Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
እዚ ናቱ ሓውና ዝብሎ ዘሎ ኩሉ ሓቂ እዩ ኣነ ምሰኡ ኣብ ኩሉ ፍጻሜ ኔረ እየ ናይ ባሓቂ ኣምላኽ ዓቢ ግብሪ ገርልና እዩ ብፍላይ እቲ ናይ ባሕሪ ፍጻሜ ፍሉይ እዩ 🙏ክብርን ምስጋናን ወትሩ ንእግዚኣብሄር ኣምላኽና ይኩን 🙏::
❤❤❤
አሜን አሜን አሜን ✝️ 🤲✝️😍🥰🌹💐❤️🕊
ተመሳሳሊ ተኣምራት ን ሊብያ እንዳ ሰገርና ኣብ መንገዲ 2 ሰሙን ጌርና ማይ ከይለኸፍና 3ይቲ መዓልቲ ምስ ኮነ ምስቲ ዝነበረ ጸሓይን ረስንን ክንጻወሮ ስለ ዘይክኣልና ልዕሊ 10 ሰባት ሃለዋቶም ኣጥፊኦም ኣፈፊት ሞት ምስ በጽሑ ፡ ብፍርሓት እቶም ዝተረፍና ክንምህለል ምስ ጀመርና ፡ ኣብታ ዝነበርናያ ቦታ ኣብ ልዕሌና ጥራይ ደበናን ዝሑል ኣየርን ኮይንልና ከምኡ ኢሉ ድማ ኣውዒልና እቶም ዝወደቁ ትንፋስ ሰዂዖም ሃለዋቶም ፈሊጦም ፡ ብዘይ ምዱንጋይ ክኣ ሊብያውያን ማይ ሑዞም ተቐቢሎምና ....ክብሪ ንኣምላኽ ይኹን !
ክብሪ ንስላሴ ይኩና እንኳዕ ደስ በለኩም 💝
Kbri neti kulu nkalo amlakna medhanina ykun Bahki des zbl tamrat eyu 🥺🥺🙏🙏🙏
Amlak entay yseano kebren mesganan nequ ykune
Amien amien amien
Ezgiabiher mesgen zelalem kea ztemesgene yikin ni liul fetari.Ahwatey ezgiabiher afqirikum ayhadegekumin teamiratu areyekum emnetkum aytegdilu ekum ❤❤❤❤
ናይ በሓቂ ኩሉ ኣብ ስደት ጉዑዞና ብዙሕ ተኣምራት ናይ እግዚኣብሔር ሪኢና ኢና። ሓደ ካብቲ ዘጋጠመኒ 2015 ኣብ ወርሒ 6 ኣብ ሰሃራ ምስ ሱዳናውያን ኣብ ንጉዓዘሉ ግዜ ኣንፈት ናይ መንገዲ ጠፊእዎም፣ ከምኡ’ውን ኣዚዩ ብርቱዕ ካምሲን ኔሩ። ምስ ብጾተይ ኣብ ትሕቲ እታ ሎሪ ኮይና እግዚኦ ንበል ተበሃሂልና ኩላትና እቶም ብሓባር ዝነበርና ብሓደ ብዓውታ #እግዚኦ መሓረና ክርስቶስ..ምእንቲ ኩሎም ሕሩያናቱ ምስ ጸለና ግን በዚ መጺኡ ዘይበልናዮ ብርቱዕ ዝናብ ሃንደበት ኣዝኒቡልና ክብሪ ንኣምላኽ። ብድሕሪኡ መንገድና ኣዚዩ ጽፉፍ ኮይኑ ሪኢናዮ ❤️🙏
❤️🙏
Beheqi Bheqie Hewna zeqrebkayom medebat btamie des ybl mahern Xnat zhbn mskrnet yu Amlak xegau yebzehalka Amlak mhretu ylakelna nalem yfews Kulatom Aebsgrn mekeran bhmam nzisaqeyu zelewun Amlak yerhwelomn ymheromn
ናይ እግዚአብሔር አምላኽ ስራሕ ድንቅ እዩ ክብርን ምስጋናን ይድረሶ🙏🙏🙏
Hiwet ibahal misikr kihib delie neire Telefonkum gin abuni intai timehruni? Ahuwt
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መለእክት መለእከቲ የሰማዓለኒ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣነ ሓደ ካባኣቶም እየ ብቃላት ኽገልጾ ዘጸግመኒ ተኣምራት ሓቂ እዩ
ኣማን ኣሚን ኣሚን ቃለ ሂወት የስመዓና ኩቡር ሓወይ ኣነዉን ምሱኡ ነይረ እየ ኩቡር ሓወይይይ
ኣየ እወ ምሕረት እግዚኣብሄር ዘይ ውዳእ ናይ ልብያ ነገር ኩሉ ዘይ ብምሕረት እግዝዚኣብሄር እና ወጺና ቅዱሳን መላእክቲ ድንግል እመቤተ ሓቁፋ ደጊፋ እያ ዘይ ይእትዮምና ኣነ ውን ናይ ብሓቂ ልብያ ክዝክር ከለኩ ኩሉ ሳህርኡ ባሕሩ ኮታ ኩሉ መከራን ሽግርን ዝተከበበ እዩ ግና ብምሕረት እግዚኣብሄር ካብ ኣፍ ገበል ኣድሒኑ ኣውጺና
ባሓቂ እዛ መደብ ማሪት መደብ ኢያ ቀጽልዋ ኢኩም። ብምቅጻል ከም ሓሳብ ናተይ ኣብ መደብኩም ናይ መንፈሳዊ ተሞክሮ ናይ ውልቀሰባት እንተተእትዉ ኣዝዩ ማሃሪ ምኮነ ነይሩ ይብል ኣነ። እዚ ማለት ኣብ ሓንቲ መደብ ብኣምሓርኛ ዝካታተላ ኣላ እንታይ ይገብሩ " ሓደ ሰብ ኣብ መንፈሳዊ ቶሞክሩኡ" የካፍል ማለት ኢዩ። ከመይ ገይሩ ለውጢ ኣምጺኡ ።ናኣብነት ኣብ ክአመይ ሂወት ነይሩ ዳሕራይ ጾሎት ብከመይ ጀሚሩ፡ ስግዳን ብከመይ ጀሚሩ፡ ንስሓ ብከመይ ኣትይዎ፡ ንቁዱስ ቁርባን ብክመይ በጺሕዎ ወዘተ እዚ ካብ ውልቀሰብ ክትሰምዖ ከለካ ኣዝዩ ማሃሪ ኢዩ። ሕሰቡላ ኢኩም
ጨክብርን መጎስን ንሉዑል እግዚኣብሄር ይኸንኀይከኣሉ ኩሉ ዘይሰኣኖ
ናይ ብሓቂ እግዛብሄ ኣምላክ ለዋህ ፈቃር ሓዳግ ዘይ ከም ሰብ ኣነ ውን ካብ ተኣምር ዝተገበረልና እየ ኩሉ ግዜ ዝሓስቦ ከዘንትወሉ ተኣምር ናይ ጎይታና መድሓኒ ኣለም ክብርን ምስጋናን ይኩኖ 🙏❤️❤️❤️❤️
ነዛ ጽሕፍቲ ተንብብ ዘልኻ ሓወይ/ሓፍተይ ጸሎት ወላዲትካ ኣይፈለኻ እንጀራ ኣዲኻ ትበልዓሉ ግዜ ይፍጠረልካ፡ ኣምላኽ ሓሳብ ልብኻ የንብረልካ፡ ቻነለይ 1000 ንኽትኣቱ ዓሰርተ ጥራይ ተሪፈናኒ ኣለዋ እሞ ሳብስክራይብ ብምግባር ተሓባበረኒ፡ የቕንየለይ!!!
አሜን(3)
እግዝአብሃር በዓለ ዓቢ መምሕረት በጀካ የቀረ በለለና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
አሜን 🙏🏾🙏🏾🙏🏾 አሜን 🙏🏾🙏🏾🙏🏾 አሜን 🙏🏾🙏🏾🙏🏾
ሓመይ መዓረይ ጸጉኡ የብዝሓልካ ከም ኦርቶዶክስ ተዎሕዶ ግን ነጸላ ገርካ መሃር ኣብ ዝኮነ እዋን
ስራሕ እግዚኣብሄር ድንቂ እዩ ነዚ ዘይኣምን ክርስቲያን እንተሎ ክብሪ ናይቲ ምድርን ሰማይን ዝፈጠረ ጎይታ ዘይፈልጥ ጥፉእ ሰብ ጥራሕ እዩ
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዝሕ ብሓቂ እግዚአብሔር ኩሉ ግዜ ምሳና እዩ ከምዚ ከማይ ኢና ውዕለቱ ረሲዕና ምስኡ ዘየለና እምበር🥺❤✝️
❤️
ክብርን ምስጋናን ንእግዚአቢሔር ይኹን እግዚአቢሔር ዝገበረልካ ምንጋር ንባዕሉ ስብከት ዩ እግዚአቢሔር ንኹላትና ጽቡቅ ገበረልና ንሕና ውን ትሓጎስና። ነመስግኖ ንመስክር ኩሉና ብሳልኡ ኢና ካብዚ ኩሉ ምድረበዳን ባሕርን ዝወጻእና ዋላ እካ ጽሑፍ ክፍጸም ንምዕረብ እንተ ተሰደድና እግዚአቢሔር ንዝገበረልና ብሙሉእ ልብና ነመስግኖ ። ኣሜን
አሜን ቃለ ሂወት የየስመዐልና❤❤❤🎉🎉
ንእግዚአብሔር ዝሳኣኖ ነገር የለን ክብርን ምስጋናን ንእእኡ ይኩን ከምኡዉን ነታ ርህርህቲ ኣደ ጎይታ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ይኩን
ብጠዓሚ ጽቡቕ ትምህርቲ። ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፡ ፡ 🙏🏾🙏🏾🙏🏾❤️
ናይ ብሓቂ ኣምላክ ጥዑም ቃለ ሂወት የስመዓና ኦርተዶክስ ተዋህዶ ንዘላኣለም ትንበር ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክብርን ምስገናን ኣምልኾን ስግደትን ናኣምላክናን መድሓኒናን ኢዮሱስ ክርስቶስ ኣሜን ኣሜን ኣሜን
እልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ብጣዕሚ ኣዝዩ ደስስስ ዝብል ምስክር እዩ
ብሓቂ ስራሕ እግዛቢሄር ድንቂ እዩ ቃል ሂወት የስመዐና
Amlak aboy yikr yegbrlna bdfret setet bflat eshnet ehdglna eti fekarn lewhen fetari😭😭😭☦️❤️🙏🙏🙏
እግዚኣብሀር ዝገበረለይ ውዕለት ኩሉ ግዜ ምስ ኣመስገንኩ አየ ።ቅዱስ ፍቃዱ ይኩን ስሌኡ ክምስክር።ናይ ወትሩ ጸሎተይ ግን " ጎይታይ ምስጋናካ ክነግር'ሲ ክእለት ዘረባ ሃበኒ " መዝ 51፥15 እዩ።
ብሓቂ ድሰሰሰሰ ዝበል ተአምር እግዚአብሔር አምላክ ይክበር ይመሰግን ❤❤❤
ናይ አግዚኣብሔር ስራሕ ድንቅ አዪ አሞ ክብርን ምስጋናን ንዑኡ ይኩኖ
ሰላም ድያቆን ሓውና እዚ ዝብሎ ዘሎ ሓውና ኩሉ ሓቂ እዩ ብፍላይ ናይዛ ሓፍትና ኣብ ሳህራ ዘጋጠማ ትኣምር ናይ ኣዴና ቅድስቲ ማርያም ሓቂ እዩ
አሜን❤አሜን❤አሜን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ልክዕ ከምዛ ናይዝሓውና ሽግር ኣጋጢሙና 43 ሳዓት ጌርና ጸሎት ጌርና ተማሃሊልና ኣቡነ ገብረመንፈስቁዱስ ማዓልቲ ኢያ ኔራ እግዚኣቢሔር ሰሚዑና ቢሂወት ኣቲና። ናትና ጌጋ ግን እቲ እግዚኣቢሔር ዝገበረልና ግን ረሲዕናዮ ዝርሳዕ ኣይመስለናን ኢዩ ኔሩ።ተናሲሕና ነቢዕና ሕጂ ኣብ ቀዳማይ ዓለም ተዋሒጥና ኣሎና ብፍትወት ስጋ እግዚኣቢሔር ይኽበር ይመስገን
ናይ ኢትዮጵያ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን እዉን ኣብ ፈተና እያ ዘላ አምላኽ በቃኽ ይበላ እበር ⛪️😭😭😭
እልልልልልልልልልል ዝሜሬ መላክቲ የስመልና 💐💐💐💐👏
ዋይ እታ ቅድስቲ ቤት ግን ክሳብ ማዓዝ እዩ ኣምላኬ እኽኽ ኣቲ ድንግል ማርያም ስቕ ዲኺ ትብሊ እዋይ ገለ ባሊ ህዝብኽን ቤትክን እኮ በሪሱ ኣደዋይ ኣትጨክኒ ያኣክል በልያ ቤትኪ ጨኒቕዋ እኮ 😭😭😭😭😭🙏⛪⛪⛪🙏😭😭
Xelot diu weys koyoka🙄😅🙏
ኣብ ክንዲ እቲ ሰናይ ዝገበረለይ ኩሉስ ንእግዚኣብሄር እንታይ ውሬታ ክመልሰሉ ኢየ፡መዝ፡116-12ኦ ኣምላከይ ሃጥያተይን ድክመተይን ከይረኣካ ስለ ኩሉ ነገር ዝሃብካኒ ተመስገን ኣምላከይ
ቃል ሂወት የስመዓልና ክቡር ሓወይ ኣነ እየ እቲ ተኣምር ዝነግር ዝነበርኩ ክረኽበኒ ውን ጸገም የለን natnael wedi tewahdo tbl messenger natey
Selam hawey +254776367191 whatsapp rkebenie
@@bemnetnkhu5423 eshi
@@natna645ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡራት ኣሕዋተይልዑል እግዚኣብሔር ጸጋ በረከቱ የብዝሓልኩም! የሉቃስ ወንጌል 12:8፰ እላችሁማለሁ ፥ በሰው ፡ ፊት ፡ #የሚመሰክርልኝ ፡ ሁሉ ፥ የሰው ፡ #ልጅ ፡ ደግሞ ፡ በእግዚአብሔር ፡ መላእክት ፡ ፊት ፡ #ይመሰክርለታል ፤>> (ናትናኤል ሓወይ ደስ ይበልካ፡ ነዚ ቃል ጽድቂ፡ ኢካ ዝፈጸምካ።)ድንቅታቱ ፍሉዩ ውህበቱua-cam.com/video/ND8YmQoTCHg/v-deo.htmlምስጋና ጥራዩ ዘረባና ኩሉ ንድንቂ ስራሑ ዕልል ዕልል ንበለሉኣማን ብኣማን ዕብየቱ ላዕሊ ዩኣማን ብኣማን ዝመስሎ ውን የለንኣማን ብኣማን ተመስገን ንበሎኣማን ብኣማን ኣድኒቅና ነገሩንድንቂ ስራሑ ዕልል ዕልል በሉ
Zhawey kemey aleka hade neger keshegreka እንተ ዘይ ረዲእካንስ ንበይነየ mezmur orthodox eba gtmi xhafeley bejaka🙏🙏🙏
Melsi eba kbur hawey
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላክ ፀግኡ የብዘሐልካ ብሓቂ ናይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሕረት ነጊርካ ኣይውዳእን እዩ ንዓይ ውን ኣብ ሂወተይ ዓብዩ ነገር ስለ ዝገበረለይ ክብርን ምስገናን ውዳሴን ኣምልኮን ንዑ ይኩኖ 🤲🤲🤲🙏🙏🙏⛪️⛪️⛪️✝️✝️✝️
Btieami xibuk tmhrti qale hiwet yesmalna n kiburat yehwatna, qexile kiblo zdeli diyaqon natu hawey nezi teamrat ezi kemzi girka mqrabka btiami yemesgineka yfetu, ezi kitblo zxenahka dma zeyfelto ab libya znebere yelen, bdgame qale hiwet yesmalna egzabiher amlak meskulatna ykun Amen (3)🙏🙏🙏
Amen amen amen qal hiwet yesmana edmen tenan yehabkum fetare
አምላክ እንታይ ይሳአኖ ክብርን ምስገናን ንአሞላክ ይኩን🙏🙏🙏
ናይ እግዛቢሄር ዝተመስገነ ይኩን ስርሑ ድንቂ እዩ ይቀኔልና ኩቡር ሐውና ዘቅረብካልና መደብ
ናይ ብሓቅ ቃልህውት ያስመዐልና ከምዝ ከማይ ውዕልታኡ ዝረስዕና ኣምላኽ ይቅረ ይበለልና 👏👏👏
Ane mszi wedi ane mexye ab Libya behaqi ab shra xytxbeyo may wexiu 2017.07 ... Kbri namlak🙏 ..Amen
ብሓቂ ስራሕ እግዚአብሔር ድንቂ እዩ 🤲🤲🤲እግዚአብሔር ኣምላኽ ዝተመስገነ ይኹን 🤲🤲🤲ኣምላኽ ልቦና ይሃበና ይሃበና 🤲🤲🤲
ሰላም ስድራ እግዚኣብሄር ኣምላክ ከመይ ጸኒሕኩም ጽቡቅ ንክትህልዉ ናይ ኩሉ ግዜ ምኑየተይ እዩ እዛ ሓዉና ዝበላ ናይታ ሰበይቲ ታምራት ሰሚዐዮ እየ ኣብቲ ዝመጻናሉ መኽዚን ኣዘንቲሙልና ኣቦና ቀሺ ኣነ እኮ ኣየርከብኩላን ከይዳ ጸኒሓትኒ እንበር መክዚን ናይ ዓብዱሰላም እያ ኔራ ከማን ኣብ ጀርመን ከም ዘኣተወትን ገለን እዪም ነጊሮሙና ኣቦይ ቀሺ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና
በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ሰላም ፍትዋት ኣህዋተይ ከመይ ትኮኑ ኣነ ካ እግዚኣብሄር ይመስገን ጽቡቅ ኣለኩ ከማይ ክትህልዉ ድማ ናይ ወትሩ ትምኒተይ ዩ ኣነ ብልብያ ኢየ ሃሊፈ እዚ ሃውና ድማ ኣብ ኮመንት ጸሃፉለይ ስለ ዝበለ ቁሩብ ድማ እግዚኣብሄር ኣምላክ ካብቲ ዝገበረለይ ውዕለታት ክነግረኩም እግዚኣብሄር ኣምላከይ ንዓይ ንሓጥእ ናብ ንስሃ ክጽውዓኒ ኢሉ ብመከራ ኢዩ ኣህሊፉኒ ማለት ስም እመብርሃን ጸዊዐ ዘይፈልጥ ኣብ ልብያ ግን ክጽውዕ ጀሚረ ካልእ ውን ክነግረኩም ባህሪ ፈቲነ ግና ተታሂዘ እግዚኣብሄር ኣምላከይ ግና ንጽቡቀይ ዩ ጌሩለይ ማለት ሽዑዑ ሃጥያተይ ሃዲጉለይ ማለትዩ ሽዑዑ ኣብ ካለአይቲ ምስ ፈተንኩ ግና ኣትየ ቅድሚ ምእታወይ ዝነበረ ከዕልለኩም ኣብ ባህሪ ከለና ማዕበል ጀሚሩ በቃ ንተርፍ ኮይኑ ኣይስምዓናን ኔሩ ንባዕለይ ብህይወት ዝነብር ኮይኑ ኣይስማዓንን ኔሩ ግና ፍቃድ ኣምላክ ኮይኑ ብሰላም ኣለኩ ካብ ሞት ኣድሂኑኒ ኣምላከይ ሽዑዑ ውን እንተዝመውት ኔረ በቃ ምስ ሃጥያተይ ምመትኩ ግደ ሃጥያት ውን ኣይጠፍኣኩምን ኢዩ እንታይ ምካኑ ዕጭኡ
ግና እዚ ዝገበረለይ ኣምላክ እስራኤል ኣምላክ ኣብርሃም ኣምላክ ይስሃቅ ኣምላክ ያዕቆብ ንዘልኣለም ኣለም ይመስገን ኣሜን፡
እግዚኣብሄር ኣምላክ ይኽእል እዩ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐና ፀግኡ በረከቱ የብዘሐልኩም ክቡራት ኣሕዋትና ዕድመን ጥዕናንንንንን ይሃብኩም ፈጣሪ ክቡራተይ እሰይይይይይ ብሓቂ ናይ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ክንደይ ዘደንቅ እዩ ስለ ኩሉ ነገር እግዚኣብሄር ኣምላክ ይክበር ይመስገን ክብርን ምስጋናን ንልኡል እግዚኣብሄር ኣምላክ ይኩኖ ንነብር ብሓይሊ ፈጣሪ 🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️💗💗💗💗💗💗🙏🙏🙏
ንሐዉና ቃል ሂወት የስምዓልና ኩሉ ዘመሐላለፍካልና ብሐቂ ማሀሪ እዩ ከምኡ ዉን ብዛዕባ ገድሊ ቁድሳን ዉን እንተቅርበልና ምተማሀርናሉ ቅድሚ ሕጂ ከመን ሐቢረ ነይረ ንአብነት ገድሊ ናይ አብነ ኤውስታትዮስ ከምኡ ዉን ካለእት ቅዱሳን አቦታት
ክብሪ ንኣምልላክ ይኹን ናዓና ዘይ ተገበረ የለን ንሕና ግን ነቲ ዝተገበረልና ረሲዕና ገሊና ናብ ዓለም ገሊና ናብ ምንፍቅና ዘንቢልና ኣለና። ግን ኣምላክ ፈቃር ኢዩ ብዓይኒ ምህረቱ ንኩልና ብማዕረ የንብረና ኣሎ። ዕድመ ይሃበና ናይ ንስሓ ግዜ ክህበና።ንሓውና ድማ እንቃዕ ነዚ ውዕለቱ ክትነግር ኣብቃዓካ።
Amen Amen Amen kale hiwat yasman
Amen Amen Amen ell
Amen
እሰመ አልቦ ዘይሰአኖ ለእግዚአብሄር ክብር ና ምሰጋና ይድረሰው
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 💘💒💘✝️💘🙏🙏🙏
ቃለ. ሂወት የስመኣልና. የቐንየልና. ኩቡር. ሓወይ
እግዚአብሔር ድንቂ ስርሑ አይውድእን ክብሪ ንስሙ ይኩን አሜን
ብሓቂ ተመስገን እግዚኣብሄር ኣምላክ ክበሪን መስጋና ንዑኡ ይኹን🙏🙏🙏
በስመ ስላሴ፡ ፡፡ ኣሜን። ልዑል እግዚኣብሄር ኣምላኽና ይክበር ይመስገን። ክቡር ሓውና ድማ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ !
Amen amen amen kale hiwet yesmealna ane ab sahra nere mesu 🙏🏼🙏🏼🙏🏼
ናይ ብሓቂ ኩሉ ደስ ዝብል እዩ ሓውና ኣምላኽ ጸጋኡ የብዝሓልካ።
ናይ ብሓቂ ዘይምብካይ ከቢድ እዩ ንብዓተይ ምግታእ ኣብዩኒ
Amen amen amen 🙏 kebri n egzabher yekuno
Amen amen amen qal hiwet yesmalna.
አልሰማህም ግን ነፍሴ ትሰማለችና በርታ
ኣሜን, ኣሜን, ኣሜን ብሓቂ ስም ልዑል እግዛብሄር ኣምላክና ዝከበረን ዝተመስገነን ይኩን 💖ኣሜን, ኣሜን, ኣሜን 💖✝️⛪️🤲🏻🤲🏻🤲🏻🙏🏽🙏🏽🙏🏽
Amen amen amen
Amen 🙏 🙏 🙏
እግዜብሄር ኣምላክ ስራሕ ድንቅ እዩ ክብርን ምስጋናን ይኩን ንልዕል ፈጣሪ ኣብ ልብዪ ዳኣ ብዝሕ ታኣምር እዩ ዝፍጸም
ኪዱ ክትመቱ ኢኹም መንግስቲ ሰማይ የዋርስኩም!በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቁዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ከምዚ እዋን ኣብ 2014 ወርሒ ኣርባዕተ ክዳነ ምህረት ምዓልቲ ብባሕሪ ክንሰግር ከለና ሓደ ሊብያዊ መርከብ ኣስቂሉ ብሂወት ከለና ""ኣላ የርሓምኩም"" اللّٰه يرحمكمመንግስቲ ሰማይ የዋርስኩም እንዳበለ ናብ ባሕሪ ሰዲድና። እታ ምርከብ ዝደየብናያ ብልሽውቲ ከም ዝነበረት ደሓር ኢና ፈሊጥና ። ንሱ ግን ዒራ ክመቱ እዮም ኢሉ እዩ ኣቐዲሙ ብሂወት ከለና መንግስቲ ሰማይ የዋርስኩም ዝበለና። ብዙሕ ኣይከድናን 6 ሰዓታት ኣብ ውሽጢ ባሕሪ ምስ ተጓዓዝና መርከብ ተሰይራ ምንቅስቃስ ኣብያ ናብ ጥልያን ክንኣቱ ከኣ ኣስታት 24 (ሓደ መዓልቲ) እዩ ተሪፍና ኔሩ።እታ መርከብ ክልተ ደርቢ እዩ ኔርዋ ላዕላይን ታሕታይን ኣስታት 500 ሰባት ኢና ኔርና ። ኣጋጣሚ ኣነ ብታሕቲ ኔረ ምስ ሞተረ። ማይ ብታሕቲ ክኣቱ ጀመረ ብላዕሊ ዝነበሩ ስለዝኸበድዎ ነቲ ዕንጸይቲ እቲ ዕንጸይቲ ብጀሶ ጌሮም መፈላለዪ ጌረሞ ዝነበሩ ክጭደድ ጀምረ።ኩሉ ሰብ ኣውያትን ብኽያትን ኮነ ገሌና ሓጥያትና እንዳዘርዘርና(ንናዘዝን) ንበክን ንጭድርን ገሌና ክኣ ብውሽጥና ንጽልን መብጽዓ ንኣቱን ኔርና እግዝኣብሄር ንኸድሕነና...። ሽዑ ንእግዝኣብሄር ምእንቲ እቶም ሕሩያትካ መሓርና ክንብሎ ጀመርና:- እግዞ ምሓረና ክርስቶስምእንቲ ማርያም ምሓርና. ..ምእንቲ መላእኽቲ ...እግዝኣብሄር ዝሰምዕ ኣምላኽ ስለዝኾነ ድሕሪ 15 ሰዓታት ኣብ ተስፋ ምቑራጽ ምስ በጻሕና እግዝኣብሄር ኣብቲ ዝመደቦ ሰዓትን ግዜን ኣድሓነና እግዝኣብሄር ዝተመስገነ ይኹን። ከምቲ ስባት ክመቱ እዮም ኢሎም ንሞት ዝፈርዱና ዘይኮነ ከምቲ እግዝኣብሄር ዝመደቦ ኢና ንድሕን ።ንእግዝኣብሄር ዝሰኣኖ የለን።_____________________________________ሰለዚ ፈቁራተይ ኩልኹም ኣብ ስሃራን ልብያን ካልእን ትጭነቁ ዘለኹም ክምኡ ከኣ ምእንቲ ይሕዋትኩም ኣብ ዝተፈላለየ ቦታ ኮንኩም ትጭነቁ ዘለኹም ኣይትጨነቁ ኩሉ እግዝኣብሄር ዝብሎ እዩ ዝኸውን እግዝኣብሄር ክኣ ንሰናይና እዩ ዝገብሮ ኩሉ ጥራይ ብንጹህ ልቢ ንለምኖ እሞ ከድሕነና እዩ ። #ኣብ #ክንዲ #እቲ #ሰናይ #ዝገበረለይ #ኵሉስ፣ #ንእግዚኣብሄር #እንታይ #ውሬታ #ኽመልሰሉ #እየ???(መ/ዳዊት 116፡12)ከምስግኖ እየ፡ ውዕለታቱውን ከዘንቱ እየ እግዚኣብሄር ኣምላኽና ዝኸበረን ዝተመስገነን ይኹን ኣሜን።ምንጪ #Fb #ንእግዚኣብሔር #ዝሰኣኖ #ነገር #የለን
ዋላ ነዓና እንድዩ ኣብ በረኻ ጸምጸም፡ ማይ ሃሪሙና።
EGIZIABIHEIR Belbi Endihir Xelika Taamratu eyu Zereyeka ,Zitnsgen yikun hawey kea mehiretu hibika alo kemzia gerka kulu gieze Amesgn !
እግዚኣብሄር ይመስገን ፈጣሪ ኩሉ ኣላም ክብርይ ምስግናይ ንዓኻ ይኹን አሜን
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐና ፀጉኡ የብዘሐልካ ክብር ሓወይ
Kale hiwet yesmalna . Ane ewn hanti kabten menfes kudus ablelena zmexe hanti eye. Knbges kelena menfes kudus msana tebegisu ksab merkeb tkbelena aseniuna abta ztekebeletna Merkeb kalb Beayney rieyo ksab hji kab ayney zeytfle Teamr Ezgiabiher Amlak eu .Kbrn msganan neuu ykuno.Amen Amen
Keberi neti semayn medren bzey andi zefetera egzabher amen amen amen kale heawat yesmalna
ቃለ ሂወት የስመዓልና እግዚኣቢሄር ጸጉኡ የብዘሓልካ ናቱ ሓወይ መሳድተይ
ክብሪ ንእግዛብሄር ልኡል ይኩን ተመስግን ኣምላከይ❤❤❤
Selam Naka yekun zehwaey , aziyu des zebl temhrti eyu . Ezi hawna mesay ab libya texwyu bezuh shgrat behde yehlifna . Azyu ketebaba zegbo eyu Diyakon eyu kem edmiu aykonen 🙏🙏🙏
❤❤❤❤
ገለ ገነር ኣዛኳር ኩምኒ ኣብ ሳህራ እንኮለና ሓሚመ ኔይረ ሓሚመ ከለኩ ጸሎት ይገብርን ነብርኩ እመኑ ኣይትእሙኑ ምጣዕሚ ርእሲ ቃንዛ ገርለይ ኔይኑ ካብ ማኪና ይነጥር ኣብ ሳህራ ክተርፍ ዓቅለ ስለ ዝጸበበኒ ብዝኮነ እቲ ልብያዊ ሃሪሙ የደይበኒ ኣብ ሓደ ቦታ ደው ምስ በይና ሓንቲ ዓበይ ቖራዕራዕ ኣይህበን ንርእሰይ ታሓጸብ ኣይብለንን ማይ ዝኮነ ሰብ ግን ብዙሓት ሰባት ኢና ኔሩ እዚ ሰብ ኣብኡ ዝነበረ ገሪምዎ ግን እዚ ክብለኩም ከለኩ ሓንቲ ማዓልቲ ንሰብ ነጊረ ሓደ ሓደ ግዜ ኣሕዋትና ደምበርከ ኣምላኽ ኣሎ ድዩ ክብሉ ከለዉ ይገርመ
ኣምላኽ ይመስገን. እንቃዕ. ሓውካ. ብሰላም. ኣተኻ ንዓይ. ኣምላኽ. ብዙሕ. ኢዩ. ጌርለይ ሓደማልቲ ቆልዓ. ምስ. ሓመመ. ረስኒ. ጌርሉ. ሕጂ. ኣብ. ገዛና. ኣብ ናይ ደቀይ. መደቀስ. ናይ. ጸሎት. ቦታ. ኣላትና. ኣብታ. ገኣ. ክንኣቱ. ከለና ጫማና. ኣውጺእና. ንኣቱ. ኩላ. ግዜ ምስ ሓመመ. ማይ. ድጋመት. ሓጽበዮ. ሽዑ ኣብቲ. ናይ. ጸሎት. ቦትና. ኣንጺ ፈ ድፈተረካ. ኣምላኽ. 6ምሓርካ. ኢለ. ኣብቲ. ናይ. ጸሎት. ኣደቕሰዮ ሽዑ. ሓውዩ. ጸንሕን
😢❤❤❤
አሜን አሜን አሜን ናይ ብሓቅ ቃል ህይወት ያሰመዐልና ክብሩ መሞህርና
Serh egziabher denqi eyu entay yesano ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🤲🤲🤲🙏🙏🙏
Amen Amen Amen kale hiwet yesmelna Kbur memhrna negzaabher Amlakna kbre msgena ygbeo eu emo sele eti kulu weletu kbre msgena ykno
ኣሜን ቃለ ሂወት ይስማዕልና ደስ ዝብልትኒ እታ ኣብ ሳህራ ዝሓረስት ብጣዓሚ ዝገርም ናይ ኣምላክ ዲኒቂ እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሕረቱ ኣይፈልይና
እግዚኣብሔር ኣምላኽ ይመስገን ስለ ኩሉ ውዕሎታቱ ስራሕ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ድንቅ እዩ
እንዚኣቢሔር ይመስገን
ኣሜን ዛሓወይ ናይ በሓቂ ኢግዛቤሄር ኣምላክ ስሙ ዝተመስገነ ይኩን
ቃለህወት የሰምዓልና ብጣዓም ዝምህርን ዘሕዝንን
ናቱ ሓወይ ደቂ ሰባት ረሳዕቲ ኮና እምበር ኣምላክ ዳኣ ክንደይ ገሪና ብፍላይ ኣብ ልብእያ
Amen amen amen amlak kale hiwet yesmealna egzabher zitemesgenen zitekedesen ykuun
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ኣምላክ ጸጋኡ የብዝሓልኩም።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምኣና
Amen kali hiwet yesmeana
Amen amen amen 🙏🏾 kbrin mogosn n’amlak ykun 🙏🏾❤️🙏🏾❤️🙏🏾❤️
ኣምላኽ ጸግኡ የብዘሓልካ❤❤❤❤
Kebren mesganan neti hatyatena zeyxebaxeb feqar zekone amlakenan fetarinan ❤❤❤❤❤
Amen amen amen hawena
Baki sm egziabher amlakna zkeberen xztemesgenen ykun soletan bereketan ny qdst weladit amlak ms kulna ykun😍😍🙏🙏🙏
ተመስገን ኩሉ ዝክእል ኣምላክና🌱🌿🌿🌿☘️🎋🍃🍂🍁
እዚ ናቱ ሓውና ዝብሎ ዘሎ ኩሉ ሓቂ እዩ ኣነ ምሰኡ ኣብ ኩሉ ፍጻሜ ኔረ እየ ናይ ባሓቂ ኣምላኽ ዓቢ ግብሪ ገርልና እዩ ብፍላይ እቲ ናይ ባሕሪ ፍጻሜ ፍሉይ እዩ 🙏ክብርን ምስጋናን ወትሩ ንእግዚኣብሄር ኣምላኽና ይኩን 🙏::
❤❤❤
አሜን አሜን አሜን ✝️ 🤲✝️😍🥰🌹💐❤️🕊
ተመሳሳሊ ተኣምራት ን ሊብያ እንዳ ሰገርና ኣብ መንገዲ 2 ሰሙን ጌርና ማይ ከይለኸፍና 3ይቲ መዓልቲ ምስ ኮነ ምስቲ ዝነበረ ጸሓይን ረስንን ክንጻወሮ ስለ ዘይክኣልና ልዕሊ 10 ሰባት ሃለዋቶም ኣጥፊኦም ኣፈፊት ሞት ምስ በጽሑ ፡ ብፍርሓት እቶም ዝተረፍና ክንምህለል ምስ ጀመርና ፡ ኣብታ ዝነበርናያ ቦታ ኣብ ልዕሌና ጥራይ ደበናን ዝሑል ኣየርን ኮይንልና ከምኡ ኢሉ ድማ ኣውዒልና እቶም ዝወደቁ ትንፋስ ሰዂዖም ሃለዋቶም ፈሊጦም ፡ ብዘይ ምዱንጋይ ክኣ ሊብያውያን ማይ ሑዞም ተቐቢሎምና ....ክብሪ ንኣምላኽ ይኹን !
ክብሪ ንስላሴ ይኩና እንኳዕ ደስ በለኩም 💝
Kbri neti kulu nkalo amlakna medhanina ykun Bahki des zbl tamrat eyu 🥺🥺🙏🙏🙏
Amlak entay yseano kebren mesganan nequ ykune
Amien amien amien
Ezgiabiher mesgen zelalem kea ztemesgene yikin ni liul fetari.Ahwatey ezgiabiher afqirikum ayhadegekumin teamiratu areyekum emnetkum aytegdilu ekum ❤❤❤❤
ናይ በሓቂ ኩሉ ኣብ ስደት ጉዑዞና ብዙሕ ተኣምራት ናይ እግዚኣብሔር ሪኢና ኢና። ሓደ ካብቲ ዘጋጠመኒ 2015 ኣብ ወርሒ 6 ኣብ ሰሃራ ምስ ሱዳናውያን ኣብ ንጉዓዘሉ ግዜ ኣንፈት ናይ መንገዲ ጠፊእዎም፣ ከምኡ’ውን ኣዚዩ ብርቱዕ ካምሲን ኔሩ። ምስ ብጾተይ ኣብ ትሕቲ እታ ሎሪ ኮይና እግዚኦ ንበል ተበሃሂልና ኩላትና እቶም ብሓባር ዝነበርና ብሓደ ብዓውታ #እግዚኦ መሓረና ክርስቶስ..ምእንቲ ኩሎም ሕሩያናቱ ምስ ጸለና ግን በዚ መጺኡ ዘይበልናዮ ብርቱዕ ዝናብ ሃንደበት ኣዝኒቡልና ክብሪ ንኣምላኽ። ብድሕሪኡ መንገድና ኣዚዩ ጽፉፍ ኮይኑ ሪኢናዮ ❤️🙏
❤️🙏
Beheqi Bheqie Hewna zeqrebkayom medebat btamie des ybl mahern Xnat zhbn mskrnet yu Amlak xegau yebzehalka Amlak mhretu ylakelna nalem yfews Kulatom Aebsgrn mekeran bhmam nzisaqeyu zelewun Amlak yerhwelomn ymheromn
❤❤❤
ናይ እግዚአብሔር አምላኽ ስራሕ ድንቅ እዩ ክብርን ምስጋናን ይድረሶ🙏🙏🙏
Hiwet ibahal misikr kihib delie neire Telefonkum gin abuni intai timehruni? Ahuwt
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መለእክት መለእከቲ የሰማዓለኒ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣነ ሓደ ካባኣቶም እየ ብቃላት ኽገልጾ ዘጸግመኒ ተኣምራት ሓቂ እዩ
ኣማን ኣሚን ኣሚን ቃለ ሂወት የስመዓና ኩቡር ሓወይ ኣነዉን ምሱኡ ነይረ እየ ኩቡር ሓወይይይ
ኣየ እወ ምሕረት እግዚኣብሄር ዘይ ውዳእ ናይ ልብያ ነገር ኩሉ ዘይ ብምሕረት እግዝዚኣብሄር እና ወጺና ቅዱሳን መላእክቲ ድንግል እመቤተ ሓቁፋ ደጊፋ እያ ዘይ ይእትዮምና ኣነ ውን ናይ ብሓቂ ልብያ ክዝክር ከለኩ ኩሉ ሳህርኡ ባሕሩ ኮታ ኩሉ መከራን ሽግርን ዝተከበበ እዩ ግና ብምሕረት እግዚኣብሄር ካብ ኣፍ ገበል ኣድሒኑ ኣውጺና
ባሓቂ እዛ መደብ ማሪት መደብ ኢያ ቀጽልዋ ኢኩም።
ብምቅጻል ከም ሓሳብ ናተይ ኣብ መደብኩም ናይ መንፈሳዊ ተሞክሮ ናይ ውልቀሰባት እንተተእትዉ ኣዝዩ ማሃሪ ምኮነ ነይሩ ይብል ኣነ።
እዚ ማለት ኣብ ሓንቲ መደብ ብኣምሓርኛ ዝካታተላ ኣላ እንታይ ይገብሩ " ሓደ ሰብ ኣብ መንፈሳዊ ቶሞክሩኡ" የካፍል ማለት ኢዩ። ከመይ ገይሩ ለውጢ ኣምጺኡ ።
ናኣብነት ኣብ ክአመይ ሂወት ነይሩ ዳሕራይ ጾሎት ብከመይ ጀሚሩ፡ ስግዳን ብከመይ ጀሚሩ፡ ንስሓ ብከመይ ኣትይዎ፡ ንቁዱስ ቁርባን ብክመይ በጺሕዎ ወዘተ እዚ ካብ ውልቀሰብ ክትሰምዖ ከለካ ኣዝዩ ማሃሪ ኢዩ።
ሕሰቡላ ኢኩም
ጨክብርን መጎስን ንሉዑል እግዚኣብሄር ይኸንኀይከኣሉ ኩሉ ዘይሰኣኖ
ናይ ብሓቂ እግዛብሄ ኣምላክ ለዋህ ፈቃር ሓዳግ ዘይ ከም ሰብ ኣነ ውን ካብ ተኣምር ዝተገበረልና እየ ኩሉ ግዜ ዝሓስቦ ከዘንትወሉ ተኣምር ናይ ጎይታና መድሓኒ ኣለም ክብርን ምስጋናን ይኩኖ 🙏❤️❤️❤️❤️
ነዛ ጽሕፍቲ ተንብብ ዘልኻ ሓወይ/ሓፍተይ ጸሎት ወላዲትካ ኣይፈለኻ እንጀራ ኣዲኻ ትበልዓሉ ግዜ ይፍጠረልካ፡ ኣምላኽ ሓሳብ ልብኻ የንብረልካ፡ ቻነለይ 1000 ንኽትኣቱ ዓሰርተ ጥራይ ተሪፈናኒ ኣለዋ እሞ ሳብስክራይብ ብምግባር ተሓባበረኒ፡ የቕንየለይ!!!
አሜን(3)
እግዝአብሃር በዓለ ዓቢ መምሕረት በጀካ የቀረ በለለና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
አሜን 🙏🏾🙏🏾🙏🏾 አሜን 🙏🏾🙏🏾🙏🏾 አሜን 🙏🏾🙏🏾🙏🏾
ሓመይ መዓረይ ጸጉኡ የብዝሓልካ ከም ኦርቶዶክስ ተዎሕዶ ግን ነጸላ ገርካ መሃር ኣብ ዝኮነ እዋን
ስራሕ እግዚኣብሄር ድንቂ እዩ
ነዚ ዘይኣምን ክርስቲያን እንተሎ ክብሪ ናይቲ ምድርን ሰማይን ዝፈጠረ ጎይታ ዘይፈልጥ ጥፉእ ሰብ ጥራሕ እዩ
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዝሕ ብሓቂ እግዚአብሔር ኩሉ ግዜ ምሳና እዩ ከምዚ ከማይ ኢና ውዕለቱ ረሲዕና ምስኡ ዘየለና እምበር🥺❤✝️
❤️
ክብርን ምስጋናን ንእግዚአቢሔር ይኹን እግዚአቢሔር ዝገበረልካ ምንጋር ንባዕሉ ስብከት ዩ እግዚአቢሔር ንኹላትና ጽቡቅ ገበረልና ንሕና ውን ትሓጎስና። ነመስግኖ ንመስክር ኩሉና ብሳልኡ ኢና ካብዚ ኩሉ ምድረበዳን ባሕርን ዝወጻእና ዋላ እካ ጽሑፍ ክፍጸም ንምዕረብ እንተ ተሰደድና እግዚአቢሔር ንዝገበረልና ብሙሉእ ልብና ነመስግኖ ። ኣሜን
አሜን ቃለ ሂወት የየስመዐልና❤❤❤🎉🎉
ንእግዚአብሔር ዝሳኣኖ ነገር የለን ክብርን ምስጋናን ንእእኡ ይኩን ከምኡዉን ነታ ርህርህቲ ኣደ ጎይታ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ይኩን
ብጠዓሚ ጽቡቕ ትምህርቲ። ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፡ ፡ 🙏🏾🙏🏾🙏🏾❤️
ናይ ብሓቂ ኣምላክ ጥዑም ቃለ ሂወት የስመዓና ኦርተዶክስ ተዋህዶ ንዘላኣለም ትንበር ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክብርን ምስገናን ኣምልኾን ስግደትን ናኣምላክናን መድሓኒናን ኢዮሱስ ክርስቶስ ኣሜን ኣሜን ኣሜን
እልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ብጣዕሚ ኣዝዩ ደስስስ ዝብል ምስክር እዩ
ብሓቂ ስራሕ እግዛቢሄር ድንቂ እዩ ቃል ሂወት የስመዐና
Amlak aboy yikr yegbrlna bdfret setet bflat eshnet ehdglna eti fekarn lewhen fetari😭😭😭☦️❤️🙏🙏🙏
እግዚኣብሀር ዝገበረለይ ውዕለት ኩሉ ግዜ ምስ ኣመስገንኩ አየ ።ቅዱስ ፍቃዱ ይኩን ስሌኡ ክምስክር።ናይ ወትሩ ጸሎተይ ግን " ጎይታይ ምስጋናካ ክነግር'ሲ ክእለት ዘረባ ሃበኒ " መዝ 51፥15 እዩ።
Amien amien amien
ብሓቂ ድሰሰሰሰ ዝበል ተአምር እግዚአብሔር አምላክ ይክበር ይመሰግን ❤❤❤
ናይ አግዚኣብሔር ስራሕ ድንቅ አዪ አሞ ክብርን ምስጋናን ንዑኡ ይኩኖ
ሰላም ድያቆን ሓውና እዚ ዝብሎ ዘሎ ሓውና ኩሉ ሓቂ እዩ ብፍላይ ናይዛ ሓፍትና ኣብ ሳህራ ዘጋጠማ ትኣምር ናይ ኣዴና ቅድስቲ ማርያም ሓቂ እዩ
አሜን❤አሜን❤አሜን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ልክዕ ከምዛ ናይዝሓውና ሽግር ኣጋጢሙና
43 ሳዓት ጌርና ጸሎት ጌርና ተማሃሊልና ኣቡነ ገብረመንፈስቁዱስ ማዓልቲ ኢያ ኔራ እግዚኣቢሔር ሰሚዑና ቢሂወት ኣቲና። ናትና ጌጋ ግን እቲ እግዚኣቢሔር ዝገበረልና ግን ረሲዕናዮ ዝርሳዕ ኣይመስለናን ኢዩ ኔሩ።
ተናሲሕና ነቢዕና ሕጂ ኣብ ቀዳማይ ዓለም ተዋሒጥና ኣሎና ብፍትወት ስጋ
እግዚኣቢሔር ይኽበር ይመስገን
ናይ ኢትዮጵያ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን እዉን ኣብ ፈተና እያ ዘላ አምላኽ በቃኽ ይበላ እበር ⛪️😭😭😭
እልልልልልልልልልል ዝሜሬ መላክቲ የስመልና 💐💐💐💐👏
ዋይ እታ ቅድስቲ ቤት ግን ክሳብ ማዓዝ እዩ ኣምላኬ እኽኽ ኣቲ ድንግል ማርያም ስቕ ዲኺ ትብሊ እዋይ ገለ ባሊ ህዝብኽን ቤትክን እኮ በሪሱ ኣደዋይ ኣትጨክኒ ያኣክል በልያ ቤትኪ ጨኒቕዋ እኮ 😭😭😭😭😭🙏⛪⛪⛪🙏😭😭
Xelot diu weys koyoka🙄😅🙏
ኣብ ክንዲ እቲ ሰናይ ዝገበረለይ ኩሉስ ንእግዚኣብሄር እንታይ ውሬታ ክመልሰሉ ኢየ፡
መዝ፡116-12
ኦ ኣምላከይ ሃጥያተይን ድክመተይን ከይረኣካ ስለ ኩሉ ነገር ዝሃብካኒ ተመስገን ኣምላከይ
ቃል ሂወት የስመዓልና ክቡር ሓወይ ኣነ እየ እቲ ተኣምር ዝነግር ዝነበርኩ ክረኽበኒ ውን ጸገም የለን natnael wedi tewahdo tbl messenger natey
Selam hawey +254776367191 whatsapp rkebenie
@@bemnetnkhu5423 eshi
@@natna645
ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡራት ኣሕዋተይ
ልዑል እግዚኣብሔር ጸጋ በረከቱ የብዝሓልኩም!
የሉቃስ ወንጌል 12:8
፰ እላችሁማለሁ ፥ በሰው ፡ ፊት ፡ #የሚመሰክርልኝ ፡ ሁሉ ፥ የሰው ፡ #ልጅ ፡ ደግሞ ፡ በእግዚአብሔር ፡ መላእክት ፡ ፊት ፡ #ይመሰክርለታል ፤>> (ናትናኤል ሓወይ ደስ ይበልካ፡ ነዚ ቃል ጽድቂ፡ ኢካ ዝፈጸምካ።)
ድንቅታቱ ፍሉዩ ውህበቱ
ua-cam.com/video/ND8YmQoTCHg/v-deo.html
ምስጋና ጥራዩ ዘረባና ኩሉ
ንድንቂ ስራሑ ዕልል ዕልል ንበለሉ
ኣማን ብኣማን ዕብየቱ ላዕሊ ዩ
ኣማን ብኣማን ዝመስሎ ውን የለን
ኣማን ብኣማን ተመስገን ንበሎ
ኣማን ብኣማን ኣድኒቅና ነገሩ
ንድንቂ ስራሑ ዕልል ዕልል በሉ
Zhawey kemey aleka hade neger keshegreka እንተ ዘይ ረዲእካንስ ንበይነየ mezmur orthodox eba gtmi xhafeley bejaka🙏🙏🙏
Melsi eba kbur hawey
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላክ ፀግኡ የብዘሐልካ ብሓቂ ናይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሕረት ነጊርካ ኣይውዳእን እዩ ንዓይ ውን ኣብ ሂወተይ ዓብዩ ነገር ስለ ዝገበረለይ ክብርን ምስገናን ውዳሴን ኣምልኮን ንዑ ይኩኖ 🤲🤲🤲🙏🙏🙏⛪️⛪️⛪️✝️✝️✝️
Btieami xibuk tmhrti qale hiwet yesmalna n kiburat yehwatna, qexile kiblo zdeli diyaqon natu hawey nezi teamrat ezi kemzi girka mqrabka btiami yemesgineka yfetu, ezi kitblo zxenahka dma zeyfelto ab libya znebere yelen, bdgame qale hiwet yesmalna egzabiher amlak meskulatna ykun Amen (3)🙏🙏🙏
Amen amen amen qal hiwet yesmana edmen tenan yehabkum fetare
አምላክ እንታይ ይሳአኖ ክብርን ምስገናን ንአሞላክ ይኩን🙏🙏🙏
ናይ እግዛቢሄር ዝተመስገነ ይኩን ስርሑ ድንቂ እዩ ይቀኔልና ኩቡር ሐውና ዘቅረብካልና መደብ
ናይ ብሓቅ ቃልህውት ያስመዐልና ከምዝ ከማይ ውዕልታኡ ዝረስዕና ኣምላኽ ይቅረ ይበለልና 👏👏👏
Ane mszi wedi ane mexye ab Libya behaqi ab shra xytxbeyo may wexiu 2017.07 ... Kbri namlak🙏 ..Amen
ብሓቂ ስራሕ እግዚአብሔር ድንቂ እዩ 🤲🤲🤲
እግዚአብሔር ኣምላኽ ዝተመስገነ ይኹን 🤲🤲🤲
ኣምላኽ ልቦና ይሃበና ይሃበና 🤲🤲🤲
ሰላም ስድራ እግዚኣብሄር ኣምላክ ከመይ ጸኒሕኩም ጽቡቅ ንክትህልዉ ናይ ኩሉ ግዜ ምኑየተይ እዩ
እዛ ሓዉና ዝበላ ናይታ ሰበይቲ ታምራት ሰሚዐዮ እየ ኣብቲ ዝመጻናሉ መኽዚን ኣዘንቲሙልና ኣቦና ቀሺ ኣነ እኮ ኣየርከብኩላን ከይዳ ጸኒሓትኒ እንበር መክዚን ናይ ዓብዱሰላም እያ ኔራ ከማን ኣብ ጀርመን ከም ዘኣተወትን ገለን እዪም ነጊሮሙና ኣቦይ ቀሺ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና
በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን
ሰላም ፍትዋት ኣህዋተይ
ከመይ ትኮኑ ኣነ ካ እግዚኣብሄር ይመስገን ጽቡቅ ኣለኩ ከማይ ክትህልዉ ድማ ናይ ወትሩ ትምኒተይ ዩ
ኣነ ብልብያ ኢየ ሃሊፈ እዚ ሃውና ድማ ኣብ ኮመንት ጸሃፉለይ ስለ ዝበለ ቁሩብ ድማ እግዚኣብሄር ኣምላክ ካብቲ ዝገበረለይ ውዕለታት ክነግረኩም
እግዚኣብሄር ኣምላከይ ንዓይ ንሓጥእ
ናብ ንስሃ ክጽውዓኒ ኢሉ ብመከራ ኢዩ ኣህሊፉኒ ማለት ስም እመብርሃን ጸዊዐ ዘይፈልጥ ኣብ ልብያ ግን ክጽውዕ ጀሚረ ካልእ ውን ክነግረኩም ባህሪ ፈቲነ ግና ተታሂዘ እግዚኣብሄር ኣምላከይ ግና ንጽቡቀይ ዩ ጌሩለይ ማለት ሽዑዑ ሃጥያተይ ሃዲጉለይ ማለትዩ ሽዑዑ ኣብ ካለአይቲ ምስ ፈተንኩ ግና ኣትየ ቅድሚ ምእታወይ ዝነበረ ከዕልለኩም
ኣብ ባህሪ ከለና ማዕበል ጀሚሩ በቃ ንተርፍ ኮይኑ ኣይስምዓናን ኔሩ ንባዕለይ ብህይወት ዝነብር ኮይኑ ኣይስማዓንን ኔሩ ግና ፍቃድ ኣምላክ ኮይኑ ብሰላም ኣለኩ ካብ ሞት ኣድሂኑኒ ኣምላከይ ሽዑዑ ውን እንተዝመውት ኔረ በቃ ምስ ሃጥያተይ ምመትኩ ግደ ሃጥያት ውን ኣይጠፍኣኩምን ኢዩ እንታይ ምካኑ ዕጭኡ
ግና እዚ ዝገበረለይ ኣምላክ እስራኤል ኣምላክ ኣብርሃም ኣምላክ ይስሃቅ ኣምላክ ያዕቆብ ንዘልኣለም ኣለም ይመስገን ኣሜን፡
እግዚኣብሄር ኣምላክ ይኽእል እዩ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐና ፀግኡ በረከቱ የብዘሐልኩም ክቡራት ኣሕዋትና ዕድመን ጥዕናንንንንን ይሃብኩም ፈጣሪ ክቡራተይ እሰይይይይይ ብሓቂ ናይ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ክንደይ ዘደንቅ እዩ ስለ ኩሉ ነገር እግዚኣብሄር ኣምላክ ይክበር ይመስገን ክብርን ምስጋናን ንልኡል እግዚኣብሄር ኣምላክ ይኩኖ ንነብር ብሓይሊ ፈጣሪ 🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️💗💗💗💗💗💗🙏🙏🙏
ንሐዉና ቃል ሂወት የስምዓልና ኩሉ ዘመሐላለፍካልና ብሐቂ ማሀሪ እዩ ከምኡ ዉን ብዛዕባ ገድሊ ቁድሳን ዉን እንተቅርበልና ምተማሀርናሉ ቅድሚ ሕጂ ከመን ሐቢረ ነይረ ንአብነት ገድሊ ናይ አብነ ኤውስታትዮስ ከምኡ ዉን ካለእት ቅዱሳን አቦታት
ክብሪ ንኣምልላክ ይኹን ናዓና ዘይ ተገበረ የለን ንሕና ግን ነቲ ዝተገበረልና ረሲዕና ገሊና ናብ ዓለም ገሊና ናብ ምንፍቅና ዘንቢልና ኣለና። ግን ኣምላክ ፈቃር ኢዩ ብዓይኒ ምህረቱ ንኩልና ብማዕረ የንብረና ኣሎ።
ዕድመ ይሃበና ናይ ንስሓ ግዜ ክህበና።
ንሓውና ድማ እንቃዕ ነዚ ውዕለቱ ክትነግር ኣብቃዓካ።
Amen Amen Amen kale hiwat yasman
Amen Amen Amen ell
Amen
እሰመ አልቦ ዘይሰአኖ ለእግዚአብሄር ክብር ና ምሰጋና ይድረሰው
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 💘💒💘✝️💘🙏🙏🙏
ቃለ. ሂወት የስመኣልና. የቐንየልና. ኩቡር. ሓወይ
እግዚአብሔር ድንቂ ስርሑ አይውድእን ክብሪ ንስሙ ይኩን አሜን
ብሓቂ ተመስገን እግዚኣብሄር ኣምላክ ክበሪን መስጋና ንዑኡ ይኹን🙏🙏🙏
በስመ ስላሴ፡ ፡፡ ኣሜን። ልዑል እግዚኣብሄር ኣምላኽና ይክበር ይመስገን። ክቡር ሓውና ድማ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ !
Amen amen amen kale hiwet yesmealna ane ab sahra nere mesu 🙏🏼🙏🏼🙏🏼
ናይ ብሓቂ ኩሉ ደስ ዝብል እዩ ሓውና ኣምላኽ ጸጋኡ የብዝሓልካ።
ናይ ብሓቂ ዘይምብካይ ከቢድ እዩ ንብዓተይ ምግታእ ኣብዩኒ
Amen amen amen 🙏 kebri n egzabher yekuno
Amen amen amen qal hiwet yesmalna.
አልሰማህም ግን ነፍሴ ትሰማለችና በርታ
ኣሜን, ኣሜን, ኣሜን ብሓቂ ስም ልዑል እግዛብሄር ኣምላክና ዝከበረን ዝተመስገነን ይኩን 💖ኣሜን, ኣሜን, ኣሜን 💖✝️⛪️🤲🏻🤲🏻🤲🏻🙏🏽🙏🏽🙏🏽
Amen amen amen
Amen 🙏 🙏 🙏
እግዜብሄር ኣምላክ ስራሕ ድንቅ እዩ ክብርን ምስጋናን ይኩን ንልዕል ፈጣሪ ኣብ ልብዪ ዳኣ ብዝሕ ታኣምር እዩ ዝፍጸም
ኪዱ ክትመቱ ኢኹም መንግስቲ ሰማይ የዋርስኩም!
በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቁዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን
ከምዚ እዋን ኣብ 2014 ወርሒ ኣርባዕተ ክዳነ ምህረት ምዓልቲ ብባሕሪ ክንሰግር ከለና ሓደ ሊብያዊ መርከብ ኣስቂሉ ብሂወት ከለና ""ኣላ የርሓምኩም"" اللّٰه يرحمكمመንግስቲ ሰማይ የዋርስኩም እንዳበለ ናብ ባሕሪ ሰዲድና። እታ ምርከብ ዝደየብናያ ብልሽውቲ ከም ዝነበረት ደሓር ኢና ፈሊጥና ። ንሱ ግን ዒራ ክመቱ እዮም ኢሉ እዩ ኣቐዲሙ ብሂወት ከለና መንግስቲ ሰማይ የዋርስኩም ዝበለና።
ብዙሕ ኣይከድናን 6 ሰዓታት ኣብ ውሽጢ ባሕሪ ምስ ተጓዓዝና መርከብ ተሰይራ ምንቅስቃስ ኣብያ ናብ ጥልያን ክንኣቱ ከኣ ኣስታት 24 (ሓደ መዓልቲ) እዩ ተሪፍና ኔሩ።
እታ መርከብ ክልተ ደርቢ እዩ ኔርዋ ላዕላይን ታሕታይን ኣስታት
500 ሰባት ኢና ኔርና ። ኣጋጣሚ ኣነ ብታሕቲ ኔረ ምስ ሞተረ። ማይ ብታሕቲ ክኣቱ ጀመረ ብላዕሊ ዝነበሩ ስለዝኸበድዎ ነቲ ዕንጸይቲ እቲ ዕንጸይቲ ብጀሶ ጌሮም መፈላለዪ ጌረሞ ዝነበሩ ክጭደድ ጀምረ።
ኩሉ ሰብ ኣውያትን ብኽያትን ኮነ ገሌና ሓጥያትና እንዳዘርዘርና(ንናዘዝን) ንበክን ንጭድርን ገሌና ክኣ ብውሽጥና ንጽልን መብጽዓ ንኣቱን ኔርና እግዝኣብሄር ንኸድሕነና...።
ሽዑ ንእግዝኣብሄር ምእንቲ እቶም ሕሩያትካ መሓርና ክንብሎ ጀመርና:-
እግዞ ምሓረና ክርስቶስ
ምእንቲ ማርያም ምሓርና. ..
ምእንቲ መላእኽቲ ...
እግዝኣብሄር ዝሰምዕ ኣምላኽ ስለዝኾነ ድሕሪ 15 ሰዓታት ኣብ ተስፋ ምቑራጽ ምስ በጻሕና እግዝኣብሄር ኣብቲ ዝመደቦ ሰዓትን ግዜን ኣድሓነና እግዝኣብሄር ዝተመስገነ ይኹን። ከምቲ ስባት ክመቱ እዮም ኢሎም ንሞት ዝፈርዱና ዘይኮነ ከምቲ እግዝኣብሄር ዝመደቦ ኢና ንድሕን ።ንእግዝኣብሄር ዝሰኣኖ የለን።
_____________________________________
ሰለዚ ፈቁራተይ ኩልኹም ኣብ ስሃራን ልብያን ካልእን ትጭነቁ ዘለኹም ክምኡ ከኣ ምእንቲ ይሕዋትኩም ኣብ ዝተፈላለየ ቦታ ኮንኩም ትጭነቁ ዘለኹም ኣይትጨነቁ ኩሉ እግዝኣብሄር ዝብሎ እዩ ዝኸውን እግዝኣብሄር ክኣ ንሰናይና እዩ ዝገብሮ ኩሉ ጥራይ ብንጹህ ልቢ ንለምኖ እሞ ከድሕነና እዩ ።
#ኣብ #ክንዲ #እቲ #ሰናይ #ዝገበረለይ #ኵሉስ፣ #ንእግዚኣብሄር #እንታይ #ውሬታ #ኽመልሰሉ #እየ???(መ/ዳዊት 116፡12)
ከምስግኖ እየ፡ ውዕለታቱውን ከዘንቱ እየ እግዚኣብሄር ኣምላኽና ዝኸበረን ዝተመስገነን ይኹን ኣሜን።
ምንጪ #Fb #ንእግዚኣብሔር #ዝሰኣኖ #ነገር #የለን