ከይተንከፍካያ ናብ ስምዒት ክታቱ Hiyab media

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 28 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 68

  • @ብንይምግርማይ
    @ብንይምግርማይ 16 днів тому +2

    ፁቡቅ ገሪኺ ኢኺ ገሊፅክዮ❤️

  • @Mickeygod123
    @Mickeygod123 18 днів тому +1

    ጽቡቅ ተረምህርቲ
    I think you are very intelligent and smart girl you give us a lot of education so Please continue. I would like to say that thank you

  • @BereketMekonnen-c1g
    @BereketMekonnen-c1g 20 днів тому +4

    እዘን ገዛውትን ወሰንቲ ምሽጥራትን ብዝግባእ ኢኺ ዳህሲስክዮ ጎበዝ ‼️ወግዕኺ ውን ቅልል ዝበለ ግን ወናም ድማ!

  • @cobraabraham5259
    @cobraabraham5259 16 днів тому

    its good advice
    Thank you 👍

  • @mulugetakiros3565
    @mulugetakiros3565 7 днів тому

    Very nice Explanation for everything Good job

  • @መንከር
    @መንከር 16 днів тому +1

    ❤❤❤❤❤❤ቀጽልእዩ ጽቡቅ ሓሳባት እዩ❤❤❤

  • @FYrg-t4w
    @FYrg-t4w 15 днів тому

    ብዛዕባ ኣመጋግባካ ሕለፍና ማዓረይ ስደትካ ዛግነኻያ ያኣ

  • @Philippian4-4
    @Philippian4-4 20 днів тому +1

    I like your honesty ❤❤❤❤❤

  • @Ala-o3x
    @Ala-o3x 19 днів тому +1

    ጎበዝ ኢኪ ቀፅልሉ ብጣዕሚ ኬፍ ኣለኪ እንታይ ኣእትዩኪ ሓድሓደ ዕቡዳት ዝበልዎ ኣይገድስኪ ንዓኪ ኣይኮነን ንጋል ሂዋን ንእሜቤታችን ማርያም እውን ዝፀርፉ ኣይሳኣኑን

  • @KebatsYimesgen
    @KebatsYimesgen 18 днів тому

    This is a natural ,or a logical , finally keep going on , God is good all the time !!!

  • @EHSANALi-zp7sy
    @EHSANALi-zp7sy 20 днів тому +3

    ህያብ ብስንኪ ዘዛረቡኪ
    ስክፍታን ቀልጥፍ ቅልጥፍ ኢልኪ መድብኪ ክትውዲ ትሐድሚ ክም ዘለኪ ነቲ ዝፍልጦ ሳሐቢ ኣቃራርባኪ ክትግምትዮ ቅድምን ሕጅን ኢባ ኣራኣኢዮ ናይ ቡዘሕት ስባት ጽብቀ ኢኪ ትምህሪ ዘልኪ ንገር ጋል ይሪኢልኪ ኣልኩ ኣነ ውዲ 58 ዓመት ኢዩ ግን ክሳብ ሕጂ ሮማንቲክ ስለዘፍቱ ዕድመይ ኣያምናንን ኢየን ይፍትዋኒ ኣቶ ይብላኒ አይተሕድርን ኢያ ብ ሽመይ ምጽዋዕ ይጅምራ በቃ ናትኪ ትምህርቲ ኣዝዩ ይጠቅሞም ኢዩ ኣጆኪ ጽብቅቲ

  • @ibrahimahmed775
    @ibrahimahmed775 20 днів тому

    Keep up 💯 you are very smart and kindness because you know what you doing exactly so don't worry about people!! Because what ever you go up people they like to put you down so be your self thank you Ibrahim Ahmed from Atlanta Georgia USA

  • @emaaghirmay6263
    @emaaghirmay6263 20 днів тому +2

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኣስተምህሮ

  • @ghiwotgslassie3797
    @ghiwotgslassie3797 19 днів тому

    ቐፅልሉ::

  • @eyobkesete1198
    @eyobkesete1198 17 днів тому

    ኣነ ካባኪ ብዙሕ እየ ተማሂረ ምስ ሓዳረይ ከኣ ሰላም ኣለኩ።🎉🎉🎉

  • @filmonzekarais6965
    @filmonzekarais6965 20 днів тому +3

    Hayb yes

  • @BiniamMehari-u2x
    @BiniamMehari-u2x 10 днів тому

    ብጣዕሚ ኢኺ ንፍዕቲ ቀጽልዮ

  • @eeee4714
    @eeee4714 19 днів тому

    Mashallh

  • @yaredkidane5178
    @yaredkidane5178 19 днів тому

    Sidi eki gn 😢😢😢

  • @weldesenbetabrha9371
    @weldesenbetabrha9371 19 днів тому

    ኣጆኺ ከምዚ ዓይነት ትምህርቲ ንቕሓት ድኣ እምበር ስድነት ኣይኮነን ። ቐፅልሉ ።

  • @amanuelandemariam1556
    @amanuelandemariam1556 20 днів тому

    Well come teacher please make more video every day !!!🎉❤🎉❤

  • @berhaneftwi468
    @berhaneftwi468 20 днів тому +1

    አዚ ብዝሕን ክገረመኒ የብሉን ክብረቲ ሕብተይ ክመይ አዙ ምድያ ኢዩ ንምታይ ንቅፍታ አመጺኢ አይትበሊ ክመይ ግዳን አዩ አቲ ፍልልይ ክመጺኢ አነ አሙ ብሓቂ አየ ዝድቅንኪ ክመይ ናብሪ ንምግጣም ትስሪሑዩ ዘለኪ ብሕቂ ክትዷቂ አዩ ዝግባኢ አዩ አጅኪ ብረትዒ ጥረይ

  • @wedigermen2776
    @wedigermen2776 19 днів тому

    ❤ቀጺልዮ

  • @DestaGirmay-g4c
    @DestaGirmay-g4c 17 днів тому

    respect

  • @YirgaMeresa
    @YirgaMeresa 18 днів тому

    ሓሪፍ እዩ ፍቕሪ

  • @abrahamtesfay4122
    @abrahamtesfay4122 20 днів тому +1

    Messi bravo ❤❤❤

  • @gezunegash789
    @gezunegash789 20 днів тому

    ተመችተሽኛል

  • @efyabrha9839
    @efyabrha9839 20 днів тому

    ኣነ እካ ካብ ወዲብ ጾም ኢየ ገለን ዓሰርተ ኣጋላኣት ይቀያይር ኣነ ከኣ በይነይ ይሓድር ኣለኹ ትሓቂፈኒ ሲኢነ ናን ኣዶስ መጺኤ ሓንቲ ኣምሓረይቲ ሓቁፈ ክምለስ ኢየ❤❤❤❤

    • @gsgs2241
      @gsgs2241 20 днів тому

      ኣነ ኣለኩ ኣነ ከማን ዝሓቅፍ ወዲ ስኢነ ኣለኩ😂😂

  • @omerabdu8183
    @omerabdu8183 19 днів тому

    Xbuk alki gelxi konki mezarbuki buzhe zeynfeoltito eina feltina

  • @WeldayWelday-u6i
    @WeldayWelday-u6i 20 днів тому

    ብጣዕሚ ኢኺ ጎበዝ

  • @kobelkifle6994
    @kobelkifle6994 20 днів тому +1

    ፅቡቅ ኣለኪ Mesi ሰብ ድኣ ዝበልዖ እምበር ድዛረቦ ኣይስእኒን እዩ ጥራይ ንስኪ ይምህር እዩ ዝበልክዮ ነገር comment ኣይትገደስሉ..

  • @michaelgere7030
    @michaelgere7030 20 днів тому

    Dahdyo tray xegem yeblun fndd

  • @mebriewedizeku6188
    @mebriewedizeku6188 13 днів тому

    Hyab gal zabeyto wedi alenadyu?

  • @hiyabutsegay1038
    @hiyabutsegay1038 20 днів тому +1

    Hiyab hagzni pl hanti gal be fqri zah abltni bejaki ♥️😢👏 privat kerkbki dele

  • @SegedGirmay-o4t
    @SegedGirmay-o4t 6 днів тому

    ❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @ZEMU-W
    @ZEMU-W 16 днів тому

    ❤❤🎉

  • @FilimonFila-c8s
    @FilimonFila-c8s 16 днів тому

    ዋይ እንየኪ ገፊሕ መሸኒታ

  • @omerabdu8183
    @omerabdu8183 19 днів тому

    Zexeefuki sebu ente alwe haseadte yom sebu kahalfele zeydely yom selzi nay hade hade sbee selelel eilki helfyo

  • @FitsumGoitom
    @FitsumGoitom 20 днів тому

    ሽኮር ዝኾንኪ ጓል

  • @berhanemedhanie6335
    @berhanemedhanie6335 20 днів тому

    ❤❤❤❤❤❤

  • @girmaywerede8211
    @girmaywerede8211 20 днів тому

  • @berhaneftwi468
    @berhaneftwi468 20 днів тому

    ክክክክ

  • @HayliyHayliy
    @HayliyHayliy 20 днів тому

    ሐስብኪ
    ሃናፂ
    ብዝሕ
    ሰብት
    አለው፣፣፣

  • @ፍቕረ
    @ፍቕረ 20 днів тому

    ፃዕዱ ዶ በልኪ🤣ኣብኡ እንከለሹ ዝሽወዶ ዝነበርኩ ትዝ ኢሉኒ::

  • @yooooyooooo2845
    @yooooyooooo2845 19 днів тому

    Kla’e gdefna bejaki

  • @muluhaftu-y1x
    @muluhaftu-y1x 20 днів тому

    ተኸታታሊኺ እየ ፕሮግራማትኪ ኣዝዮም እዮም ዝምቸውኒ ግልፅን ሳይነሳውን እዩ

  • @massawaandassab3223
    @massawaandassab3223 18 днів тому

    መቸም እቲ ትደልይኦ ጥራይ ኢኽን ትዛረባ ! ንሰብኣየይ ብኸመይ የሐጉሶ'ኸ ኣይትብላን ?

  • @okbazghiablel4131
    @okbazghiablel4131 18 днів тому

    Yordanos nay tgray 😂

  • @brhanehaile73
    @brhanehaile73 15 днів тому

    ካልእ የብልኪን ዲዮ ኣት ዓጋመ

  • @alenalkieritrea3862
    @alenalkieritrea3862 15 днів тому

    በጃኪ ካልእ ከተምጽኢ ፈትኒ ሰብ ሰልቺዎ ኩሉ ግዜ ሐደ ዓይነት ሀተፍተፍ ኮይኑ

  • @awpd8100
    @awpd8100 20 днів тому

    ወዲ ይጠረኪ እዩ መስለኒ ኩሉ ግዘ ስለ ወሲብ አይድብርን?

  • @סמיביינה
    @סמיביינה 18 днів тому

    ❤️❤️🫶🫶🫶

  • @hailemariamgebremeskel1408
    @hailemariamgebremeskel1408 19 днів тому

    ሓደር እባ ኣለኪ ዶ እስኪ ተሞክሮኺ ኣካፍልና

  • @TemesgenYonas-e5e
    @TemesgenYonas-e5e 20 днів тому +1

    ብራቮ ግሉጽነትክን ትጥቀምሉ ቃላትን ኑጹርን ገላጽን ኢዩ ቀጽልዮ

  • @YoniAsafaw
    @YoniAsafaw 15 днів тому

    ንህዝቢ ኣፍሪቃ ዩንቨርስቲ ሆስፒታል እዩ ዘድልዮ ሱቕ ኢልኪ ገስረጥ ረጥ ኣይትበሊ

  • @HabenRg
    @HabenRg 19 днів тому

    kkkkkk

  • @ZeradawitAbrha
    @ZeradawitAbrha 20 днів тому

    ❤❤❤

  • @Angie-v7q
    @Angie-v7q 19 днів тому

    ❤❤❤❤❤

  • @HfubjfvjfGyhfnfjfbdxhg
    @HfubjfvjfGyhfnfjfbdxhg 5 днів тому

  • @abadigebremedhin5176
    @abadigebremedhin5176 19 днів тому

  • @HermonTseg
    @HermonTseg 8 днів тому

    ❤❤❤