EMN - ብጠንቀምቀም ዝፈሸለ መደብ ጸላኢ Eritrean Media Network

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 9 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 123

  • @sabatekle1992
    @sabatekle1992 4 роки тому +8

    እዝጋብሔር ይመስገን ስለ ናጽነትና አወት ዝሃበና ተባረኹ ጀጋኑና

  • @tsehaihadgu678
    @tsehaihadgu678 4 роки тому +7

    እድመን ጥዕና ይሓበለይ 🙏🏼❤️🌹🇪🇷

  • @Even_Media
    @Even_Media 3 роки тому +2

    ኤረይ ንኤርትራዊያን ኣቤት ጅግንነት ❤️❤️❤️ ን በለዛ ኣቅርበልና ❤️🇪🇷🙏💪

  • @hanasolomon7069
    @hanasolomon7069 4 роки тому +4

    Thanks my lovely brother God bless All Eritrea people thanks God 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

  • @senamitasmara8664
    @senamitasmara8664 4 роки тому +8

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጀጋኑና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰

  • @BiniamMicael9933
    @BiniamMicael9933 4 роки тому +7

    ሓጻር ጥዕምትን ታሪኽ እንቋዕ ኢርትራዊ ኾንኩ ትብል ጅግና ዕድመን ጥዕናን::🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾♥️♥️♥️♥️♥️♥️

  • @danieluk3151
    @danieluk3151 4 роки тому +9

    Waw abet jigninet, ztewahahade jigninet, Eritrea is gifted for real, , proud of u deki Erey, thanks EMN, 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @elenzere8nv253
    @elenzere8nv253 3 роки тому +1

    Eritrawyan zdaregekum yelen bjgnnet edmen tanan yhabkum 🙏🙏🙏

  • @susinazemichal851
    @susinazemichal851 4 роки тому +8

    Ambesa jigna 👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @kadraaraya4446
    @kadraaraya4446 4 роки тому +8

    Wenenti tarik nberulna 💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @eriasmara9789
    @eriasmara9789 4 роки тому +2

    ጀጋኑ የህዋተይ ኩሉግዜ ክበሩ ።
    ሳላኩም።
    ዮናስ ምስ መሳርህትካ ከም ወትሩ ጽቡቅ ስራህ።

  • @hanasolomon7069
    @hanasolomon7069 4 роки тому +4

    God bless you my brother

  • @zegejiretasmara4855
    @zegejiretasmara4855 4 роки тому +12

    Good jobb and keep doing so. ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ!!!

    • @solesole5198
      @solesole5198 4 роки тому +1

      Zebehre gejeret 👍Awet nehafah

  • @ዳህላክደሴት-ሠ3ዸ
    @ዳህላክደሴት-ሠ3ዸ 4 роки тому +8

    ሰላም ደቒ ኤረይ ብሓባር

  • @letinaberhane2172
    @letinaberhane2172 4 роки тому +5

    Merhaba jeganu ahwatnan ahatnan.kbrn mogosn nsemaetat Eritrea awet nhafash 😍❤😍

  • @samrihappyfamily9886
    @samrihappyfamily9886 4 роки тому +19

    Welcome like 1yehwaty 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @alexanderasgodom9393
    @alexanderasgodom9393 4 роки тому +2

    ታሪክ ጀጋኑና ንገሩና ልብና ምስ ጀጋኑ እዩ።

  • @solesole5198
    @solesole5198 4 роки тому +1

    Tegadalay zeblukas
    Entay eyu fitretka
    Kulu xibuke yemneyelka Hero.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐💐💐

  • @andiesteweldeberhan1299
    @andiesteweldeberhan1299 4 роки тому +4

    My Hero!!!

  • @meazaafeworki6473
    @meazaafeworki6473 4 роки тому +2

    Thanks EMN for the program. It's really nice story, what a consequence and good target. All our heroes they have a lot to tell from their experience during the war. You all are amazing. May God bless you. Awet Nehafash!!!

  • @yordanosgebre9605
    @yordanosgebre9605 4 роки тому +3

    🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷❤️❤️ewae yone tehxro alka bjaka

  • @rthea5208
    @rthea5208 4 роки тому

    Merha Haba Deki EREA Goita Messachum Wetru Amen Amen

  • @akliluhidru7129
    @akliluhidru7129 4 роки тому +18

    ብርሃነ ጥዓመ ( በለዛ) አቅርቦ Yonas

  • @jayg1078
    @jayg1078 4 роки тому +35

    ልክዕ ከምዛ ንወዲ ኣባይ ዘጋጠመቶ ከዕልለኩም ኣፍቅዱለይ። ዕለቱ 1979 ወርሓቱ ኣይዝክሮን ኢዬ። ናተይ ቦጦሎኒ ኣብ ጎቦ ተከል ንሸነኽ ሩባ ማይ ጨው ዓሪዳ ኔራ። ኣነ ድማ ማንጁስ ተባሂለ ኣብ ሕክምና ቦጦሎኒ ኣብ ሩባ ማይ ጨው ዓስኪርና ኔርና። ሓደ መዓልቲ ነቲ ናይ ቦጦሎኒ ሓኪም ለሚነ ለማሚነ ምስታ ኣብ ጎቦ ተከል ዓሪዳ ዝነበረት ቦጦሎነይ ከም ዝሓድር ይገብር። ምስ ጀምዓ ጽቡቕ ክንሕኪ ኣምሲና ንጽባሒቱ ኣጋ ሰዓት ሹድሽተ ኣቢሉ ስዉአ ማአከለ ናይ ቦጦሎኒ ጸጥታ ዝነበረ ክሸይን ኢሉ ንድሕሪ ድፋዕ ምስተበገሰ ዓሰርተ ሜትሮ ከይሰጎመ ይወድቕ። ናይ ቦጦሎኒና ምልክት ተሾመ ስለዝረኣዮ ንዓይ ማንጁስ ሓኪም አንዲኻ ኪድ ርኣዮ ምስበለኒ ኣነ ናብ ማአከለ ከይበጻሕኩ ኣብ ኣፍ ልበይ ተወጊኤ ይወድቕ ከምዛ ዝተኻረጅኩ ኣብታ ዝወደቕኩዋ ኮይነ አንተ ኣቋምትኩ ከባቢና ኩሉ ብኣምሓራ ተኸቢቡ። ካብኡ ንድሕሪት አንዳ ኣንፋሓኩ ናብ ምልክት ተሾመ ይበጽሕ። ንሱ ድማ ቀልጢፉ ንመራሒ ሓይሊ መምህር ( ኣብ ኢትዮጲያ ከተማ ባህረ ዳር ኣብ ፖሊተክኒክ መምህር ዝነበረ) ተኸቢብና ከምዘለና ምስነገሮ መምህር ትቕብል ኣቢሉ ንሕና ድኣ ካብ ንፈልጥ ልዕሊ ፍርቂ ሰዓት ኣቢሉ ይኸውን። ምሳኻ መን ኣሎ? ማንጁስ ወድኻ። ኣነን ማንጁስ ወድኻን ካአ ጥቕሚ ወጻኢ ኮይና ኣሎና። ምልክት ተሾመ ኣነ ወዲቐ ምስ ደንጎኽዎ ኩነታተይ ክፈልጥ ሓፍ ምስ በለ ናይ ጸላኢ ስናይፐር አግሩ ይሕምሽሾ። ጎቦ ተከል ብዙሕ ባዓትታት ስለዘለዎ ኣብ ሓንቲ ብዓቲ ቁስልና አንዳፈተሽና አንከሎና ኣምሓራይ ኣብዛ ልዕሌና ይሸነልና ኣነ ተሼ ድማ ንውሽጢ ብዓቲ ሬድዮ ፒ.ኣር.ሲ ኣጥፊአና ንኣቱ። ኣምሓራ ኣብታ ልዕሌና ዋርዲያ አንዳወጻ ክሳብ ሰዓት 2፤00 ምስ ጸንሓ ጸሓይ ግዲ በርቲዓተን ነታ ቦታ ገዲፈናኣ ምስከዳ ናብ ልዕሊ አታ በዓቲ ወጺአና ተሼ ረድዮ ከፊቱ ምስ ብዓል መምህር ተራኹቡ ኣነ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ከምዘሎኹ ምስ ሓበሮ መምህር ንተሼ ንዓይ ኣቕርበለይ ይብሎ። መምህር ዘይርስዖ ዝበለኒ ማንጁስ ወደይ ናይ ኩላትኩም ውግኣትን ስውኣትን ምውጻአ ኣብ ኢድካ ኢያ ዘላ። ሕጂ አተን ክልተ ቦምባ ኤፍዋንካ ከይኸብደካ መታን ኣብ ብዓቲ ሓቢአካ ናባና ነቲ ኣኻውሕ ምልክት አንዳገበርካ አንተ በጺሕካ ንሕና ጸረ መጥቃዕቲ ጌርና ሕኔና ክንፈዲ ኢና። ቅድሚ ምብጋሰይ ምልክት ተሼ ትኻስ ክመጾ አንከሎ ከምዛ ጅግና ተጋዳላይ ወደባይ መስመር ቀይሩ ምስጢር ጸላኢ ዝሰምዖ ኣነ ድማ ናይ ፒ.ኣር.ሲ አንዶ ዘይብለይ ጠንቀብቀብ ክብል መስመር አንተቐየርኩስ ናይ ጸላኢ ናይ 505 ግብረ ሃይል ዕዝ ምስቲ ነታ ናይ ጸላኢ ፓራ ኮማንዶ ንዓና ከርዲና ሕኛ ዘምሰለትና ናይ ሓምሳ ሓለቓ ክቋየቑ ይጅምሩ። አቲ ቆይቂ ኣብ ሞንጎ ናይታ ፓራ ኮማንዶ ኣዛዚን ኣብ ሞንጎ ናይ 505 ግብር ሃይል ኣዛዚ ምልክትና ተሼ ናብ ትግርኛ ተርጕሙ ከምዘረድኣኒ አቶም ቅሩብ ቁራብ ኣባላት ቦጦሎንና ተወዳዲቦም ካብ ብዓትታት አንዳወጹ ከጥቅዕወን ምስ ጀመሩ አቲ ናይ ግብረ ሃይል ኣዛዚ ነቲ ሓምሳ ሓለቓ ከምዚ ይብሎ። አንዴት ኣድርጎ ከታች የመጣ የወንበዴ ሃይል ወደ ላይ ይወጣል። መልሲ ናይ ሓምሳ ሓለቓ ድማ ••• ጌታዬ አኛስ ከታች መጥተን ኣይደለምን ወደ ላይ የወጣነው ኢሉ ምስ መለሰሉ ናይ አዚ ሓላፊ ተቖጢዑ አኛና ወንበዴዎቹ ኣንድ ኣላም የለንም። ሓምሳ ሓለቓ ትቕብል ኣብሉ••.ጌታዬ ምንም ኣንድ ኣይነት ኣላማ ባይኖርንም ጩጬዎቹ (ማናጁስ)በጣም ጎበዝ ተዋጊዎች ናቸው ምስበሎ ናይ ግብረ ሃይል ኣዛዚ ትቕብል ኣቢሉ ሰምቸዋለሁና ተሎ ብለህ መምርያ ቤት መጥተህ ሪፓርት አንድታደርግ ይብሎ። ብሓጺሩ ኣዛራርባ ማለት ንኽንጽሎ ኢዩ። ካብኡ ሕኒኡ ዘይፈዲ'ስ ወዲ ኣድጊ ከም ዝባሃል ንቕሩብ ኣዋርሕ ተዋዳዲብና ብዕለት ብጥሪ 5ተ 1980 ን505 ግብሪ ሃይል ጸሪግና ንኣውገት ነአትዎ። ኣነ ኣብታ ውግአ ምስ ሳልሰይቲ ሓይሊ መራሒኣ ጸሊማይ ዝባሃል ምስኣ ከምዝኣትው ይንገረኒ። ብግስ ከይበልና ኣብታ ጥቓይ ዝነበረት መስርዕ ጸላኢ ሓንቲ ብቴን ምስ ፈንጀረላ አታ መስርዕ ሓንቲ ጓል ኣንስተይት ተጋዳሊት ዘላቶም ብምልአታ አታ መስርዕ ግዳይ መስዋአቲ ትኸውን። አቲ ናይታ ጋንታ ሓኪም ዝነበረ ምስታ መስርዕ ስለዝነበረ ተወጊኡ ይድሕን። ኣነ ድማ ሓኪም ናይታ ጋንታ ኮይነ ካልኣይ ድፋዕ ጸላኢ ምስኣፍረስናዮ ሓደ ናይ ጸላኢ ወታሃደር ታዬ ስሙ ጭቁኝ ነኝ አንዳበል ኢዱ ይህብ። ካብኡ አቶም ቋንቋ ኣምሓርኛ ዝፈልጡ ኩነታት ናይቲ ሓምሳ ሓለቓ ናይ ፓራኮማንዶ ኣዛዚ ንታዬ ምስሓተትዎ ኣብዚ ኣሲሮሞ ኔሮም ኮይኑ ግን ንስኻትኩም አንዳደፋአኩም ምስመጻአኩም ኣብዚኣ ረሺኖሞ ኢሉ አቲ ውዑይ ንይቲ ሓምሳ ሓለቓ ኣብ ሓንቲ ቆጥቋጥ ኢዱ ንድሕሪ ተሓይሩ ደም ብግንባሩ ጸረር ክብል ረኺብናዮ። አዚ ወድሓንኩም ደቂ ኤረይ።

    • @johnnysantillan2479
      @johnnysantillan2479 4 роки тому +2

      Abey tnebir abzi gzye?
      Where are you living know, i am interested to talk to you.
      From canada

    • @johnnysantillan2479
      @johnnysantillan2479 4 роки тому +1

      Okay tell how you planning to do that ?

    • @guishhadgu3554
      @guishhadgu3554 4 роки тому +1

      Wow jeganu. God bless you Eritrawi

    • @jayg1078
      @jayg1078 4 роки тому +3

      @@johnnysantillan2479 ሰላማት ጆኒ ኣብቲ ህሞት አቲ ብወገነይ ዝተጸንዔ ፕላን ኣይነበረንን። ብሕጽር ዝበለ ክገልጸልካ። ኣነ፤ ምልክት ተሾመ ከምኡ'ውን ስዉአ ማአከለ ኣብ ከበባ ጸላኢ ከምዝኣተና ከምኡ'ውን ካብ ቦጦሎኒና ተቖሪጽና ከምዝተረፍና ኣይፈለጥናን።አንታይ ድኣ ስዉአ ማአከለ ክሸይን ኢሉ ምስከደ ክወድቕ ምስ ርኣናዮ ተጸሊአዎ ዝወደቐ ኢዩ መሲሉና። ኮይኑ ግን ናተይ ድሃይ ምጥፋአ ምስተወሰኾ ከምኡ'ውን ናይ ምልክት ተሾመ አግሩ ምሕምሻሽ ምስ ተደመሮ ከምዝተኸበብና ንፈልጥ። አት ርከብ ናይ ሬድዮ ምቁራጽ ክሳብ አዛ ግዜ አዚኣ ንዓይ ሕንቅል ሕንቅሊተይ ኢዩ።ተወሳኺ ሓበሬታ ነቶም ጎቦ ተከል ኣብ ሰሜናዊ ምብራቕ ሳሕል ዝርከብ ዘይትፈልጡ ክሕብረኩም ይፈቱ። ካብ ዓራግ ተበጊስካ ንሩባ ማራት ሒዝካ አንተ ተጓዒዝካ ጎቦ ተከል ብየማንካ ይርከብ። ብጸጋምካ ድማ ብዓል ጅግና ተጋዳላይ ዳኒኤል ወረደ ዓሪዶም ዝነበሩ ንኣሽቱ ታባታት ኣለዉ። ንብዓል ተጋዳላይ ዳኒኤል ወረደ ኣብ ፊቶም ድማ አቲ ገያጽ ጎቦ ኣቡ ዓረብ ይርከብ። ካብ ጎቦ ተከል ንየማን አንድሕር ሓዅርካ ምስ ጎቦ ተከል ተኣሳሲራ ድማ ብናይ ገባር ኣጻዋውዓ ምሕላብ ይርከብ። ካብኡ ቀጺልካ ድማ ሩባ ማይ ጨው ይርከብ። ካብኡ ቀጽሊካ ድማ ሸመር ኣድግ፡ደብር አብን አምባ ታህዳይ አንዳበልካ ንናቕፋ የአትወካ።
      ኣነ ተሼ ሰለፉ ከምዝተሓምሸሼ ኣይፈልጥኩን። ተሼ ኣነ ተስፋ ከይቆርጽ ንመውጋአቱ ብዝከኣሎ ካባይ ክሓብኦ ፈቲኑ። ድሕሪ ቅሩብ ደቓይቕ ግን ቃንዛ ክጻወሮ ስለዘይከኣለ ኣነን ንሱን ኣብ ሕማቕ ኩነታት ከምዘለና ይህብረኒ። ተሼ ብሬድዮ ፒ.ኣር.ሲ 77 ክራኸብ አንተፈተነ ኩላ ሬድዮኣ ኣጥፊኣ ነቲ ከበባ ትፍንጥስ ኔራ። ኣነ ኣብቲ አዋን አቲ አትረፍ'ዶ ሬድዮ ፒ.ኣር.ሲ 77 መስመር ቀይረ ምስጢር ጸላኢ ክሰምዕ ዋላ ወላዓይ አንተበልካኒ'ውን ክውልዓ ኣይክአልንኔረ። አንታይ ድኣ ስለዝሰልቸወኒ ነቲ ናይ ብጾተይ ድሃይ መዘናግዒ አንተኾነኒ ዝሓሰብክዎ ነታ ናይ ጸላኢ መስመር ዝረኸብክዋ። ኮይኑ ግን ኣምሓርኛ ስለዘፈልጥ ንተሼ ምስ ሃብኩዎ ተሼ ነታ ሓንካስ አግሩ ረሲዑ ብታሕጓስ ተፈንጪሑ።ኣነ ግን ካብታ ግዜ አቲኣ ኣትሒዘ ቋንቋ ዘይምፍላጥ ሕማቕ ምዃኑ ስለዝተረዳአኩ ክሳብ ሕጂ ካብ ናይ ሃገርና ትግረ፤ትግርኛ፤ዓረብኛ፤ኣምሓርኛ፤ሶማሊኛ፤ጣልያን ፈሊጠ። ሕጂ ድማ ስፓኒሽ የጽንዕ ኣሎኹ።
      ናብ ሕቶኻ ክምለስ አንታይ ፕላን ኔሩካ ዝበልካኒ••• ተሾመ ሓሓሊፉ ምስ መምህር ይራኸብ ስለዝነበረ ብዓል መምህር ኣበይ ከምዘለዉ ከምኡ'ውን ኣካብባ ጸላኢ ጽጹይ ሓበሬታ ንተሼ ስለዘመሓላለፍሉ ተሼ ንዓይ አኹል ሓበሬታ ሂቡ ንሩባ ማራት ማራ ከይተጸጋዕኩ ንጎቦ ተከል ተቐኒተ ነቲ ተሼ ንቑስለይ ብኣንሶላ ጌሩ ጀኒኑኒ ዝነበረ ንዕኡ ፈቲሔ ፍንትት አንዳበሉ በቲ ደም ዝጠስጠሰ ኣንሶላ ነቲ ኣኻውሕአንዳለኸኹ ናብ ብዓል መምህር ድሕሪ ክልተ ሰዓት ኣቢሉ ይበጽሕ። ብዓል መምህር ብሕቶታት ምስኣናወጹኒ ልበይ በታ ጥይት ዝበስዓታ ዱግ ድግ አንዳበለት ስለዘሸገረትኒ ንብዕል መምህር ቅድም ኣፍ ልበይ ጽቐጡኒ ይብሎም።ገሊኦም ይስሕቑ ገሊኦም ድማ ኣፍልበይ ምስ ጸቐጥኑ ቅሩብ ከተንፍስ ይኽአል። ካብኡ ዘሎኒ ሓይሊ ኣኻኺበ በቲ ዝመጻአኹዎ ነቲ ብደም ዝተለኸዬ ኣኻውሕ አንተረኺብኩም ትኽ ኣቢሉ ናብ ተሾመ ከተአትወኩም ኢያ። ብጸጋምኩም ኣብ ገምገም ሩባ ማራት ኣምሓራ ግዝያዊ መዕረፊ ጌረን ስለዘለዋ ተጠንቀቑ ይብሎም። ካብኡ አቶም ካብ ከበባ ጸላኢ ዘምለጡ ተወዳዲቦም ነተን ኣብ ረባ ማራት የዕሪፈን ዝነበራ ብዓል መምህር ካብ ጎቦ ተከል ብጸጋመን ብዓል ዳንኤል ወረደ ድማ ብየማናየ ምስ ደሰቕወን ምውታትን ቁስላትን ጠንጥኒን ናብቲ ትሕቲ ተከል ዝነበር ድፋዓተን ይሃድማ። ኣነ ንሰለስተ ሰሙን ኣብ ኮማ ምስ ቀነኹ ብር አንተበልኩ ብዓል ተሼ አግሩ ጆሶ ተሸፊኑ ሰልፈፍ ሰልፈፍ ክብል ይሪኦ። ናተይ መውጋአቲ ውላ ሓንቲ ጎድኒ ሳዕቤን የብለይን። ምልክት ተሾመ ግን አግሩ ብክልተ ሰኒቲ ሜተር ሓጺራ።

    • @jayg1078
      @jayg1078 4 роки тому +3

      መአረምታ••.1ይ ኣነ ቋንቋ ኣምሓርኛ ስለዘይፈልጥ 2ይ. ክሳብ ሕጂ ካብ ናይ ሃገርና ኤርትራ ቋንቋታት ትግረ፤ ትግርኛ፤ ዓረብኛ። ካብ ናይ ባዕዲ ድማ ኣምሓርኛ፤ ሶማሊኛ፤ ጣልያን ፈሊጠ። ሕጂ'ውን ስፓኒሽ የጽንዕ ኣሎኹ።

  • @weinitsegay6401
    @weinitsegay6401 4 роки тому +1

    ሰሚዕካ ዘይጽገብ ታሪክ ጀጋኑና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @bemnet27
    @bemnet27 4 роки тому +6

    I am lucky to be Eritrean. but they have to put this incredible story in form of a documentary because of these honor, proud and courageous history our fathers our next generation heritage.

  • @bilienmhasion9411
    @bilienmhasion9411 4 роки тому +3

    I love watching your channel, because you make the long story short and easy to understand .Special about war, history and culture. Sometimes it's not easy to make a long story short.thank you yonas.💪💪🙏🙏🙏❤❤

  • @yoditghebrezghi2758
    @yoditghebrezghi2758 4 роки тому +4

    Grazie grazie mille siete grandi grazie a voi che viviamo liberi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @menkabmen5751
      @menkabmen5751 4 роки тому

      Yodita men emo ytergumelna ezi zxehafkyo...ember kem gmtey temesgni eki zeleki

    • @planetmd5119
      @planetmd5119 4 роки тому +1

      @@menkabmen5751 what you mean 🚽💐

    • @yoditghebrezghi2758
      @yoditghebrezghi2758 4 роки тому +1

      Yes Yes thanks

    • @menkabmen5751
      @menkabmen5751 4 роки тому

      @@planetmd5119 ..Yodit dika nsqa lkuf

  • @ratd4213
    @ratd4213 4 роки тому +14

    ዮናስ ኣብራሃም ብጣአሚ የቀንየልና ነዚ ወለላ ዝጥዕም ታሪክ ብተቅረብልና ዘለካ

  • @hanasolomon7069
    @hanasolomon7069 4 роки тому +2

    Yes it's true

  • @hanasolomon7069
    @hanasolomon7069 4 роки тому +1

    Elllllllll 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

  • @elltaeri3624
    @elltaeri3624 4 роки тому +2

    ወዲ ዓባይ ድስቲ ጅግና ካብ ዜሮ ካብ ገህተብ ጀላሃንቲ ወዲ ደባይ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹📚📚📚📚📚🐪👈

  • @abrahamtesfai4941
    @abrahamtesfai4941 4 роки тому +3

    Unbelievable!Long-Live-EPLF.

  • @stigheghebreyesus
    @stigheghebreyesus 4 роки тому +5

    መርሓባ መርሓባ መርሓባ

  • @rthea5208
    @rthea5208 4 роки тому

    Is Realy Strongs Our Brorhers N Sisters They Are Behaki Jeghanu

  • @HAREGU1
    @HAREGU1 4 роки тому +2

    ❤️thank you yonas good job ❤️

  • @redseaeritrea3722
    @redseaeritrea3722 4 роки тому +5

    አየጅግንንት አናብስ አርካናት ገድሊ፡ ዮናስ የቀንየልና

  • @y.b.4266
    @y.b.4266 4 роки тому +3

    ❤❤❤❤❤❤

  • @hanasolomon7069
    @hanasolomon7069 4 роки тому +2

    Well done

  • @erisweetheart8156
    @erisweetheart8156 4 роки тому

    Wow deki Eri jeganu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @merhawitecle6574
    @merhawitecle6574 4 роки тому +5

    Wow amlak eyu awxikum

  • @biniamasmara3799
    @biniamasmara3799 4 роки тому +3

    ❤️🌹🇪🇷👏🏽

  • @berhanetewolde3247
    @berhanetewolde3247 4 роки тому +24

    ኤርትራውያንን ኤርትራን ንታሪኽን ንቕያን ዝተፈጥሩ ውላድን ወላድን ኢዮም።ተቐዲሑ ዘይውዳእ ታሪኽ ኢዩ ተፈጺሙ ኣብ ኤርትራ።ዘይተነግረ እምበር ዘይተፈጸመስ ኮቶ የለን።

  • @kibromhabte4944
    @kibromhabte4944 4 роки тому +2

    ዝገርም እዩ፡ታሪክና ምስ ክንደይ ጀጋኑና ይቅበር ኣሎ፡ንፉዕ ጋዜጤኛ በጃካ በዓቅምካ እንዳ ኣምጸኣካ ነዞም ጀጋኑና ኣቅርበልና።

  • @gmanyem1057
    @gmanyem1057 4 роки тому +1

    እዚ እዩ እቲ ህዝባዊ ግንባር ጅግና ዘብሎ ኩሉ ፋሕተርተር ይብል ብዝመስሎ ዘዕውት ምስራሕ።

  • @hanasolomon7069
    @hanasolomon7069 4 роки тому +1

    Asssssssss 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

  • @hopelasts4324
    @hopelasts4324 4 роки тому +8

    ዱቃ ታሪኽና ይነገር ።

  • @Hidri_keleta
    @Hidri_keleta 4 роки тому +4

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @galere1670
    @galere1670 4 роки тому +1

    Merhaba deki🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @hanasolomon7069
    @hanasolomon7069 4 роки тому +1

    So Sweet

  • @dawittekleab9375
    @dawittekleab9375 4 роки тому +6

    ሰላም ዮኒ ሓውና ሓደራ ብሰማይ ሓደራ ብምድሪ ዶ ክብለካ ፡ በጃካ ከምዚ ዓይነት ጅግንነት ግዜን ሰዓትን ሂብካ ኣካይዶ ፡ እቲ ታሪክ ጅግንነት እኮ ነዚ ክትሰምዕ ምግቢ ኣየድልየካን እዩ ፡ ከምዚኣሞ ኣይተራእየትን እቲ ታሪክ ጂግንነት ክንዲ እምባ ግን ድማ ብ10 ደቂቅ ክፍኖ ንሓዝን በቃ በቃ ፡ ሕጂ ውን ዮኒ ደጊመ ሓደራ ሕሰበሉ ወይ ድማ ምክንያት መሕጸሪካ ሓብረና እሞ ካብ ምቁጣዕ ንዓርፍ ።

  • @teklerussom5481
    @teklerussom5481 4 роки тому +2

    Jeganu

  • @alextesfation2524
    @alextesfation2524 4 роки тому +1

    Jeganu Deki Arey

  • @sanaytredae1406
    @sanaytredae1406 4 роки тому +1

    Merihaba deki ereyi ikaa dahane metiskumi tgadalayi jeganu deki ereyi betaame xibuki agalalita aidimeni tianani yahabikumi deki zomi jeganu deki ereyi 👍🏾🇪🇷❤🌟🇪🇷🌟❤🌟🇪🇷🌟🐪🐪🐪🇪🇷🇪🇷🐅🐅🐅🇪🇷❤🌟🇪🇷❤🌟❤🇪🇷❤🌟❤🇪🇷❤🌟🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻

  • @mogosberaki3052
    @mogosberaki3052 4 роки тому +1

    Jegna hayet beal sere

  • @ሂወትብስሓቅምልኣያ
    @ሂወትብስሓቅምልኣያ 4 роки тому +2

    ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ኢኻ ተቅርብ ግን ብ ቪድዮ ተዝኸውን ጽቡቅ ኔሩ ኩሉ መደባትካ

  • @rthea5208
    @rthea5208 4 роки тому

    Behaki Ewutat Ahiwatey Men Kemachum

  • @meazagehbreab6153
    @meazagehbreab6153 4 роки тому +1

    Wede Biye gegna berhne geatw🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷⭐⭐⭐⭐⭐🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @selamyezdeli
    @selamyezdeli 4 роки тому +1

    Tegadalay jgna

  • @ኩሉድሕሪሃገር-ረ2ፀ
    @ኩሉድሕሪሃገር-ረ2ፀ 4 роки тому +2

    Yonss tarik abe mekab tegbero zelka mosa yegbaka. Ezi 3 weldotat senselt tarik mewereras heji eyu ewanu abe kendi bahlawi werar nay enda matka film sport keteren ketdenk mewal kemak yebzhu yonas🇪🇷😍

  • @dawitaroge6079
    @dawitaroge6079 3 роки тому

    Another great interview Yoni, but you are still rushing your guests! Let them tell the stories. Thank Wedeby, it's because of and your comrades that today I am free and proud. Your sacrifices is not in vain. God/Allah bless you.

  • @semerebrhane1978
    @semerebrhane1978 3 роки тому

    ዘገርም እዩ ናይ ሰውራ ኤርትራ ታሪኽ,!!!!!!!

  • @zereghebreyohannes3040
    @zereghebreyohannes3040 3 роки тому

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍

  • @majormajor4628
    @majormajor4628 4 роки тому +2

    ይገሪም ወደባይ

  • @yodit1991
    @yodit1991 4 роки тому +7

    ዮናስ ንስኻውን ታሪኽ ኢኻ ትሰርሕ ዘለኻ ኣዝዩ ሰሓቢ ዝኾነ ዝተፈላለየ ታሪኽ ኢኻ ናብ ህዝብኻ ተመሐላልፍ ዘለኻ፣ ስለዚ ቀጽሎ ኣብ ደገ ዘሎ ህዝብና ተሃንጥዩ ኢዩ ዝጽበየካ በርብሮ ታሪኽ ጀጋኑና ከይጸወይሉ ይሓልፉ ኣለዉ ስለዚ ተቀዳደምሎም።

  • @sabazeru6665
    @sabazeru6665 4 роки тому

    😘😘😘😘😘🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @luambeyene7026
    @luambeyene7026 4 роки тому +2

    🇪🇷❤️👍💋🌙⛪️🙏

  • @hanasolomon7069
    @hanasolomon7069 4 роки тому

    Ooooo

  • @godblesseritrea2583
    @godblesseritrea2583 4 роки тому +2

    ሐውና ዮናስ ናይ ኮነሬል አስመላሽ ጎይቶም ቡዙሕን፡ፉሉጥን ዘለዎ ሰብ እዩ እሞ ብዛዕብኡ እባ ኢንተርቪው ግበረሉ

  • @merhawitkue5389
    @merhawitkue5389 4 роки тому +1

    Merhaba deki eri

  • @selamnikulu-ol1ul
    @selamnikulu-ol1ul 4 роки тому +2

    ኣየወ ክንደይ ዓወታት ናይ ጀጋኑ ኣሕዋትና ክንሰምዕ ከለና ከይተደረርና ንሓድር ኔርና ኣብቲ ግዜቲይ ብታሕጛስ! ሕጂ ግን ብጣዕሚ ንፈርሕ ኣምሓራይ ተመሊሱ ኣብ ባሕርና ኣዛዚ ከይከው።

  • @tefeybeyene5789
    @tefeybeyene5789 4 роки тому +5

    Jgna kemaka yweledu

  • @wedieray
    @wedieray 3 роки тому

    Kaday tahllefu

  • @tedrosmekonen4373
    @tedrosmekonen4373 4 роки тому +2

    ነዚ ዘሎ ምንእስይ ምስእ ክስራዩ ሕጂ ክሪኦ ኮሎኩ።

  • @senaynekun1878
    @senaynekun1878 4 роки тому

    Kidu lokmasat hasweti Eritrwayn Kulkum hasweti lokmasat

  • @senaytekle8470
    @senaytekle8470 3 роки тому

    ጓል ኣንከር ኣቕብለና

  • @danielfessahatsion8126
    @danielfessahatsion8126 4 роки тому +2

    መርሐባ ተኸስቲኖ አበይ ደአ ሐቢእካያ ኔርካ እዚአ ሕክያ

  • @yafetyafu7551
    @yafetyafu7551 4 роки тому

    ኤሪ መሬት ጀጋኑ ሰራሕቲ ቅያ des zebil hakena tarik gedli

  • @tesfayteame5040
    @tesfayteame5040 4 роки тому

    Zegerm eyu non newih kinat newih saasiat keman yeselshweka halifkmo nay behaqi .hawoboy kealleni kolo nay gindaa kinat eti zmerere eyu zbleni nieru

  • @redaekibreab1983
    @redaekibreab1983 4 роки тому +1

    ane zigermen ezom dislike tuhubu eyu bejakum bizey filat tekenu maoleshi kon elika tekeynu gin aygdin xelae tirah eyu kemizi zigebir

  • @senaytekle8470
    @senaytekle8470 3 роки тому

    ወዲ ተኩል ዓቕረብለና

  • @AzizAhmed
    @AzizAhmed 4 роки тому

    ወደባይ ካባይ ክትሕባእ ማለት ዘበት ፣ ሕጅ ኻኣ ድምጽኻ ኣብዛ ቕድመይ መጺኻ፣ ትሓጒሰ ድምጽኻ ምስመዐይ፣ ግን ኣሪግካኒ ፣እንታይ ተረኽበ፣ ኣቦነት በርቲዑካ ይመስለኒ፣

    • @johni7071
      @johni7071 4 роки тому

      ግዚኦም የምጻሎም እምበር እንታይ እሞ ዕረፍቲ ረኺቦም ካብ ከርተት ናብ ከርተት ጀጋኑ ተጋደልቲ ሰራሕቲ ቅያ ዘይድገም ታሪኽ ዝሰርሑ ዘይድጎሙ ወለዶ በብዘለዉዎ ሰላም ይሃቦም አርካናት አያታትና

  • @erireemna5202
    @erireemna5202 4 роки тому

    እዚ ናይ ሰውራ ታሪኽ ክዝንቶ ኩሉ ብሂወት ዘሎ ተጋዳልይ ብጾቱ ናቱ ንሱ ናይብጾቱ እንዳ ተመላልእ ነዚ ወለዶ ኣብ ዛ ቻነል ክስነድሉ ዝኽእል ዮናስ መሳርሒቲ ከትብዝሕ ኣሎካ ። ኣብ ደገ ዘሎ ሰብ ብፍላይ እቲ ሓድሽ ወልዶ ናይ ከምዝታት ምስማዕ ልምዲ የብሉን እቲ ቀንዲ ንብሕጂ ኣብ ውሽጢ ዓዲ ንዘሎ መንእሰይ ምስ ሕዝረት ኤንተርኔት ብብዝሒ ስለ ዘይከታተሎ ራህዋ ናይ ኢንተርነት ኣብ ዓደና ክምድልየትካ ኣብ ዝኾነሉ ንቲ ናይ ዩቲብ ቻነላት ንኽሪኦ ውን ወጻኢታት ስለ ዝዓግቶ ኣብታሪኹ ጸቒጡ ንኽሪኢ ዝኽእል ደጋሚ ተሪኽ ጀጋንኡ ክደግም ዝኽእል ንሱ ጥራይ ስለ ዝኾነ ተዓዘብቲ እዚ ቻነል ውን ሕጂ ዘይኮኑ ኣብዝቕጽል ኢዮም ክኾኑ ምስናድ ኣይትሕመቑ ። ብሰንኪ ብዝሒ ሰራሕቲ ታሪኽ ኤርትርውያን ስራሕ ክምዝዕቀኩም ክምዘይዘንጋዕኩ ካኣ እርዳኣኒ ኢዩ።

  • @afowerkigoitom7629
    @afowerkigoitom7629 4 роки тому

    Ahhhhhh entay emo iseyasn seabtun endemo smikom kebiromna gn bhiwet slezelena kintisi ena

    • @planetmd5119
      @planetmd5119 4 роки тому +1

      ነቓጽ🇪🇷🌴🐪Wi▶️ hade #1 bel'l #agame fitreti meseli haymanoti Muslim #tigray people & Na'y Christian Muslim 🇪🇷Eritrawian #9 bihratna tlmetn kihdet zirso wala"hade1🐪🇪🇷yeleni #nimewael kinzkiro ina #Eritreawian #agame #buda cancer for east #Africa🌍s👤people

  • @bethelhemchannel6127
    @bethelhemchannel6127 4 роки тому +3

    ቓልሲ ኤርትራ ተጻሕፉ ኣይምተወዳኢን እንተኮነ ግን ክንጽሕፍስ ይትረፍ ታሪክ ከምዘይብልና ተባታቲና መፍተት ናይ ኣስመራ ወያነ ኮይና ተርፊና

  • @Mohamed-ug8xx
    @Mohamed-ug8xx 4 роки тому

    Eritrean Christian always talk about war and war .When you are to stop,

    • @tedroszegherghish9062
      @tedroszegherghish9062 4 роки тому +1

      ታሪኽና እዩ ኣታ ቆናጭ፡ስለዚ ኢኻ ኤርትራውያን ትብለና ዘለኻ፡ ዓጢነ።

    • @hermonogbamichael8599
      @hermonogbamichael8599 4 роки тому +1

      Brother, we all know that war is not a good thing. But, talking about the past history is just learning from the past. I do not see any problem with that Mr Mohamed. Allah bless you.

  • @teweldetukue5031
    @teweldetukue5031 4 роки тому +1

    ኣንታ ካን ኩናት ወረ ኩናት
    ኣይሕፍረኩምን ዶ

  • @menkabmen5751
    @menkabmen5751 4 роки тому +2

    Antum sebat mebekol adi yeblkumn endu...entay shigr yemxie du adka mglax....kulom ente semaekwoms zteseleflu ametemhret bmglax trah yjmru.... adka mglax malet kbret u

    • @planetmd5119
      @planetmd5119 4 роки тому +2

      ነቓጽ🇪🇷🌴🐪Wi▶️ hade #1 bel'l #agame fitreti meseli haymanoti Muslim #tigray people & Na'y Christian Muslim 🇪🇷Eritrawian #9 bihratna tlmetn kihdet zirso wala"hade1🐪🇪🇷yeleni #nimewael kinzkiro ina #Eritreawian #agame #buda cancer for east #Africa🌍s👤people

    • @HaraGhirmai
      @HaraGhirmai 4 роки тому

      ኢሳያስይሁዳ ከዳዕ...ዓዱ ከይግለጽ ኢዮም ገዲፎሞ.

    • @menkabmen5751
      @menkabmen5751 4 роки тому +1

      @@planetmd5119 ...kla sk bel nsqa aytflet xhfetqa...Adka mglax entay aber yemxie du kndzi laeln tahtn tebzh....dos nska wn kem nay ayaka adqa sgr mereb u n Tigray kkk

    • @menkabmen5751
      @menkabmen5751 4 роки тому

      @@HaraGhirmai ...kemu kkewn alewo

    • @goitomwoldu8548
      @goitomwoldu8548 4 роки тому +1

      adom nexa kewxue aykonen teqalisom hager ember