3ይ ክፋል ገዛና ትብል ሓፃር ድራማ ኣቦ ኣይናፈቅን ድዩ ዝበለኩም ወለድና ብሓባር ኣምፂአልኩም🥰

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 28 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 133

  • @selamtsegaysmile9152
    @selamtsegaysmile9152  2 роки тому +38

    ከም ወለድና ኣበይ ክንክእሎ ግን ፈዉሲ ናፍቆት, መስታወሲ ባህሊ, ዓድና ንለይምርሳዕ ብዉስን ኣቅሪበልኩም ኣለኹ🥰 1ይ ን 2ይ ን ክፋል ትደልዩ
    ~1ይ ክፋል ua-cam.com/video/sTEaQw3s2Mo/v-deo.html
    ~2ይ ክፋል ua-cam.com/video/z33DRYTA0b0/v-deo.html
    ብቀረባ ኣብዚኣ ኣለዋኹም🥰

  • @temesgenamlakyetemesgenaml7164
    @temesgenamlakyetemesgenaml7164 2 роки тому +3

    ኣያዊተይ ማዓረይ መሰረት ሂወተይ ካብ ኣደዋይ ኣያዊተይ እየ ዝናፍቅ ብጣዕሚ ቡና ኣይብል ክፉእ ቃል ዘይወፀኦ ኣያይ ማዓረይ ድምፅካ ናፉቁኒ

  • @ራኪጓልአኽሱምፅዮን
    @ራኪጓልአኽሱምፅዮን 2 роки тому +16

    አትዮ ታይ ገይረና ፍቅዕናካ ንሞት እለና😭😭😭😭😭😭😭💊💊💊💊❤❤❤✝️✝️✝️ ኣዶዋ ወለላ ሊውጥ ያብለኒ ኣዶዋኒ ናፍቅካ😭😭😭😭😭✝️❤

  • @ummebitigray
    @ummebitigray 2 роки тому +2

    ኣሰይ እቲ ባህልና ደስ ክብል ትዝታ ብቻ💊💊 ኣይ ስደት ረሳሕ ምቁራተይ ጡዑማት ላዛ

  • @MyTDF-n4h
    @MyTDF-n4h 2 роки тому +3

    ኩሉ ትክእሎ ፅሪቲ ዓለም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ሰሉዋይ ማዓረይ🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @ማማየወለሎ
    @ማማየወለሎ 2 роки тому +4

    እዊይ ኣዘኪረኪና ናወለዲና የኔ ማርርርር

  • @سلامحبشي-ج9ق
    @سلامحبشي-ج9ق 2 роки тому +2

    አሰይይይይይይዕድመና ጥዕንና ይሃብኪ ፉጣሪ አምላክ ዝያዳይ

  • @ጓልወይን-ፀ3ጐ
    @ጓልወይን-ፀ3ጐ 2 роки тому +3

    ወለላይ ቀፅሉሉ ቃላት የብለይን ናዓኪ ዝገልፅ

  • @fyg6487
    @fyg6487 2 роки тому +1

    ብሊፅቲ ፋጥረት ብጣዕሚ ፅብቅ ቀፅሊሊ ጀጊና

  • @mearggebreyewuhans2528
    @mearggebreyewuhans2528 2 роки тому +3

    ይበል ግርማ ሞጎስ ኣብዚ እኒኤካ ወዲ

  • @ABADITGALBEYENE
    @ABADITGALBEYENE 2 роки тому +9

    ሰላምይ ኩለ ይጥዕምለኪ ዝያዳይ ኣደዊተይ እያ ንዓይ ኣቦን ኣዶን ኮይና ኣዕብያት ብዙሕ ዕዳ ኣለኒ ዕዳ ፍቅርኪ ኣደዊተይ ❤️ ኣያዋኒ ግን ብሂወት ሰለ ዘይረክብኪዎ በጣዕም ይናፊቆ ፍቅር ኣያ ብዙሕ ኣይሰማቀርኩይ😭😭😭😭

  • @ድንግለይኣደፍቅሪ-ቸ4ቸ

    ሰላመይ ትዝታ ዓድና እምበር አናፊቅክና አምላክ ሰላምና ይመልሰልና ድሀይ እቶም ንፈትዎምን ንናፍቆምን ስድራና የስመዐና አሜን

  • @ራሄልጓልድንግልማርያም

    ሰሉዋይ ፍቅርር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ

  • @እግዚእናዘተዋህዶ
    @እግዚእናዘተዋህዶ 2 роки тому +3

    ጎበዝ ቖልዓ በርትዕ ደስስ ብሀሊ እዩ

  • @ኣቢጓልተዋህዶ-ተ7ዘ
    @ኣቢጓልተዋህዶ-ተ7ዘ 2 роки тому +3

    ኣነስ ክፈትወኪ ምዓት ቀፅልሉ

  • @ተዋህዶእዩእምነተይ-ገ2ተ

    ብጣዕም ቆንጆ ቀፅልሉ ሰላም ሹከር

  • @slamall959
    @slamall959 2 роки тому +2

    ዋእ እምበር ከ ኣብ ስዒድ ድያ ዘላ ኹሉ ትኹእሎ ምጭውት ፊጥረት ኣቦዋይ ኣዘክርኽን 💝💝💝

  • @khadijatunu2424
    @khadijatunu2424 2 роки тому +4

    ጋል ትግራይ ምቅርት 💘💘 ዕዲመን ጥዕናን ያሃበለይ ፈጣረ 💘💘💘💘💘💘❤ የኔ ቆንጆ❤❤❤❤❤❤❤👏👏👏👏👏👏

  • @mearggebreyewuhans2528
    @mearggebreyewuhans2528 2 роки тому +2

    Aseyyy selutey zahaftey kulu tikilyo

  • @ተመሰገንጌታየ-አ8ቈ
    @ተመሰገንጌታየ-አ8ቈ 2 роки тому +2

    ኣይካኣልኩን ናፍቆት😭❤️💛💔😥😥😥መሸረፍት ናኢድካ ኣይትሰኣን ወድዛ ሰይጣን😭😭😭😭ቱድምፀምኮ ተሰፍ ከይኮነና ዓፅዩ ኣሰቅና ዓክክክክ😥😥😥😥😥😭😭😭😭

  • @askalgebrehiwet9383
    @askalgebrehiwet9383 2 роки тому +1

    Ketsllu selu haftey

  • @kbretgaltewahdo5442
    @kbretgaltewahdo5442 2 роки тому +1

    ኣሰይይይይይይይይይይይይይይይይይይይ ፅሪተይይይ 💖🌹💖💘💘💘💘💘💘💘💖💖💖💖💖💖💖💖💖💘💘💘💖💖😘💊😘💊😘💊😘💊😘

  • @tsega3999
    @tsega3999 2 роки тому +2

    ምቅርቲ ጋል ትግራይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ

  • @tsegatsega3419
    @tsegatsega3419 2 роки тому +10

    አሰይ ዛምበይተይ ብሃንቀዉታየ ልፅበየኪ ነይረ ቀፅልሉ ሰሉየ 😘❤ባባ &ማማ ናፍቆተይ🥺🥺🥺

  • @tesgeg6055
    @tesgeg6055 2 роки тому +1

    ቀፅሉሉሉሉ

  • @Alem___01-u2o
    @Alem___01-u2o 2 роки тому +4

    ሰሉዋይ የኔ ጅግና ቐፅልሉ

  • @SalamSalo
    @SalamSalo 2 роки тому +4

    ኣነስ እቲ ሙዚቃ ዘሎ እዩ ካብደይ ዝበልዐኒ እህ እቲ ብዉሽጢ ዘሎ 😭

  • @pmnlbb3091
    @pmnlbb3091 2 роки тому +3

    ሰሉየይይ ፅሩይቲ ዓለም ደሰ ክተበሊ 🥰🥰🥰🥰🥰

  • @lemlemyoutube
    @lemlemyoutube 2 роки тому +3

    አሰይ ሰለየይ ምቅርቲ ጠስሚ አሰራርሓ ካባኪ ረአ ፅብቅ ገይረ ሰርሐ ተጣሲመ ቀንየ
    ግን በበይ ክርክበኪ ይክእል

  • @ሰመይተዋህዶውሽጠይባዶ

    ሶሉየ ሽኮሮ አረ ብደብ እኽ ሶሩሑኹዮ ኣዮወአይ ሓረስታይ ዩኡማ ኸምዛ እዩ ዝገብራ ዝነበረ ናደይ በጃኽ ሶሉ ሓፍተይ ቀፅል 2 ርእኻዮ ዶይምነ ዩኡዋ ጋል ዓበይት

  • @ለሚጓልተዋህዶ-አ6ፀ
    @ለሚጓልተዋህዶ-አ6ፀ 2 роки тому +8

    ኩሉ ትክእሎ ፅሪቲ ዓለም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ሰሉዋይ ማዓረይ😘😘😘😘

  • @tesgeg6055
    @tesgeg6055 2 роки тому +1

    አነሰ ሰቅ ኢለ ክፍትውኪ ማዓት ማዓረይ🌹🌹🌹🌹🌹💐💐💐💐💐🌹

  • @ንኩሉግዜኣለዎ-ቐ8ዸ
    @ንኩሉግዜኣለዎ-ቐ8ዸ 2 роки тому +8

    ሰሉየይ እንኳዕ ንስክ ናማተይ ዘይንኪ አሰይ አዘኪርክና 💔 ቀፅልሉ ምቅርተይ ❤️💛🌹

    • @slama4601
      @slama4601 2 роки тому

      ❤❤❤❤❤❤💛💛💛💛💛💊💊💊💊💊💊💊💊💊😍😍😍😍😍😘😘😘😘😘😘😘😘🙏

  • @ሰሉጋልተዋህዶ
    @ሰሉጋልተዋህዶ 2 роки тому +3

    ሰሉ ቆንጆ ባህል ኣዶ ትግራይ ፅብቅ ሰራሕ ቀፅሉሉ ኣይዛካ ሓላሓይ

  • @medhinhagos6683
    @medhinhagos6683 2 роки тому +1

    ሰሉዋይ ፅቡቅ ስራሕ ንቀፃሊ ኣብ ዓድና ተስፋ ኣለኪ እግዚአብሔር አምላክ ሰላም ናይ ህዝብናን ዓድናን ይምለሰልና

  • @nebinebi2574
    @nebinebi2574 2 роки тому +4

    ዋውውው ገዛና ምቁራትት

  • @ngstihylemaryam7540
    @ngstihylemaryam7540 2 роки тому +4

    Seluye ብጣዕሚ ፅብቅ ኣብ ባህሊ ዓድኪ ርገፂ ውቅብቲ

  • @selamtewahdo1507
    @selamtewahdo1507 2 роки тому +2

    ኪሮስ ስዒሩኒ💔😭

  • @سلامسلام-ق1ج
    @سلامسلام-ق1ج 2 роки тому +3

    ዋዕሮና መንማኪቀፅልሉ

  • @abraham.9457
    @abraham.9457 2 роки тому +11

    ሰሉ ቆንጆ ማራ ደስ ዝብል ባህል ኣዶ ትግራይ ፅብቅ ሰራሕ ቀፅሉሉ ❤❤❤❤❤❤

  • @jge7tye640
    @jge7tye640 2 роки тому +3

    ኣሰይይይይይ ሙጩውተይይ ኩሉ ትኽእለሉ ዕድመና ጥዕና ይሃብኪ ፈጣሪ❤❤❤💛💛💛🙏🙏

  • @rgbeg3bru645
    @rgbeg3bru645 2 роки тому +6

    ፅብቅተይ ምጭውተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃቢኪ ቀፅልያ ደስ እዩ ዝብል ስራሕኪ

  • @lilihagus6833
    @lilihagus6833 2 роки тому +3

    ጎበዝ 👍

  • @selamgebry6288
    @selamgebry6288 2 роки тому +2

    ኣሰይ ማዓረይ 😘😘😘

  • @ተመስገንኣምላከይ21
    @ተመስገንኣምላከይ21 2 роки тому +3

    ዋው ሰላመይ ምቅርቲ ኣብ ዘለክዮ ሰላም ቅሳነት ይምነየልኪ

  • @sratasrata5383
    @sratasrata5383 2 роки тому +1

    ምጭውተይ ትባረኪ

  • @فاطمهمحمد-ث4ذ8و
    @فاطمهمحمد-ث4ذ8و 2 роки тому +4

    ኣሰይይይይይይ ሰሉተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ እግዚኣብሔር ኣምላክ 👏👏❤❤❤

  • @meazaabreha2897
    @meazaabreha2897 2 роки тому +3

    ካብ ኩሉ ቡን ምፅባይ ዝኸፈእት😍😍😍😍

  • @lidiyg2888
    @lidiyg2888 2 роки тому +3

    ሰሉ ቆኔጆ ሰራሕ

  • @yygentertainment4290
    @yygentertainment4290 2 роки тому +3

    ሳብስክራይብ ባ ሓጉዙኒ ኣምላክ ይሓግዝኩም

  • @ንሓመዱ-ጠ2ለ
    @ንሓመዱ-ጠ2ለ 2 роки тому +3

    ሰሉንፍዕቲ ግን ሙዚቃ ዓብሊልዎ ነቲ ደምጽኪ ንምስሙዑ ቐሩብ አሸጊሩ

  • @samihagos6345
    @samihagos6345 2 роки тому +2

    ደሰ ትቡል ሰላምይ ቀጸለሎ

  • @tigray-c3t
    @tigray-c3t 2 роки тому +3

    መቀረተይ

  • @weyninega286
    @weyninega286 2 роки тому +4

    Selu shkor 💕💕

  • @tdf9455
    @tdf9455 2 роки тому +1

    ምጭውተይ ፍትውውውውውው😘😘😘😘

  • @edltiabrha7716
    @edltiabrha7716 2 роки тому +5

    ኩሉ ዘጥዕመላ ፍሊቲ እኪ ፅብቅተይ💗👌

  • @Yrgutube
    @Yrgutube 2 роки тому +4

    ኣሰይ ሰሉዋይ ዝፈትወኪ

  • @rrxz8473
    @rrxz8473 2 роки тому +5

    ሰሉየይ ማዓረይ ቀፅሉሉ ደስ ባሃሊት

  • @zafumamu9646
    @zafumamu9646 2 роки тому +2

    ❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹🌹ኣስይ ምቅርትይ ጎብዝ 💋💋💋💋💋💋💋💋💋 ኣይንፉቆት ❤❤❤❤❤❤❤ ኣንብሳ 😍😍😍😍😍😍

  • @ምልኣትየማርያምልጅነኝ

    ሰላመይ ምቅርቲ ባሓቂ ደስስስ ባሃሊ ስራሕ እዩ ቀፅሉሉ

  • @ሂወትኣሰፋ
    @ሂወትኣሰፋ 2 роки тому +1

    ✅✅✅✅❤️❤️❤️

  • @jyy6te377
    @jyy6te377 2 роки тому +1

    🥰🥰🥰👌👌👌❤❤

  • @ኣሕፈሮምዓዲጀጋኑ
    @ኣሕፈሮምዓዲጀጋኑ 2 роки тому +6

    ሞይተ ሳሓቅ ጓልነዋ ቀፅልሉ 💊👌

  • @ዘይከምግብረይ
    @ዘይከምግብረይ 2 роки тому +3

    ፅሪትዋይ ደሰ ክብል ጎበዝ ለባመይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ እግዚአብሔር ኣምላክ ግን ሰድራ ናፍቅና 😥❤️

  • @ሊሊጓል70እገላ
    @ሊሊጓል70እገላ 2 роки тому +2

    Seluley mrti ketslalu halaley😘😘😘😘

  • @ተዋህዶእምነተይ-ሰ9ጀ
    @ተዋህዶእምነተይ-ሰ9ጀ 2 роки тому +3

    ምቅረተይ ደስ ዝብሉ እዩ ቅፅልሉ ግን ኣደዋይ ኣጃዋይ ተዘኪሮምኒ ናፍቅና ኮ ኦ አምላክ ሰላምካ መልስልና

  • @suzibobee2809
    @suzibobee2809 2 роки тому +2

    ኣጥዒሙልኺ ሰሉ😂😂😂😂

  • @ተመስገንገታየ-ሸ6ሐ
    @ተመስገንገታየ-ሸ6ሐ 2 роки тому

    ኣሰይ ምቅርቲ ገዛውትና እበር ተራኢይና ተጋሩ ዋኒገዛና ነዕቢ 💔 🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤️💛❤️

  • @ሰላምጓልተዋህዶ-ዀ8ጸ
    @ሰላምጓልተዋህዶ-ዀ8ጸ 2 роки тому +5

    ቀጽሉሉ መን ከም ኣዴታትና ናፍቆት ግን ኣይክንጸዉየን ኢና ክሳብ ዝወግሐልና ኣዶዋኒ!!😢❤🇻🇳

  • @ኃልፅራእወንበርታ
    @ኃልፅራእወንበርታ 2 роки тому +6

    ሰሉየይ ምጭውቲ ገለ ዓይነት👌 ቀፅልሉ 💖💖💖

  • @ሓበንደናይት
    @ሓበንደናይት 2 роки тому +5

    ደስ ይብል ስራሕ 👌❤️ድምፂይ ግን ሞባይለይ ድዩ እታ አዶ ኮይንኪይ ዝስራሕክያ አይስመዐኒይ ትምዝቃ ቅንስ ተተብልያ ንቀፃሊይ ብደምቢይ ስለ ዝከታተልኪይ እየ ሰልዋይ 😘😘😘😘

  • @ትግራይዓለመይእያናዓይ

    ዋው ሰሉየይ ፅሪቲ ቀፅለሉ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ሜሪጓልሱሑለይ
    @ሜሪጓልሱሑለይ 2 роки тому +4

    ምጭዉት ✅❤

  • @aregawigebrezgabher5970
    @aregawigebrezgabher5970 2 роки тому +2

    ቀፅልሉ ምቅርተይ ደስ ዝብል ድራማ

  • @lidiyg2888
    @lidiyg2888 2 роки тому +3

    ❤️❤️💛💛ጋል ትግራይ

  • @nebinebi2574
    @nebinebi2574 2 роки тому +4

    ኣብዑርካ ኣቐሚጥካ ኪዳ እዩ ዝመፀኒ hahahhha ዕድመን ጥዕናን ንወለድና

  • @sabiyajezan4937
    @sabiyajezan4937 2 роки тому +1

    ዎይ ኣትን ሙቑራት ብቃንቃና ንክንኮርዕ ጌርክናና ቐፅላሉ

  • @nwnjwwnwnjwwjnw8550
    @nwnjwwnwnjwwjnw8550 2 роки тому +3

    ሙዚቃማ ቀንስዮ ወይ ኸዓ ድምፂ ወስኺ ሰሉየ መዓረይ ዓብሊልዎ ናይ ኣደይ ኣይስማዕን ዘሎ

  • @mearggebreyewuhans2528
    @mearggebreyewuhans2528 2 роки тому +2

    ደስ ዝብል ስራሕ ዩ ሰሉዋይ ኣብ ዝለዓለ ደረጃ በፂሕኪ ከም ዝሪኤኺ በዓልቲ ዓብይ ተስፋ የ።

  • @alemtigray7892
    @alemtigray7892 2 роки тому +2

    ❤️🌹🌹❤️❤️❤️

  • @سارهساره-ق3ف
    @سارهساره-ق3ف 2 роки тому +3

    እስይይይ ደስ ባሃሊ ብሓቂ

  • @omqmlsoso
    @omqmlsoso Рік тому

    አሜን ህያበይ ብሓቂ ሰላሞም ይሞልሰሎም ኹሉ ትኽእልዮ በርትዕ እዛ ናተይ 😍❤️

  • @zfanchanal7206
    @zfanchanal7206 2 роки тому +3

    Wawwwww selye betami des yeble kebrtey

  • @mabrahthuasmellash2659
    @mabrahthuasmellash2659 2 роки тому +5

    Kkkkkkkk selam Terkwte wharo ✅❤❤

  • @mekdihailay8353
    @mekdihailay8353 2 роки тому +4

    ዉይ ምቅርተይ ዳማቶም ቡና ሰትዮምያ ኣዘካኪርክኒ ኮ 💔😭

  • @ሰሉጓልሓይቆ-ከ3በ
    @ሰሉጓልሓይቆ-ከ3በ 2 роки тому +6

    ሰሉዋይ ደስ ባሃሊት ምቅርቲ ኣነሰ ክፍቲወኪ ቀፅሉሉ🥰🥰😘😘😘❤❤❤

  • @temesgentemesgen839
    @temesgentemesgen839 2 роки тому +4

    ሠሉየ ምቅርቲ ምዕርቲ ከም አዴታታ አጆኪ ቀፅሉሉ 💗
    ናፍቆት ተዘክሮ እሞ 🙆 የክአናይ
    ከም አነ ከዓ እዛ ሙዚቃ ቅንስ እተብልና
    ብዝተረፈ ሠላምኪ ይብዛሕ መማህርተይ ጋል ክላሰይ

  • @abiabiberaki8045
    @abiabiberaki8045 2 роки тому +2

    💛❤🙏🙏🙏💛❤💪💋

  • @plazaplaza1951
    @plazaplaza1951 2 роки тому +2

    Gal hafti mearey anafikna eko ❤

  • @ቅሱዕባይትግራይ
    @ቅሱዕባይትግራይ 2 роки тому +3

    ጋልኖ💕❤💋

  • @alematg6722
    @alematg6722 2 роки тому +2

    ሰሉዋይ ዝፅወፆ የብልን ቀፅልሉ ምጭዉተይ ግን እታ ምዝቃ ቀንስላ እኪ

  • @merhawittigraweyti227
    @merhawittigraweyti227 2 роки тому +2

    Selamawitey❤️💛

  • @medhinhagoosmedhinhagoos3003
    @medhinhagoosmedhinhagoos3003 2 роки тому +2

    ሰሉየምቅሪቲ❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🌺🌺🌺🌺🥀🥀🥀🥀

  • @Tigray-n6d
    @Tigray-n6d 2 роки тому +1

    Seluye ኣምበሳ ❤🙏😘😘💕💕💕

  • @ሜሪጓልትግራይ-ኘ3የ
    @ሜሪጓልትግራይ-ኘ3የ 2 роки тому +1

    ንፍዕቲ ኣጀኺ

  • @ሩፍታልበይ-ዐ6ዀ
    @ሩፍታልበይ-ዐ6ዀ 2 роки тому +2

    ኣስይይይ ምቅርተይ

  • @merialmari8793
    @merialmari8793 Рік тому

    ዓድና እኮ ኣዘኪርክና ደስ ዝብል ቀፅልሉ💞💞

  • @MesiLedeaha8156
    @MesiLedeaha8156 2 роки тому +2

    ኣደዋይ😢

  • @TDF-ki3zr
    @TDF-ki3zr 2 роки тому +2

    አሰይ ምቅርተይ❤❤❤❤ ቀፅልሉ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @rahyelleake4802
    @rahyelleake4802 2 роки тому +2

    🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤❤Solitey