Teacher Elsa, I can’t imagine the pain and weight of the memories you carry. Please know that your brother’s including Robel sacrifice, like that of your father and other loved ones, was for a cause much greater than any one individual. The struggle of your family represents strength, courage, and an unbreakable love for Eritrea. It’s natural to feel guilt, but remember that their legacy lives on through your love and resilience. You are not alone in your grief-your family’s courage is honored by all of us.ዓወት ንሓፋሸ🙋🏽♀️🇪🇷🐪
ስድራ ሓርበኛታት ክብርን መጎስን! ሮቢ መተዓቢተይ ወዲ ጋንታይ ወዲ ክላሰይ ጠባዩ ጥዑም ፍቱው ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤
🇪🇷🕯🇪🇷ዓቕሚ ሲኢነ ነዚ ታሪኽ ክሰምዒ 🕯🇪🇷🕯🇪🇷
ጅግንነት ዓጢቐን ጅግንነት ዘዕጥቕ ስድራቤት ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ኣቤት ተኣምር ህዝቢ ኤረትራ ሰራሒ ምስትንክር ንኣኽን ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ክብርን ሞጎስን ንሰማታትና ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷👍❤️🇪🇷❤️🇪🇷👍❤️🇪🇷🌹🌹👍❤️🇪🇷🌹👍❤️🇪🇷🇪🇷❤️👍🌹🇪🇷❤️👍❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️👍🇪🇷❤️👍🇪🇷❤️👍❤️🇪🇷🇪🇷❤️👍❤️🇪🇷
ኣጆክን ስድራ ጀጋኑ ክበራ ኩርዓ ሳላ ዝዘክተምክን ዝተቃለስኪን ኢታ ዓባይ ናጽነት መጺአ።አምላክ ዝተረፈ ሂወትኪን ትሓጎሳ።
ክብርን መጎስን ንጀጋኑና።ዓወት ንሓፋሽ።
🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ንኹሎም ነዞም ጀጋኑ ስድራ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ፈጣሪ ❤
ጀጋኑ 🇪🇷ሰማእታትና🇪🇷ወትሩ🇪🇷ልብና 🇪🇷አለው🇪🇷🐪🌴
አይትብከዪ ጀግና ሐርበኛ ተጋዳሊት መምህር ኤልሳ ሐፍትና ጅግና አይነብርን እዩ ታሪኽ እዩ ድሐድግ ሳሎኦም ብርሃን ሪኢና ናጽነትና አስተማቒርና ዘላአለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና ወትሩ ዓወት ንሐፋሽ ❤💪💪💪💪💪
ጅጋኑ ስማእታትና ወትሩ ኣብ ልብና ኣለው❤❤❤
ን ሓርበኛ ጀጋኑ ሰማእታት ክብርን ሞጎስን አዴና ግደይ ምስ ደቀን መምህር ኤልሳ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤
❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷ሃገረይ አሪቲሪኣ ኣዲ ጀጋኑ ሃገረ ሰማታት ነዛ ሃገር ዚቲንኪፍ ወይሉ 😢
Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🎉🎉🎉❤❤❤God bless you 🙏
ዮናስ ሓወይ ጅግና ኢኻ ናይዚ ተኣምር ሰራሒ መወዳድርቲ አልቦ ዝኾነ ህዝቢ ብፍላይ ናይዘን ጀጋኑ ጽኑዓት አዴታት ኤርትራ ንባዕለን ጸኒዐን ንደቀን ዘጽንዓ ፍሉያት ፍጥረት ካብ ዓለም ተቕርበልና ዘለኻ አዚየ የመስግነካ የቐንየልና። ❤❤❤
ዝኽርን ክብርን ንሰማእታትና ❤
ነመስግነካ ዮናስ ፋርስ፡ ቤት ጀጋኑ ዘሐብን ታሪኽ ኢዩ ሳለኦም እነሆ ሃገር ኣብ በሪኽ ደይባ ደሴት ሰላም ኮይና ትነብር ኣላ እሞ ክብርን መጎስን ንጀጋኑ።❤❤❤❤❤❤❤
ኣዴታትና ጽኑዓት ዕጉሳት ውርዝያት ኩሉ ከቢድ ጽይረን ፍሺክ እንዳ በላ ይሓልፎኦ መን እሞ ከም ኣዴታት ኤርትራ ግሩማት።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጽንዓት ይሃቢ ክብርቲ ወላዲት።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
መምህር ❤ ኤልሳ 🎉
ክብርን ሞጎስን ንስውአትና 👍👍👍👍❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ማሚ ❤❤❤
Welcome deqi erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ajoki Elis ❤🙌🏻🙌🏻🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እዋው እንታይ ዝበለ ታሪኽ እዩ:: ጅግና ህዝቢ ተጋዲሉ ዘጋድል
ክብር ንዐኹም ይኸን ሰድራ ጀጋኑ ሰዉአት ንዐኻትክን ዉን በቲ ዘሕለፍክንአኦ ቃልሲ ንሕበን አጆኽን ብታሪክን ተሐበና።
❤ ደብዓት ❤🎉
አቤት ጂግንነት ኤርትራዊ ማለት በቃ ሓበን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️
🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍💐💐💐💐💐💐💐💐👏👏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣዝዩ ልዑል ዝኽርን ክብርን ንጀጋኑ ሰማእታት ኤርትራ። ክበራ ንበራ ክቡራት ስድራ-ቤት ሓርበኛታት። ኣጆኽን ኩሉ ስድራቤታት ኤርትራ ስድራኽን የሕዋትክን ህዝቢ ኤርትራ እዩ።
አኽኽ 😭🕯😭🕯🕯🌹🕯🌹🕯🌹🕯🌷🕯🌷🇪🇷
Efff kwdea aykalkun😢sdra jeganu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉God bless this family and all heroes
ክብርን ሞጎስን ንሰማአታትና 🎉🎉🎉❤
Glory to our martyrs Awet Nhafash ✊️✊️✊️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾
God blessing all of you my dear family awet nhafash . Kbrin mogosn nsemaatatna ❤❤❤❤❤❤❤
❤🎉❤🎉❤🎉like like 👍 keep going my brother Good job 👍 🎉❤🎉❤🎉❤like like 👍
Ajoki Memhr Elsa ❤
Teacher Elsa, I can’t imagine the pain and weight of the memories you carry. Please know that your brother’s including Robel sacrifice, like that of your father and other loved ones, was for a cause much greater than any one individual. The struggle of your family represents strength, courage, and an unbreakable love for Eritrea. It’s natural to feel guilt, but remember that their legacy lives on through your love and resilience. You are not alone in your grief-your family’s courage is honored by all of us.ዓወት ንሓፋሸ🙋🏽♀️🇪🇷🐪
🇪🇷🐪🇪🇷
ጀጋኑ ሰማእታትና ወትሩ አብ ልብና። ❤❤❤
❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏👍
ብመጀመርያ ንጋዜጠኛ ዮናስ ብኽሉ ፈትሽካ ንታሪኽናን ስድራቤት ጅጋኑን ሰኒድካ ናባና ዘብጽሕካ ክብ ዝበለ ምስጋና ይብጻሕካ።
መቸም ስለምባል ዘይኮነ ኣብ ኤርትራ ዘይተነግረ እምበር ዘይተገብረ የለን። እዛ ሎሚ ዘቕረብካልና ስድራቤት ድማ ሓ ደ ካብ እቲ ዘይተነግረ ዝጸንሐ ምዃኑ እዩ። ቃላት ካብ ምስኣን ብሓንቲ ቃል "ኤርትራዊ ምዃነይ" ሓበነይ ወሰን የብሉን። ነብሲ ወከፍ ስድራ ኤርትራዊ ንስለ ምምጻእን ምውሓስን ሃገር ከቢድ ዋጋ ዝኸፈለ እኳንተኾነ ናይ ውሱናት ስድራ ግን ሕልፊ ኣለዎ። እምብኣር ኤርትራ ብኸምዚ ዝምጸት ሃገር ምዃና ዝዝንግዕ ከይህሉ ክምዚ ዓይነት ናይ ጅግንነት ስድራ ቀጻሊ ናብ ህዝቢ ክቐርቡ ንላቦ።ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ!
ታሪኽ ጀጋኑ ስድራ ተጋዳላይ ምስ ምሉአ ስድርኡ ዓቢ ክብሪ ዘለዎም መግለጺ ትሰአነሉ መጽሓፍ አዩ ።ንምሉኣት ስድራ ክነብርን ጥዕናን ምሳካትኩም ይኹን።
ጋዜጠኛ ዮናስ የቐንየልና ልቢ ዚትትንክፍ ዛንታ ዘምጻአካልና።ዘላኣለማዊ ዝኽሪ በጃ ሃገር ንሓለፉ ስውእትና።
አፍ አዋይ አዛ ሃገር ንኽንደይ ኣዘኽቲማ ክንደይ ዋጋ ተኸፊሉ ኣጅኺ ኣደይን ሓብትን እኪ ኤልሲ ሓብተይ ኣባይኪ ይንባዕ ዝያዳይ❤ ዝኽሮምቭዓቢ አዩ
Ajoki ጽንዒ እንታይ እሞ ይግብር ኤርትራ ጠለባ ከቢድ ኮይኑ ሒጂ ጥራይ ይኣክለኩም ይበልና ሰማእታትና ወትሩ ኣብ ልእብና እዮም ኣደና ከኣ ሙሉእ ጥዕናን ዕድመን ይሃበን
🎉🎉🎉🎉🎉🎉
🙏🙏🙏💐💐💐
Hzbi eritrea kulu tarik yu memelisu menfeska zehds enktsemea habenyu ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤ ❤❤❤❤ 🎉🎉🎉🎉
ስድራ ጀጋኑና ነአዴና አድመን ጥዕናን ይሃበን ፈጣሪ 🙏🙏 ስውአትና ወትሩ አብ ልብና ክብርን ሞገስን ንዕኦም ይኩን🙏🙏❤❤❤❤ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኩቡራት ስድራ ጀጋኑ ኣድን ደቃን ደቂ ደቃን ቡሱላት ኤልሳን ቶፒስታ
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👊👊👊👊👊👊👊👊👊❤❤❤❤💕💕💕💞💞💞👍👍👍👍👍👍👍አንበሲት ጽቡቕ አለኹ
🇪🇷👍👏🙏🏻🇪🇷👍🇪🇷
❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹💐💐
Welcome❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💞💞💞🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤good job yoni
ክብን መግስን ንስምእትትን🙏🙏❤🙏🇪🇷🙏❤🇪🇷🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🌹👍🏽👍🏽👍🏽
ዮናስ ሓወይ ብትገብሮ ዘለኻ ዘይሕለል ጻዕርታት ብዛዕባ ናይዚ ተባዕ ቆራጽ ዝመዘ እንተመጸ ሽግር ኮነ መከራ ግፍዕታት ወረርቲ ሓይሊ ድምብርጽ ከይበሎ ዝፈትዎም ደቁ ከፊሉ ነዛ ንኾርዓላ ንሕበነላ ሃገረ ሰማእታት ሃገረ ጀጋኑ ዘረከቡና ተቕርበልና ዘለኻ የቐንየልና። 🙏🇪🇷💪🇪🇷💖🇪🇷✊🇪🇷👍🇪🇷
ክብርን🇪🇷 ሞጎስን🇪🇷🌺👊👊👊👊👊👊👊👊🇪🇷 ንስዋአትና🙏🙏🙏🙏🙏💞💕❤❤❤
🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷🌹❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹
❤❤❤❤❤❤❤❤
Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Zelalemawi zkri Njeganu sematatna Eritrawinet kibur Mennet Awet Nehfash 🇪🇷🇪🇷🇪🇷291🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🙏
Welikumo
Adiginihmedu
Semehuwene
Eywatejeganu🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹💯✅🌴💪✊🙏🙏
ጅግን ቅስን ስውኣት ❤❤❤❤🎉
🎉🎉🎉
🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪❤️🌹🌹🌹🌹🌹🙏🇪🇷🌹❤️🙏
👍👍
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
መርሓባ ዮኒ ሓውና ምስ ደቂ ኤረይ ሓላል 👋🏼 ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወትሩ ሃገረይ 🇪🇷❤️🇪🇷
እዞም ከዳዓት ክሳድ መን ረጊጽኩም ክትሓልፉ ከዳዓት
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️
❤🎉❤🇪🇷🇪🇷🌹🌹🙏🙏🙏❤️❤️🇪🇷🇪🇷🙏🙏
Sdra jeganu Eritrea mezena zeblu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️💯💯💯🙏🏻
🌹🌹🌹🌹
አየ ጽንዓት አቤት ጅግንነት ኤርትራዊት አደ። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ክብርን ሞጎስን ንስዉኣትና ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Nisikin kiberalina... liberalization. Wetru Hagerey Awet N Hafash wetru Kibrin Mogosn N sematat Eritrea 🇪🇷 ♥️ ❤️ ✨️ 💖::
መም. ኤልሳ አነስ እምበር ክስማዕኪ አይከአልኩን ካበይ ዝመጸ ማዓንጣ ታሪኽኩም ይነገር በሊ ኤልሱ ኩሉ ይስማዓዮ ?😭😭😭😭😭
Geganu semartatna wetru bekbriy yzekeru Awet nehafash 🇪🇷💪🏽❤️🫶🏽
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪
🌺🇪🇷🌺🇪🇷🌺🇪🇷🌺🇪🇷🌺🇪🇷🌺🇪🇷💪👍👍🙏🙏
Kbrn Mogosn N Swatna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሰማኣታትና ወትሩ ኣብ ልብና ንዓና ክብሉ ህወቶም ዘወፈይሉና❤❤❤❤
💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
Waga Naxinet Eritrea nay bhaki ei kebid kibren mogosen
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
We will always remember them, rest in peace
🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🇪🇷
ክብርን ሞጎስን ን ጀጋኑና 🕯🕯🕯🕯
❤❤❤
Ade swat ADe Jeganuna kberi Thabeni bestmti Swatna domomomn Eritrea Tekebiran Goblel Nay Africa konala 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🫶Harbena Aynebrn Tariku eyu zwres
❤🎉❤❤🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Selam...deki erey..ertrawinet kubur mininet. Kibrin.misganan. nisematatna..e.ni.serawitna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷❤️❤️