መዛግብ ታሪኽና፡ ጋዜጣታት ኤርትራ ኣብ ኣርብዓታት | Eritrean newspapers in the 1940s - ERi-TV

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 1 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 25

  • @22danielzula
    @22danielzula 4 роки тому +4

    Thanks for all the people make eriteria free thanks the people payed sacrifice thanks all

  • @gobbosahil3803
    @gobbosahil3803 4 роки тому +1

    I can't thank enough ERI-tv for the documentaries 👍 lately 🇪🇷

  • @22danielzula
    @22danielzula 4 роки тому +2

    Stay strong as usual and thanks eri tv

  • @nardostsegai2349
    @nardostsegai2349 4 роки тому +4

    Kbrin mogesn Nhzbawi gnbar 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @tekieweldit2212
    @tekieweldit2212 4 роки тому +3

    Abey miss kede music nay bael bereket mengistab nay bael yemane barya

  • @ማፋየዝሩቕሓብልየሕንቕ

    እዛ ሕታም ኣብ 1942 ዝተሓትመት ክትከውን ትኽእል'ያ። ሓደ ዓቢ ጌጋ ግን ኣሎ ኣብ ጋዜጠኛ...
    ኣብ መበል #20፡00 ደቓይቕ ዘንበብካዮ፣ ተንብባ ዘሎኻ ጸሓፊ(ጋዜጠኛ) ኣስመላሽ ብፍጹም ጌጋ'ዩ። ሓደ ነታ ዘላ ከም ዘላታ ምንባብ ወይ ኣብ መርበብ መድያ ክትመጽእ ኣይነበራን፤ ገዲፍካ እናሰገርካ ምንባብ ካብ ታሪኽ ምምሃርን ምግላጽን ምሕባርን ከም ምዃኑ ርዱእ ይገብሮ።
    #“ብቀይናን ታሪኽ፡ #ይውረስ ለዋይ ታሪኽ!”
    መንእሰያት ወለዶ ክንፈልጦ ኣሎና። ሎሚ ዘበን ኲሉ ሕብረተ-ሰብ ዓለምና ማዕቢሉን በልጺጉን ስለ ዝዀነ ቀይናን ታሪኽ ንቐይናን ሕብረተ-ሰብ እዩ ዝውክል።
    ስለዚ፡-
    @ኤርትራውያን ተዓዘቡ እስከ ኣስተብህሉ፣ ወይ (#ጋዳx ዘንበብካዮ ጌጋ ኰይኑ) #ጋዶ√ ዘብል ዘሐዝን ነገር'ዶ ኣይኰነን፤
    «እዚ በዚ ሎሚ ዘበንሲ ብመዓልቲ ሰንበት ሰላማዊት መዓልቲ ክርስትያን፣ ምእንቲ ዘይትጠቅም ብላዕ ሳዕሪ'ዶ ሰብ ይቃተል።»
    ካብ ብዙሕ ሚእቲ ዓመታት ጀሚርና ስልጣኔ ኣሎና እናበለ ኣብ ዘሕብን ሃገር እሞ ብኣቀማምጣኡን ብጣዕሚ ንንፋሳቱን ሓለፋ ካልእ ናይ ኣፍሪቃ ሃገራት ብዙሕ ጸጋ ዘሎዋ ሃገር።
    ብ1934 ዓ.ም ከም'ዚ ዝኣመስለ ነገር ክርከብ ዘሐዝን እዩ።
    «ሓማሴን ክሳብ ሎሚ፣ ነገራታ ዘይዓረፈ ብነገር መሬት ዝኣክል ገባራ ኣብ ንደትን መከራን በጺሖም ዘሎውስ እንታይ ኰን ይኸውን።» ምኽንያቱ፤
    ከም'ዚ እያ ትብል ዘላ፣ ኣይትንጠር ኣይትስገር ወይ ኣብ መድያ ከተምጽእዋ ክትመጽእ ኣይነበራን። ብዙሕ እናሰገርካ ታሪኽ ምምሃር ማለት ሂወት ወዲ-ስብ ምምንዛዕ ማለት'ዩ።
    ብ1942 ዝበልካዮ ጌጋ ናይ ግእዝ ኣናብባ ኣሎካ ማለት እዩ። እንታይ ደኣ ብ1934 ከተንብቦን ቊኑዕን ክኸውን ዝነበሮ'ዩ ነይሩ። ጌጋ ብ1942 ዘይኰነስ 1934 ምዃኑ'ዩ ታሪኻዊ መረዳእታ ዝሕብረና ዘሎ መጽሔት (ጋዜጣ) ሰሙናዊት ጋዜጣ-ኤርትራ ኣብ 1942 ሕታማ ግን ነይሩ ክኸውን ይኽእል'ዩ።

    • @filieri9056
      @filieri9056 4 роки тому

      ኩሉ እቲ ጋዜጣ ዘየንበቦ ደኣ ደሊኻ 🤣

  • @meharitesfu2973
    @meharitesfu2973 4 роки тому +2

    ናይቶም ናይ ቀደም ጸሐፍቲ ምስ ሽሞም አድሚኦም ገበሩላ

  • @michaelkifle5095
    @michaelkifle5095 4 роки тому

    Atehahza gazeta gin himaq alekum

  • @messeethadgu956
    @messeethadgu956 4 роки тому

    Ab geza Hegdef ka tekelkilu zegerm eu

  • @Elizabeth-yh9mw
    @Elizabeth-yh9mw 4 роки тому

    ajokum tezarbu itfrehu

  • @helen99084
    @helen99084 4 роки тому

    Heferu Eski

  • @niyatkidane4139
    @niyatkidane4139 4 роки тому +1

    ህግደፍ ዕደ ከመይ ድየ ዝጸልኣኩም

    • @نتتنمننن
      @نتتنمننن 4 роки тому

      💪✊👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @نتتنمننن
      @نتتنمننن 4 роки тому

      ❤️❤️❤️❤️🇪🇷👍🐪🙏🐪👍👍👍

    • @sabatekle1992
      @sabatekle1992 4 роки тому +1

      ጽሐልእ ተበልካዮም አምላኽ ይፈትዎም እዮ

    • @22danielzula
      @22danielzula 4 роки тому +1

      we Love EPLF

    • @22danielzula
      @22danielzula 4 роки тому +1

      @@sabatekle1992 yes we love them millions of us we do love them jigna thanks

  • @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
    @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 4 роки тому

    ወልወል ቅርሲ ሃገር እሰያስ ክዝከር ዘይደልዮ ሊቅ

  • @peaceworld7091
    @peaceworld7091 4 роки тому

    Hasewiti qonidfati

  • @peaceworld7091
    @peaceworld7091 4 роки тому

    Ggdf edikumi ayitisiani