Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ክቡራት ተኸታተልትና፡ ኣብ'ዚ መደብ ክቐርበልኩም እትደልይዎ ሕቡእ ቃንዛ ምስ ዝህልወኩም፡ በዚ ትስዕብ ኣድራሻ ክትረኽቡና ትኽእሉ!00251901229774Paradise Media
ሰላም ኣልማዝ: ከም ከማይ ገለ ሓሳብ ክህበኪ። ፈለማ ንነብስኪ ምስተን ካልኦት ኣዋልድ ኣይተወዳድሪያ። ካብአን ስለዝሓሽኪ እዩ ክሳብ ሕጂ ምሳኺ ዘሎ እምበር ቀደም ምፈትሓኪ ዝሓሸ ምረኸበ። ኣተሓሳስባኪ መንነትክን ኣይትቀይሪ። ደቅኪ ስራሕ ኣቦኦም ይፍለጡ ድሓር ኣባኺ ኣሉታዊ ርድኢት ከይሕዙ። እቲ ዝዕንድረሉ ዘሎ ሰልዲ ናትኪ እውን እዩ። ብስምኩም ዘሎ ንብረታትኪ ኣፃሪኺ ፍለጢ። ኣብ ሜዳ ከይድርብየኩም ፍትሕ ምስ በልኪ። ንብረትኪ ምስ ፈለጥኪ ብስድራ፣ ብናይ እምነትኩም ዓበይቲ ኣዛርብዮ እንተዘይኮይኑ ፍትሕ ትሓቲ። መረዳእታታት እንተሃለወኪ ፅቡቕ እዩ። ነብስኪ ንዕኡ ኢልኪ ዘይኮነስ ንነብስኪ ክትብሊ ስፖርት (ምንቅስቃስ) ግበሪ፣ አመጋግባኪ ኣስተካክሊ፣ ንደቅኺ ንዕኡውን ዝግባእ ክብሪ ሃቢ(ምንም ተኮነ ኣቦ ደቅኺን ሕማቅን ፅቡቕን ዝረኣኹም ኢኩም። ቂምታ ኣድላይ ኣይኮነን)። ኣብ ውሳነኺ ፅንዒ። ፍትሕ ዘይትደልይ እንተ ኮይንኪ ግን እቲ ንብረትኩም ብደቅኹም ግበርዮ። ስራሕ ጀምሪ። ወፂኺ ትኣትውሉ።ንነብስኺ እውን ጊዜ ውሰዲ። ዓርሰ እምነትኪ ኣጠንክሪ።ምስ ኣምላኽኪ ኣዕልሊ። ኩሎም ኣወዳት ከምኡ ኣይኮኑን ድማ። የለውን ማለት ግን ኣይኮነን። ኣጆኺ
Temesilu eko eyu sebay tehabteme kalayti sebeyti tireayo, slezi hatsar fthyo.
እዛ ሓፍተይ ኣጆኪ በርትዒ ነብስኪ ኣይተዋድቂ ንነብስኪ ምስ ካልኦት ኣዋልድ ዘይኾነሲ ምስ ነብስኪ ኣወዳድርዮ ብጸሎትን ምስጋናን ሂወትኪ ምርሒ እስፖርት ግበሪ ስራሕ ድዩ ትምህርቲ መውዓሊ ዝኾነኪ ውጺ ነዚ እናገበርኪ ምጭቅጫቅ ምስኡ ዘይኾነሲ ክተዛርብዎ ፈትኒ እንተኣብዩኪ ከኣ ኣባት ነብስክን ለባማት ዓበይቲ ሰባት ጸዊዕኪ ኣዛርብዮ ነዚ እንተዘይሰሚዑ ግና ብዝሙት ዝተረኽበ ብሕጊ ቤተክርስትያን'ውን ፍትሕ ስለዝፍቀድ ፍትሕዮ ንስኪ ግና ሓደራ ነብስኪ ኣይተውድቂ በርትዒ ኣጆኪ ጸሎት ከኣ ኣዘውትሪ ጸሎት ዘይፈትሖ ነገር የለን
Ewe kulom hade yom tay resi alewom akalb zkonu
😢ajoki zhaftey amlak kiredaki eyu kal Egziabher anbibi. Xelot azewtri
እዚ ታሪኽስ ይገርመኒ ኣሎ ናይ መን 😢ኣጆኺ ዝሓፍተይ ግን ኣካላተይ ተቐይሩ ኣይትበሊ ኣማጋግባኺ ቀይሪ ስፖርት ጽቡቕ እካ እንተኾነ ግን ኣማጋግባ ኣነ ብመግቢ ምቕናስ ካብ 85 ኪሎ ናብ 56 ወሪደ ኣብ ውሽጢ 6 ወርሒ እሞ ኽኣ ወዲ 11 ወርሒ baby ኣለኒ ጋል 25 ዓመት እየ ዝመስል ሕጂ፣ስለዚ ናይ ነብስኺ ጉዳይ ኣብ ኢድኪ እዩ።ናይ ሰብኣይኪ ኽኣ ንኣምላኽ ሃብዮ ብዓሉ ኣሎ ፈራዲ 😢 ንፍትሕ ኣይትሕተቲ ፍትሕ ናይ ለባማት ኣይኮነን፣ምኽንያቱ ምፍራስ ግዜ ዝወስድ ኣይኮነን ምስ ኣምላኽ ተዛረቢ ኣብ ኩሉ ኣሎ እዚ ነገር እዚ ኣብ በይንኺ ኣይኮነን
It’s so sad to hear 🥲🥲it’s typical men 🥲🥲just be happy with your children and try to forget him and live your life 🤷🏾♀️life is short don’t waste your life on him ❤️❤️❤️
Hatsar fithyo . Abzi bestihu aymlesin u. selam naki
I feel so sorry haftey mearey fteyo zeyhmamki keymxelki nafelet zdeqese eyu negeru nski gn ajoki be strong sis❤
ሓፍተይ ፍትሕ እኮ ዋላ ጽቡቅ እንትዘይኮነ ግን ተዛረብዮ ጽቡቅ ጌርኪ በይንኪ ተዛረብዮ እንተዘይ ሰሚዑኪ ከኣ ዓበይቲ ሰባት ጌርኪ ተዛረብዮ ብመራሕቲ ሃይማኖት ብኩሉ እንተ ዘይ ሰሚዑኪ ግን ናትኪ ውሳነ ትውስኒ እሞ ከኣ ክዝሙ እንዳርኣክዮ ከቢድ እዩ በቃ 😢😢ኣጆኪ ግን
ኣጆኪ ዛ ሓፍተይ😥🥺😢
ሰላም ኣልማዝ ሃፍትና ንስሚዒትኪ ማለተይ ንዘለኪ ቃንዛ ውስህጥኺ ንደቅኪ ኣይተርእዮም፡ ሰባይኪ ምናልባት ናይ ጥዕና ጸገም ገጢምዎ ስለዝክእል፡ ካብሓልዮት ዝተበገሰ ማለት ደቁ ከተዕብዩሉ ከይልክመኪ ምሳኺ ርክብ ክፍጽም ዘይደሊ። ነዊሕ ክወስደልኪ እዩ ብርግጽ ግን ነብሲኺ አንዳኣልኺ ክትሕግዝዮ ክምትኽሊ ዝኾነ ኣብዘጋጠሞ ኣብ ጎድኑ ክምትኾኒ ኣብ በይንኹም ሻሂ ክንሰቲ አልኪ ዓድምዮ ፡ ዘይክቅበልኪ ይኸእል እዩ ኣብ ህድእ ዝበለ ዋላ ኣብ ገዛኹም፡ ቦታን ሳዓትን ክእለት ኣማላልሳ ኣብ ግርጭት ተውሳኺ እቲ ዝዓበየ ውላድኩም ከተካፍልዎ ሕተትዮ ንሰባይኪ? ኣባትነብስኹም፡ ከሙኡ ውን ናይ ቀረባ ዓርኩ መጀምርታ ብናቱ ፍቃድ ፡ ብድሕሪኡ ብናትኪ ውሳነ፡ ስለቲ ትኸዶዮ ዘአልኺ ፈታኒ ሂወት እግዝኣብሀር ኣምላክ ይሃግዝኪ። ኣብ ሕክምና አንተ ትኸዲ ውን ጽቡቅ እዪ።
Amlak kulu yikiel eyu. ኣስቴር 2 (Esther)17፤ ንጉስ ድማ ንኣስቴር ካብ ኩለን እተን ኣንስቲ ኣብሊጹ ፈተዋ፡ ኣብ ቅድሚ ዓይኑ ኸኣ ሐለፋ ኹለን እተን ደናግል ሞጎስን ፍቕርን ረኸበት። ኣብ ርእሳውን ዘውዲ መንግስቲ ደፍኣላ። ኣብ ክንዲ ዋሽቲ ድማ ኣንገሳ።
ቅድሚ ኩሉ ነብስኺ ፈትሺ ዝኾነ ጉድለት አንተ ዘይብልኪ ግን ፍትሕ ጥራይ አዩ ፍታሕ
Be strong I h This problem is all over the placeI have similar situation as youYou have to be strong 💪
ብምንቲይ ክንረክበካ ኣገዳሲ ነአርኒ
I have similar situation as you You have to be strong Move on with your life
ሰበይቲ ኣብ ግዜ ሽግር ሰብኣይ ኣብ ጊዜ ርክበትካ አዮም ዝምዘኑ ዝበሃል ሓቂ አዩ ኣምላኽ ልብቦና ይሃቦ
Hemam keylkemeki ,rehaqi kabu Check keygeberki keytqerbyo
ajoki haftey amlak msakiyakin❤❤
ሰላም ክብርቲ ሓፍቲ ኣልማዝ! ብመጀመርታ በቲ ገጢሙኪ ዘሎ ሕማቕ ኣጋጣሚ ፈጣሪ ኣኻእሎ ይሃብኪ! ብምቕጻል እዚ ትብልዮ ዘሎኺ ትኽክል እንትውኾይኑ! ንፍትሕ ሕተትዮ! ንሱ ሰራሕተኛ ገዛ ረኺቡ ስለዘሎ ንፍትሕ ኣይሓተክን'ዩ ንስኺ ግን ኩሉ ፈቲንኪ ካብ ኣበየኪ ቅድሚ ሕማም ምስካምኪ መገድኺ ቁረጺ! ሕማም ብጾታዊ ርክብ ካብ ዝመጹ ጥራይ ዘይኮነ ብጸቕጢ ካብ ዝመጹ ሕማማት'ውን ንነብስኺ ክተድሒኒ ኣሎኺ።ወድሓንኪ
Adey mearey xeliy ❤❤❤❤❤❤
ሰላም ኣልማዝ ሓብተይ ሰብኣይኪ ዘማዊ ጥራይ ዘይኮነ ኣብ ሊእሊ ደቂ ኣንስትዮ ክብረት ዘይብሉን ዓሻን አዉን አዮ. ንስኺ ድማ ኣብዚ በጺሑዎ ዘሎ ክሳብ ዝኸይድ ዕድል ክትህብዮ ኣይነበረክን.ሰሪቃስ ተትሓንከለይ ዝበሃል ናይ ወለድና ኣበሃህላ ንሰባይኺ ትውክል አያ. ከም ኣቦኽን ሓውክን ምባሉ ዝፈልጦ ነገር ተለዎ ok ኩሉም ኣወዳት /ሰቡት ከምኡ አዮም ማለቱ ተኾይኑ ግን ሓሶት ወሑዳት ከምኡ ስድታት ኣይሰኣኑን ንኹሎም ሰቡት ግን ኣይውክልን. ሰብኣይኪ ሓደ ካብቶም ዉሑዳት ምስ ቡዙሓት ኣዋልድ ምድቃስ ጂግና ዘብለካ ዝመስሎም ዓያሹ አዩ. አምበር ክንደይ ለባማት ሞራል በዓልትበቶም ዝህልዉ ንመልክኣ/ ኣካዉማኣ ምልቦም አምበር ብዓይኖም ዘይትሙቱ ኣለዉ.* ክትገብርዮ ዝደሊ ከም ጋልነስተይቲ ሓብትኺ.1. አቲ ሃብቲ ናይ ኩሉኹም ስለዝኾነ ፈትዩ ዋላ ተዘይሓበክን መጠን ሃብትኩም ተዘይነገረክን ብዝተከኣልኪ ገነዘብ ክትሕዚ ኣለኺ.2. ሰራሕተኛ ገዛ ሓጋዝት ግበሪ በይንኺ ናይ 9 ሰባት ሓዳር ገዛ ከቢድ ኤዮ.3. ንነብስኪ ጊዜ ሃብያ ማሓዙት ግበሪ ደገ ዉጺ ተመሃሪ.4. ንነብስኪ መጀመርያ ንስኺ ባእልኪ አፍክርያ ነብሲ ጋላንስተይቲ ኣይኮነን ዶ ንስኺ ኤድለኛ ኮይንኪ 7 ቆልዑ ወልድኪ ከይወልድካ ምስግዜ ይቅየር አዮ አዚ ናይተፈጥሮ ሕጊ አዮ.5. self confidence / ርአሰ ተኣማንነት በዓልበትኺ ዝነኣቆ ነብስኺ ቡዙሓት ሰቡት ከምዝብህግዎ አመኒ ነብስኺ ተከናከኒ ንዓኽን ንደክኽን ክትብሊ.6 አዚ ኹሉ አንተገርኺ ሰቡት ናቶም ነገር ዋላ አቲ ዝነኣቅዎ ካልእ ሰብ ክወስደሎም ስለዘይደዩ ክምለሰኪ አዮ ክንትክበልዮን ክትሰጉዮን ኣባኺ ይውሰን.Dont give up be strong.
ዝከበርኪ ሃብተይ ኩሉጊዘ ምስሃብቲ ዝመጹ ክፊ ኣ ት ነገራት ኣለው።ሃደ ካብኣቶም ከምዚ ናትኪ ኢዪ ስለዚ ብጸሎት በተክርስትያን ብምምልላስ ሂወትክን ሂወት ሰብ ኣይክን ኣድህኒ።አቲኩሉ ዝክ ኢል ኣቱም አትጽሩ ጾርውን ዝከበደኩም ናባይ ምጹ ከርፈኩም ኢሉና ኣሎሞ ናብ በት አዝጋቢሀር ኪዲ።
ዝኸበርኪ ሓፍተይ መጀመርያ ክእሎትን ጽሮትን ይሃብኪ፡፡እዚ ትብልዮ ዘለኺ ክኾነኪ ስለ ዘይክእል እሞ ከኣ ኣብ ልዕሊ ባዓልቲ ቤቱ ዝዝሙ ሰብኣይ ሓደገኛ ስለ ዝኾነ ፍትሕዮ ቅበጺ ኣይኮነክን ኢዩ።ሕልናዊ ዕረፍቲ ከማን ትረኽቢ
ሐፍተይ 😢😢 ስቅ ኢልኪ አይትሳቀይ ተዛሪብክዬ ዘይስምዕ እንተኮይኑ ወሳኔ ናትኪ ግበሪ ቃልኪዳን ብሐደ ስብ ጥራሕ አይሕሎን እዩ ፍቅሪ እንተዘይብልኩም ቃልኪዳን የለን ብፍቅሪ ብስኒትን ብግዜ ሽግርካን ህሐቢርካ ክትነብር ዶ አይኮነን ቃልኪዳን ዝግበር??? ተሳቂካ ክትነብር ደዩ እአልማዝ ሐፍትና??
😢😢eway haftey Ajoki nski jigna ade iki heji wn nebski halwi kemzeyele hsebyo nski nnebski gzie habya ndekki kaa exfi gierki tekenakenyom gzie telewawati iu mesilwo iu ember ane gn ktfelaleyi aydelyekn ie xelot gberi nghon mshetn selam habya nebski ajoki bdekki kthgosi iki xbah deninu zeywexe taesa alewo nsu gn 😣
Ane rigxwna ye aberrieki xeliyi 💯 % kere u amlak kulu u zkealo nebat nebaki aArarbiyo kimeswo ajoki keytfarhi kiere u🤞
Nay kulu ftah telot u.
bejaki guhafiyo
ajeki haftey mearey tesfa aytiqrexi fitness kea gberi ❤
Xelyi nab fetariki eti tdelyo delki xbuq zmdna msebaki keryo yu fetari ☝️
Ajoki xalu terh ajoka enqe weledki enber entay keygeberelki Kal kidan kubur eu gen dhan kemekes eu enqe weledki gen
Ab 14 Amet 7 qoliu,
ንሳ ኣታሓሳሲባትካ 😅😅
Ajeki habtey xelot gberi had mealti ab lubu kmles eyu
Haftey ajoki 7 welidki ekulat eyum naki selezi fthyo dekki aebyi hmame keylkmeki
Haftey ajoki eza zigebra zelewa mealti alewa tray akili gberi.eza zigebra zelo dahray kebkiyo eyu... Please GN ab dekiki focus gberi eki...Nsom kindikulu kikonlku eyom..
40 amet gena eki zelki nebseki adheni tefathi
Ane zgermeni si iziom komiu zgebru sebat mot kemzelo hadi mialti wn kmotu mukanom si yfeltu do ykonu
Ajoki Alimaz ab hiwet lumux zibahal yelen net kurikah mis segerika eika lumux tirekib emo hji ka esiki kem shimiki Eti zikebere weriqi Alimaz muqaniki yeminiki eti nedekin nikibiri qalakidanikin eti kefiliyo zeleki waga xamu kithafislu eki
Ajoki zehaftey ab kolena eu gen bzkaleki ketmedyo fetni kythalelki tzey koynu gen 7 welidki eki mo nsom kendi kolu kekonelki eom
Ksab mot menti dekki teagesi kab hagoski hago dekki akedmi fetari akaelo yhabki
Nfatah belyo sdraki xewie
ክቡራት ተኸታተልትና፡ ኣብ'ዚ መደብ ክቐርበልኩም እትደልይዎ ሕቡእ ቃንዛ ምስ ዝህልወኩም፡ በዚ ትስዕብ ኣድራሻ ክትረኽቡና ትኽእሉ!
00251901229774
Paradise Media
ሰላም ኣልማዝ: ከም ከማይ ገለ ሓሳብ ክህበኪ። ፈለማ ንነብስኪ ምስተን ካልኦት ኣዋልድ ኣይተወዳድሪያ። ካብአን ስለዝሓሽኪ እዩ ክሳብ ሕጂ ምሳኺ ዘሎ እምበር ቀደም ምፈትሓኪ ዝሓሸ ምረኸበ። ኣተሓሳስባኪ መንነትክን ኣይትቀይሪ። ደቅኪ ስራሕ ኣቦኦም ይፍለጡ ድሓር ኣባኺ ኣሉታዊ ርድኢት ከይሕዙ። እቲ ዝዕንድረሉ ዘሎ ሰልዲ ናትኪ እውን እዩ። ብስምኩም ዘሎ ንብረታትኪ ኣፃሪኺ ፍለጢ። ኣብ ሜዳ ከይድርብየኩም ፍትሕ ምስ በልኪ። ንብረትኪ ምስ ፈለጥኪ ብስድራ፣ ብናይ እምነትኩም ዓበይቲ ኣዛርብዮ እንተዘይኮይኑ ፍትሕ ትሓቲ። መረዳእታታት እንተሃለወኪ ፅቡቕ እዩ። ነብስኪ ንዕኡ ኢልኪ ዘይኮነስ ንነብስኪ ክትብሊ ስፖርት (ምንቅስቃስ) ግበሪ፣ አመጋግባኪ ኣስተካክሊ፣ ንደቅኺ ንዕኡውን ዝግባእ ክብሪ ሃቢ(ምንም ተኮነ ኣቦ ደቅኺን ሕማቅን ፅቡቕን ዝረኣኹም ኢኩም። ቂምታ ኣድላይ ኣይኮነን)። ኣብ ውሳነኺ ፅንዒ። ፍትሕ ዘይትደልይ እንተ ኮይንኪ ግን እቲ ንብረትኩም ብደቅኹም ግበርዮ። ስራሕ ጀምሪ። ወፂኺ ትኣትውሉ።ንነብስኺ እውን ጊዜ ውሰዲ። ዓርሰ እምነትኪ ኣጠንክሪ።ምስ ኣምላኽኪ ኣዕልሊ። ኩሎም ኣወዳት ከምኡ ኣይኮኑን ድማ። የለውን ማለት ግን ኣይኮነን። ኣጆኺ
Temesilu eko eyu sebay tehabteme kalayti sebeyti tireayo, slezi hatsar fthyo.
እዛ ሓፍተይ ኣጆኪ በርትዒ ነብስኪ ኣይተዋድቂ ንነብስኪ ምስ ካልኦት ኣዋልድ ዘይኾነሲ ምስ ነብስኪ ኣወዳድርዮ ብጸሎትን ምስጋናን ሂወትኪ ምርሒ እስፖርት ግበሪ ስራሕ ድዩ ትምህርቲ መውዓሊ ዝኾነኪ ውጺ ነዚ እናገበርኪ ምጭቅጫቅ ምስኡ ዘይኾነሲ ክተዛርብዎ ፈትኒ እንተኣብዩኪ ከኣ ኣባት ነብስክን ለባማት ዓበይቲ ሰባት ጸዊዕኪ ኣዛርብዮ ነዚ እንተዘይሰሚዑ ግና ብዝሙት ዝተረኽበ ብሕጊ ቤተክርስትያን'ውን ፍትሕ ስለዝፍቀድ ፍትሕዮ ንስኪ ግና ሓደራ ነብስኪ ኣይተውድቂ በርትዒ ኣጆኪ ጸሎት ከኣ ኣዘውትሪ ጸሎት ዘይፈትሖ ነገር የለን
Ewe kulom hade yom tay resi alewom akalb zkonu
😢ajoki zhaftey amlak kiredaki eyu kal Egziabher anbibi. Xelot azewtri
እዚ ታሪኽስ ይገርመኒ ኣሎ ናይ መን 😢ኣጆኺ ዝሓፍተይ ግን ኣካላተይ ተቐይሩ ኣይትበሊ ኣማጋግባኺ ቀይሪ ስፖርት ጽቡቕ እካ እንተኾነ ግን ኣማጋግባ ኣነ ብመግቢ ምቕናስ ካብ 85 ኪሎ ናብ 56 ወሪደ ኣብ ውሽጢ 6 ወርሒ እሞ ኽኣ ወዲ 11 ወርሒ baby ኣለኒ ጋል 25 ዓመት እየ ዝመስል ሕጂ፣ስለዚ ናይ ነብስኺ ጉዳይ ኣብ ኢድኪ እዩ።ናይ ሰብኣይኪ ኽኣ ንኣምላኽ ሃብዮ ብዓሉ ኣሎ ፈራዲ 😢 ንፍትሕ ኣይትሕተቲ ፍትሕ ናይ ለባማት ኣይኮነን፣ምኽንያቱ ምፍራስ ግዜ ዝወስድ ኣይኮነን ምስ ኣምላኽ ተዛረቢ ኣብ ኩሉ ኣሎ እዚ ነገር እዚ ኣብ በይንኺ ኣይኮነን
It’s so sad to hear 🥲🥲it’s typical men 🥲🥲just be happy with your children and try to forget him and live your life 🤷🏾♀️life is short don’t waste your life on him ❤️❤️❤️
Hatsar fithyo . Abzi bestihu aymlesin u. selam naki
I feel so sorry haftey mearey fteyo zeyhmamki keymxelki nafelet zdeqese eyu negeru nski gn ajoki be strong sis❤
ሓፍተይ ፍትሕ እኮ ዋላ ጽቡቅ እንትዘይኮነ ግን ተዛረብዮ ጽቡቅ ጌርኪ በይንኪ ተዛረብዮ እንተዘይ ሰሚዑኪ ከኣ ዓበይቲ ሰባት ጌርኪ ተዛረብዮ ብመራሕቲ ሃይማኖት ብኩሉ እንተ ዘይ ሰሚዑኪ ግን ናትኪ ውሳነ ትውስኒ እሞ ከኣ ክዝሙ እንዳርኣክዮ ከቢድ እዩ በቃ 😢😢ኣጆኪ ግን
ኣጆኪ ዛ ሓፍተይ😥🥺😢
ሰላም ኣልማዝ ሃፍትና ንስሚዒትኪ ማለተይ ንዘለኪ ቃንዛ ውስህጥኺ ንደቅኪ ኣይተርእዮም፡ ሰባይኪ ምናልባት ናይ ጥዕና ጸገም ገጢምዎ ስለዝክእል፡ ካብሓልዮት ዝተበገሰ ማለት ደቁ ከተዕብዩሉ ከይልክመኪ ምሳኺ ርክብ ክፍጽም ዘይደሊ። ነዊሕ ክወስደልኪ እዩ ብርግጽ ግን ነብሲኺ አንዳኣልኺ ክትሕግዝዮ ክምትኽሊ ዝኾነ ኣብዘጋጠሞ ኣብ ጎድኑ ክምትኾኒ ኣብ በይንኹም ሻሂ ክንሰቲ አልኪ ዓድምዮ ፡ ዘይክቅበልኪ ይኸእል እዩ ኣብ ህድእ ዝበለ ዋላ ኣብ ገዛኹም፡ ቦታን ሳዓትን ክእለት ኣማላልሳ ኣብ ግርጭት ተውሳኺ እቲ ዝዓበየ ውላድኩም ከተካፍልዎ ሕተትዮ ንሰባይኪ? ኣባትነብስኹም፡ ከሙኡ ውን ናይ ቀረባ ዓርኩ መጀምርታ ብናቱ ፍቃድ ፡ ብድሕሪኡ ብናትኪ ውሳነ፡ ስለቲ ትኸዶዮ ዘአልኺ ፈታኒ ሂወት እግዝኣብሀር ኣምላክ ይሃግዝኪ። ኣብ ሕክምና አንተ ትኸዲ ውን ጽቡቅ እዪ።
Amlak kulu yikiel eyu. ኣስቴር 2 (Esther)
17፤ ንጉስ ድማ ንኣስቴር ካብ ኩለን እተን ኣንስቲ ኣብሊጹ ፈተዋ፡ ኣብ ቅድሚ ዓይኑ ኸኣ ሐለፋ ኹለን እተን ደናግል ሞጎስን ፍቕርን ረኸበት። ኣብ ርእሳውን ዘውዲ መንግስቲ ደፍኣላ። ኣብ ክንዲ ዋሽቲ ድማ ኣንገሳ።
ቅድሚ ኩሉ ነብስኺ ፈትሺ ዝኾነ ጉድለት አንተ ዘይብልኪ ግን ፍትሕ ጥራይ አዩ ፍታሕ
Be strong I h
This problem is all over the place
I have similar situation as you
You have to be strong 💪
ብምንቲይ ክንረክበካ ኣገዳሲ ነአርኒ
I have similar situation as you You have to be strong Move on with your life
ሰበይቲ ኣብ ግዜ ሽግር ሰብኣይ ኣብ ጊዜ ርክበትካ አዮም ዝምዘኑ ዝበሃል ሓቂ አዩ ኣምላኽ ልብቦና ይሃቦ
Hemam keylkemeki ,rehaqi kabu Check keygeberki keytqerbyo
ajoki haftey amlak msakiyakin❤❤
ሰላም ክብርቲ ሓፍቲ ኣልማዝ! ብመጀመርታ በቲ ገጢሙኪ ዘሎ ሕማቕ ኣጋጣሚ ፈጣሪ ኣኻእሎ ይሃብኪ! ብምቕጻል እዚ ትብልዮ ዘሎኺ ትኽክል እንትውኾይኑ! ንፍትሕ ሕተትዮ! ንሱ ሰራሕተኛ ገዛ ረኺቡ ስለዘሎ ንፍትሕ ኣይሓተክን'ዩ ንስኺ ግን ኩሉ ፈቲንኪ ካብ ኣበየኪ ቅድሚ ሕማም ምስካምኪ መገድኺ ቁረጺ! ሕማም ብጾታዊ ርክብ ካብ ዝመጹ ጥራይ ዘይኮነ ብጸቕጢ ካብ ዝመጹ ሕማማት'ውን ንነብስኺ ክተድሒኒ ኣሎኺ።ወድሓንኪ
Adey mearey xeliy ❤❤❤❤❤❤
ሰላም ኣልማዝ ሓብተይ
ሰብኣይኪ ዘማዊ ጥራይ ዘይኮነ ኣብ ሊእሊ ደቂ ኣንስትዮ ክብረት ዘይብሉን ዓሻን አዉን አዮ. ንስኺ ድማ ኣብዚ በጺሑዎ ዘሎ ክሳብ ዝኸይድ ዕድል ክትህብዮ ኣይነበረክን.ሰሪቃስ ተትሓንከለይ ዝበሃል ናይ ወለድና ኣበሃህላ ንሰባይኺ ትውክል አያ. ከም ኣቦኽን ሓውክን ምባሉ ዝፈልጦ ነገር ተለዎ ok ኩሉም ኣወዳት /ሰቡት ከምኡ አዮም ማለቱ ተኾይኑ ግን ሓሶት ወሑዳት ከምኡ ስድታት ኣይሰኣኑን ንኹሎም ሰቡት ግን ኣይውክልን. ሰብኣይኪ ሓደ ካብቶም ዉሑዳት ምስ ቡዙሓት ኣዋልድ ምድቃስ ጂግና ዘብለካ ዝመስሎም ዓያሹ አዩ. አምበር ክንደይ ለባማት ሞራል በዓልትበቶም ዝህልዉ ንመልክኣ/ ኣካዉማኣ ምልቦም አምበር ብዓይኖም ዘይትሙቱ ኣለዉ.
* ክትገብርዮ ዝደሊ ከም ጋልነስተይቲ ሓብትኺ.
1. አቲ ሃብቲ ናይ ኩሉኹም ስለዝኾነ ፈትዩ ዋላ ተዘይሓበክን መጠን ሃብትኩም ተዘይነገረክን ብዝተከኣልኪ ገነዘብ ክትሕዚ ኣለኺ.
2. ሰራሕተኛ ገዛ ሓጋዝት ግበሪ በይንኺ ናይ 9 ሰባት ሓዳር ገዛ ከቢድ ኤዮ.
3. ንነብስኪ ጊዜ ሃብያ ማሓዙት ግበሪ ደገ ዉጺ ተመሃሪ.
4. ንነብስኪ መጀመርያ ንስኺ ባእልኪ አፍክርያ ነብሲ ጋላንስተይቲ ኣይኮነን ዶ ንስኺ ኤድለኛ ኮይንኪ 7 ቆልዑ ወልድኪ ከይወልድካ ምስግዜ ይቅየር አዮ አዚ ናይተፈጥሮ ሕጊ አዮ.
5. self confidence / ርአሰ ተኣማንነት በዓልበትኺ ዝነኣቆ ነብስኺ ቡዙሓት ሰቡት ከምዝብህግዎ አመኒ ነብስኺ ተከናከኒ ንዓኽን ንደክኽን ክትብሊ.
6 አዚ ኹሉ አንተገርኺ ሰቡት ናቶም ነገር ዋላ አቲ ዝነኣቅዎ ካልእ ሰብ ክወስደሎም ስለዘይደዩ ክምለሰኪ አዮ ክንትክበልዮን ክትሰጉዮን ኣባኺ ይውሰን.
Dont give up be strong.