Dawit was critical of tplf Tedy and Getachew Asrta were still against TPLF Alula ግን 💀 die hard tplf supporter, you are as criminal as them if you don’t keep quiet it’s embarrassing… 😳
Why have you been supporting then , omg ትንሽ አይተሃፍነረ ግን . you know the crimes of tplf you still mislead many by supporting now listen to your self at least keep quiet. Take a break it’s so embarrassing ተገልብጦ ከምዚ tplf is on tegarus shoulder because of you .. Alula I am disappointed ☹️
Alula is a genuine of freedom of free speech
ብሓንቲ ንእሽተይ ሚድያ ተፈቲኑ ዝወደቐ ምሉሉይ ተኣኒኑ ብዛዕባ ካልኦት ሕመቕ እንትገልፅ ዝገርም'ዩ::
አሉላ መጭበርበሪ ስልዲ ፃድቃን ትቋመት መሕፈሪ
አሉላ ሰለሞን ሓሳዊ ኢካ።
Alula, perfect analysis and recommendations regarding the way forewards . Tigray needs metaphors of freedom and democracy.
ቀንዲ ተሓቲ ዕንወት ተጋሩ ንስኻ ኢኻ “ ጦርነት ባህላዊ ጨወታ ነዉ “ ኢልካ ሓንቲ ጥይት ከይቶኮስካ ፡ ከይ ሓነክካ አብቲ ደማዊ ኩናት ሰበይቲ ሓቁፍካ ኢካ post ዚገበርጋ። መጨረሽታ ከኣ ትግራይ ክትከፍላ ከይደቀስካ ትሓድር ኣለኻ።
What you said is true and please continue your discussion
Welcome ደቂ ዓበይቲ ❤❤🎉🎉
Good talking about the politics
Good continue according the political.
So the tigray politics not good
The tigray politics to resign
Thank you Alula all you said that about North western Tigray. It is 100% truth.
Alula, spot on!!
I really like your way. I hope other media will learn from you. Neutrality.
አክቲቪስት ኮይነም ዝተጋደሉ ከብ ህወሐት ልራሐቀ የለን
ኣሉላ ከማኻ ዝበለ ምሁርን ንህዝቡ ዝሓልን ሰብ እዩ ትግራይ ክመርሓ ዝግበኦ። ተዓፃፃፋይ ዝኾነ በሊሕ ሰብ ኢኻ።
😃😃😃😃
" አነ ከም ወዲ ምዕራብ አብምዕራብ ተማሂረ እየ" አሉላ ምዕራብ'ኮ ገፊሕ እዩ. አብይ ከባቢ ምዕራብ ኢኻ ተማሂርካን ነቢርካን? ናይበለፀኛታት ዘረባ እዩ! በለፀኛ ድማ ኢኻ!
ዳዊት ከ ኣባል ኣሉላ ድካ ኣብቲ ሕቲ ጻድቃን ሰንበት ሰንበት ትባረክ??
ጅሃር ሓደ እርምጃ ንቅድሚት 1000እርምጃ ወጂቁ እዩ ምክንያቱ ንትግራይ ህዝቢ ይቅርታ ኣይጠየቀን ናይ ትግራይ ጆነሳይድ ምፍፃሙ ኣይኣምንን ኣብ ኤርትራ ንፁር መርገፂ የብሉን ስለዚ ብጥንቃቀ ምርኣይ የድሊ::
አክቲቪስት ኮይኖም አብ ህመቅ (ሙስና) ዘይተጨማሎቁ ካብህወሐት ዝራሀቀ የለን
ሕዚ ውን ትዝበፀሐና በደል ንረሳዓዮ ድዩ ዝብለና ዘሎ ኣሉላ ትማሊ ኣሉላ ሎሚ ንባዕሉ ከመይ ይግምግማ?
ኣሉላ tmh ብቅርሺ ሸይጥካያን በዝቢዝካያን ሕጂ ድማ ማንነትካ ብቅርሺ ምሻጥ በፂሕኻ
መሕዘኒ
በዓል ሃለቃ ፀጋይ ፣ ኣባይ ወልዱ ፣ ደብረፅየን ,,,,, ታይ እዮም ብድሑርነቶም ብድንቁርናኦምን ብዕንቅፅናኦምን ተመሪፆም ድዮም ፕሬዚዳንት ዝኾኑ? ኩሎም ሓደ ዓይነት እዮም። ከማኻ ዝበለ ሰብ እዩ ናብ ስልጣን ክመፅእ ዝግበኦ ነይሩ ኣሉላ
አሉላ ሕዝቢ ምምራሕ ከም ናይሚድያ ማናጀር ምዃን ቀሊል አይኾነይ ተሜች ከመይ ነይሩ ከመይፈቲሕኽምዎ እዃ ከምተመክሮ ክትወስዶ አይትኽእልን?
ሓቂ ጠፍእካ ኣይመስለኒን ኣሉላ እንታይ ዳኣ ክትጣበቅ ስለዝደለካ ዩ
እምበር ግዝያዊ ምምሕዳር ክገብረን ዝግበኦ ፈጽሙ ዶ ኣይፈጸመን ኣይጠፈኤካን
ነዞም ጋሻ "አቱም" ክትብሎም ጸኒሕካስ ቅጽበት "አታ" ትብሎም ከመይከ....😂😂😂
Dave ግብ ሰብ ምሰኣንካ ዘፍልጥ ነዚ ሰራቂ ዶላር ዲያስፓራ መመሊስካ ምቅራብካ ሃደ መርኣያ እዩ::
አይ እኒ ሓኽሊ ድሙ. ባእልኹም ተአሰሩበር ደብረፂዮንዳአ እንታይ አቢሱ ቀተልቲ ትግራይ ብሕጊ ዝተአሰሩ አሙሊቆም ዝሰጎጉ እዩ. ናብ ሕቶ ከአትዎ ዝግባእ ደብረፂዎን እማ ነቅ ዘይብል በአል መርገፅ እዩ ምስ ህዝቡ ምስ ውድቡ ህውሃት ይቃለስ አሎ።
ኣሉላ እታ ኣብቶም ሰባት ዝሃብካያ ሪኢቶ ኣዝያ ደስ በሃሊት ኮይና ረኺበያ።
"ካብ ... ቤተ ክርስትያን ዘምለጡ" ዶ በልካ!
ኣሉላ እቲ ቅድሚ ሕጂ ፍቱው ዝነበርካሉ ግዜን እዋኒን ክትመልሶ ተቃለስ ኦ ፈትትን ናይ ፖለቲካ ጥርናፈ ኣይኮነን ህወሓት ገጂፍ ለጋሲ ዘለዎ እዞም ቀረባ ብጥርኑፍ ፓርቲ ዝመስረቱ ናይ እዚኦም እውን ቀሊል ኣብርክቶ ኣይኮነን ዘለዎም ኣብ ህዝቢ ትግራይ ሰለዚ ካብ ሙቁንጻብ ህወሓት ዉጻእ ፕልስ
እታ ናይ ምሕደራን ልምዓትን ፍትሕ ስእነት ናይ ትግራይ ጉኒ ጎኒ ዘለዋ ቦታታት ክልል ኣምሓራ ዝሐሸ ነይሩ። ንኣብነት ዋጃ ማዕዶ ከተማ ሰጊርካ ናይ ትግራይ ደምበር ኣብታ ጠጠር መገዲ ኣብ ሓፁር እታ መፈላለዩት መገዲ ናይ ትግራይን ኣምሓራን ክልተ ተሓቆንቲ ማይ ኣለዋ ብወገን ትግራይ ግን ዋላ ሓንቲ የለዋን ኣብቲ ከባቢ። ምስ ኣዕሩኽትና ነውገዐሉን ንዕዘቦን ዝነበርና ብትኽክል ገሊፅካዮ ኣሉላ።
ኣሉላ ሓሳዊ ናይ ስርቂ እንቛዕ ልቢ ትግራዋይ ኣይትሪእዮ ክንደይ ከም ዝጸልኣካ ንኸብዱ ዝኾነ ወዲ😂😂😂😂😂 ናይ ጻድቃን ከልቢ ሸያጢ ሕልንኡ ናይ ታዕሪፋ ግዙእ ድኣ ንስኻ እንበር ሎቅማጽ 😂😂😂😂
Dawit was critical of tplf Tedy and Getachew Asrta were still against TPLF Alula ግን 💀 die hard tplf supporter, you are as criminal as them if you don’t keep quiet it’s embarrassing… 😳
ተካታተሌቲ ብዘይ ጸርፍ ናይ ህወሓት እንታይ ማዕዳን ምክሪን ሰምዕኹም ካብ ኣሉላ 👎👎👎👎👎👎
ሓሶት ኣይበለን
Why have you been supporting then , omg ትንሽ አይተሃፍነረ ግን . you know the crimes of tplf you still mislead many by supporting now listen to your self at least keep quiet. Take a break it’s so embarrassing ተገልብጦ ከምዚ tplf is on tegarus shoulder because of you .. Alula I am disappointed ☹️
ለክባጥ
አሉላ ካሕዳም ንህዝብና ዱሑር እናበለ ዝወራዘይ ዱሑሩ ንሱ እምበር ዱሑር ዝኾነ ህዝብም መንግስቲ የብልናን ማፈሪያ
አሉላ ወላዋይ በአላማው የማይፀና
በዘዝህ ግዜ ከትግራይ ጎን ሚቆም እንጂ፡ ትግራይን የሚተች አያስፈልጋትም ህዝቡን ለያይቶ በሩን ከፍቶ ጨካኙና ምህረት አልባው ህንዳዊ መሆን ነው፡ያለው ከፍተህ ለማስገባት የሚደረግ እንቅስቃሴ አደገኛ ነው እባካችሁ አትለያዩን ከማናውቀው መላክ የሚናውቀው ሰይጣን ይሻለናልና ይልቁን ከሌሎቹን ተማሩ
Nay Alula akuam fetiyo ni tplf yiwekis ni gizyawi mimihidar ewin yiwekis.Dawit gin degafi tplf eka astekakil
ሰላም ከመይ አለኩም አሉላ ገለልተኛ ዘይትኸውን ብዓልጻድቃን ሰሙን ሰሙ አብ ፕላኔት ሆተል ዝጻረፍዎ ከ ቁኑዕ ድዩ
ገንዘብ ናይ ጻድቃን ከመይ ኣሉላ እቲል ትሽረፉ ኣለኹም ዶ???