New Eritrean Series Movie 2023 Lewhat part 27/ ለውሃት 27ክፋል/ by Sidona Redei The end

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 2 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 1,9 тис.

  • @StarEntertainmentEthioEri
    @StarEntertainmentEthioEri  11 місяців тому +782

    ሰላም ተክታተልቲ ፊልም ለውሃት የቀንየልና ስለቲ ዝሃብኩምና ሞራል ::

    • @Abilovetube742
      @Abilovetube742 11 місяців тому +20

      ይግበኣኩም እዩ ፊልሚ ሎውሃት የቀንየልና❤❤❤

    • @Lidii321
      @Lidii321 11 місяців тому +4

      ❤❤🎉🎉

    • @zebibaali9840
      @zebibaali9840 11 місяців тому +3

      Lawhty Azy das tebl falme

    • @atakltitafere5687
      @atakltitafere5687 11 місяців тому +12

      yeqenyelna enjoy gernaya pls eba eta lewah eye tbl muzic beyna zerguhulna

    • @gaulmokieerey263
      @gaulmokieerey263 11 місяців тому +13

      Interview gberulna nkulom abza film delewu & 🙏 thank you all

  • @Hagushlove
    @Hagushlove 11 місяців тому +498

    2ይ ምዕራፍ ይሃልዋ ትብሉ ኢድኩም ሃፍ ኣብሉ በጃኩም። ሲዱየይ 2ይ ምዕራፈሰ ግበርልና በጃኪ! ዕድመን ጥዕናን ይሃብኺ ስዶነይ ጽብቅትን ብልጽትን።

  • @HelenSabri-ly4en
    @HelenSabri-ly4en 11 місяців тому +93

    Please🥹 season two!!! ❤❤❤
    And We Love You Sidu 👸 You are one of the Stars 🌟 of Eritrea 🇪🇷
    Thank you so much 😊

    • @Iamfromeritrea
      @Iamfromeritrea 11 місяців тому +1

      You're right it is beautiful story I wish they make season 2 too

  • @embebahagos3540
    @embebahagos3540 11 місяців тому +602

    ብምዉዳኣ ደሰ ዘይቡሎ👍😢

  • @Eri-Tube-M
    @Eri-Tube-M 11 місяців тому +41

    ሲዶይ ወዲኣ ጥራሕ ከይትብልኒ Season two ትቀጽለልና ትብሉ ላይክ ጌርኩም ሕለፉ❤

    • @AzmarinoAsmera341
      @AzmarinoAsmera341 11 місяців тому +1

      ክትቅጽል ኢያ ብሮ ወይ ሲሶ😂❤❤❤

    • @helenkibrom4031
      @helenkibrom4031 11 місяців тому

      ተውዲአ ወ😢 አላ እንዳበልና

  • @NahomMedhane-kg6vd
    @NahomMedhane-kg6vd 11 місяців тому +393

    ለውሃት ብምፍጻማ ዝሓዘነ ሰብ 👍ርገጽ ከይትውድእ እናፈራሕክዋስ ❤❤ይበል ስራሕ ኣብዛ ስራሕ ዝተሳተፍኩም ኩሉኹም ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤ብዓቢኡ ከኣ ሲዱ ሽኮር ኣብ ቀጻሊ ካብዚ ዝበልጽ ክንጽበ ኢና ❤❤❤❤❤😢😢😢

    • @nawnaw569
      @nawnaw569 11 місяців тому

      ኣነስ ኩላ ጀሚራ ክሳብ እትውድእ ናብ ሞባይለይ ኣውሪደዮ እፍ ተወዲኣ ሐዚማ ❤😊❤❤

    • @militew2123
      @militew2123 11 місяців тому

      ❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤😁

    • @militew2123
      @militew2123 11 місяців тому

      ❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤😁

    • @militew2123
      @militew2123 11 місяців тому

      ❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤😁

    • @militew2123
      @militew2123 11 місяців тому

      ❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤😁

  • @ftwiweldab9841
    @ftwiweldab9841 11 місяців тому +21

    ኣብ ኣፋጻምኣ ኣይዓገብኩን ዘለኹ ገለ በልና ሲዶና መምህር ሕብረተ ሰብ ካልኣይ ምዕራፍ ከተቐጽልልና ብተስፋ ንጽበ ። ❤❤❤❤❤

  • @teamesium8666
    @teamesium8666 11 місяців тому +704

    ብልጽቲ ፍሊም ኔራ ግን ኩሉ ግዜ ኣብ መወዳእታ ምስጋና የለን ምክንያቱ ጹቡቅ ምዕለቢ ተጌሩሉ ዝተወደአ ፍሊም ሪኤ ኣይፈልጥን።ንኣብነት ጉደይ ለዉሃት ወለዲ ናይ ጆን እንታይ ከም ዘጋጠማ ክፈልጡ ኔሩዎም ።ኣብ መወዳእታ ጆን ምስ ልዊሃት ኣብ ልዕሊኦም ዝግበር ዝነበረ ፈሊጦም ብሓንሳብ ክምርዓዉ ኒውሩዎም ።

    • @GodsMercy123
      @GodsMercy123 11 місяців тому

      A good write never finish his/her writing
      Kab zi may turkey wey Amharic film zbeli o filmitatna neti rudue neger koxhfu enkil sle zeyblu eyu
      Eti mekeret abu eyu zelo

    • @adyamhaile307
      @adyamhaile307 11 місяців тому +10

      Mewedaeta aygdn John teykone hana kiteser neruwa

    • @nanunanunaye5200
      @nanunanunaye5200 11 місяців тому +30

      መፈጸምታ ናይ ዛ ፊልም ኩሉ ናብ ደስ ዝበሎ ማእዝን ከከምቲ ርዲኢቱ ንኽፍጽማ ዝተሰርሓላ ዓባይ ፊልሚ ኢያ ። ኣነ ብኣይ ወገን ዕጉብ እየ

    • @MekdesFsahatsyon
      @MekdesFsahatsyon 11 місяців тому +5

      Gn ktwdae ayneberan siduye gn ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @teamesium8666
      @teamesium8666 11 місяців тому +15

      @@nanunanunaye5200 ጹቡቅ ኣለካ ዓቢ ሰብ ብልጽቲ ፍሊም ያ ግን ንኣብነት ኣደ ጆን ኣብ ልዕሊ ለውሃት ዘለዋ ኩቱር ጽልኢ ኣብ ልዕሊኣ ዝተኣለመ ዊዲት ፈሊጣ ይቅረ ክትብል ይጸበ ኔረ ኣነ።

  • @AruEritrea
    @AruEritrea 11 місяців тому +29

    Like here for season two
    ኣብዚኣ ላይክ ንካልኣይ ወቕቲ ትደልዩ❤

  • @WeyniBerihu
    @WeyniBerihu 11 місяців тому +198

    እስኪ ዝደከመ ፈረፃማኡ ክረክብ ኣለዎ ትብሉ like ጥውቅ ኣብሉ like ዋጋ ኣይተክፈለናን

  • @Cinematic-i8v
    @Cinematic-i8v 11 місяців тому +26

    ከም በዓል ለውሃት ዝኣመሰሉ ሰባት እዛ ዓለም እዚኣ ኣይትኾኖምን ኢያ😢

  • @harenatsegay2991
    @harenatsegay2991 11 місяців тому +4

    I've never seen a movie like this Bravo Sidon! ደስ ዘብል እዚ ሕጂ ዝወጽእ ዘሎ ናይ ትግርኛ ፊሊሚታት ኣይፈትዎን እየ ፡ እዚኣ ግና ሰብ እዩ ርኣያ ኢልኒ ብዘይ መጠን ደስ ተብል ናይ Turkish ይመስል Thank you 🙏❤

  • @Abilovetube742
    @Abilovetube742 11 місяців тому +435

    ነዛ ፅሕፍቲ ተንብብ ዘለካ /ኪ ፈጣሪ ካብ ኩፉእ ይሓሊኩም ስደትኩም የሕፅረልኩም ገፅ ትፈትውዎም ስድራኩም የርእይኩም 🎉🎉🎉 ኣሜን ኣሜን ኣሜን
    ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ኩቡራተይ 🎉🎉🎉ኣሕዋተይ❤❤❤❤

  • @እመብርሃንዋሕሰይ
    @እመብርሃንዋሕሰይ 11 місяців тому +3

    ሲዱ ሽኮር ኣጀሚሩ ዘፈጸመኪ ልኡል እግዚኣብሄር ምስጋና ይኹኖ። ብሓቂ ንኽሉ ክፋል ህይወት ጠቂስክዮ ብፍላይ ካብ ሕጊ ዘምልጥ ከም ዘየለ ናይ ብሉጻት ብልጽቲ ስራሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ❤❤

  • @Milen500
    @Milen500 11 місяців тому +34

    Lewhat ኣደኺ ብሂወተን ብዘይ ምጽንሓን movie ሙኻኑ ረሲኤ ኡይ ኢለ ርእሰይ ሒዘ😭😭😭: መድሃኔዓልም ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ወለድና ንርእየሉ እዋን ይሃበና: ስደትና የሕጽሮ🙏🏽🙏🏽🙏🏽

  • @እስመአልቦነገርዘይሳአንኖ
    @እስመአልቦነገርዘይሳአንኖ 11 місяців тому +12

    This movie was so amazing!!!
    ኹሉኩም , i really admire you all. Please part 2 ክትገብሩላ 🙏🙏🙏
    ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷 MUCH LOVE
    From U.S

  • @meronberhe3716
    @meronberhe3716 11 місяців тому +93

    ከምዚኣ ፊልሚ ኣይርኣኹን ንሙደይ ዝተቖጻጸረቶ፡ ከምዚ ኸማይ ከ ኣለኹም ዲኹም 👍💯✅❤️❤️❤️

  • @lulrbahri
    @lulrbahri 11 місяців тому +11

    ❤ ተስፋ ሞራል፡ ምጽንና ናይ ሰብ መሰረታዊ ስንቂ እዩ እሞ ፡ ከም (ወይነይ) ሲዱ ሰብ ይፍጠረልኩም ❤❤

  • @ሚኪቤላ
    @ሚኪቤላ 11 місяців тому +83

    እወይ ለወሃተይ ተወዲኣ ትወዳእ ዘይትመስለና ዝነበረት ብልጽቲ ፊልም ❤😢
    ሲደይ ሽኮር ኣዝኪ ንፍዕቲ ኢኪ ካብዚ ንላዕሊ ሕዝክልና ከም ትመጺ ኣይጠራጠርን የ ኣጆኪ 👌👏👏👏👏👏🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️

  • @henokgebrehiwet306
    @henokgebrehiwet306 11 місяців тому +3

    ሲዱ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ገለዓይነት ፊልም ግን ሲዝን 2 ክህልዋ ተስፋ ይገብር ኣብ ዝሓጸረ እዋን ብዝተረፈ ተዋሳእቲ ዉዱኣት ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Galtdf
    @Galtdf 11 місяців тому +86

    ኣድነቅቲ ጆን ላይክ ሓብሽ😊❤😘

  • @senayyeman4367
    @senayyeman4367 11 місяців тому +8

    ❤❤❤❤❤ ኣብቀጻሊ ፊልም መወዳእታ ኣጸብቅዎ ናይ ለውሃት ኣይግድን

  • @ኣሕፈሮመይደመይ
    @ኣሕፈሮመይደመይ 11 місяців тому +145

    እንዃዕ ብሰላም ኣጀሚሩ ብሰላም ኣፈፀመኪ ሲዱየ ❤ 🥺

    • @micalzeru9002
      @micalzeru9002 11 місяців тому

      Xibah ke genocide kitibil dika .
      Sidon iko Eritrawit iya intay ikum iba atawi wexai tebayikum tegaru ?

    • @eru5343
      @eru5343 11 місяців тому

      ​@@micalzeru9002ክፉእ ትምኒት ንርእሴካ ይግበረልካ ሕጂ ክኣ ኪናት ትምነ ንባዕልካ ኣብ ዝጥዕመካ ኮፍ ኢልካ የሕዋትና ኣብ ኪናት ክተጥፍእ 😢

    • @genetgebremedhin3904
      @genetgebremedhin3904 7 місяців тому

      YTEFEXEMETNNNN

  • @yoditateclu8775
    @yoditateclu8775 11 місяців тому +5

    This movie was beautiful but short. We would have love more shows that may show John and Lewhat together, Hanna and Lewhat as sisters and Hanna apologizing and confessing. Who did Ruth got married too? John’s Mom apologizing to Lewhat and Sidon. So on so on and so. Thank You Sidon❤️🌹❤️

  • @MeksebKbret-xz2uf
    @MeksebKbret-xz2uf 11 місяців тому +33

    ፊሊሚ ተኣምር ኔራ ግን መወዳእታ ግን ኣይ ተሓጎስናን ካላኣይ ክፋል ግበርላ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ብዝተረፈ ማራ ኢና ንፈትወኪ ቀጽልዮ

  • @samsonkidane9130
    @samsonkidane9130 11 місяців тому +2

    ብጣ ዕ ሚ ብል ጽቲ ፊልም ኣብ ፈለማ ድርቦት
    ከምኡውን እተአላ ልያኪ ብቅዓትኺ አርኢኺ ኢኺ
    job well done... congratulation Sidone!!!
    ❤️❤️❤️
    Job well done Sidone Redie
    ❤❤️❤️

  • @K-q2du3zu6d
    @K-q2du3zu6d 11 місяців тому +40

    ኡውይ ተወዲኣ😩😩 በጃኹም🤲
    ካልኣይ ምዕራፍ🤲ጆን🥺 ለውሃት😢

  • @freweyniefrem4898
    @freweyniefrem4898 11 місяців тому +4

    ሲዶን ሓፍተይ ጽብቕቲ ፊልም ካብ መጀመርታ ክሳብ መወዳእታ እንኳዕ ናብ መፈጸምትኣ ኣብቅዓኪ🎉 በዚ ኣጋጣሚ የመስግነኪ🙏፡ ሰላምን ቅሳነትን ንኹላትኩም ናይዛ ፊልም ይምነየልኩም.

  • @Unknownsperson621
    @Unknownsperson621 11 місяців тому +24

    ሲዱዩ ነዚ ከትፍጽሚ ብምክኣልኪ እግዛብሔር ይመስገን የቀነሊና ኪኣ ስለ ጽቡቅ ፍልምኩም ኣብ ቀጻሊ የራክበና❤

  • @lovepeace1314
    @lovepeace1314 11 місяців тому +1

    ኣደይ ኣይጸንሕትንን ከተፍርሕ እዛ ዘረባ እስከ ጸሎት ንግበር ኣሕዋተይ ምስ ናፍቆትና ከለና ወለድና ካይንስእን ሱዱየ ካኣ ቃላት ይሓጽረኒ ንስራሕኪ

  • @meriteklay8288
    @meriteklay8288 11 місяців тому +56

    ሲዱየይ ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ ምሰጋና አጀሚሩ ዘፈፀመኩም ፈጣሪ እና ብካሊእ ስራሕ ክትመፅና ንፀበየኪ ኢና ሲዱየይ ፀቡቅ ዕድል❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @Nuguse-r7l
      @Nuguse-r7l 11 місяців тому

      Thank u gorebtna

  • @ekeleta5026
    @ekeleta5026 11 місяців тому +5

    Sidona shikor, we are very proud of you. You did an amazing job. The story, the picture, the music, the whole directing, writing and selection of your Actors/Actresses was beyond perfect. We love it. Too bad it ended. I wanted to see lewhat get back with John and Hanna confesses her evil plan.
    Now, we will expect more from you.
    We love you Sidu❤

  • @hzis6559
    @hzis6559 11 місяців тому +27

    ዋይ ክትውዳእ ኣይነበራን ዋይ ከማይ ዝሓረቀ ኣሎ ዶ ብምፍፃማ😢

  • @ስለኩሉነገርተመስገንመድሃ
    @ስለኩሉነገርተመስገንመድሃ 11 місяців тому +1

    ሲዱየ ክትውድእ ኣይምነበረትን ❤ኣጀሚሩ ንዘፈፀመኪ ልዑል እግዚአብሔር ኣምላክ ይክበር ይመስገን ካብዚ ብዝበለፀ ክትመፅና ካኣ ተስፋ ንገብር ሲዱየ ብጣዕሚ ኢየ ዝፈትወኪ ቀፅልሉ 🙏🥰🥰🥰🥰🥰❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Gualtigray-sb2dg
    @Gualtigray-sb2dg 11 місяців тому +36

    Well come da lewhat sidey wuddd new margesh😍❤️ ኣጋእዝቲ ኣለም ስላሴ ሰላም የውርድልና ከምቲ ቤት ኣብና ኣብርሃም ዝባረኩ ሃገርና ይባርኩልና ሰላም የውርደልና ንኩሉ ዓለም😢☦️👏❤️

  • @marylandawit3406
    @marylandawit3406 11 місяців тому +1

    Thanks sidu mearey 2y kfal tetgebrlna sbuk neru bteami blux srah kabzom nay adis halefta zgelaglkna nmesgneki❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰

  • @ገነትጓልቅዱስሚካኤል
    @ገነትጓልቅዱስሚካኤል 11 місяців тому +27

    እወ ወደይ ሰብ ሕስም ህወት ሰብ ፋሕፍሕ ዘብል😢😢😢😢ልዋሃተይ😢ብንብዓት ጀምረ ብንብዓት ወድኣያ

  • @samteygunners7239
    @samteygunners7239 11 місяців тому +1

    thanks ሲዱ ሽኮር
    ኣብ ቀጻሊ ካብዚ ንላዕሊ ከምተምጽልና ኣዪጠራጠረነየ
    like habuley n sidu shkor ❤🙏

  • @shishaykidane5325
    @shishaykidane5325 11 місяців тому +21

    ጽቡቅ ስራሕ ዩ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኣብ መወዳእታ ግን ብኸምዚ ክትውዳእ ኣይተጸበኹን ናይ ነገር ፊልም ኮይኑ ግን ኣብዚ ኣብቂዓ ሲዱየ❤❤❤ 🎉🎉🎉ካብዚ ብዝበለጸ ሒዝኪ ክትመጽእና ይላቦ❤❤❤ ኩሉ ግዜ ኣድናቒኪ የ ቅጽሊ❤❤ ብሉጽ ስራሕ❤🎉❤🎉❤🎉 ብሉጻት ተዋሳእቲ።

  • @luwam4099
    @luwam4099 11 місяців тому +2

    ስዶን ብጣዕሚ ጽብቕቲ ፈልሚ በጃኪ ቀጽልያ እይመነናያን።

  • @EzghariaBerihuAbrha
    @EzghariaBerihuAbrha 11 місяців тому +87

    ኣደይ ኣይጸንሐትንን ዶ በልኪ!!!!😭😭😭❤️❤️❤️

    • @selamzaid8539
      @selamzaid8539 11 місяців тому

      😭

    • @ኣሜነይ
      @ኣሜነይ 11 місяців тому

      ኣነ ውን ካብ ስደተይ ክምለስ ክለኩ ኣደይ ኣይትጸንሕን ያ 😢😢😢

    • @tinaali1810
      @tinaali1810 11 місяців тому +1

      Ady nafqya ember😭😭😭😭😭

    • @ደቅንኤይፋናልበይክንራኸብ
      @ደቅንኤይፋናልበይክንራኸብ 11 місяців тому +2

      ​@@ኣሜነይአጀኺ ንመን እልዎ ፈጣሪ ክትረኽብየን እኺ😢

    • @Nuguse-r7l
      @Nuguse-r7l 11 місяців тому

      ​@@ኣሜነይ abayka/ki Dhan nebari seb yelen kulu fkad fetari eu

  • @MihretSbhatu
    @MihretSbhatu 11 місяців тому +1

    ሲድና ሽኮር ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ! ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ካብዚ ዝበልጽ ከምዝውሎኪ ድማ ፍሉጥ ዩ ❤❤❤

  • @Manutd76
    @Manutd76 11 місяців тому +42

    ገለ ናይ ሽልማት ነገር ተትግብሩላ ቤላ ኔሩ❤❤❤❤❤

  • @Samitu1234
    @Samitu1234 11 місяців тому +12

    I am waiting for season 2..... cus its unfinished story

  • @nazrethagos4560
    @nazrethagos4560 11 місяців тому +170

    The best movie 🎥❤🇪🇷 ab srah koyne eye zreya zeleku kemzi kemay bhtunet kxbeye zxenehe alo do 🥹 i miss u lewhat 🥰 🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @therry_henry14
    @therry_henry14 11 місяців тому +1

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኩሉኹም እዛ ስራሕ ክውንቲ ክትከውን ዝገበርኩም ❤
    ደቂ ኤረይ ሓላላት።

  • @aklilteweldebren4659
    @aklilteweldebren4659 11 місяців тому +23

    ኣወዳድ ኣ ኣይጸበቀትን ኡይይይ ደቂ ኤረይ ፍቅሮም ክጽሉ ነይርዎም 😭😭😭

  • @AbelTesfalem-gg4kf
    @AbelTesfalem-gg4kf 11 місяців тому +2

    ስዱ ሽከር ብጣዕሚ ደስ ትብል ናይ መጀመርታ ድርሰትኪ ፊልም ልውሃት ብካሊእ ክትመጽና ተስፋንገብር ስዱ ሽክር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ስዱ ❤❤❤❤

  • @loveurself9643
    @loveurself9643 11 місяців тому +36

    I Hope Season 2 kitgebrla sidoney ❤

  • @mhretabkidane6559
    @mhretabkidane6559 11 місяців тому +1

    Thanks so much for such amazing story film Lewhat.
    You are supper artist, I love the way of your acting since 2007-2008 film zban hgiba antil now.
    Some time i heat you because of the character they give you.
    The most character that i love you is weyni.
    I was crying so many time because of weyni's kindness & challenge & complex problems of Lewhat.
    Excellent keep it up forever.

  • @ElisaBeth-l5k
    @ElisaBeth-l5k 11 місяців тому +13

    ናይ ብሓቂ ለውሃት ብልጽቲ ፍሊም ትአስፋ ይገብር ካልአይ ክፍል ክህልዋ ተስፋ ይገብር ❤❤❤❤

  • @fortosawa6274
    @fortosawa6274 11 місяців тому +1

    ብልጽቲ ፊልሚ ብዉሑዳት ተዋሳእቲ ብዙሕ ድዳህሰሰት ዋው።Best Film ever🇪🇷🇪🇷#

  • @okbaykidane
    @okbaykidane 11 місяців тому +30

    የቀነልና ሲዶና ሽኮር ጽቡቅ ስራሕ ሰርሒኪ

  • @gastionemuna6903
    @gastionemuna6903 10 місяців тому

    I have finished watching Sidon your movie it is very amazing .please don’t stop teaching our people. Thank you

  • @FanielSeifu
    @FanielSeifu 11 місяців тому +11

    ኣወዳድኣ ኣየጸበቁክማን ንጆን ኣእሲርኩሞ ክሳብ ዝወጽእ ከተጸብይዋ ኔርኩም ሓቅነት ለውሃት ከይተረጋገጸ ሲዶን ሃሲክና ብዙኮነ ጽቡቅ ስራሕ

  • @SamuelTesfay-qi5nd
    @SamuelTesfay-qi5nd 11 місяців тому +1

    Lewhat one of the best of best film 📼 in this yrs and thank you Sidu we love you so much star 🌟 of Eritrean artists

  • @Sami-q8p3r
    @Sami-q8p3r 11 місяців тому +16

    አጀምሪ ዘፈጸመክም ንእዝጋአብሄር ክብርን ምስጋና ይኽን❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @መሪጓልዓጋመ
    @መሪጓልዓጋመ 11 місяців тому +1

    ከይመነነያ ዝተውደአት ፊልሚ መውዳእታ ግን ደስ ኣይትብልን ሃፂፅኩም ካልኣይ ምዕራፍ ግበሩላ ኣዱ ንፍዕቲ ደራሲት ኢኪ ብደሓን ምፁ ጎረቤትና ❤ ሓፍትኩም ካብ ትግራይ

  • @WeyniBerihu
    @WeyniBerihu 11 місяців тому +10

    ብልፅቲ ፍልሚ እያ ሲዱየ ሽኮር ኣብስራሕኪ ከኣ ኣሳልጦ ይምነየልኪ ሓፍትኪ ካብ ትግራይ

  • @asmeretbelai2741
    @asmeretbelai2741 11 місяців тому +2

    The best!!!!! I ❤️ it.. Excellent work from A to Z!! I am so proud of you, my dearest people 💖.

  • @darkj-kh7bm
    @darkj-kh7bm 11 місяців тому +9

    እውይ ሲዱ ሽኮር ናይ ለውሃት ጽቡቅ ከተርእይና ነይሩኪ ብዝኮነ ንኩላትኩም ተሳተፍቲ ለውሃት የቀንየልና ብልቢ ኢና ንፈትወኩም ❤❤❤❤❤

  • @AzebNuguse-q4x
    @AzebNuguse-q4x 11 місяців тому +2

    Best ever Eritrean movie season 2 please 🙏
    Love you all sidon congratulations ❤🎉🎉🎉

  • @FhjdDhhd-hc7kf
    @FhjdDhhd-hc7kf 11 місяців тому +13

    ታማ ተፈፂማ 🥺ሲዱየ ፅቡቅ ስራሕ እዩ ቀፃሊ ከምዚ ሒዝኪ ክትመፂ ክንፀበ ኢና

  • @simonafewerki1323
    @simonafewerki1323 11 місяців тому

    Congera ሲዶና ሽኮር አጀሚሩ ዘወዳአኪ ፈጣሪ ይመስገን አዚያ ብልጽቲ ስርሓት

  • @ኣሉየትግራይልጅነኝ
    @ኣሉየትግራይልጅነኝ 11 місяців тому +5

    ወይነይ ንብዓት ወድእክና እፍፍ😢😢😢 ሶ የቀንየልና ፅፉፍ ስራሕ እግዛብሔር ኣምላክ እንኳዕ ኣጀምሩ ኣፈፀመክም የሕዋተይ ማዓረይ🙏💘

  • @hermongeberslasie5393
    @hermongeberslasie5393 11 місяців тому +3

    The Best of the best move of this year 🥰🥇 Thank you Sidu sebkite and all the move actars . we proud of you ❤🧡💙💛

  • @yonasgrmatsion96
    @yonasgrmatsion96 11 місяців тому +13

    ኣዝያ ጽብቕቲ ፊልም ኩሉኹም ኣብዛ ስራሕ ዝተሳተፍኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ተኣኻኺብና ኣብታ ምጭውቲ ሃገርና ኣብ ሲኔማታት ከም ቀደምና ንሪኤሉ ግዜ የምጻልና ❤❤❤ እዛ ደርፊ ለውሃት ኣዝያ እያ ኬፍትህበኒ ተትጽዕንዋ ካብ ፊልም ወጻኢ ቤላ ኔራ ❤love u Deki 🇪🇷🇪🇷🫶

    • @MM75872
      @MM75872 11 місяців тому +1

      "Eritrean music Lewhat," elka check geber, ketrekba eka.

  • @fiyorizekarias7569
    @fiyorizekarias7569 11 місяців тому +1

    Btami xbuq srah siduye ❤❤ ab qexali srahki kea bqltuf kitmexna fqad fetari ykun amen❤❤❤❤

  • @saramisigin5075
    @saramisigin5075 11 місяців тому +90

    This is one of the best shows I have ever watched, but why would you end it like this? We want to know what will happen at the end you did not have to end it like 💀

    • @kisanetgrmay8978
      @kisanetgrmay8978 11 місяців тому +4

      Haqka kab kulu lewhat bbkyat jemira bea wediata

    • @RutaGhirmay-ox9ig
      @RutaGhirmay-ox9ig 11 місяців тому +3

      Yeah, but no worries😊she gonna surprise us with season 2️⃣Good job👏👏👏keep going Sidu Shkor thank you🙏 with all your workmates we gonna be waiting for season2️⃣✌️

  • @judyghe7240
    @judyghe7240 11 місяців тому +3

    One of the best movies, I can’t wait to watch it every time. Sidon we will expect you eagerly for your next movie with huge love 💕 😘😘😘🇪🇷🇪🇷

  • @gual_eri
    @gual_eri 11 місяців тому +11

    ከይመነናያ ወዲኹማ 😭 ሲዱ👸 ምስ መሳርሕትኺ የቀንየልና ጽቡቅ ስራሕ ❤🙌

  • @senaittekle8749
    @senaittekle8749 11 місяців тому +2

    Best choices of actors and actresses
    Orion and Shewit(John and Lewhat) matches
    They are good together
    Best choices
    Thank you for entertain us
    Be Blessed

  • @arkobkobayent6797
    @arkobkobayent6797 11 місяців тому +27

    Season 2 ba gberla sidon plss

  • @fioryande11
    @fioryande11 11 місяців тому +1

    Great movie deki ereyyy jaganu love you ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏👈

  • @StarEntertainmentEthioEri
    @StarEntertainmentEthioEri  11 місяців тому +8

    Comments like and Subscribe etom zeygeberkum ❤❤❤

    • @lolamigos2381
      @lolamigos2381 11 місяців тому

      ጆን እንታይ ዩ ጌሩ ተኣሲሩ ዶ ክትነግሩና ?

    • @ZegfetAromo
      @ZegfetAromo 11 місяців тому +1

      ካልኣይ ወቅቲ ክንጽበ ኢና በር አዛኣስ ምውዳእ ዘይ ኮነት ምፍራቅ ያ

    • @Ksanet-cd6tg
      @Ksanet-cd6tg 11 місяців тому

      Nsami bkara geru sle zharemo

    • @yes6292
      @yes6292 11 місяців тому

      ካላኣይ ክፋል ንጽበ እና ኣውዳዳኣ ኣይጸበቀትን በጃኪ 🎉❤😢

    • @elsaokbagebriel7914
      @elsaokbagebriel7914 11 місяців тому

      ​@@lolamigos2381nsami harimu

  • @BrhanHaki123-1
    @BrhanHaki123-1 11 місяців тому +2

    ጽቡቕ ስራሕ ሲዱ &ሉና ኣምኑኤል♥🇪🇷

  • @rutahagos1514
    @rutahagos1514 11 місяців тому +6

    👏🏻👏🏻👌🌟🌟🌟🌟🌟🎉Always I'm proud of u my best Queen 👸🏽 siduy haftey 💎👑❤All Actor's very good job 👏🏻 👑💎❤thanks so much keep going 🙏🏻

  • @abeleyob8070
    @abeleyob8070 11 місяців тому

    Wow amazing serah sidu shicor kexelyo 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @aziebberhane563
    @aziebberhane563 11 місяців тому +10

    ተወዲኣ? The best series ever. ❤❤❤ thanks kullukum deqi Erey shikorat 🤩 🇪🇷

    • @AzmarinoAsmera341
      @AzmarinoAsmera341 11 місяців тому

      ካልኣይ ምዕራፍ ኣለዋ ክትቅጽል ኢያ ❤

  • @eteridt4194
    @eteridt4194 11 місяців тому

    ኣድኒቀኪ ሲዱ ሓፍተይ ብቅዓትኪ ኣረጋጊጽክልና ፡ ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ ። ዝበለጸ ቀጻሊ ውጽኢት ስራሕ ክንርኢ ብሃረርታ ክንጽበ ኢና። ኩሎም ተዋሳእቲ ውን ብውህደት ጽቡቕ ተላቢሶሞ ነቲ ጽቡቕ ብጹቕ ኣንጸባሪቆሞ መቀረት ሂቦሞ ንተኸታተልቲ ተምሳጥ ኣሕዲሮምልና፡ ስለ ልክዕነት ሃበርም ተዋሳእቲ ምስጋናይ አቅርብ ፡ ኩልኹም ቀጽልዎ። ደጊመ የቀንየልና ፍረዩ ብዝሑ

  • @embayetewelde7417
    @embayetewelde7417 11 місяців тому +14

    ለውሃት ከም ስማ ማራኺት ፊሊም ሰላም ንኹሉኹም ነዛ ፊሊም ትከታተሉ ዘለኹም ። ❤❤❤❤❤

  • @nesredinm.burhan7040
    @nesredinm.burhan7040 11 місяців тому +4

    There should be season 2, because there are so many questions unanswered. I will be waiting for season 2.

  • @senaitmersie9186
    @senaitmersie9186 11 місяців тому +5

    ሲዱ ቀጽልያ በጃኪ እዉይ እዛ ፊሊም ክተጸልለኒ ከማይ ኣለኩም ዶ😊❤

  • @efiteykm3832
    @efiteykm3832 11 місяців тому

    Thanks n kulatkum abza srah ztesatefkum . SIDONA kea edmen tenan yhabkie xbuk srah keep it up Ab kexalie Amlak yhagzkie .

  • @senamitasmara8664
    @senamitasmara8664 11 місяців тому +4

    ብልጽትን ጽፍፍትን ስራሕ ሲዶና ሽኮር በርትዒ ብዝበለጸ ስራሕ ምጽና ❤🇪🇷❤🙏

  • @rishant9980
    @rishant9980 11 місяців тому

    ሲዱ አጀሚሩ ብሰላም ዘወዳአኪ ንጎይታ ምስጋና ይኩኖ ብምቅጸል ለውሀት ናይ ባሐቂ አብ ኩሉ ጎደሎ ዘይብላ ናይ ብልጽቲ ብልጽቲ እያ ግን አደንጊጻትኒ ብብክምያት ጀሚራ ብክያት ወዲአታ ጀን ንምንታይ ፐሊስ ወሲዶሞ አብ ስራሕኮይነ እየርኤያ አብገዛ ክደግማ እየ ተስፉ ይገብር (2)ክፍል ክትመጽእ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹❤️❤️❤️❤️

  • @meryemm2193
    @meryemm2193 11 місяців тому +13

    እንካዕ ብሰላም ኣፈፀመኩም ፅሩያት❤❤❤❤

  • @Saymontes
    @Saymontes 4 місяці тому +1

    ናይ ብሓቂ ዓቢደራሲ ጽቡቐ ዘደንቅ
    ፊሊሚ ,,, ግንቁሩ መወዳእትኣ ናይ ለዋሃትን ጅንን ናይሓጎስ ናብራ ቅሳነትን ሓዳርን ክርአ ኔርዎ

  • @fevenfebuni4059
    @fevenfebuni4059 11 місяців тому +5

    The mowen of the century lewhat am.gonna miss this movie uffff the best of bests 👌 ❤😊

  • @aml733
    @aml733 11 місяців тому +1

    I was born outside Eritrea. I Neder watch tigrinya bcz.. it is without meaning.... but this one is a fanstansic movie with a lesson.....❤❤❤❤❤

  • @HiyabSium
    @HiyabSium 11 місяців тому +8

    ezias season 2 kitgebrila aleki sidu ayney ❤

  • @amlesetabraham6236
    @amlesetabraham6236 11 місяців тому +4

    Best writer and best actors and best movie. Looking forward for more. Love it 😍

  • @MORNINGSTAR21712
    @MORNINGSTAR21712 11 місяців тому +9

    As the great writer Aklilu Tesfatsion said, " Sidon Redie, keep on writing, you are such a tallented writer." !

    • @Mosses91
      @Mosses91 11 місяців тому +3

      ደራሲ ኢያ ሱዱ፡ ጻሓፊት ናይ ጻ ፊልም ሉና አያ ትብሃል። ስለዚ፡ ሲዱ ደራሲት ኣላይትን ዳኣ እንበር ጻሓፊት ኣይነበርትን ኣብዛ ፊልም

  • @wedimeryet
    @wedimeryet 11 місяців тому +1

    ብጣዕሚ ብልጽቲ ፊልም ሲዶና እንዃዕ ሓጐሰኪ ጥዑም ኩሉ ግዜ ክውዳኣ ኣትደልዬን ኢካ ግን ተወዲኣ ፊልም ለውሃት ❤❤❤❤።

  • @dawitzewde6541
    @dawitzewde6541 11 місяців тому +8

    ከም ፊልም ጽብቅቲ ፥ ግን ከኣ ብዙሕ ሓቅታት ሓቢኣ ዝተቆጽየት ፊልም ።

    • @rehaboth203
      @rehaboth203 11 місяців тому

      ጽቡቅ ግምገማ::

  • @letsbuildyourselfoutsidean3117
    @letsbuildyourselfoutsidean3117 11 місяців тому +1

    ብዙሕ ክፉት ዛንታታት ኣለዋ እዛ ፊልሚ ፕሊስ ካልኣይ ወቅቲ ቀጽልያ ሲዱ ❤

  • @DOMHAYTV
    @DOMHAYTV 11 місяців тому +6

    ከይመነናያ ዝተወደእት ፊልም ሲዱ ዋዕሮ❤

  • @akberetfoto3360
    @akberetfoto3360 11 місяців тому +1

    Wow beautiful beautiful God bless you. All of you ❤️❤️❤️🙏🙏🙏

  • @EdenAfewerki
    @EdenAfewerki 11 місяців тому +7

    ክትዉዳእ ኣይነበራንንንንንን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @sabayohannes3540
    @sabayohannes3540 11 місяців тому

    sedon Schkur btami sebuk ሰራሃ ሰረኪ የቐንየልና