Nesh Nesh you are smart and intelligent. Culture nothing to do with politics and Tigray Tigrigna are part of Eritrean Tigrigna in culture, traditions and also in blood. If any one who is in art should have thoughts of developing the Tigrigna culture. Regardless which part of Tigrigna. You are young and have less experience than those who hold Dr, PHD,MA and degree, but you are more intelligent than those who chat trash. Continue to work with any one who has interest to develop our culture and sentiments.
ሰላም ኣሕዋት ፡ ውድድር ቐጻሊ ዩ ዝደሊ ይመዝገብ ፡ ዩቱብ ቻነል ናይዞም ምቑራት henyemu ኣብዚ ኣለኩም
ua-cam.com/video/QDYHqKTMfsM/v-deo.html
ዝሓለፈ ክፋላት ሃኒ እዮብ ምስ ሜሪ
ua-cam.com/video/TZbF3Gcqwtk/v-deo.html
ማሚ ምስ ዳዲ
ua-cam.com/video/f34sqkMOtZM/v-deo.html
ሰመረ &ሳምሪ ua-cam.com/video/MWHoKy4fACU/v-deo.html
ሓያቲ ምስ ሑቢ
ua-cam.com/video/Mn72BHYUdYs/v-deo.html
ናቱ ምስ ሑቢ
ua-cam.com/video/a7AWvnJf_XQ/v-deo.html
ዩቱብ ቻነል jofi lovers
ua-cam.com/video/SGvrHuYyfn4/v-deo.html
Thank you
ነሹ ብምክንያት እየ እኮ ዝፍትውካ😍😍
ብስም ነሸነሽ ሳብስክራይ ጌረልኩም፡ኣለኹ ንፋዓት
ኣያ ጆኬር ን ወ/ሮ ትዕበ ናይ ፍቅሪ ሕቶ ኣቅሪቦምለን
ጆኬር ኣብ ከተማ ውዒለ ምሸት ናብ ገጠር ክመፅእ ዝብል ሓሳብ ኣቅሪቡ
ፊዚክስ ገዛ ዕዩ ውን ሰሪሖም
ከይትሓልፈኩም ብስሓቅ ክትፈልሑ ኢኩም ርአይዋ
ua-cam.com/video/Awi6lk50a4s/v-deo.html
ነሸነሸ ሓወይ ብጣዕም ኢና ነመስግን
@@Tube-uf1di ምኔ ገባሽ ክክክ
ኣታ ክንደይ ደስ ክብሉካ ዮም ብፍላይ እታ ሓሪም ፍሽክታኣ ከጸልለኒ ኢሉ። ብዘይ ቃልዓለም ካብቶም ከተምጽኦም ድቀነካ ነዚኦም ፈትየ ምሳይ ትሰማምዑ ኣለኩም ዲኩም?
ከምዚ ከማይ ኣክሱም ጽዮን ክበጽሓ ትምኒት ዘለዎ እስከ ኢዱ ሓፍ የብል ታሪኻዊት ቦታ I hope one day ደስ ብሃልቲ ፍቑራት ፍቕርኹም ይሰስን።
✌️✌️✌️✌️✌️
☝☝☝☝👈
ኣነ ኣለኩ ሓሳብ ልብና የስምረልና
ኣነ ኣለኹ ፍቃድ ኣምላኽ ኮይኑ ክከይድ ይደሊ እየ
ሰላም ብሩኻት ኣሕዋት መንፈሳዊ ምኽሪ ካልኦትን ምስ ንደሊ ኣብዚ ሊንክ ኣቲና ንከታተል።
ua-cam.com/video/wm5ssw0vRf4/v-deo.html
ተጋሩ መፅዮም
ፍሽክታ ኣመሎም
ብርሃን ገፆም
ኣውሊዕ ማመፆም 😍😍😍 We Love you Gays💞 Thank you Neshu💗
Thanks wedi Eritrea 🏳✌😍🇻🇳
@Get Help if you need it lovekes
ኣነ ከም ኤርትራዊ ሓንቲ መዓልቲ ናብ ኣክሱም ክበጽሕ መደብ ኣለኒ ፣ፍቅሪ ይንገስ።
Kekibelek eye.
እዊ ዛወዲ ናይልበይ ረኪብካያ።
ሓሳብ ልብካ የስምረልካ
ኣጆካ ክወስደካ እየ😊😊😍
❤😍😍
ኢዋይ ኣቃጣሚ ክኣ ሎማዓቲ ርአዮም ሽኮርናታት ሓዳርኩም ይባረክ ካብ ሓፍትኩም አረትራውት
Asey Asey Ata ዕልልልልልልልልል ፈተውቲ henu&Emu & neshu Like bejakum ❤️❤️❤️
ጽቡቅ መደብ ዩ
ያ ነሹ ሓወይ ናይብሓቂ ንስኻ ለባም በቃ ብምንታይ እየ ክገልፀካ ሄኒ &እሙ ድማ ናብ ነሽነሽ tv እንቛዕ ብሰላም መፃእኹም ኣድናቂትኩም
ዋው ነሹ ኣይተካኣልካን ኣቱሞይ ሲንግላት ላይክ ሃብኒ😉😉😂😂
ፅብቕተይ ጓል ትግራይ ምጭውተይ ነዓኺ ዘይኮነ ንመን ሂበኪ ኣለኹ
ሰላምኩም ይብዛሕ ደቅዛ ቅድስቲ ሃገር ደቂ ማርያም ፅዮን።።።።
ኣየ ነሹ ሓላል ናዓኻ ዝወለደት ማህጸን ተባረከት አያ ካብ ዝካታተለካ ክልተ ዓመት ገይረ ሓንቲ ኣበሳ ርአሉ ኣይፈልጥን 🇪🇹💘🇪🇷
ሰብስክራይብ ግበርኒ ምቅርተይ
@@ተዋህዶሃይማኖተይ-ጨ9ኈ ገይረኪ ማዓረይ
@@የሩስዕባይዓጋመትግራወይቲ እሽኒ የቀንየለይ ምቅርተይ
ብሓቂ በእውነት ፍሉይ ፍጥረት እዩ ነሹ
@@ፅጌጓልተዋህዶፅጌጓልተዋህ ብሓቂ ከምኡ ዝበለ የብዘሐዮ
ንኹልና ደስ ኢሉና ኣሕዋትና ተጋሩ ብጣዕሚ ደስ ትብሉ ፍቑራት
*ላሊጋ ሲንግል ይጀምር ትብሉ እስከ ላይክ ሃቡ እሞ ክንጅምሮ*
ክክክክክክክክክክክ ሲንግል ኣኽተመ
ሲንግል ዝዝክሮ የለን ምስኪን ክክክክክክክ
እሞ ንጀምሮ ዶ ሞ😃
@@ኤልሲጓልቶምወይንቲባባየዓ delay zkone Aymesileni kxabio Aydelekuon ember Aqedme mis mexaku 🏃♂️ ⛷
🪂
@@mty8737 😁😁እንታይ ኮይኑ ዘይኮን😎
የስስስስስ ወዮም ናይ ሕልመይ ፉቑራት መፂኦም ነሹየይ ደላዪ ሰላም የቐንየልና ክብረተይ ሶ ቁፅሪ 4 ሕሰበሎም
ሰብስክራይብ ግበርኒ ምቅርተይ
Aziye eye zfetwomm
@@ተዋህዶሃይማኖተይ-ጨ9ኈ እሺ ዝያዳይ ገይረልኪ/ካ ኣለኹ
@@ተዋህዶሃይማኖተይ-ጨ9ኈ ጌረልኪ
@@RobelA-tj2ri የቀንየለይ ።
ነሹ ሓወይ በጣሚ የቀኒልና ደስ ባሃሊ ቀፁለሉ 🇻🇳❤️🇪🇷💪💪🙏
ተጋሩዋይ ብርሃን ገፆም እንኳን ብዳሕና መፃኩም ነሽ ዓብይ ስብ
ነሹ ለባም 💓💓ታይ ነይርዎ እቶም ሓደ ሓደ ኤረትረውያን ከማካ ተዛሓስቡ
😂😂nhasb endina
ኣሰይ ፅሩያት ዓለም ደስ ክትብሉ ነሽዋይዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፁሩያት ዓለም
ሰብስክራይብ ግበርኒ ምቅርተይ
ንሹ መቅሰን በርትዕ ኣጆኻ 🇪🇷 💪💪💪
ነሹ ናይ ብሓቂ ሎሚ ደስ ዝብሉ መጻምዲ ኣምጺኻ
ኩሉ ኣቀራርበኦም ኣይጸላእክዎን
ያኣክ ከም ነሹ ዘይትኮኑ ኣቱም ኤርትራውያን ካብዚ ተምሃሩ በቃ ፍቅሪ ዝኮነ ቆልዓ እዩ ብሓቂ ፕሊስ ፈትኑ ዓልየታውያን ኣይትኩኑ ፕሊስ ፍቅሪ. ፍቅሪ ሽተቱ ብሓቂ ነሹ ሓወይ ብልቢ እየ ዘመስግነካ ቀፅሎ ኣብ ስራሕካ ኣሳልጦ ኣብ ሓዳርካ ፍቅሪ ይምነየልካ tax bro good job
ነቶም ዝበዝሑ ገዲፍኩም ተቶም ዝውሓዱ ስለ ተስተብህልሎም እዪ::
No kemeu aykonen bnebskum ati xlei ab demkum ayu sersiru
ሂወት ዕጫ እምበር ምርጫ ኣይኮነትን ኪድ ደንቆሮ ታይ ከ ዘፍቱ ኣለኩም ሰረቅቲ ንሕና ከማን ሓዳጋት ኮንና እምበር
@@abitesfa7198 ኣመልኩም እዩ ከም ኖርማል ወሲድናኩም ኢና
@@abitesfa7198 OK kabtom whdat mukanka ameskirka
Slezi eta mkri tekebela naka eya
ነሹ ሓውና ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካን ዘክብረካን 🙏 ኣነ ትግራወይቲ እየ ሕጂ ከኣ ነቶም ኣብ የመንን ሱዕድን ዘለው የሕዋትና ብዝተካኣለካ መጠን ክተዋዓውዓልና ብትሕትና ይሓተካ ።።።ተስፋ ይገብር🙏💝
ደቂ ዓደይ ምቁራት ያይይይይይይ የቀንየልና ነሹ ሓወይ ኤማ እና ሄኖክ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኩም ግን ሓንቲ መልእክቲ ንኤርትራውያን አሕዋተይ በጃኩም ሞት ሰብ ብፍፁም ደስ አይብልን እዩ ዋላ ዓሰርተ ጽልኡና አብቲ ዝሓለፈ ናይ ሓዘን ዝክሪ ኩሉ ትግራዋይ አብ ኮመንት ሓዘኑ ገሊጹ አብ ጅቡቲ ኢትዮጵያውያን ሞይቶም ምስ ሰማዕኩም ግን ብዙሓት ናይ እንካዕ እሰይ ምልእክቲ ብዙሕ አንቢበ በይዛኩም ሕማቅ ትምኒት ሕማቅ እዩ ሰብ ብሙካኑ ብቻ ክቡር እዩ እና ሰላም ንኩለና ምቁራተይ💝💝💝💝
Ezi melikitki nikulna aywiklin, netom tigrigna zizarebu Amharu Hgdef kikon alowo, seb moytu elu zihgos nibalu miwut eyu!
እዚ ጌጋ እዩ ብሰማይ ይኹን ብ ምድሪ: ግን እቶም ኮሙኡ ዝብሉ ውሑዳት ን ኤርትራ ኣይውክሉን እዮም:: ስለዚ ኣይትገደስሎም
ኣያ ጆኬር ን ወ/ሮ ትዕበ ናይ ፍቅሪ ሕቶ ኣቅሪቦምለን
ጆኬር ኣብ ከተማ ውዒለ ምሸት ናብ ገጠር ክመፅእ ዝብል ሓሳብ ኣቅሪቡ
ፊዚክስ ገዛ ዕዩ ውን ሰሪሖም
ከይትሓልፈኩም ብስሓቅ ክትፈልሑ ኢኩም ርአይዋ
ua-cam.com/video/Awi6lk50a4s/v-deo.html
ኢዞም ሞት ዝምነዩ ንባዕሎም ኢካ ትሓዝነሎም ምክንያቱ ኣብ ስራሕ ፈጣሪ ኢዮም ዝኣትው ዝለው
ua-cam.com/video/qFupChQgjKg/v-deo.html ኣብዚኣ እስከ ሰብስክራይብ ክብራት የሕዋት
ነሹ በጃካ ኢዛ ሺልማት ነዚኦም ስደደሎም ኣብ ኣሪቃ ኮይኖም ሲ ብጣዕሚ ኢዩ ደስ ዝቢል ዋላ ኢንተዘይ ታዓዊቶም Gischenk ስደደሎም ነሹ ዓይነይ
ዋው ክጽበዮም ጸኒሐ Welcome እሙየ & ሄኒየ
ክንደይ ዝምቁሩ ሰባት አምጻኻልና አምላኽ ፋቅርኹም ንዘላአለም ይቀድሰልኩም
፣waaaaaw ነሹ ሓውና ብጣዕሚ አና ነመስግነካ ዞም ንፈትወምን ነድነቆምን ኣኹሱማውያን ሰለ ዝምፃእካልና ሶ ብጣዕሚ እየ ዘድነቆኩም ደቂ ትግራይ ማዓረይ ሰሰናዩ ናዓኹም 😍😍💗💗💗💗💗💗
ነሹ ነሹ ያ ኸ እቶም ዝፍትዎም ፍቁራት ኣምጺኻልና ፍቅሩኩም ይሰስን ምቅራተይ💘💘💘ደላዪ ፍቅሪ ላይክ ረጊጹ ይሕለፍ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤💘💘💘💘💘💘❤
Aksum ዓደይ ዓዲ ፍቅሪ ዓዲ ስኒት ዓዲ ሃይማኖት ዓዲ ሮምሃይ ዓዲ ንግስተ ሳባ ወናኒት ቀዳሞት ስልጣነ ዓለም ……Lovely Home💘
እሙ ሄኑ ኣቱም ምቁራት ነሹ ዓይነይ ብጣዕሚ ፅቡቅ
እሙዬ & ሄኒ ክፈትዎኩም ሓላላተይ💖
ሰብስክራይብ ግበርኒ ምቅርተይ
ከም ነሹ ዝበለ ፁሩይ ሰብ የብዘሐልና ሓዉና ነሹ ሄኒ እሙ ሙቁራት ንሕና አሕዋት ኢና ንዓና ከባእሱ ዘይደቀሱ ዝሓድሩ ብስሮም ይነቀሉ 💖💖💖💖💐💐💐💐💐💐💐💚💚💚
#ፍቅርኹም ይሰሰን
#ሲንግል ከምዚ ከማይ ላይክ ከይረገጽካ ከይትሓልፍ
ፈታዊት ኣብርሃ ኣፈወርቂ 👆👆💔👀🙄
ዋው ደቂ ዓደይ ሑቡታት ከመይ ዲኩም ሙቁራት ኑሽ መቅሰን Thakns you🙏❤❤
ሰላም ነሹ ሓወይ💗ሕጂ ግርም😘
ታጋሩዋኒ ዌል ደቂ ሪመይ ማዓረይ l miss u all😍
ኣክሱመይ 💜💞
ንዓለም ንእሽቶ ንዓና ዓለምና 🌍
ደስ ክትብሉ ወላዲተይ❤🙏🏾
ማራ ሕጉሳት እግዛብሄር ኣመላኽ ፍቕርኹም የብዝሓዮ❤🙏🏾
ዋውውውው ምቁራት ላቭ ትግራይ &ኤሬ ሶ ነሹ ብጣዕሚ ጎበዝ ቀፅለሉ
Woww ነሹ ሽኾር ብልቢ እየ ዘመስግነካ እንካዓ ብሰላም መጻእኩም ደቂ ኣክስም ሽኾራት ፍቅርኩም ይሰስን ኣነስ ክፈትየኩ ፈጣሪ ፈረይትን ጸደይትን ይግበርኩም ደቂ ሓላል መሬት እክስም እስቲ ደቂ ተጋሩ ደቂ ኤሪ ፈተውቲ ዞም ፍቁራት ዚኦም ብስሞም ዚኣ👍ግጨዩለይ ዋእ ትሓጊሰ ዊዒለ ከማይ ትሓጎሱ ሎምዓንቲ ጽብቅ ጌርካ ነሹ ፍቅር ዕድመን ጥዕን ይሃብካ ፈጣሪ ልሓሰብካዮ የሳክዐልካ ነሹየይ ሓላል ፍጥረት 👇
ሰብስክራይብ ግበርኒ ምቅርተይ
@@ተዋህዶሃይማኖተይ-ጨ9ኈ ሙቁረይ ሓላለይ ዝያዳይ ጌርልካ ኣለኩ እሺ
@@ስዒደይበቓድዩጨኪንካ የቀንየለይ ምቅርተይ ጋል እየ ከዓ ወዲ አይኮንኩን ክክክክ
@@ተዋህዶሃይማኖተይ-ጨ9ኈ እሺ ዝያዳይ ኾኾብ ልበይ ሓቢብተይ የቀንየለይ ዝያዳይ❤🙏
@@ስዒደይበቓድዩጨኪንካእንካዕ ደስ በልኪ ሓፍተይ😍😍😍 ኣንቲ ዝያዳይ😍 ንዒ እንዶ ፍቅርና ነስተማቅር ክሳብ መዓስ ሰብ ከነደንቅ ይብለኪ ኣለኩ ደሓራይ ከትጠዓሲ 😂😂😂
ነሽነሽ ሽኾር ን ተጋሩ ሰለ ዘቅረብኻ የቀንየልና
ሰብስክራይብ ግበርኒ ምቅርተይ
ተጋሩ ከ እንታይ ድዮም እንታይ ኢኩም ባዕልኩም ክትንጸሉ ትደልዩ
@@ቀዳሚሃለእግዝኣቢሔርፍሬሃ aygermekan kulatom ko nebsom guana mkuana baelom ynegruna alewu rasist yqyeru alewu baelom
Neshu hawey lomanti xebuk serah arikani good job👏
Thank you ነሽነሽ ነታ ዘካፈልኩካ ሓሳብ ኣብ ሓጻር ግዜ ኣብ ግብሪ ዘዉዓልካያ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ኣነ ብጣዕሚ ኢየ ዝፈትዎም
ምክንያቱ ነጻ ኮይኖም ስለ ንፍቅሮም ዝገልጽዎ
ቢቡዙሕ ምክንያት ኢዩም ደስ ዝብሉካ
ኣነ ዝጸልእ እዞም ሓጎሶምን ሓዘኖምን ኣብ Tik tok ክዝርግሕዎ and ደይ በሰሉ ፍቁራት ኢና ክብሉ ዝውዕሉ ።
በዚ ምክንያት ከኣ ህዝቢ ትግራይን🇻🇳🇪🇹 ህዝቢ ኤርትራን🇪🇷ሓደ ምኳና መተሓሳሰቢ ኢዩ ዝኮኖ ንዝርድኦ ሰብ
So thank you again 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ብጣዕም ፅብቁ ስራሕ ቀፅልሉ ዕደመን ጥዕናን ይሃብኩም
ኣሰይ ፅቡቃት ደስ ትብሉ ነሹ ዓይነይ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፍቅሪ ጥዑም🇪🇹♥️🇪🇷✝️♥️☪️✌️
እውይ ነሹ ሓወይ ናይ ብሓቂ
ዓዩ ሰብ ኢካ wawww ነዚኦም ዘቅረብካልና
ኣሰይይይ ደቅዓደይ ሙቁራት እንኳዕ ደሓን መፃኹም thank you ነሹ ሓወይ ለባም
Wawwwwwwwwww tegaru muqurat anes bfqrkum hameime 💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💝🇪🇷 haftkum kab eretrs
ተጋሩ ፍቁራት እዚኦም ጥራሕ ኢየ ርእየ ኣብ Yutob prank kgebru ኬፍ ኣለኩም ጽቡቃት
ኣለዉ እዮም ግን ብኣማሓርኛ ስለ ዝናገሩ እዩ በተለይ ደቅ ራያ ኣለው
ደስ ባሃሎ ደቅ ዓደይ ኽፈትወኩም 😍😍😍ነሽነሸ ፃዕዳ ልቡ
እሙ ና ሄኒ ሞቁራት ኣምላክ ፍቅርኹም የብዘሐዮ
ነሹየ ኣነ ውን ኣፍቃሪ ምስ ረከብኩ ኣድመኒ ኢኻ🙈
kkkk emo ms rekebka yhsheka hji bizi eka azeleka ab mdlay
ኣሰይ ነሹየይ ሀዚ ብጣዕሚ ደስ ኢልኒ ብጥዕሚ እየ ዝፈትዎም
ነሹየ የቀንየልና ተጋሩዋይ ፁሩያት💛❤️💛❤️💛❤️
አየ ነሹ ሽካር ደላይይ ፍቅሪ ክፈትወካ ማዓት ውድድ ንሉኩም ሙቁራተይ💋💋💋💋🙏🙏🙏🇻🇳🇪🇷
ሰብስክራይብ ግበርኒ ምቅርተይ
Uyyy ati gdafu endo eze bandra nay tigray aykonn aytsmun dkum ewae☹
@@sabamengsteab1240 ልክዕ አለኪ እዚ ናይ ቻይና እዩ ናይ ትግራይ አይኮነን
@@ተዋህዶሃይማኖተይ-ጨ9ኈ አራይ ፅቡቅተይ🙏🙏
@@ተዋህዶሃይማኖተይ-ጨ9ኈ ገረኪ ሕቡ
ነሹ ዓብይ ሰብ ለባም፣መስተውዓሊ፣ደላይይ ሰላም ራህዋ ቀፅለሉ ደቂ ዓደይ ማዓረይ እንኳዕ ብስላም መፃኩም
Xbukattt ftrettt G.B.U bteami iye zfetwekum haftkum🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤❤
ነሽነሽ ሓወይ የዕቢካ ንስካ ፉሉይ ፍጥረት ኢካ ከማካ ዝበለ ሰብ ተትበዝሕ ነሹ ሓወን ሄኒ እና እሙ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ፍቅሩኪም ይብዛሕ ዉልድኩም የሪኤና
ናይ ባሓቂ ደስ ባሃልቲ ፍቅረኩም ይመልኣልኩም
ዝፈትዎም ደቂ ዓደይ ማዓረይ መፂኦምለይ ሄኒ&እሙ እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ደቂ ሓላል መሬት ነሹ የኔ ለባም ደላዩ ሰላም ደላዩ ፍቅሪ ከመይ ዲካ መቅሰን እንኳዕ ተወለድካ ንስካስ ወዲዞም ዓበይቲ ሰላምካ ኣብ ዘለካዮ ብዝሕ ትርፍ ይበል ብጣዕሚ እና ንፈትወካ ኩሉ ሰብ ከማካ ተዝኮን ኣበይ እሞ ቀፅልሉ ሓፍትካ ካብ ትግራይ እየ
እቶም ፀሓይ ገፆም ዝፈትዎም ደቂ ዓደይ 🥰🥰🥰🥰🥰
ነሽነሽ ሓወይ ጻዕዳ ልቡ ከም ጻባ ጻልጣ ።ንፉዕ ጥምረት ሰላም ንኤረናን ኢትዮጵያን ነንሕደና ንፋቐር ንከባበርን ካብ ካልኦት ሃገራት ንመሃር ወድሓንኩም ።🇪🇷🙏🏼✝️⛪🌹🕌☪️🇪🇹➡️🇨🇦
ነሽነሽ ብጣዕሚ ኣሐጉስካኒ እንቛዕ ኣምጻካዮም ፡ጥራይ ፖለቲካ ነገር ኣይትግበር ሰብ ብካልእ ከይርድኦ እንበር፡ከምዚ ናይ ሓዳር ፍቅሪ ደኣ ወላ ሶማል ግብጺ ኣምጻልና ክክክክክ
ክክክክ ኣቲ ቆልዓ ቁምነገር ዝይንገብር ግዳን ኣብዛ ቻነል ነሹ ቡክ ክንሕዝ
😂😂😂
@@ፍቅሪህያብፈጣሪ kkkk nhna kea Like ntewek
@@ክርስቶስኣምላኸይ-ዀ4ለ ንዒ አንዶ ኣነን ንስኽን ዋላ ንግብሮ ሽኮሪና
😂😂😂😂😂😂
love yuo tegaru yehwatna ደስ ትብሉ ፍቅራት ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
ዋውው ብሓቂ ደስ ዝብሉ ኢዮም ኣነ እካ ይከታተሎም ኢየ እሞ ክኣ ኣብዓዲ ኮይኖም ዝገብርዎ ቪዶታት ብሓቂ ኢዩ ዘገርም ርእየ ስለ ዘይፈልጥ ነሹ ንፉዕ ብሓቂ ሳብስክራይብ ንግበሮም
ነሸነሸ ሓወይ ብጣዓሚ ደሰ ይብል ከማኻ የብዛሕ ለባም ሰብ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ!!
ፍቅርኹም ይብዛሓለይ ደቂ ዓደይ ማዓረይ
ኣይፈላሊኹም ኣምላኽ ፍቅርዅም ይሰስን ከም ማይ ይዛሪ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ኣምላኽ
wawwww ሽኮሪናታት ደስ ክትብሉ ሄኒ$ እሙ$ ነሹ እንካዕ ደሓን ሞፃክም
Aseyyyy neshu hawey tegaru amxikalna btaami des yblu deki axum mukurat ahwatna❤❤❤❤
ነሹዎይ ኣፍቃሪ ኮ የብለይንዎ ምስ ውሽማይ ሓደ ማዓልቲ ትዕድመኒ ቃል እተወለይ ፕሊስ😓😍😁😜ኣይትስሓቁኒ ኣብዚ ዘለኹም ስንግላት ክኣ😡
Kkkkk aty tay ktrekbi selu shikor singel tekonki hadu belna kindmer misaki kkkk ok ab gonki alleku jibety gal wes belna eki pls
ሰላም ብሩኻት ኣሕዋት መንፈሳዊ ምኽሪ ካልኦትን ምስ ንደሊ ኣብዚ ሊንክ ኣቲና ንከታተል።
ua-cam.com/video/wm5ssw0vRf4/v-deo.html
Kkkkkkkkkkk kdey gerkum kab twashebu ahh telalka
@@meronkhan6392 😃😃😃❤😍😍❤😁ok
@@yonas9221 ሓዳሽየ ንኹሉ🙄🙄🙄
Nesh Nesh you are smart and intelligent. Culture nothing to do with politics and Tigray Tigrigna are part of Eritrean Tigrigna in culture, traditions and also in blood. If any one who is in art should have thoughts of developing the Tigrigna culture. Regardless which part of Tigrigna. You are young and have less experience than those who hold Dr, PHD,MA and degree, but you are more intelligent than those who chat trash. Continue to work with any one who has interest to develop our culture and sentiments.
Proud of the work your doing😍 bringing people together and entertaining us. Well done Neshu 👏🏽
Wel come zfetwekum deki adey tnx nshuye asile
ነሽነሽ ደላይ ፍቅሪ ይመቸኻ ኣቦ ❤👏
ኣሰይ ደቂ ትግራይ ማዓረይ ፍትውትው ኣሙየይ ፅሪቲ ዓለመይ ሃኔየይ የኔ ማሮች ነሽነሽ ካኣ የቅንየልና ትግራይ ዓደይ ማዓብልለይ
ነሹ ሓውና እግዚአብሔር ይባርኽካ ፍቅሪ ዝዓሰሎ ህይወት የንብርካ
ብጉያ መፅየ ሄኒ እሙ ሪኤ ክፈትዎም መዓት እየ ነሹዋይ ክንፈትወካ መዓት ኢና
ነሹዋይ ዓቭይ ሰብ ኽንደይ ደስ ትቭሉ🎉❤❤
ፀሐይ ገፆም ኦ አምላክ አቦይ ከምዚኦም ዝበለ ፍቕሪ ፍጠረልና
ደቅ ትግራይ ዓደይ ምቁራት 😍😍💋💋💞💞💞 💯✅
ሰብስክራይብ ግበርኒ ምቅርተይ
@@ተዋህዶሃይማኖተይ-ጨ9ኈ እሺ መዓረይ
Azin nfetwon ehwat euo thanks neshu🇪🇷❤🇪🇹
በኣጋጣሚ ሎሚ ክሪኦም ዊዒለ እዞም መጻምዲ
Hesawi
@@rahwagere4062 አመል
Thank u so much Neshu
Ni HANY &Emu shikorat sle zekirbikalna so we love you oll guys 💗💙💗💙💗💙💗💙💗💙
ነሹየ ፍቅሪ ምኳኑ መርገፂካ ለሚ ረጊፀ ።ኣድናቂትካ እየ ግን ግንዝያዳ
ሰብስክራይብ ግበርኒ ምቅርተይ
@@ተዋህዶሃይማኖተይ-ጨ9ኈ giriki aleku
@@tdf1266 እሽኒ።
ነሹ ጅግና ኣይኮኑን ተጋሩ ዋላ ጭቻይና ክተሳትፍ ትኽልእል ኢኻ ከመይ ቻነልካ ትዓብየልካ እንበር ኣይትሰከፍ ። እዚ ናይ ምንባር ጉዳይ እዩ ሓቢቢ።
ነሸነሸ ተባታይ ኩሉ ነብስካ ፈቕሪ ኢካ ከፈ ኣለካ
እንኳዕ ደሓን መፃእኩም ናብዚ ፍሉይ እና ውቅቡ ዝኮነ ፕሮግራም ሄኒ/እሙ ነሹ ዓይነይ ብልቢ ነመስግን
Ata elllllllllllllllll ata elllllllllllllllll gasha mexiomna tolo beli buna afluhlna..eski nneshu xaeda lhu like habuna
👍👍👍👍
ሄኑ እና እሙ ናፊቀኩም አብ ከመይ ኩነታት ትህልው በዚ ሀዚ ሰዓት ግን ?
እግዚአብሔር ምሳኩም ይኩን አሕዋተይ
እህ ሰላምና ባ ከለኡና እዞም አራዊታት
OMG eza gual kef alewo bunet Uffff meqrtii amlak edmen tenan yehabkii and yehabkum
Welcome zhawey marey edman tienan yhabka fetari wedi abeyti Thank you so much ❤❤❤❤❤❤❤❤ asssssseyyyyy
ባሓቂ ፍቁራት ደስ ባሃልቲ ፍትውውው💋💋💋💋💋
እቶም ንነሽነሽ ትጸልኡ እንተሃሊኩም ሕጂ በረኪና ሸሪብኩም ወላ ጋሕ በሉ በቃ እዚዩ ነሽነሽ ንዝጸልእዎ ክጸልእ ግዜ የብሉን ምክንያቱ ንዝፈተውዎ ክፈቱ ጹሙድ ስለ ዝኮነ ትርጉም ፍቅሪ ዘይትፈልጡ ክኣ ፍቅሪ ማለት ነሽነሽ ማለትዩ ብሓጺሩ ።
ብሓቂደስ ዝብል ትምህርቲ እንካን ሰላም መፃኩም
Deki tgray halalat edme yhabkum more eye ka zfetwekum Eritrawi hawkum eye from USA 🇺🇸🇺🇸🇺🇸
ቡጣዕሚ ፅቡቅ ቀፅሎ ነሹ
ነሽ ሓወይ ዓቢዪ ሰብ እኻ ስብስኽራያብ ገዩረካ አለኩ ሃኒ ኢሚ ክዓ ያዋ ከሙኡ ገዩረ ኩም አለኩ ክላቱኩም ደስ እኹም ትቡሉ ሰናይ ግዜ ይኽነሉኩም አሓዋተይ
ዋኣው ነሽንሽ ሓወይ ብጣዓሚ ፅቡቅ
Neshu hawey enqa amxika alalekayom btami eye zfetwom ane thanks
ነሹ ዓብይ ሰብ ብጣዕሚ ጓበዝ እሙ እና ሄኒ ቀፅልሉ ሰላምኩም የብዝሓዮ
💘💘💘💘💘💘💘💘👏👏👏👏👏👏👏👏👏አሰይይይ ደቂ ትግረይ ፅሪይት ዓለም
Neshu iyney, thank u azye eye zfetwom
Ane kifetiwom meatye nezieom tegaru habtikum gal🇪🇷❤️