Part 24 - ደሃይ ሚድያታት ዓለም ዘዛረበት ህፃን ቤተልሄም(ቤቲ) ተስፋይ
Вставка
- Опубліковано 27 лис 2024
- ✅ ናብ ውሻጠና ሚድያ Join ብምግባር ዝኸኣልናዮ ንሓግዝ!!
/ @wushatenamedia
ንቤቲ ይኹን ንኣቦኣ ክትሕግዙ ንእትደልዩ ወገናትና
1. ቤተልሄም ተስፋይ ማውጫ
---- ባንክ ኣካውንት: 1000346602478 CBE
2. ተስፋይ ማውጫ ገ/መድህን
---- ባንክ ኣካውንት: 1000258761131 CBE
ቴሌፎን:-
ተስፋይ (ኣቦ ቤቲ) - 0985776924
ፍስሃ (ቤተሰብ) - 0914703414 / 0914141778
ቤቲ ጓለይ ኣጀኪ ንስኪ ናይ ህዝቢ ኢኪ እግዝኣብሄር ብምክንያት እዩ ኣትሪፍኪ የሕዋተይ ብዝካኣልናዮ ንሓግዝ ኣብ ምድሪ እንገብሮ ሰናይ ዘበለ ኣብ ሰማይ ዓስብና እዩ ኣጆና
እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ❤❤❤❤
@@ትግራይዓደይሰላምንዕኪ አሜንአሜንአሜን
i realize I am quite off topic but does anybody know a good website to stream new movies online ?
@Kingsley Orion I would suggest Flixzone. You can find it on google =)
መምህር ሙሉ ዋጋኻ ኢግዚኣብሔር ይኽፈልካ🙏
Amen
እግዚአብሔር አምላክ ፅንዓት ይሃብካ ዝሓወይ ንቤቲ እውን ሙሉእ ምሕረት ይሃባ እንታይ ይበሃል ኮይኑ ክሓልፍ እዩ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏😥
ኣሜን 3+✝️⛪️💖🙏🙏🙏
Amen amen ❤️🙏🙏❤️
መምህረይ ንትሰርሖ ዘለካ ናይ ፅድቂ ስራሕ ነመስግን አምላክ ምሳካ ይኩን
ዋይይይ ሕርር ኢልካ ዘይምወት ጎይታይየ ፍርድካ ይፅበ ኣለኩ😭😭😭
ትግራዉነት ማለት ከምዚ እዩ መ/ር ሙሉ አቦ ዉፁዕ ህዝቢና የቀንየልና ሓውና ❤️❤️❤️💛💛💛🙏🙏🙏
ቤቲዋይ አብ ፅቦቅ ደረጃ በፂሓ መ ድሕን ሃገረ ትግራይ ክትኻኑ ሙሉሙ መሕረት የዉረድላ ፍጣሪ🙏🙏😥😥🙏🙏🙏🙏
አጆካ ኩሉ ህዝቢ ሐዚኑ እዩ ፅንዓት ይሀብካ
ኣጆካ ኩሉ ህዝቢ ሐዚኑ እዩ ፅንዓት ይሃብካ🙏🙏🙏
💔💔💔😭😭☝️☝️🤲🤝💖💖😍😍Tekkl
ልዉጥ ያብለን ሓፍተይ ናተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ 🙏🙏🙏😥😥😥😥😥😥😥😢😢😢😢😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥
ኣምላኽ ባዕሉ ፅንዓት ያሃብኹም😥😥 ንቤት ድማ ምሉእ ምሕረት ያወርደላ🤲🤲🤲😥😥
እግዚአብሔር መልእ ምሕረት የውርደልኪ ቤቲዋይ❤❤😢😢
እግዚአብሔር አምላክ ፅንዕት የሃብካ ክብር ሓውና ንቤቲ ድማ ሙሊእ ምሕረት የውርደላ
ኣሰይ የዕብየልካ ኣምላክ ከምቲ ትምኒትካ ይግበረልካ ኣጆካ ክትዓብየልካ እያ ትርፈ እያ ።
ንዓካውን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። ውጻእ መዓት እያ።ጥራሕ ሰላም ይግበረልኩም ።
ሐወልቲ ይጎበረልካ። 🙏🙏🙏
ትግራይ ትዕወት። 💪💪💪🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳
ፈጣሪ ይፍረድ!!
ቤቲ ጋልይ ኣምላክ ምሳኪ ይኩን መምህር ሙሉ መግለፂ ቃላት የብለን
ኣምላክ ጽንዓቱ ይሃብካ ዝሐወይ ኣምላክ ምሳካ ይኩን ኣጆካ። ምሰ ጓልካ ትምኒትካ ይሃብካ ፈጣሪ። 🙏 🙏 🙏
💕💕💕 🌷 🌷 🌷
Amlek edemen tenan yehabukum ajokum
ንዛ ህጻን ቤቲ ተስፋይ ዕድመ ጥዕናን ቅሳነት ይሃባ ፈጣሪ : ኣሜን!!! ኣጆኻ ብሂወት ምድሓናዉን ሓደ በይኑ ጥራሕዩ ዝፈልጦ ንጽቡቓ ይግበሮ ጽናዕ ዘይሓልፍ የለን ክትሰግሮ ኢኻ::
ሓጎስን ሓዘንን ይተሓዋወሰካ😭እስኪ ተመስገን ክንብል ዋይ ህዝበይ.
ኣምላኽ ብፀግኡን ብሞጎስን የዕቢኺ ፅብቕተይ.
ኣየይይ ቤቲ ሓፍተይ ኣጆኺ ኣኻኣሎ ይሃብኺ ተስፋይ ሓዉና እዉን ቤቲ ብምትራፋ ኣምላክ ዝሓዘላ ሰለ ዘሎ እዩ ክንዲ ኣዴኣን ኣሓዋን እኖ ሓጓኣን ፈራይት ሰሳኒት ደባሲትኻ ክትኾን ምሉእ ተምኒተይ እዩ መምህር ሙሉ ክቡር ኣቦና ኣቦ ዉፁዓት እግዚአቢሔር ይክሓስኻ
ኣጆኺ ቤቲየ እግዛቢሄር ትረፎ ኢሉኪ እዩ ኣምላኽ ክፈትወኪ ኣጆኺ ማዓረይ ❤️❤️❤️☝️
haqiki
ዋይይይ ኣሕዋተይ እግዚአብሔር ፅንዓት ይሃብኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምቅርተይ
እግዝኣቢሄር ኣቦይ ሰላሙ ይስደደልና ንህጻናት ይረአ
የኔ ቆንጆ ልጅ ❤️ሀገርሽን የምታስጠሪ የምንኮራብሽ ለብዙ ሰዎች የምተርፊ ትሆኛለሽ እግዚአብሔር በ ክብር እና በሞገስ ከፈ ያረግሻል ታሪክ ትሰሪያለሽ 💓💓💓💓
ምሉእ ምሕረት የውርደልኪ ህፃነይ😿💚
ምሕረት የውርደልኪ አዚጋብሄረ አምላክ 😢😢😢😢
ኦ አምላኬ ሆይ ናይ ህዝብኻ ንብዓትስ ክትሕብሶ ደኣ ትኾን😢😢😢😢
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ በትየለ መልኡ ምሕረት የወርደልክ
መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ምሳካ ይኩን ትረግፆ ለምለም ትዛረቦ ቀለም ይኩን♥💊
ልሞቱ መንግስቲ ሰማይ የዋርሶም ልመላእ ቤተሰብ ፅንዓት ይሃብኩም ኣጆኪ ቤትየ ሽኾር ፈጣሪ ይሓግዝኪ😭😭🙏
Egzabher geye yekyirlena goyetey yekire belna
እግዚአብሔር ኣምላክ ፅንዓት ይሃብካ ማዓረይ ቤቲየይ ማሓረ እግዚኣብሔር ዕደመን ጥዕናን ይሃብኪ
እዝጋኣቢሄር ጽላሉ የንብረልኪ ባባ ተስፋይ ካኣ ደበሳ ኢዮብ ይደብስካ ቤቲ ሓፍትና ካኣ ሽሕን ዋልታን ትኹነልካ ኣጆኻ ሓወልቲ ኩላትናያ 💞💞💞
ኣይ ኣሕሕ ዋይ ጓለይ 💔😭😭😭ቃል ይብለይ💔💔😭😭ኣጆኻ ህዝበይ ኪወጊሕ እዩ እፍፍፍ
አጆኺ ቤቲየ አምላኽ ንዓኽ ዘትረፈ ብምኽንያት እዩሞ መልኡ ምሕረት የውርደልኪ ማዓረይ ቅድስት ድንግል ማርያም አብ ጎንኹም ትኹን
እግዚኣብሄር ኣምላክ ፅንዓት ይሃብኩም ኣሕዋተይ ንመወቲ ኣሕዋትና ኣዴታትና እግዚኣብሄር ኣምላክ ኣብሕቁፊ ኣብራሃምን ይሳቅን ያዕቆብን የንብሮም ኣሜን ኣጀኩም ኩሉ ክሓልፍ እዩ
እግዚኣብሄር ምሕረት ይውርድ ንህጻን ሓፍትና ነቦና ጽንዓት ይህብ
ቀደማካ ጽንአት ይሃብኻ ቤቲየ መጻኢኪ ብሩህ ዩ
ሙሉዋይ ዓስብካ ካብ ሰማይ ርከብ 🙏😥
ፈለማ ንወላዲ ፈጣሪ ፅንዓት ይሃብካ እዚ ናይ ኩሉ ትግራዋይ ሓዘን እዮ ፈጣሪ ነዛ ዕንበባ ካብዚ ፀገም ወፅያ ዓብያ ንፍረ ክትበቅዕ ን መምህር ሙሉ ን ንዝሰርሖ ስራሕ ኣብ ጉንኩም ይኩን ነዚ ንዝፍፅሙ ዘለው ሰይጣውንቲ ግን ፍርዲ ካብ ፈጣሪ
እዉይ😭 ከምዛ ቆልዓ እዚኣ ሪአ ከለ ብሕልመይ ትረአየኒ አነስ ኣታ አምላክ ኣቦይ ካብ ስደት ተመሊሰ ዓይና ክርኣ ኣብቀዐኒ አጀኩም እግዚአብሔር አምላክ ምሳና አሎ
እዋይ ህዝበይ ዝወረደካ ማዓት ፈጣሪ ይመልሶ ብጣዕማ ልብኻ ዝሰብር እዩ ክንደይ ዘይተርኣየ ጉድ አሎ የውግሐዮ አጆኻ ፅባሕ ካልእ ማዓልቲ እዩ ፈጣሪ ልታክ እዩ አትሪፉዋ መምህረይ እሰኪ ጌታ ዋሓስን ጠበቃን ይኹንካ 😭😭😭😭😭😭😭😭
ናይ ባሐቂ ዘሕዘን እዮ አነ ኤራትራዊት እየ ብኻተይ ኸቃጳጰር አይካአልኩን ረቢ አልዓለሚን ይሐግዘኩም
አይ ሓፍተይ ማአረይ አጆኪም ፈጣሪ ምሳኹም ይኹን 😢😢
ዋይይ ንብዓተይ ምቁፅፃር አብይኒ😢😢 ቤቲየ የኔ እናት እግዚአብሔር ብትአምር እዩ አትሪፉኪ እግዚአብሔር ምህረት የውርደልኪ🙏
መምህር ሙሉ እግዚአብሔር አምላክ ዓስብካ ይክፈልካ
ኣጆኻ ዝሓወይ ኣኻእሎ ይሃብካ ፈጣሪ ሕማቅ ዝኮነ ግዜ በጺሕና
እግዚኣብሔር ምሉእ ምሕረት የውርደልኪ ማዓረይ እፍፍፍፍፍፍ😭😭😭
አጆኺ ፅብቕተይ እግዚአብሔር ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ሂቡ አብ ዓብይ ደረጃ የብፅሕኪ !
መምህር ሙሉ ንትገብሮ ፅቡቕ ሰራሕ ኹሉ ውሕሉል ሰራሕ ብጣዕሚ ነመሰግነካ እግዚአብሔር አብዚሑ ይሃብካ!!!
እህህህህህህህ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን እስኪ ይሀባ።
እግዚአብሔር ኣምላክ ፅንዓት ይሃብካ ሓወይ መዓረይ ንቤቲ እዉን እግዚአብሔር ምሉእ ምሕረት ይሃባ
እግዝአብሔር ክንዲ 1000 ክኒ ምጣየ ኣያይ ተስፋይ እግዝአብሔር ፅንዓት ይሃብኩም ብምኽንያት እያ ተርፋ
😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭 እግዛቤሄር ይመሰገን
እግዚአብሄር ምሳኻ ይኹን አጆኻ ጎደሎ እምሮ እንኻዕ አይኮነት አእጋሮም የዒንቶም ዘሰአኑ አብ ዓለም ውርያትን ፈላጣትን አለው ሞ አጆኻ ሐውና አዝላዓለ ደረጃ ከትኮነልካ ያ።
መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ቃላት እዩ ዝሓጽረኒ ንዓኻ ክገልጽ
እግዚኣብሔር ኣምላክ መሊኡ ምሕረት የውርደልኪ ቤቲ ጋለይ
ኣጀኪ በቲየ እግዛቢሔር ኣምላክ ሓይሉ ይሃብኪ
እመ ኣምላክ ምሳኪ ትኩን መምህር ሙሉ እግዛቢሔር ኣምላክ በቲኮዶ ይከተልካ ኣቦ
ውፅዓት እግዛቢሔር ኣምላክ ብዓይነ ምሕረትካ ጠምተና ጎይታይ
ፈጣሪ ምሉእ ምሕረት የዉርደልኺ ሓፍትይ ማዓረይ ፁሩያት ፍጥርት😘
ቤቲ ጎል ማዓረይ ሙሉኡ ምሕረት ይግበረልኪ 😢😢
ቤቲየ ኣጆኪ ምቅርተይ እግዚአብሔር ዝሓዘልኪ ኣለኪ እዩ ምሉእ ምሕረት የውርደልኪ
እግዝኣብሃረ ምሕረት የወረደላ
እግዚአብሔር ምሰ አክይኩን
ፅንዓት ይሃብካ ክቡር ወላዲ ተስፋይ'""ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ቤቲ ጓልና ፈጣሪ ምሉእ ምሕረት ይግበረልኪ ንገበርቲ ክፉእ ፈጣሪ ይፍረዶም ብኡ ይኣኽለኩም ይበለና።
አባይኪ ማዓረይ 😭😭😭😭🙏🙏🙏💒💒💒አጆካ ዛሓወይ ፅንዓት ያሀብካ ሓወይ
ሙሉየይለ ዓድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ💝💝💝
ቤቲ ጓለይ አምላኽ አኽእሎ ይኻብኪ 😭😭😭😭እግዚአብሔር አምላኽ ምኽንያት ሰለዘለዎ እዩ ካብ ዝኹሉ ስቓይ አትሪፍኪ እሞ አጀኺ ዛጓለይ ንሙሉእ ቤተሰብ ኸዓ አምላኽ ጽንዓቱ ይሃብኩም እንተ መምህር ሙሉ ሓውና ግን ቃላት መግለጺ የብለይን ነቲ ትገብሮ ኹሉ ሰናይ ምግባር እግዚአብሔር አምላኽ ነዊሕ ዕደመን ጥዕናን ሂቡ ብውላድካ ይሓስካ ኹሉ ግዜ በደቅኻ ሕጉስ ኩን
አዎይ ጓለይ ማዓራይ😭😭😭😭😭😭😭😭
Aykealku aboy mearey amlak yehagz biti haftey amlak edmen tenan yehabkum 🙏🙏🙏
ኣሕሕሕሕ ኣታ ኣምላክ ኣቦይ ይኣክሎኩም ዶ በለናይ😢❤❤❤❤❤ቤተይ እግዛብሄር ኣምላክ ፅላሉ የንብረልኪ ማዓረይ🙇😢😢❤❤
እግዚአብሄር አምለክ ይማሓራ ህጻን ሓፍትና ጽንዓት ይሃብኩም""/ናዓካውን ሙሉ ሓውና እግዚአብሄር አምለክ ይባርካ
ፈጣሪ ፅንዓቱይሃብኻ ሓወይ
ነመስግን መምህር ሙሉ😘ማሕበር ተጋሩ ኩዌት ኣብ ጎንካ አለና ።አጆኩም መልኡ ይማሕርኪ ቤትየ😘😘
🙏🙏🙏🙏🙏🙏😭😭😭😭😭😭😭
ቤትየ አግዚአብሔር ምሕረቱ ይላከልክ ሓፍተይ 😭😭😭🙏
እዝጋቢሄር ይሐግዝ
እእእእእእእ🙏🙏🙏ሰቃይ🙏ብሰማይን.ብምድርን.🙏🙏🙏የውርዶሎም.🙏🙏🙏አምላክ.ንበይቲ.ዕድመን.ጥዕናን🙏🙏🙏ይሃብኪ
ኦ ጎይታ ሰላምካ ላኣከልና ዕድመን ጥዕናን ይሃበኩም እግዚአብሔር ምሳካትኩም ይኩን🤲
ዓኽኽኽኽ ቤቲ ዋይ እግዚአብሔር ሙሉእ ይምሓርኺ😭😭😭😭😭ብኣኽ ንብዕና እና ፀንዓት መላእ ህዝቢ ትግራይ ሙሉ እግዚአብሔር ዋጋኻ ይኽፈለኽ😭😭😭
እግዚአብሔር ኣምላክይ ምስኻትኹም ይክና
ኣባይኪ ዛጋለይ ምልእ ምሕረት ይግበረልኪ👏🥰👏🥰
ሙሉእ ምሕረት ይግበረልኪ ቤቲ ጋለይ
መምህር ምሉዩ ካኣ እግዝብሔር ወቱሩ ኣብዝራኻ ይኽን
እዋይ ማምየ እግዚኣቢሀር ምሕረት የውርደልኪ ሚጣየ ኣጆኩም ህዝበይ ክሓልፍ እዩ እህህ
አምላክ ነዌሕ ዕድመ ይሃባ መዓረይ
Egziabher yifred yene konjo egziabher yasadigish
ኣሕሕሕሕሕ ህዝበይ እዚዶ ተፈዲኻ እግዝአብሄር ምሕረት የዉርደልኪ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
በጃኹም ንኹናት ኣይንጎስጉስ ኢትዮጵያውያን ኤርትራውያን ክሳብ መኣስ ኢና ኣብ ኩናት ኽንነብር ኩናት ኮ ሰብ እዩ ዝበልእ ብፍላይ ተጋሩ ኤርትራውያን ሕድገት ንልመድ ካብ ኩናት ፍረ የለን።ን ቤቲ ጓልና ካኣ ምሕረት የውርደላ ን መምህር ምሉ ካኣ ኣምላኸ የሓግዝካ ። ፍቕር ሰላምን ንጎስጉስ መዋእልና ኣብ ኩናት ኣይንንበር ሕነ ክትፈዳደ ንድሕሪት ኣይንመለስ ።
ኣምላኽ ሰላሙ ይልኣኸልና እምበር ኤርትራ ና ኢትዮጵያ እዮም ናብ ትግራይ ኮይዶም ክፉእ ዝገብርለዉ እምበር ህዝቢ ትግራይ እንታይ በዲሎም
TKKL ALEKI KUNAT belae EYU mhret yewrdelna. Medhanialem
Kemaki ybzah
@@hygg6011 ዘይስንኻ ሑጻ ቆርጥመሉ ! ወያነ ፍርቂ መሬት ኤርትራ ወሪሩ ሰብ ከበሳብስ ከሎ - ዋላ ሓደ ትግራዋይ ዓገብ ዝብል ኣይነበረን ፡እኳ ድኣ ኣብ ደገን ኣብ ወጻእን ተዓዊትና ኢልኩም ትዘሉ ኔርኩም ።
እዋይ ህዝበይ ወሪድካ ማዓት 😭😭😭😭😭
ዛጎለይ ማዓረይ እግዚአብሔር አምላክ ብምክንያት እዩ አጆኪ አሕሕሕሕ
ተስፋይ ሐወይ ተስፊ ከይትቆርፅ ህዝባካ አለልካ
አሜን አሜን አሜን
እግዚአብሔር ፅንዓት ይሃብካ ተስፋይ ሓወይ ንኣቦና እዮብ ዝደበሰ እግዚአብሔር ንብዓትካ ይደብስ ከብዲ ስብአይ ቃላይ ኮይኑ እምበር ውሽጥካስ ባዓልካ ትፈልጦ ካባኻ ቡዙሕ ተማሂረ አብየት ጸንዓት እንታይ እሞ ክንብል ናይ ኢዶም ኣይስኣኑ መ/ሙሉ ሓወይ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ፈጣሪ ክቡረይ👏
መስቃ ህፃውንቲ ይሃብኹም እፍፍ ምሕረት ይልኣኸልኺ ሓፍተይ ናተይ😥😥
እግዚአብሔር ፅንዓት ይሃብካ ሓዉና ከምኡ እዉን መላእ ህዝብ ትግራይ ንቤቲ ድማ ሙሉእ ምሕረት የዉርደላ ሰላምን ራህዋን የዉርደልና ቸሩመድሃኒኣለም😭😭😭🙏🙏🙏
እግዚኣብሔር ይመስገን ናብ እዚይ ምብፃሕ ተመስገን ኡፍፍፍፍፍፍ አጆና እስኪ አለና ኢና ኣብ ጎንኩም
ዋይህዝበይ ኣግኒካዮ ዘለካ እግዝኣብሄር ባዓልካ ፍረድ መምህር ሙሉ ኣምላክ ዋጋካ ይክፈልካ
🥲🥲💔💔💔💔💔🙏😌😌😌😌🥺🥺🥺🥺😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭👌 ነዛ ህጻን ቆልዓ ከመዘይ ገርኦም ገሃረመዋ አዝገዮ . ዓረ አንታይ ዕየንት ጨካን አዩ ኤዚ ኩሉ 😭አዞም ኣረመናት ሰራዊኢት ናይ ኤርትረአ 🤑ከምኡ ካ አዞም sarawiit ናይ ኣማሓራኡ በሰንኪ አዞም ኣረወሳት መረሒት ኤዚ ኩሉ ጨካን . ኣጆኹም ዓቦይ አግዝኣብሄር ኣምለኽ መሳኩም የክኡን ክዳንምህረት ጸልኣላ ተበርልኩም በሓፍሻ ህዝበይ ትግራይ ፈጣሪ ጸላሉ የበርልኩም ኣጆኹም ደሓን ኩሉ ከሓልፍ አዩ 🙏😌🥲😭💔
እዋይ ኣነስ ንብዓተይ ክቀጻጸር ኣይካኣልኩን ተስፋይ ሓወይ ካኣ ኣካእሎ ይሃብካ ፈጣሪ ቤቲ ሓፋትና ጋልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ክንዲ ሽሕ ኩኒ መምህር ሙል ኣካ ፈጣሪ ይሃልካ ዝሓወይ ነዞም ገበርቲ እከይ ፈጣሪ ናይ ኢዶም ይሃቦም ፈጣሪ ኣጀኩም ተጋሩ ኣሕዋትና ዘይ ሓልፋ ነገር የለን ዓወትኩም ትጭብጥሉ ቀሪቡ ኢዩ ትግራይ ትዕወት 💊💪💊
ዋይ ዋይ ዋይ አነ ሙቅርተይ ህዝበይ 😥😥😥😥😢😢😢😢😢😥😥😥
ኡፍፍፍ ጋለይ መዓረይ እግዚኣብሔር ፍርዲ ይሀቦም ነቶም ጨኻናት
Hawey nziseankayew betesebka tsinat yhabka ngualka ewun dingil maryam mhret tewrdela ajoka selam ntgrayna🇻🇳🇻🇳🙏🙏
ፅንዓት ያሃብካ ዛሓወይ ቢቲየ ዕድመይ ጥዒነን ያሃብኪ ህያበይ
ኡፍፍፍፍ እግዚአብሔር ንመወቲ አብ ገነት የንብሮም አቶ ተስፋይ ይፅንዓት ይሃብኩም መምህረይ ለ ዕድመን ጥዕናን አብዚሑ ይዓድልኻ ብደቅኻ ትሓጎስ ሕማቅ ዘበለ ኹሉ የርሕቀልና ፅቡቅ ስለ እትገብር ብሕማቅ ዝጥምት አይሰኣንን ሞ አምላኽ ፅዮን አዴና ናብ ዘዝኸድካዮ ፅላል ትኹንካ ቤቲየይይ መዓረይ ለ አጆኪ ታማ እንካን ዶ እግራ ክትቆርፃ ንኽትወቅዓ እካስ ልተሰሰዐካ እያ ነይራ ታሞ ፀላእኪ ሓመድ ይብላዕ መምህረይ ንስኻ ብትገብሮ ኹሉ ነገር ሕቡናት እና ሞ ቀፅለሉ ፕሊስ አብ ካታር ከምቶም አብ ኩዌት ዘለው እስቲ ሓቦኛታት ኒሐኛታት ንኹንሞ ንህዝብና ድምፂ ንኩኖ አበይ አለና አብ ካታር እንነብር ንትአኻከብ ድኣ ከዚ እዩ ሓገዝ ዘድልዮ ህዝብና ምስ ክረምቲ ምስ ንፋስ ቁሪ ዓክ የሕምምም ባዕሉ ጎይታ ይትሓደገልና ህዝብና😭🤲🤲🤲
ፅንዓት ይሃብካ ሓወይ ዕሸለይ ኣይዞኪ ናይ ኢዶም ክህቦም ኢዩ እግዛብሄር ምሕረት የውርደልኪ ቤቲየይ ምቅርተይ
እግዝኣብሄር መልኡ ምሕረት የውርደላ ተስፋይ ሓውና ለ ኣጀካ ጋልካ ኣጥዕያ ክትሕወየል ካ እያ
ሙሉ ሐወይ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ
ጽንዓት ይሃብካ ዝሓወይ በቲየ ምቅርቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ዛጎለይ ሰላም ፍቅሪ ቅሳነት ሰላም ንህዝቢ ትግራይ
አግዚአብሔር አምላክ ፅንዓት ይሃብካ ቤትየይ መዓረይ አግዚአብሔር አምላክ ይመሓርኪ አሜን
ዓኽኽኽኽ ማዓንጣ ከብድኻ ዘሐርር ፍፃመ 😢😢😢 እቱ እግዛብሔር ዝሰረሖ ክፍለ ኣካላትናት ብሰብ ክዓኑ እግዛብሔር ናይ ኢዶም ይሃቦም ቤቲ ጋለይ ዉን ኩሉ ግዜ ኣብ ጎንኺ ኢና 😥😥😥😥😥