beradi inda mexka win aytwldin ika dhalk kia nay tina xegem khlwa ykili teklkin saport gbera pls no political ok it’s hlina hilnakum asrhwo pls entay hznla nebsna
Mishdo Meniyka Esika No mutter Degafit Tekawamit Eritreawit Haftina Eya So Zegatatina 🇪🇷❤ Kuburatin Fitiwatin Eyom Ab Gegiom Kiniermom Kinteararem Dia Ember Hamed Kingaber Aykonan Love Eritreawan Hizbey ❤🇪🇷💒🕌
Dear Neshnesh, Dalak has clearly stated that she does not want children. It’s important to respect her decision and not pressure her. This is about her choice, not what you want. Listen to her and accept her standpoint.
ቅዋማዊ ቻነል ዝበልኩኩም ሊንክ ua-cam.com/video/mx0ybu-hIOY/v-deo.htmlsi=HI72IPGpiLQlchfY
10q nesha hewey
ቆላዓ ናይ እዛብሄር ስጦታ እዩ ምምካሕ ኣየድለን ኣጆኪ ልነብሶም ዘይፈልጡ እዮ ኣይትገደስሎም😢😢
ትኽክል ኣለኻ ንሹ ❤❤❤❤❤❤❤
ውሉድ ውህበት እግዚኣብሄር እዩ፡
ስርዓት ግበሩ፡
ኣጆኪ ዳህላከ ሓፍትና ኣብ ቲከቶክ መን ዘይተጽረፍ ዳሓን ሓጥያትኪ ዮሞ ዘወሰዱልኪ ዝለዎ ዳሓር ምኻን ዝብሉ ሲ ንነብሶም እንታይ ሒዞምላ ውላ 10 ዉሊድካ ፈጣሪ ኣብ ሓድ ማዓልቲ ከዉሰዶም ይኸእል ዩ እንተ ድልዩ ዳሓር ኩሉ ዝዉለድ ሕጉሰ ደዩ ዝመሰለኩም ከንድይ ከኣ ብድቃ ዘይምሱል ምሲላ ኣላ ሩጉም ወላድ ዉን ኣሎ ሉ ኣየትመከሑ::
ዳክላኪኖ ነዚ ሕሱር ሰብ ኣይትገደስሉ ንዕኡ መሓሾ።u are smart,am really appreciate uuuuu❤❤❤❤❤❤❤
Men eyu hsur agebab mgbar xbuk eyu eza sdi xeyki si ms Efrem awedadirkya.
@@teklithabtai4433 ewe efrem gex kewhi hsur tonkali eyu
ዓይኒነባዕ ከዳዕ ኣብነብሳ ምስመጻ ዘርባዕባዕ
አብ ስደት ዘሎ ህዝቢ ግን ናይ ብሓቂ ሕልኩስ እዩ እፍፍፍ ኣምላክይ ትገሰቱን ሰጠኝ 😢😢😢
ብት ክክል ነሹ ሓወይ❤❤❤
ትክክል ቆልዓ ናይ እግዚአብሔር ስጦታ እዩ ካልእ ዝህብን ዝከልእን እግዚአብሔር ጥራሕ እዩ
🙏🙏🙏
እዋይይ እዚ ኢፍሬም ዝባሃል ብዛዕባ ውላድ ናይ እግዛብሄር ጉዳይ እዩ ኣብ ናይ ኣምላኽ ስራሕ ኣትዩ ይዛረብ ንባዕሉ ኣምላኽ ምሕረት የውርደሉ ወይልኡ ነዚ ዝስዕቦ ብሰብ ይላገጽ
ነሹየ ኤፍሬም መካን ኣይበለን ኣብዚኣ ተጋጊኻ ልተረፈ ግን ልካልኦት ልበሎ እውን ኣቀናቢሮምዎ እዮም ልኩሉ እዩ ልግስጽ ንሱ ግን ከዓ ንሳውን ጽቡቕ ኣይገበረትን መካን ልትብል ቃል ግን ኣሕዋተይ ነውሪ እዩ አምላክ ለይፈቀዶ ኾይኑ እንበር ፎትየን ኣይኮናን ልመክና እሞ ንጠንቀቅ ደኣ ምስ ኣምላክዩ ባእስና ዳህላክ ሓፍተይ ከኣ ላብ አምላክ ቅረቢ ካብዝ ሚድያ ርሒቅኪ ሂወትኺ ግበሪ ማይ ጸሎት ተሓጸቢ ድርሳን ቅዱስ ሩፋኤል ኣንብቢ ኣድጊምኺ ተሓጸቢ እመብርሃነይ ምሳኺ ትኹን ዛሓፍተይ
ዳህላክ ቅድሚ ብዛዕብኡ ምዝራብኪ ነብስኪ ሕተትያ። ኤፍሬም ድማ ቅድሚ ንገሊኤን ብዛዕብአን ምዝራብካ ነብስካ ሕተታ እምነትና ኣይተጽርፍ ብሰንክካ ዝጠፍኡ ዘለዉ ምእመናን ኣይተርሕቅዎም። ዜና ክሰምዕ ከለኩ ዘሕዝን ስለ ዝሰምዕ ብጣዕሚ እዩ ዝገርመኒ ዳህላክ ነቢዓ ስለ ዘይትፈልጥ ነቢዓ ምባልካ ኣሰንቢድኒ እየ ኣትየ እንበር ከቢድ እዩ
አብዝሐቶ እያ ነደታትኺ ምሰሊ አልና ለሚናያ ኢና አብዚሐቶ ቀደም ኾጸርፍዋ ከለዉ ንሐርቅ ነርና ስድነት አብዚሐቶ
ደምርኒ
ኤፍሬም 😢😢 ክፍእ ጠንቀሊ እዩ እቱም ስባት ዓገብ በልዎ ፣ ዛ ሓፍትና ፣ ነብስክን አይተጥፈአ ክሙኡ ተከይኑ አነ ጥራሕ ነብስይ ክወፅልክን እየ እሞ ድሕር ንስ ኮ ጥራያ ዝወፀት ኢልክን ስቅ ክትብላ እያ ዝበለት ፣ ል ንሕና ክተፀናንዕ እያ ግን ነዉሪ ዘይፈልጥ ጠንቀሊ ክፍእ መሽከል 😢 አብ ማሕበሩ ክንደይ ጉድ አሎ አብ መባይልና ሽይጣን ዋ ሽይጣ እዩ።
Sekit
ነሽነሽ ንኤፍሬም ብስሙ ጸውዓዮ "ኤፍሮም ዲያቆን ወይ ቀሺ ኣይኮነን"። እንተ እቲ ካልእ ተግባራቶም ግን ኩሎም ሓደ እዮም ኣይነኣኣሱን።
ነሹ ማዓረይ ኣነ ፍእተው እየ ዘብለካ ሓፍተካ ❤ ለለ ደሙሩና እስቲ ክምልስ እየ ዋ ኣሕዋት
ደሚረኪ ኣለኹ ምለስለይ
You right Dahlak God bless you for idea
ኢፈሬም ዘርኢ መርገም አይታሐዞን እዮ
ብጣዕሜ
ኣብ ❤❤❤❤ አጆኺ ዳሀላክ
Neshu hawey shih amet niberelna thanks for sharing 🥰🙏🥰🙏
hager yetfewa alewu ppleas haye shasha abilna eseyas newrdo
Neshnesh you are one of the brilliant young men. ❤💙💙💙💙
💙💙💙
ብትክክል ነሹ ሓወይ❤
ወዲ ሰብ ክብረቱ ባዕሉ እንተዘይሓሊዩ ዝሕልወሉ ክጽበ የብሉን።ክብረትክን ሓልዋ ከምተን ክብረተን ዝሕልዋ ጸገም ዘይብለን።ኣብ ቲክቶክ ተጸጢሕክን ኣይትውዓላ።
ነሹየ ልባም ❤❤🎉
Thank u for everything you viwes us dear neshu.keep it up and continue, it is clear
ዳህላከይ ኣነስ ብሓቂ ኣንቢዕክኒ።ክወልደልኪ ደስ መበለኒ ግን ብዓል ሓዳር እየ።ኣምላኽ ዝወለድናዮም ይባረኸልና እምበር ብውሉድ ህያብ ፈጣሪ ኣይትመክሑ የሕዋተይ።
🙏🙏🙏
Amen Amen Amen ❤❤❤
ክንደይ ተቃለስቲ ፍትሓውያን እያ ኣጸሊማ ሕጂ ምንባዕ ኣይኮነን እዛ ሓሳዊት
እንታይ መራኸቢ ኣለዎ ? ብፖለቲካ ዶ ይጸርፋ ሎ 'ዩ ?
🎉🎉🎉🎉😊❤
Ajoki habtey natey ❤❤
Ajoke dahlak haftay zewalda ka etay rabhen alw zewalden zaywleden kelu hade eiu ajoke ❤❤❤❤
We rsepect mothers❤but for femnizim..now more chance😅😅she dservied what she did
.last vidoe thanks prist efrem❤god bless thanks priest efrm❤
Neshnesh you are my favorite. I am from REPUBLIC OF TIGRAY
ኣነስ ኢዳ እያ ረኺባ ምበልኩ ይቕሬታ ግን !!!
ንምንታይ ግን ሓሪቃ ናይ ባዕላ ድልየት እንድሕር ኮይኑ ዳሓር ካኣ ኤፍሬም ኦሮቶዶክስ ተዋህዶ ኣይኮነን ብሰንኩ እምነትና ትፀረፍ ኣላ
Entay dealu?
Thank you galey felitikiyo
beradi inda mexka win aytwldin ika dhalk kia nay tina xegem khlwa ykili teklkin saport gbera pls no political ok it’s hlina hilnakum asrhwo pls entay hznla nebsna
ልዕሊ ኤፊ ተዋህዶ የለን
@@fioriberhane8695 ዋይ ኣነ ንዳህላክ ብዓይኒ ፓለቲካ ኣይሪኣን ካብ መጠን ንላዕሊ ኢየ ዝፈትዋ ደቂ ኣንስትዮ ድኩማት ኮይንና ከይንረአ ዓብይ ትምህርቲ ምሂራትና ኢያ ንምንታይ ሓሪቃ ሸለል ዘይትብሎም ማለት ስለዝፀልኣ ኣይኮነን ኣነ ኩሉ ግዜ ኢየ ኣጆኪ ዝብላ ብኩሉ ኢየ ካኣ ዝካታተላ
Dahlakey my super hero ❤🎉
❤️❤️❤️
ሰላም ነሹ ናይዚኦም ድላዮም ይኹኑ ካልአና ዓዚዙና ኣሎ ክክክክክክ💙💙💙💙
ተስኦ መራሐቲ ተይማኖት ሙኒካ ጸረ ሀይማኖት ተዛሪባ ወጊዚኾማ ሒጂ ዉጎዚዉ❤❤❤❤❤
Bravo Neshu
Efrhem dyakon aeykonen
ንዳህላክ ስለአቲ ሞራላ ነተባብዓ
ብዛዕባ ንኽትወልድ
ላይሰንስ(ባይተንቲ) ትብሎ ዘላ ግን ኣይትጋገይ
ወለድና በቲ ቅዱስ ዝኾነ ትእዛዛት ፈጣሪ ደኣ እምበር
ብላይሰንስ ኣይኮነነ ሕጊ ተፈጥሮ እዩ
ብዛዕባ ዳህላክ ጉዳይና ኣይኮነን ዋላ ጋሕ ትበል
ጎሓፍ ንስካን ስድራካ ደቅኻን ጋሕ ዘይትብል
ኦይ ንሓንቲ ባሪያ ግና ሓመድ ክንገብራ ኢና። ንኩሉ ግዜ ኣለዎ 💔💔💔
Mishdo Meniyka Esika
No mutter Degafit Tekawamit Eritreawit Haftina Eya So Zegatatina 🇪🇷❤ Kuburatin Fitiwatin Eyom Ab Gegiom Kiniermom Kinteararem Dia Ember Hamed Kingaber Aykonan
Love Eritreawan Hizbey ❤🇪🇷💒🕌
Gazetena neshu ❤❤❤
Dahlak haftey wlad xega eyu ezi lomi tizarebiyu zeleki xbah nigo kititesi eki😢I hope bdekeyki kreki
ምምካን ኮ ናይ ፈጣሪ በር ናታ ጸገም ኣይኮነን ታይ ግበር ይብልዋ ኣለዉ
✅✅✅
ይገርም ዩ ዋይ ግዜ
እወ ናይ ኣምላክ ግን እሳእኮ ባዕለይ እየ ውላድ ኣይድርልን እኮ ትብል ኣላ
@@hb2418 ንዓኣ ይምልከት ንሱስ
Baeley eye zeydeleku endya tbl.
ብመሰረቱ ወላ ጽልኢ ዪሃልዎም መኻን ምባል ብደዐን ሕማቕን ናይ ሰነፍን ዘይ ስነምግባራውን ኢዩ። ዪቕረታ ኪሓቱዋ ኣለዎም ለባማት ተኾይኖም። በዝኾነ ዳህላክ ወላ መትከልና በበይኑ ዪኹን ለባም ሰብያ ፡ ትገብሮም ምትብባዕ ደቂ ኣንስትዮ ውን ጹቡቕ ኢዩ።
ወላድ ኮ ናይ ፈጣሪ ስራሕ እዩ ሰለዚ ፍጣሪ ብወላድ ይክሓስኪ 😢
Thank you neshnesh grow up Eritrean people I didn't her any other nashion to say shame less word ❤🎉❤
ዓገብ ዓገብ 😥😥😥❤️🌹💒🇪🇷
AMEN AMEN AMEN❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤hakika
❤❤❤❤❤ነሹ ጽቡቕ መልሲ ሂብካዮ ኣለኻ ነዚ ዝሩግ።
ዓገብ ነሽነሽ ንኤፍረም ቀይዲ በተኽ ዝበሃል የለን ... he must be responsible and come to the court
F*ck you. Efrem speaks the right. Don't miss your self.
@34;30 thank you ❤
ነሹ ኤፍረም ዲያቆን ኣይኮነን መዛምራን ኢዩ ሃይማኖትና ኣይተራኽስዎ በለልና
❤️❤️❤️
እምበር ከ ኦርቶዶክስ ድዩ እፍሬም
@@Arsu-j4borthodox aykonini
Nmezamran wun beque aykonn kulu geze eyu zexaref nsebat😢
@@mikieleteklebrhan2765 kkkkkk ane zgeremeniko eti derfi mshmdadu eyu
It's good to accept reality❤❤❤.
Ajoki dahlkay 💔💔
Tusen takk for maten neshu
hvor er maten, ?
ዓሕሕ ምንባር ከሊኦሞ እምበር ብሓደ ግዜ ክሳብ ሞት ክበጽሕ ኣይክእልን ዩ እዋይ ሓወይ Rip🥹💔😭
🙏🙏🙏
Welcome back Neshu nebsi
Well Neshuye❤
❤️❤️❤️
ውላድ ናይ ፈጣሪ ኢዩ ኣብኡ ኣይዛረብን እንተ እዛ ሰብ ግን ብዓለገ ቂመኛ ኢያ እሞ ከኣ ምስ ይሕዋታ ሕጂ ውን ትብል ኣላ ነብስኩም ከም ተጥፍኡ ክገብረኩም ኢየ ዝጠፍኡ ውሒዶምና ድዩ፧
ነሹ እብ ልበይ ሰፈርካ ❤❤
❤️❤️❤️
ዳህላክ ብትዕቢት ሰኺርኪ መን ክንዳይ ባሃሊት ኮንኪ ነውበልዎ ትምክሕቲ አይትወራዘዪ !!!
ኤፍሬም ጅግና
ajoki kulu nay fetari u kab sebi dia entay emo kitxbey😢😢😢
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉neshu nska kea nztxeneku ajokin bel ktmrk tray dika trkeb
Dehalak haftey mejemerya egzabher amlak yebarki zehaftey
Neshu abey dea alekha, nafiqeqa, xefieks kab UA-cam
መካን ምባሎም ዓገብ እዩ
ግን ኤፍረም ተዋህዶ ኣይኮነን እምነትና ክጽረፍ ዓገብ በልዋ ውላድ ሃበ ከለኤ ኩሉ ናይ ባዕሉ
🎉🎉🎉❤❤❤❤
ነሹ ሓወይ ነዚ ሰናን ስኒ ኸልቢ ኤፍሬም ብ ሽም ድያቆናት ዝሽቅጥ ዘሎ እንዶ ኣይትስሓቆ ተኺእልካ ዓገብ በሎ
ኤፍረም ድያቆን ኣይኮነን ኣይጋገዩ
Dear Neshnesh,
Dalak has clearly stated that she does not want children. It’s important to respect her decision and not pressure her. This is about her choice, not what you want. Listen to her and accept her standpoint.
ነሹ❤❤❤
ነሽነሽ ነብሲ ኤፍሬም ድያቆን ኣይኮነን ነጸላ ጌሩ ኢዩ ዝጽይቅ ዘሎ
እዛ ዳህላክ ትባሃል ሰብ ፀሊአያ ክሞት እየ ምርጫይ እዩ እናበለትስ ተስተማስል ባእ
ጋዜጠኛ ነሽዋይ❤ የቀኔልና ኣብ ስዓታ መፂእካ ምዛ መሳፊሒት መዳም ሓራቀ ፀኒሐ😂😂😂
Helena nemskin eyom zeharmu ajoki dahlke hafty neski smart ekie kelaski aykonun
ቀዳማይ ኮመንት ነሹ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤
ነሹይ ለባም ስብ ሓቅካ 💖🥺
❤️❤️❤️
neshu hawey ❤❤❤
ድያቆን ኤፍሬም ጽቡቅ ኣሎ ሰብ ክቅየር እንተ ኮይኑ ክሳብ ዘሕሞ ክትድክሮ ኣለካ
ነሹዋይ ላሰተናባ😂❤
Akram qarya qalab teasirom qdus Mikael mewaxo yfterelom btami zehzn u 😢😢😢😢
❤❤❤❤❤ True 🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾💐💐💐💐💐💐💐💖💖💖👍👍👍
ነሽ እንታይ ድአ ወላህላህ ኢልካ❤❤❤
😂❤️
Ajoki hafey 🥰🥰
እዚ እፍሬም ዝባሃል ስብአይ ዝከታተልዎ ግን ሓዚነሎም ረሳሕ ስእል አድኖና መፃወቲ ገይርዎ እዋይ ገፁ ትርሓቅ ክሪኦ ከለኹ ብጣዕሚ ዘሕርቀኒ ዳህላክ ዝደለዮቶ ክትገብር መሰላ እዩ ነብሳ ከም ዲሌታ ክትውንና ትክእል እያ ግን ናምንታይ ክንዲ ዝአክል ዝወርድዎ ዘለው እፍፍፍ😢ውላድ ደሞ ናይ አምላክ እዩ ግን ናትና ሕብረተሰብ ችግር አለው እንተ ዘይወለድካ ውለዲ ይብሉ ሓደ ተወለድኻ ዘይደገምካ እዋይ ሞሲባ
Foo ezi seb eba Ne enty yekwen alo 😭😭💔💔💔weld eko egzabher iu zebhka fooo 😭😭😭😭😭😭😭😭
😢😢😢😢
አታ ነሹ እንታይ ጉድ ረከብና መኻን አይንብልን ኢና ግና በቅሊ ግን ኽንብል ኢና በለልና ነዚአ በቅሊ።
ነሹ ፍትሓዊ❤
❤️❤️❤️
እዚ ድያቆን ኣይ ኮነን ካብ ቤት ክርስትያን ዝኾብለለ ኢዩ ፡ሓደ መራሒ ሃይማኖት ከም'ዚ ክብል ኣይ ክእልን ኢዩ ስዲ።ዋላ ምስ ዳህላክ ብዙሕ ፍልልይ ይሃልወና ከምዚ ዓይነት ቃላት ክጥቀም ኣይ ግባእን።
❤️❤️
አረ ነውሪ ብዝኮነ ይኩን ምምካሕ አየድልን😢
Wise NESHNESH 👌🏽
ደምሩኒ ❤🙏