Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ዝተረፍኩም አሕዋተይ😢❤❤❤
በሳል ጋዚጠኛ ሲሳይ ወረስ ክሳዕ ከዚ ካብ ለለዉ ኣቅረብቲ ሚዲያ ልሓሸ ኢካ ፕሎት ሚድያ ቀፅልሉ ሓውና ተጋዳላይለ ኣጆካ ክነሕግዘካ ኢና
❤❤❤❤❤❤❤ ጅግኑና
Fetari idmen tinan yhabka zhawey🥰👏
ደስትሸይ መሳርሕተይ ነበር ብፃየይ ካዓ በጣዕሚ እየ ዝኾርዕ ጅግና ኩሉ ግዜ
Desta hawey b elama eka akalka godilka Tegadalay TIGRAI n hzbu l'elekum yelen begrka zeyekyd yeblkan TDF❤❤❤❤
አሕዋተይ ማዓረይ ንዓና ክትብሉ ዝኩለ መስዋእቲ ከፈልኩም ክብረን ሞጎስን ይግብኦኩም❤❤❤❤
ጀግና ብፃይ ደስትሽ ታሪክካ ስለ ዝሰማዕክዎ ሕጉስ እየ ዘጋጠመካ መጉዳእቲ መወዳእታ ውፅኢት ክህልዎ እዩ
ከምዚኦም ዝበሉ እየ ክምርዖ ዝደሊ ባዕለይ ክከናኸኖ❤❤❤❤❤💔💔💔💍💍💍💍
❤❤❤
ሚቱ 😢😘
ፕሎት ሚድያ በርትዑ ክብል እፈቱ።አነ ከምባዕለይ ናይ ቀደም ተጋደላይ እየ። ክእረም አለዎ ዝብሎ ናይ ኩናት ሚስጥራት ፣ብልሐታት፣ጅግንነት አብ ሚድያ ምውፃእ ቅቡል አይኮን እብል።
ፕሎት ሚድያ ንትገብርዎ ዘለኹም ፅቡቅ ስራሕ ከመስግን ይፈቱ።ግን በይዛጋ ሓታታ ሱቅ ኢልካ ምስማዕ ኣብዘድልዮ ብትዕግስትን ብምርዳእን ኣዳምፅ። ኣይትኹለፎም። ዋላ ስምዒት ውሽጢ ተኣተዉ ብትዕግስቲ ኣድምፆም።ሓደ ሓደ sensitive ሕቶ ክትሓትት ከለኻ ብ compassion ክኾን ኣለዎ። የቀንየልና።
💪💪💪💪💪💪❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ጅግና ወዲ ገዛዉተይ👍👍
😢😢😢😢😢
ጀግናና❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ጀግና❤❤❤️❤️👑👌👌
♥️♥️💙💊💊💊💊💊
ዝሓወይ እንካዕ ብሂወትካ ተረፈካ ኣጀካ እዝይ እዉን ክሓልፈ እዩ
💔💔💔💔😭😭😭😭
ትግራዋይነት ጀግንነት እግዚአብሔር ሓሳብ ልብሓ የስምረልና!!!
❤❤❤❤🙏🙏🙏😥😥😥💔💔💔
❤❤❤❤😔😔
😢😢❤
enke selam terfka gena mes germa mogoska ade tegeray welida temken
እግዚአብሔር ይስማእሃ ሓቂ እዩ ።
❤❤❤❤❤
Nblash senkelka bro.zteqyere yelen .
Nay bahaki kemu zbel eyu
Kbrn mogesn n jeganuna
Hello dear ane $30,000 cover kgebreki pls endhre zeytesereha koynu
ቁ.ስ፦ +251914588880ሒሳብ ባንኪ፦ 1000144673569ደስታኣለም ተኽለገርግስ CBE
🫵💪💪💪💪
Our hero ❤ God bless you 🙏❤
I need his phone pls
ንልፋዓተይ ተስፋ/ተጋዳላይ ብርሀነ ገ/ገርግስ/ አቅርበና
Wideb hiwahat kelo aythlem eka ember zkfelkayo sinklina dea nesu eyu asbika kekwin neyrwo
መሳኪን, ሕልምን ሓቅን ዘይፈለየ መንእሰይ ትግራይ. ብዕራይ ኣይወልድን ማይ ንዓቀብ ኣይፈስስን ትግራይ ውን ሃገር ኣይትኸውንን. ሃገር ትኾነሉ ህዝባ ካብ ሕልሚን ሓሶትን ጃህራን ወጺኡ ትግራይ ብትግራይ ምስትሰርሕ እዩ. ተዘይ ኮይኑ ሕጂውን ኣብ ሓደጋ ኣለኹም. ከም ሰብ ግን ይሓዝን.
ኣታ ድቃላ ደደብ ማኣልትካ ተፀበያ ተረፍ ጣልያን
እንታይ ዝገበሩ መንእሰያት ኢካ ተምጸኦም ዘለካ። ብዘይ ዐላም ዝሞቱን ዝቆሰሉን ንሕውሓት መራሕቲ ገንሽል ዝኮኑስ እንታይ ገበሩካ።
Shaebia b natka ayni zreayu aykonun jeganuna TDF❤❤❤❤❤
ንመሬትና አንበር ንሕውሓት ኣይተቀላስናን😏😏
መናእሰይ ትግራይ እኮ ተገዲዶም ዘአተውዎ እካ እንተ ኾነ ነቶም ብኽህደትን ብክፋትን ከካፍቲ ካፍቲ ተአኪቡ ንዝመፀ ፀላኢ ግን ገጢሙ ብል ሸል አቢልዎ እዩ እግሩ ኢዲ አይኮነን ህይወቱውን ሂቡ እዩ እቲ ዝገርም ህዝቢ ትግራይ ብዘይ አበስኡ ብክህደት ብክፍአት ተሓባቢሮም መፂኦም አብዘይምልከቶም ጦርነት አእያዶምን አእጋሮምን ዝሰአኑ መይቶም እውን ሓመድ እካ ዘይረኸቡ ድራር አዛብእ ዝኾኑ ፀላእቲ ዘምፆኦም መሳኪን ቆልኡት መእለያ ዘይብሉ እዩ ዝገርም እዩ ሰብ ነዚ ድል ተፈጢሩ እዩ።
♥️♥️♥️♥️♥️♥️
🥲🥲❤
❤❤❤❤😢
እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ዝተረፍኩም አሕዋተይ😢❤❤❤
በሳል ጋዚጠኛ ሲሳይ ወረስ ክሳዕ ከዚ ካብ ለለዉ ኣቅረብቲ ሚዲያ ልሓሸ ኢካ ፕሎት ሚድያ ቀፅልሉ ሓውና ተጋዳላይለ ኣጆካ ክነሕግዘካ ኢና
❤❤❤❤❤❤❤ ጅግኑና
Fetari idmen tinan yhabka zhawey🥰👏
ደስትሸይ መሳርሕተይ ነበር ብፃየይ ካዓ በጣዕሚ እየ ዝኾርዕ ጅግና ኩሉ ግዜ
Desta hawey b elama eka akalka godilka Tegadalay TIGRAI n hzbu l'elekum yelen begrka zeyekyd yeblkan TDF❤❤❤❤
አሕዋተይ ማዓረይ ንዓና ክትብሉ ዝኩለ መስዋእቲ ከፈልኩም ክብረን ሞጎስን ይግብኦኩም❤❤❤❤
ጀግና ብፃይ ደስትሽ ታሪክካ ስለ ዝሰማዕክዎ ሕጉስ እየ ዘጋጠመካ መጉዳእቲ መወዳእታ ውፅኢት ክህልዎ እዩ
ከምዚኦም ዝበሉ እየ ክምርዖ ዝደሊ ባዕለይ ክከናኸኖ❤❤❤❤❤💔💔💔💍💍💍💍
❤❤❤
ሚቱ 😢😘
ፕሎት ሚድያ በርትዑ ክብል እፈቱ።አነ ከምባዕለይ ናይ ቀደም ተጋደላይ እየ። ክእረም አለዎ ዝብሎ ናይ ኩናት ሚስጥራት ፣ብልሐታት፣ጅግንነት አብ ሚድያ ምውፃእ ቅቡል አይኮን እብል።
ፕሎት ሚድያ ንትገብርዎ ዘለኹም ፅቡቅ ስራሕ ከመስግን ይፈቱ።
ግን በይዛጋ ሓታታ ሱቅ ኢልካ ምስማዕ ኣብዘድልዮ ብትዕግስትን ብምርዳእን ኣዳምፅ። ኣይትኹለፎም። ዋላ ስምዒት ውሽጢ ተኣተዉ ብትዕግስቲ ኣድምፆም።
ሓደ ሓደ sensitive ሕቶ ክትሓትት ከለኻ ብ compassion ክኾን ኣለዎ።
የቀንየልና።
💪💪💪💪💪💪❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ጅግና ወዲ ገዛዉተይ👍👍
😢😢😢😢😢
ጀግናና❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ጀግና❤❤❤️❤️👑👌👌
♥️♥️💙💊💊💊💊💊
ዝሓወይ እንካዕ ብሂወትካ ተረፈካ ኣጀካ እዝይ እዉን ክሓልፈ እዩ
💔💔💔💔😭😭😭😭
ትግራዋይነት ጀግንነት እግዚአብሔር ሓሳብ ልብሓ የስምረልና!!!
❤❤❤❤🙏🙏🙏😥😥😥💔💔💔
❤❤❤❤😔😔
😢😢❤
enke selam terfka gena mes germa mogoska ade tegeray welida temken
እግዚአብሔር ይስማእሃ ሓቂ እዩ ።
❤❤❤❤❤
Nblash senkelka bro.zteqyere yelen .
Nay bahaki kemu zbel eyu
Kbrn mogesn n jeganuna
Hello dear ane $30,000 cover kgebreki pls endhre zeytesereha koynu
ቁ.ስ፦ +251914588880
ሒሳብ ባንኪ፦ 1000144673569
ደስታኣለም ተኽለገርግስ CBE