ ዘይእመን ጽሑፋት ከእምኑኻ ከለዉ ዘሕዝን ዩ። ከምዚ ጌርኩም ኩሉ ቲ ናይ ግዚኡ ጥልመት ናይ ተጋሩ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ከየጉደልኩም ኣብ ቀጻሊ ከተምጹኡልና ንጽበየኩም ። Thanks
ሕጂ ናይ ብሓቂ ንኤርትራን ኤርትራዊነትን ፎርሳ ትራሕ ።
ኣነ ነቲ ታሪኽና ናይ ህዝቢ ኤርትራ ክትገልጾ ምፍታንካ ብጣዓሚ ጽቡቅ ሓስብን፡ክትተባባዕን ዝግብኣኣ ኢዩ ኮይኑ ግን ካብ ኣጃማምርካ ኣይተሓጎስኩን ብዙሕ ዉን ኣጉዲልካሉ ኣለካ ንኣብነት ምፍራስ ናይ ባሕሪ ነስግታት ቅድሚ ናብ ጸዓዘጋ ምስጋሩን፡ካበይ ናበይን ከም ዝነበረን ስፍሓት ምድረ ባሕሪ ኤርትራ፡ኣብ ግዜ ናብ ጸዓዘጋ ምሕላፉ ዉን ስፍሓት ምድረ ባሕሪ ካበይን ናበይን ከም ዝተፈንጨለ/ዝተረፈ ካልእን ብዙሕ ሓሳባት ኣጊዲልካሉ ኣለካ።
#Bokre history &culture
@Daniel Gehad ሩሑስ ኣውዳመት ኣመንቲ ክርስትና እዘን ኣፍ ኣውጺክን ን ሰራየ ትዳፈራ ወኻሩ ክርስያን ኢና ባሃልቲ ንእምነትኩምን መንነትኩልን ዝዓቀበልኩም እኮ ሰረወቶት እዮም ወራር ማሕመድ ግራይ ንሙሉእ ምድረ ሓበሻ ሰራዊቱ ኣኽቲቱ ከመስልም መንነትና ክቅይር ምስተበገሰ እኮ ሰራየ እዮም 3 ግዜ ኪናት ገጢሞም ሲዒሮሞ ሓንሳብን ንሓዋሩን ክኣ ካብ ገጽ ምድሪ ኣጥፊኦሞ እበር ሕጂ ኣላህ ውኣክባር ትብሃል ምሃለኽን ኔርክን ኢኽን ኣብቲ ግዜ ብሓይሊ ዝመስለሙ እዮም ሕጂ ዓረብ ኢና ዝብሉና ዘለው
እቶም 3 ግዜ ነቲ ኪናት ዝመርሕዎ ዝነበሩ ኣቦታት ሰራየ እዮም
ኣብ ቀዳማይ ግጥም፡ኪናት ዝመርሖ ዝነብረ ባሕረ ነጋሲ ያቆብ ቆራይ
ኣብ ካልኣይ ግዜ ኪናይ ዝመርሖ ዝነበረ ክኣ ባሕረ ነጋሲ ተስፍልዑል
ሓንሳብን ንሓዋሩን ንማሕመድ ግራይ ካብ ገጽ ምድሪ ዘጥፍኦም ክኣ ሰራዊት መረብ ምላሽ ኣኽቲቱ ቑሩብ ሓገዝ ካብ ፓርቱጋል ረኺቡ ኣዛዚ ናይቲ ኪናት ዝመርሖ ዝነበረ ባሕረ ነጋሲ ድሩይ ፍንጋጋ እዩ
ሰረወቶት እዚ ኩሉ ኣቦታቶም ጅግንነትን ንኽንደይ ሓያል ባዕዳውያን ዝስዓሩ ክንሶም ታሪኾም ተሰሪቁን ሃገር ክብሉ ታሪኾም ታሓቢኡን ተሪፉ
ሰራየ ዝብል ሽም ካብ ባሕረ ነገስታት ድባርባ ዝመጸ መጸውዒ እዩ እቲ ሰራየ ዝብል ሽም ንብዓሉ ታሪኽ ኣለዎ እበር እዛ ኤርትራ ትብሃል ዘላ ሕጂ ባሕረ ነገስታት እያ ትብሃል ኔራ ንዘመናት ካብ ክንደይ ባዕዳውያን እንዳተኻላኽሉ ዘምሓድርዎ ዝነበሩ ክእ ኣቦታት ሰራየ እዮም ነዛ ሕጂ ኤርትራ ትብሃል ዘላ ካብ ቀደም ዝመስረትዋ ሰረወቶት እዮም
ኣብዛ ሃገር ልዕሊ ሰረወቶት ታሪኽ ዘለዎ የለን ኩልኻ ሰረወታይ ካብ ገለ ሰባት ወኻሩ ከጸልሙኻን ዘይሽምካ ክህቡኻን ምስ ዝፍትኑ ከምቲ ንሳቶም ዝገልጹኻ ዘለው ሰለ ዘይኮንካ ኣፍልብኻ ንፍሕ ዕጅብ ኣይበልካ እታ ታሪኽ ኤርትራ ጹቡቅ ጌርና ሰለ ንፈልጣ ዘታልል የለን
ኣብ ገለ ዝሪኦም ዘለኹ ነቲ ታሪኽ ሰራየ ባዕላቶም ከምዝገብርዎ ክዛረብሉ ከለው ግርም እዩ ዝብለኒ እሰከ በል ሓደ ጥቀሰለይ ካብቶም ናትካ ተሊካዮም ክኣ ነቶም ሰረወቶት ይጠቅሱልካ ክክክክክ ታሪኽና ተሰሪቁ ብደቂ በራዩ ጣልያን በራዩ ግብጺ በራዩ ናይ ሃይለስላሴ በራዩ እንግሊዝ
ካብ ሓውኹም ወዲ ባሕረ ነገስታት እየ
Yes yes yes kem lomi tehagise ayfeltn thanks bro.god bless you 🙏.
🦁🇪🇷🦁🇪🇷🦁🇪🇷
Well done keep telling the history .We really need to know our history.
We need more Brother 😍👍🏼
Grazie del tuo contenuto 👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷
We meed more Birger😍👍🏽
ተባረኽ ዕድመን ጥዕናናን ይሃብካ ብጣሚ ጽቡቅ ኣቃራርባ ኢንታ ዘይወጾ
Yes, this is true History for Eritrea 👉🇪🇷👈 I agree with you bro 👍
👍👍👍👍👍😍👍😘😘👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጅግና መመሊስካ ቀጽሎ ታሪክ ኤርትራ ዓው ኢልና ብምጭዳር ነውጻዮ ስቅ ይኣክል# ኤርትራ ሃገር ጀጋኑ#🇪🇷🇪🇷💪
ሃገረ ጀጋኑ ኢልካ ምሕላፍ ከማን ይውሕዳ ንሃገርና ኤርትራ ታሪክ ኣቦታትና ፍሉይ ኢዩ
ናይ ብሓቂ ደስ ዘብል ብዛዕባ ታሪክ ኤርትራ ብምዝንታውኩም ክንደይ ብሃማት ናይ ኤርትራ ታሪክ ክገማጥሉ ይርኣዩን ኣብዚ ናይ ሜዳ በዚሕሉ ዘሎ እዋን ታሪክና ክቀያይሩ ይራዩ ኣለዉ ብዛዕባ ታሪክ ኤርትራ ተዘንቱ መጽሓፍ ኣበይ ክረክብ ይክእል ክትሕቡሩኒ ብትሕትና ይማሕጸን ሰሰናዩ ንዓኩም
ብጣዕሚ ንፉዕ ከማኻ ይብዝሑ ከምዚ ጌርኩም ታሪኽና ኣፍሉጡና
ጽቡቅ ታሪኽ ሂብካና ብሕልፊ ነዚ ሓዲሽ ወለዶ
Ya kemzi gerkum mahurna anber Adi geliom aximimomuna ko more kxbeya ka eye zearkey we are eritryan ❤❤❤
Eritrea will live forever!!!!!! 🇪🇷❤️
ታሪኽ ኣብ ዓውደ-ውግእ ዝሰዓረ ወገን ጥራይ ኣይኮነን ክጽሕፎ ዘልዎ ብ ዝተሰዕረ ወገን ውን ክጽሓፍ ኣለዎ ። ታሪኽ ታሪኽ ስለ ዝኽነ ጽቡቅ መደብ ቅጽሎ።
ናይ በሓቂ ታሪኽና ክንፈልጥ ኣለና አቲ ዘይናትና ታሪኽ ክህቡና መንእሰይና ክጠዊልና ዝሓስቡ መን ሙኻኖም ካብ 1800 ኣብዚ ገሊጽካዪም ኣለኻ ስጋብ ሕጂ ዉን ኣይተጋደፉናን ንሕና ኤርትራዊያን ሓወይ ሓፍተይ ተባሃሂልና ጸላኢና ኣለሊና ምድንጋጽ ዘይብሉ ቀኒዕና ጥራይ ንኺድ ኤርትራ ን ኤርትራዊያን ኢያ ንዘልኣለም ቁሩብ ወሒዳትኒ አዛ ታሪከይ አንበር ባጣዕሚ ጽቡቅ 🇪🇷💒🕌🇪🇷
#bokre history &culture
ኣዋይ ኣነ ዓደይ ኣብ ዘበነ መሳፍንቲ ኣባሓጎታትና ዘይድፈሩኺሲ ሎሚ ተጨራሪምኪ ገዲፍናኪ ንስደድ ኣለና ደቂ ኤሬና ዓድኻዩ ክብረትካ ሓደ ለባም ዝእክበናዶ ሲኢና ኣየኸየ እዚ ሕጀ ንገብሮ እኮ ንዎሎዶታትና ዓቢ ትርጉዩ ዘለዎ
ብጣዓሚ ጽቡቅ። ቅድሚ ካልኣይ ክፋል ምቅራብካ ነቲ ጸሓፊ ወይ ኣዳላዊ ክረኽቦ ምደለኹ። ብዙሕ ናይ ዕለት ኮነ ስም ባሕሪ ነገስታት ኣስማት ገማጢልካዮ ኣለኻ። ኣብ ቀጻሊ እተዳልዎ መደባት ውን ሓጋዝ ከም ዝገብር ኣይጠራኣተር እሞ email ወይ whassapp ብምጽሓፍ ክትረኽበኒ ይሓትት። University of Massachusetts Lowell M.A History graduate.
Lidya Haben Saeyetyohana@gmail.com በዚኣ ክትረኽበና ትኽእል ኢኻ:: ወይ ድማ ኣብ ፈይስቡክ ሳእየት ኢልካ ኣብታ ፔጅ text ጽሓፈልና ሞ ክንረኽበካ ::
@@Saeyet Do care to check your email now.
ኣታ ወሎዶ ታሪኽካ ፍለጥ ስረ ኣቦታትካ ክኣ ዕጠቅ:: የቀንየልና ሳእየት ድማ ከምዚ መደብ ምጅማርኩም:: ታሪኽ ምድረ ባሕሪ ታሪኽ ደቂ ኤርትራ ናይ ጅግንነት ታሪኽ ዩ::
Sera nay tigrna duo welase sera nay 9 bherat
@@yonasamanuiel9813 ክክክክክ ኣንታ 9 ኣጋንንቲ ይጽፍዑኻ እምበር'ዶ ጽን ኢልካ ሰሚዕካዮ እኻ ትታሪኽ ፣ ታሪኽ ምድረ ባሕሪ ታሪኽ ትግርኛ እዩ 9 ብሄር ኣብ 1978 ዝቆመ እዩ
@@ksabzsemreley3830 tigrna bele ata wedi
#bokre history &culture
@@እቲዝልዓለእግዚኣብሄርኣም what is bokre ?
For a long time i want to know about Hamasen today i know 🙏😍love eriterian keep it up❤😍🇪🇹🇪🇷🇪🇹🇪🇷🇪🇹🇪🇷
እንታይ ደኣ ባንዴራ ናይ ኢትዮብያ ኖ ኖ
Welcome Hammassien was the old name of Eritrea that time Hammassien had strong Presidents
Such as bahri negasi degyat habteslus, bahri negasi dori fagaga, bahri negasi degyat gerekrstos ....etc the last was bahri negasi raesi Weldemichael Solomon.
*_ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣቀራርባ ቐጽልዎ።_*
bravo anbesa mensey tarikna yberber!! gorebabtna sakt mshmshti tarik hizom keman ymkhu alewu nhna gda tarik!!
🇪🇷👍🇪🇷💪
ታንክስ ደቂ ዓበይቲ
Midre Bahri kingdom the ancient Eritrea 🇪🇷❤️💙🇪🇷
ናይ በሓቂ ታርክና ክንፈልጥ ኣለና ኢሰያስ ኤርትራ ኤርትራዊነት ከጥፊኢ ህርድግ ዝብል ዘሎ'ዩ እዝ ናይ ሎም ወለዶ ከኣ ካብ ናይ ጥንት ጥቅምት ዝኮነ ሓቀኛ ታርኩ ዝምርምር በዝ ናይ ኢሰያስ ደመኛ ህዝቢ ኤርትራ ዝኮነ ንታርክ በርዙ ንሓደ ህዝቢ በታትኑ ይርከብ እቶም ገለ ገለ ሰባት ኤርትራ ደቀ ባት ኩናማ እዮም ትብል ሃገረ ኤርትራ ናይ ዓረብ ትብል ገጋ ምክንያቱ ኤርትራ ካብ ቀደም ናይ ትግርኛ እያ ሎም ምድር ሓበሻ ጽባሕ ውን ብድር ሓበሻ ታንክስ ሓወይ ታርክ ናይ ኣቦታተይን ሃገረይን ክሰምዒ ከለኩ ይሕበን እንቋዕ ኤርትራዊ ከንኩ ከኣ ይብል
ብጣዕሚ ጽቡቕ ተበጉሶ የቐንየልና ታሪክና ክድምስሱ ዝቃለሱ ዘለው ሕጂ መልሲ ረኺቦም
ብጣዕሚ ኣቅንየለና ኽብር ሓውና ኢዚ ዓቢ ታሪኽ መበቆል ኤርትራ ዚገለጽኻልና ቅጽሎ ኹሎ ህዝቢ ታሪኩ ኽፍሊጥ
ተጋሩ ሒማቅ ባህሪ ካብ ቀደም ኢዩ ጀንቢሩ እዚ ምትላል መንነቶም ኢዩ በልኑ ከም በልዎም በሉ ሓማሰን ሰብ ስረ ኢዮም ነይሮም ኣለዉ ዊን ድማ ሎሚስ ሓማ ኢየ ኣይደልን ትግራይ ትግርኚ
❤🇪🇷🇪🇷🙏
Alena deki hama chded 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@@godislove4737 ሩሑስ ኣውዳመት ኣመንቲ ክርስትና እዘን ኣፍ ኣውጺክን ን ሰራየ ትዳፈራ ወኻሩ ክርስያን ኢና ባሃልቲ ንእምነትኩምን መንነትኩልን ዝዓቀበልኩም እኮ ሰረወቶት እዮም ወራር ማሕመድ ግራይ ንሙሉእ ምድረ ሓበሻ ሰራዊቱ ኣኽቲቱ ከመስልም መንነትና ክቅይር ምስተበገሰ እኮ ሰራየ እዮም 3 ግዜ ኪናት ገጢሞም ሲዒሮሞ ሓንሳብን ንሓዋሩን ክኣ ካብ ገጽ ምድሪ ኣጥፊኦሞ እበር ሕጂ ኣላህ ውኣክባር ትብሃል ምሃለኽን ኔርክን ኢኽን ኣብቲ ግዜ ብሓይሊ ዝመስለሙ እዮም ሕጂ ዓረብ ኢና ዝብሉና ዘለው
እቶም 3 ግዜ ነቲ ኪናት ዝመርሕዎ ዝነበሩ ኣቦታት ሰራየ እዮም
ኣብ ቀዳማይ ግጥም፡ኪናት ዝመርሖ ዝነብረ ባሕረ ነጋሲ ያቆብ ቆራይ
ኣብ ካልኣይ ግዜ ኪናይ ዝመርሖ ዝነበረ ክኣ ባሕረ ነጋሲ ተስፍልዑል
ሓንሳብን ንሓዋሩን ንማሕመድ ግራይ ካብ ገጽ ምድሪ ዘጥፍኦም ክኣ ሰራዊት መረብ ምላሽ ኣኽቲቱ ቑሩብ ሓገዝ ካብ ፓርቱጋል ረኺቡ ኣዛዚ ናይቲ ኪናት ዝመርሖ ዝነበረ ባሕረ ነጋሲ ድሩይ ፍንጋጋ እዩ
ሰረወቶት እዚ ኩሉ ኣቦታቶም ጅግንነትን ንኽንደይ ሓያል ባዕዳውያን ዝስዓሩ ክንሶም ታሪኾም ተሰሪቁን ሃገር ክብሉ ታሪኾም ታሓቢኡን ተሪፉ
ሰራየ ዝብል ሽም ካብ ባሕረ ነገስታት ድባርባ ዝመጸ መጸውዒ እዩ እቲ ሰራየ ዝብል ሽም ንብዓሉ ታሪኽ ኣለዎ እበር እዛ ኤርትራ ትብሃል ዘላ ሕጂ ባሕረ ነገስታት እያ ትብሃል ኔራ ንዘመናት ካብ ክንደይ ባዕዳውያን እንዳተኻላኽሉ ዘምሓድርዎ ዝነበሩ ክእ ኣቦታት ሰራየ እዮም ነዛ ሕጂ ኤርትራ ትብሃል ዘላ ካብ ቀደም ዝመስረትዋ ሰረወቶት እዮም
ኣብዛ ሃገር ልዕሊ ሰረወቶት ታሪኽ ዘለዎ የለን ኩልኻ ሰረወታይ ካብ ገለ ሰባት ወኻሩ ከጸልሙኻን ዘይሽምካ ክህቡኻን ምስ ዝፍትኑ ከምቲ ንሳቶም ዝገልጹኻ ዘለው ሰለ ዘይኮንካ ኣፍልብኻ ንፍሕ ዕጅብ ኣይበልካ እታ ታሪኽ ኤርትራ ጹቡቅ ጌርና ሰለ ንፈልጣ ዘታልል የለን
ኣብ ገለ ዝሪኦም ዘለኹ ነቲ ታሪኽ ሰራየ ባዕላቶም ከምዝገብርዎ ክዛረብሉ ከለው ግርም እዩ ዝብለኒ እሰከ በል ሓደ ጥቀሰለይ ካብቶም ናትካ ተሊካዮም ክኣ ነቶም ሰረወቶት ይጠቅሱልካ ክክክክክ ታሪኽና ተሰሪቁ ብደቂ በራዩ ጣልያን በራዩ ግብጺ በራዩ ናይ ሃይለስላሴ በራዩ እንግሊዝ
ካብ ሓውኹም ወዲ ባሕረ ነገስታት እየ
@@tesfitkubrom8730 deynebere tarik aytemxe ok hazega xeaxega eyom dmerhwa neyrom bahri negasi deqi negestat hamasen hazega xeaxega eyom kabo ras weldemkiel Solomon hazega kea kab mdre bahri nab hamasen qeyrwa hamasen meas kflezemen kemdmexu xbuk geirka tarik flet.
@@godislove4737 Rasi weldemichale Nay temali Tarik eiu aytegage
Ab thti deki seraye eiu Kulu medri Bahri neru
Eritrea tebahal hagher Nay deki seraye eya
Hzbi Hamasien akologezy kab seraye eiu
Kab seraye zeywled ka gele kab Ethiopa zemexe hzbi wun alo
Ezi historically nay seraye
Nzkone seb htet Rasi weldemichale wun abona eiu hero ente kone gn hzbi seraye tehasu eiu history nay seraye mexaweti konu alo
Hegi Nay eritrea eko Nay seraye enber nay kale aykonen :: nay zkone wedi mereet history kxahaf alewo
Abzi hji gn nayzom ab sawra ztefu
Hayalat abotatna adatatna jeganu keman tarikom yetefe alo
Owwww ሕጂ ግርም ከምዚ ገርኩም ታሪክ ምሃሩና ኣኒሕና ንፈልቶ የብልና ከም ዝበልካዮ በዓል ጸልማት መጻኢ ብዙሕ መንእሰይ ኣጸልሚቶም ዮም ሕጂ ግን ኩሉ መንእሰይ ክነቅሕ እንተኮይኑ በብዘለናዮ ታሪክ ንሰንድ (ዓወት ንሓፋሽ )
Thanks Saeyet Chanel we love you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
መርሓባ ጅግና ስምካ ይረኸብ ታሪክ ኣቦታትናን ሃገርና ኤርትራናን ጽቡቅ ጌርካ ተሪኽካልና ወዲ ኢረይ ሓላል ኢረይ ዓደይ ድማ ንዘልኣለም ክትነብር እያ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💝💝💪✊🙏🤺
ምድረ ባሕሪ!! ተፈጸመ!! Part - 2 ብሃንቀውታ!!
With in 1 week ma brother.
Teame Mulugieta ata hawey Dibaruba mo rise ketema Midre Bahri da niere izi ka ab Seraye u zrkeb
@Daniel Gehad 😂😂😂 eway hasot enka eko eti tarki nefalxo kona
@@teamemulugieta8674 tekekl alka Teame hawey
@Daniel Gehad Durya fegaga leli 40 zekonu alwu ane zefalxum
ጠላማት ተጋሩ፣ ምክኤል ስሑል ዝበሃል ቀዳማይ ጠላም ድማ ነይርዎም እዩ፣ እዚ እዩ ኣቦ ሓሶትን ጥልመትን ኩሎም ተጋሩ ማለት እዩ። ንሕና ድኣ ንጠላም ኣሉላ ኣባነጋ ጥራይ ኢና ንፈልጥ ነይርና። ካልኣይ ክፋል በሉ ኣይትደንጉይና
No bro ኮምኡ ኣይኮነን እቲ ሓቂ ህዝቢ ትግርኛ ብሓደ ኮይኑ ዝመከተ ህዝቢ እዩ፡ስምና ድማ ኣግኣዝያን እዩ፡ ምናልባት ተዋህዶ እንተኾንካ ኣብ ስደት ናይ እግዝትነ ማርያም ዝተጻሕፈ ኣለካ።ሰላም ኣምላኽ ማሳኻ ይኹን።
Rihaaq wedi Amnziraa dembia
Great work for spreading the history brother please more videos
ሓማ ዓደይ ዓዲ ጀጋኑ ዓዲ ታሪኽ ዓዲ ዛንታ ዓዲ ኣናብስ ካብ ቀደም ካብ ጥንቲ ሰራሒት ቅያ ሓማ ደመይ🥰🥰🇪🇷🇪🇷
Thanks 🙏🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷 bejaka kexilo ika please wey tegaru hegiwen 🕌💒 enabelu kebasuna yeserhu alewu ekolay esubat Eritraweyan ina behalti aynashu deki adey
ጀጋኑ ደቂ ኤረይ ከምዚ ገርኩም ድአ ታሪክ ኤረትራ አምቢቡ ።ክብሪ ይሃቢኩም።👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️
Woww thank you Saeyet higi akuriekumna. Haye meniesey tarikna niflets. Meniesey teberaber enber nay tegarus kab kedem ksab higi aygedefunan.
Eza medeb nay gdin ketsiluwa bejaku. Wala b genzeb kinhigiz. 🇪🇷🇪🇷❤❤
ሃገረይ ሓቅነት ታሪክኪ ብዘይየካትዕ መንገዲ ይትረክ ኣሎ። መንእሰይ ሃገረይ ህጂ ንካሕ። Thanks dema bexot.
Kbret yhabelna wedi bahri negestat hawey
This is the most important and historical and educational thank u for ur explanation. We need to teach our young population. Thank u and keep this good job. God bless 🇪🇷.
ሳእየት ሓደራ ብዝተዓጻጸፈ መንገዲ ቀጽልዎ ምክንያቱ ታሪክና ሰኣን ዘፍልጠና ኢና ኤርትራውያን ንጸድፍ ዘለና
Naybhaki ygermeka eyu
#bokre history &culture
Aixedefnan hiray
ኩቡር ወዲ ኤረይ በርትዕ ኣጆኻ!!!።
ኩቡር ሓው እቲ ታሪክ ምቅራብካ ጽቡቅ እተኮነ ዘየለ ክራከብ ዘይክእል ታሪክ ተራክብ ኣለካ።ምድረ ባሕርን ኣዱሊስን ዘራክብ ኣይነበሮን፡ እዛ ናይ ሕጂ ካርታ ኤረትራ ድማ 1890 ዘቆመት እያ፡ እታ ብምድረ ባሕሪ እትመሓደር ዝነበረት ካርታ ነዛ ሕጂ ብክልል ትግራይ እትፍልጠ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ክልል እውን ዘጠቃለለት እያ፡ ንኣብነት ዓድዋ እትበሃል ከተማ ብምድረ ባሕሪ እተመስረተት ከተማ እያ። ከምኡ ድማ ስልጣነ ምድረ ባሕርን፡ ጸዓዘጋን ይፈላለ እዩ። ነናቱ ግዜን ነናቱ ምሕደራን ፡ቃንቃን ዝነበሮ ግዝኣት ወይ ምሕደራ እዩ።
ታሪኽ ምድሪ ባሕርን ጸዓዘጋን ቀጥታዊ ምትአስሳር ኣለዎ፡ብታሪኽ ሽቀቲ ዝተጻሕፈ መጽሓፍ አንየዘይኣደናጊርካ
Alil abillka mereb nabey mis kede eyu mis adwa zithawawes . መረብ ምላሽ ዝዓደይ ደምበላስ ቆሓይን ክበሃል ኣይሰማዕካን, mereb was the natural boundary for Eritrea and tigray since the begining of time. Hade koynu ayfeltin eyu. Hiji kea dhri kindey b Amlak nezi nishtey weledo tenkih channel mexya, felatat timeslu mexikum aythawawsu. Zitexahfe b tarik zitedegefe tarik eyu zinegr zelo. Eritrawi hawey tarika flet...... hdri ayatatkan adetatkan atbika haz. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🙌🙌🙌🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌 bejakum kemzi gerkum tehababeruwo nezi menisey. Tariku yiflet. Kibrukum yesfah deki Erey
thank you God bless u and my lovely eritrea🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እዋይ ተጋሩ ካሕዳማት እምበኣር እቲ ጥልመትሲ ካብ ዘመነ ኦሪት ክትፍጠር እዛ ምድሪ እዩ ኔሩ እስከ በጃኹም ኢለኩም ከምዚ ዓይነት ዘይንፈልጦ ታሪኽ ካብ ምምጻእ ኣይትተሓለሉ ኢኹም ብጠዓሚ ነመስግነካ ኣጆኻ ቀጽሎ ብፍላይ ከምዝኢታት ታሪኽ ኣቦሓጎታትና ሰኣን ዝፈልጦ ተቐቢሩ ይተርፍ ኣሎ ጽቡቕ ተበግሶ እዩ
#bokre history &culture
We do need more history about our proud country 👏
No history where you going to get it from you can't buy it
Eritrea is a Muslims territory
አወ አዚ አዩ አቲ ታርክ ሃገርና ' ኣጆካ ደርግሓዮ ድኣ ሓወይ ታርክና ድኣ ከንፍለጥ ኣለና ሶ thanks ::♥️
ብጣዕሚ ንፉዓት
Thank you so much bro 🇪🇷
Thanks very much. We are waiting more
Waw tnx wetru tarikey kenbibin kifelitn mstehanteku ye zxbeyo zneberku u ka
Kemzi girkum eske nezi hzbna anekakhwo enber 90% nay menesyatna nay tiktok eyom koynom zelwu🤔🤦♂️🤷♂️
#bokre history &culture
Nabhaki 💯👍
Thanks my brother you teach as a lot thanks again i learning a lot pls we need story my brother 🌹🌹🌹👍
ጅግና ኸምዝን ወዲ ኸምዝን ታሪኽ ኢናምፃኹም ንህብና ኸተናቃቅሑን ኽትምህሩን አለኹም ታሪኽና ይጭወ ስለ ዞሎ ስቅ አይንበል
Welldone Saeyet! It's very remarkable that you are able to provide the portrait of Bahri negasi Druy Fgaga. Our Youth should be aware that the so called agazian madness is a social engineering strategy produced by the TPLF to dismantle the eritrean people's unity and national pride.
Thanks again Saeyet.
*And my last messege to our Youth
Wake up and protect your history and identity*
Aye hgdef beka tplf amerikca kitiblu mesakin eway Selam habiwo nizibi eritrea tirik tetifue baelikum welikayt Arya propaganda jemirikum
@@holyland313 dead fish
ብጣዕሚ ብጣዕሚ ዘኹርዕ ታሪኽ
እዚ ግን ብመጻሕፍቲ ይሰነድ
Woww hamasien seb sre kab qedem haben Hager Eritrea nzelalem tber
ነዛ መደብ ተዳሉ ዘለካ ኤርትራዊ እካ ኣብዚ ገዛ ኤርትራ ኤርትራ ይቸንወኒ ኣሎ ቀጽሎ ናብ ኩሉ ሸር እዳበልና ንሓግዞም
Eela ane keman achi wedi
Ane keman lomi seb rekibe 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Well done ❤️🙏🏽and thank you for the history
ታሪኽ ኤረይ 🇪🇷
ክቡር ሓውና ይበል ትንታነ ብጣዕሚ እና ነመስግን ብራቮ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🐟🐟🐟🐋🐋🐋👌👌👌🙏🙏🙏
🦁🇪🇷🦁🇪🇷💪👈
እዚ ኣርእስቲ'ዚ ብዝዓበየ መልክዕ ክስረሓሉ ኣሎዎ ። ብጣዕሚ ጽቡክ ኣቀራርባ ብሩክ ሓውና
ኤርትራዉያ ሀብታም ናይ ጅግንነት ታሪኽ አለና። ሰላም ሲኢና ታሪኽና ክንጽሕፍ ዕድል ብምስአና ዝደኸምና መሲሉዎም በትሮም ዘወጣዉጥሉና ዉሑዳት አይኮኑን። ሑሉፍ ሐሊፎም አብ ናይ ትግራይ TV ወጺኦም ንኤርትራዉያ አባሪሮም ነቶም ዝተረፋ ናይ ትግራይ/ዓጋመ ዜግነት ክዕዱሉና መደብ አለዎም። እቲ ሐደ ዘይተረዱኡዎ ግን ናይ ኤርትራዊ ስነ ሐሳብ ዪ። ዝደቀሰ አንበሳ ዝሞተ ይመስል እዩሞ ምቅናይ ጥራይ። 👍⚖️⚔️🇪🇷👍
Great job deki ERITREA 🇪🇷♥️🇪🇷
Thanks bro
Nay bahki Xebuk terik kamu gerkem dea afltuena nazom nayshtu weldo keep it up!!!!
wowwwwwww yeqenyelna hawey kemzi gerku dea tarik ambubelna. tarikna zekure eyou nay jeganu. and we need more
This is excellent program. The Eritrean has been stolen left and right. keep on the good work
ብጣእሚ ደስ ዘብል እዩ ናይ አድና ታሪኽ ክንፈልጥ ድገረመኒሲ እዞም ተጋሩሲ ገና ክትባሐል ከላ እዮም ጀሚሮማ ስጋሕጂ ውርሻ ናይ ዓቦታቶም ኮይኑ ዓይኖም ካብ ኤርትራ ምልአል አብዩም ዘለው፡ግን ደሐጉሰኒ ኤርትራና ኩልግዘ ጀግና እያ ተፍርይ ጀግና እንተሞተ ጀግና ይውለድ ኤርትራዊ ምኻን የሕብነካ
እዚ ነገርዚ ሕጂ ዝዝረብ ኣይኮነን ፡ተጋሩ ፡ሓድ ሓደ ጠለምቲ እኳ አንተነበሩ ኣብ ኩሉ ዘሎ ዘነበረን አዩ
ጀጋኑ ዓባይ ትግራይ ትስዕር
ዋውወ ንዝማጎትኒ መልሲ ረኪበሎም ተባረኩለይ
Admen tanan yhabkum deki eritrea 🇪🇷 ♥️ ❤️ 👌 ✨️ 😍 🇪🇷 ♥️ ❤️ 👌 ✨️ 😍 🇪🇷 ♥️ ❤️ 👌 ✨️ 😍 🇪🇷 ♥️ ❤️
Very good bro 🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍
Btami xbuk hawey i can't wait to next keep it going bro
Eway anka tegaru fetwtina eye zibile nere ezo da medaytina indyom kab Hiji eritrea be eritrewyian
ክብረት የሃበልና ኣቅራ
Great Job Saeyet!!!! Eagerly waiting for part 2
Eseyas dea hne abotatu andyu zafedi zelo azi tgraway
ኣዚዩ ደስ ዘበል ታሪኽ ደጋጊምካ ሰሚዕካዮ ዘይምኖ ቡዙሕ ክጽበ የ ካባኹም 🇪🇷🤩🇪🇷
Simply we r Eritrean
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Great jobb thanks
Jeganu ajokum keep it up ...azi eu tarikna.# hanti Eritrea #!!
ብጣዕሚ ኣድንቀካ ቀጽልዎ አጆኩም
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ኩቡር ሓዉና