ብኣውራጃ፡ ዓሌት፡ ሀይማኖት ምፍልላይ ዘምጽኦ ጸገማት

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 18 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 50

  • @humanpotentialpeak
    @humanpotentialpeak Місяць тому +1

    አዝዩ ሰሓብን መሃርን , ተሰፋ ዝህብ . ስቕታ ይኣክል! ክብረት ይሃበልና ክቡራት የሕዋት!

  • @GhideyTeklemicael
    @GhideyTeklemicael Місяць тому

    Yes ogbit kubur hawey neaka kisemee keleku libey eyou zeregee kulu kibhal zigebeoo kulu benitsur meliskayou filtetka memelisu yebzhalna neaka mis sidrabetka goyta memelisu yebarekeka🙏🏽🙏🏽🙏🏽

  • @genettewelde3398
    @genettewelde3398 Місяць тому +1

    እግዚአብሔር ብዕጽፍን ድርብን ይባርኽኩም ንህዝብና ከምዚ ዝኣመሰለ ጭዋ ዝኾነ ምህሮ ውሒዱናሎ ሞ በጃክኹም ነዚ ዝኣመሰለ ትምህርቲ ሒዝኩም ክትቅጽሉ እላቦ።

  • @asmerethabteslassie1135
    @asmerethabteslassie1135 Місяць тому

    Zhanxn ztekm Tmhrti Mchri Eyu Tbareku Nay Egzabiher sebat Amlak ymesgen 🙏❤️❤️yekeneley

  • @SimretashebirWeldegergis-ce7fw
    @SimretashebirWeldegergis-ce7fw 6 днів тому +1

    የቀንየልና ክልተኹም የሕዋት

  • @abrahamtesfay8154
    @abrahamtesfay8154 Місяць тому +2

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ልዝብእዩ ኣምላክ ይባርክኩም ኣዝዮም ዓበይቲ ቴማታታ ተንኪፍኩም ኢኩም ንፉዓት ከምዚ ገርና ክንበሃሃልን ኣወንታዊ ሓሳባት ኣብቲ ዘለና ፍልልያት ናይ ዓሌት፡ ሃይማኖት ፡ ፖለቲካ፡ ሓሳብ ንሓሳብ ተለዋዊጥና ሰናይ ነገር ንህዝብና ከነበርክ ኣምላክ ይሓግዘና 2ይ ክፋል እንተትደግሙና ጽቡቅ ነይሩ ኣዚዩ ብሱሉ ስነ ሓሰብ ስለዝለኩም ብልቢ ነፍቅረኩም 🎉🎉🎉🎉❤❤❤

  • @michaelyehdego6691
    @michaelyehdego6691 Місяць тому +1

    Senayin amlakawi zikone mikri seb seb bimukanu ketekibru tiray eyu zeleka tebareku❤️🙏

  • @diallosamrawit6996
    @diallosamrawit6996 Місяць тому

    Amelake memelsu yebarkum ,i am so happy God give as like you your speak is very powerfull.✋️

  • @eyasutesfagabreal6099
    @eyasutesfagabreal6099 Місяць тому +1

    Kibret yehabka kibur Okubasilase Haile!
    Amanbeaman geliskayo. Egzabiher missaka yikun kibur hawey ❤🎉🎉🎉❤

  • @estifteclu1601
    @estifteclu1601 Місяць тому +1

    Thank God bless you

  • @SigaeedaMjjhh
    @SigaeedaMjjhh Місяць тому +1

    VERY WONDER FULL

  • @yordanosteklu505
    @yordanosteklu505 27 днів тому

    Thanks for sharing this great message 🙏💖🌹🌹💯✅

  • @saronmekonnen5709
    @saronmekonnen5709 Місяць тому +1

    God bless you 🙏 ❤️ 🙌
    Very true we are all one people❤❤❤❤

  • @samuelgenreyesus2900
    @samuelgenreyesus2900 Місяць тому +1

    Xbuk tmihrti eyu thanks

  • @lwamokbaselasegedam3444
    @lwamokbaselasegedam3444 Місяць тому

    I love this man in every interview he did God bless you ❤❤❤

  • @diallosamrawit6996
    @diallosamrawit6996 Місяць тому

    Amelake kemaka aschahat tezeklunelna Ukebeselsi 🙏🏼🙏🏼🙏🏼

  • @almazabraha4674
    @almazabraha4674 Місяць тому

    እዝጋቢሄር እፍሌጤካ ዋላ እቶም ሃይማኖታዊያን ቢጋሚዶ 👍 ናይ ባሓቂ ናይ ባሓቂ ሜመህር 🤔🤔💯💯🙏ባዕሎም ኢዮም እንቤር ኬምኡ ኢሉ ዴዕቤዮም ዬሌን ግን እብልብና ዬሕድሮ ❤🙏

  • @filmonalem2561
    @filmonalem2561 Місяць тому +2

    Amen

  • @lulaarefe6223
    @lulaarefe6223 Місяць тому

    Love it such a powerful advice from Brother , God bless you❤

  • @ELEV_Twins
    @ELEV_Twins Місяць тому

    This is the video many people should see . Great content.

  • @asterasmorom3343
    @asterasmorom3343 Місяць тому

    God bless you more and more

  • @Kidsti
    @Kidsti 16 днів тому

    Thank you God bless you ❤❤❤❤

  • @tesib3910
    @tesib3910 Місяць тому

    Thank you very much. God bless you 🙏

  • @ruthatesfagaber7841
    @ruthatesfagaber7841 Місяць тому +1

    Waw very nice Idee blesse u

    • @MrBini
      @MrBini  Місяць тому

      Thank you so much 😊

  • @HanibalDaniel
    @HanibalDaniel Місяць тому

    ኣምላኽ ይባርኩም ኣዚና ነኽብረኩም ፍቑራት ቢኒን ዕቑቢትን!!

  • @filmonalem2561
    @filmonalem2561 Місяць тому +2

    True

  • @habtayhabmeh454
    @habtayhabmeh454 Місяць тому

    GBU Pastor

  • @fessahagoitom6059
    @fessahagoitom6059 Місяць тому

    ነቢት ዝኮነ ኣስተምህሮ ከማኩም ይብዛሕ

  • @semhartewelde-ym4dk
    @semhartewelde-ym4dk Місяць тому +1

    amlak balu atehasasbana ykeyrelna

  • @dehabtesfay819
    @dehabtesfay819 Місяць тому +2

    🙏🙏🙏

  • @SenaitZeray-w9d
    @SenaitZeray-w9d Місяць тому

    Tebareku yhwat 🙏🙏🙏

  • @berekettesfamkael6952
    @berekettesfamkael6952 Місяць тому +1

    እንቓዕ ብሰላም መጻኹም የሕዋተይ ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @sabazeray3303
    @sabazeray3303 Місяць тому

    Goita Jesus Jbarkum brktna❤❤❤❤❤❤

  • @HagerawiSnit-eb7fz
    @HagerawiSnit-eb7fz Місяць тому +1

    ቅድሚ ሕጂ ተኸታቲለኩም ኣይፈልጥን'የ ናሎሚ ማዓልቲ ዝሰማዕክዎ ትምህርቲ ግን ኣዝዩ ኣዳልይን ሃንጽን'❤ዩ ኔሩ'ሞ እቲ ትህብዎ ሓበሬታ ብጻዕቂ ክትቅጽልዎ እምሕጸነኩም ፈጥሪ ይባርኽኩም።

  • @ukubaseletene1356
    @ukubaseletene1356 Місяць тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @habtayhabmeh454
    @habtayhabmeh454 Місяць тому

  • @eritreabest4834
    @eritreabest4834 Місяць тому +1

    አቶ ዑቕባስላሴ, አብቲ አዉራጃ ዝበልካዮ 100% ይሰማማዕ ,አብታ እምነት ዝበልካ ግን ልክዕ ከምቲ አዉራጃ ጠርናፊ ዘይኮነ አነ መንፈሳዊ እየ እንዳበለ አነ ሀይማኖተይ ይበልጽ እናበለ ዝፈላለ ይበዝሕ ስለዚ መኤከቢ ዘይኮነ ኩሉ መፈላለይ ኮይኑ አሎ ስለዚ እምነት አብ ልቢ እዮ ,ከምቲ ዝበልካዮ በቲ እምነቱ ወይ ሀይማኖቱ ዘሎ ሰብ ቀዳማይ ናቱ ምካኑ አሚኑ, እቲ ወዲ ሀገሩ ዘይሀማኖቱ ከ ጋና ድዮ አብዛ ዐለም ክሳብ ዝነበርና ሀገር እዮ ቀዳማይ እዚ ማለተይ ግን ልባዊ እምነተይ ወይ መንፈሳዊ አብ ፈጣሪ ዘሎ ቀዳምነት አይህቦን ማለት አይኮነን, ሀይማኖት ማለት ነቲ መንፈሳዊ እምነትና ዘራኽበና ዉልቃዊ ምርጫ እዮ, ዝኮነ ፎርሙላ ከይድና ኩሉና ንሐደ አምላክ ምእማን እዮ መወዳእታ ,እቲ ሀገራዊ መንነት ድማ አብዛ ምድሪ ክሳብ ዘለና ናይ ሐባር ሀገርና ኮይኑ አስላማይ ሐወይ ልዕሊ እቲ ወዲ ሀይማኖተይ ወዲ ካልእ ከቅርቦ ዘለኒ ግዴታ አሎኒ, አብ ሰማይ ስለ ዘየለና, ስለዚ ከም አብነት ዘምጸካያ ሐደ ኦሮሞ እዚ እዮ እምነተይ ስለ ዘይበለ አይኮነን ሽግር አነ ኢትዮፕያዊ ኢሉ ስለ ዘይኣመነ ነቲ ክብርታት ወይ ሕብርታት ከክብሮ አይክእልን እዮ, ስለዚ መልእክተይ ብዘየገድስ እንታይ እምነቱ ሰብ ,ምካኑ ኩቡር እዮ,ብድሕሪኡ ሀገራዊ መንነት አለዎ, ነዚ አክቢሩ ከአ ባህሉን እምነቱን ኤክሰርሳይስ እገብር ብምክብባር ኢለ ይአምን ምስናይ ትሕትና.

  • @filmonalem2561
    @filmonalem2561 Місяць тому +1

    First, christina.

  • @zewdigmedhin3572
    @zewdigmedhin3572 Місяць тому

    Tebareku 🙏🙏🙏

  • @yonatankelati2858
    @yonatankelati2858 Місяць тому

    Okbit my favourate

  • @dl4055
    @dl4055 Місяць тому +2

    Ygerm eyu,ezi nay dhur atehasasba,ab sdet enda seferna ms zeynfelthom tseadu merhaba ilom teqebilomna kelewu,abzi sdet bawraja adi knfelale,zhfr eyu kndey meneseyat enda tefatewu kelewu bsenki awrajawi yfathu alewu,eten awald kea nab kale calet ykeda alewa ,ezi guday tselot eyu zedlyo

  • @GalMengs
    @GalMengs 5 днів тому

    Haki nay behaki Edman thenan yehabkum beney

  • @rusomtekle3943
    @rusomtekle3943 Місяць тому

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ትምህርቲ ኽብረት ይሃበልና፡
    ሕቶ ፡ አውራጃ "፡ማለት እንታይ ማለት፡እዩ?
    ኻብ አየባይ። ቕንቃ ዝመጸ እዩ፡ ኣምሕርኛ ዲዩ?

  • @samuelberhe7816
    @samuelberhe7816 Місяць тому

    እቲ ቕድሚ ናጽነት ዝነበረ ምሕደራ ፡ ንገዛቲ ብዝጥዕሞ ኣገባብ ስለዝገበሩዎ፡ ኤርትራዊ መንግስቲ ኣብ ዝቖመሉ ድማ ንኹሉ ማሕበራዊ መነባብሮ ህዝብን ካሊእን ኣብ ግምት ዘእተወ ዞባዊ ምምሕዳራኣዊ ኣቚሙ።
    እዚ ፡ኣብ እዋን እዚ ብዛዕባ ናይ ቀደም ምምሕዳራዊ ኣስማት እናጠቐሱ ኣብ ኣውራጃዊ ምፍልላያት ዘይግባእን ኣዕናዊ ስሚዒት ብምድፍፋእ ኣብ ዓመጽ ወዲቖም ዘለዉ መንእሰያት፡ ኣብ ትግራይ ተሰሪተን ዝነበራ መዓስከራት፡ ብመደብ መለስ ዜናዊ ንናይ ኣውራጅኦም ሰባት ክእክቡን ብኣውራጅኦም ክወደቡን ክእከቡን ዓቢ ስራሕ ብምስርሑ ናቱ ውጺኢት እዚ ንሪኦ ዘለና ሲዒቡ
    ስለዚ እታ ፈልሲ ዓሌታዊ ምፍልላይ ኣብ ትግራይ 2001 ዓ.መ. ተተኺላ።
    እዞም ኣብ ምዚ ጉዳይ'ዚ ግዳያት ዕድመ መንእሰያትን ዝተጀመረሉን ኣነጻጺርኩም እቲ መልሲ ክትረኽቡዎ ትኽእሉ ኢኹም።

  • @selamteklehaymanot9786
    @selamteklehaymanot9786 Місяць тому +1

    ❤❤❤❤❤