Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ኣለኩም ዶ ጋነርሥን ሃላ ማዲሪድን ኢንካኢ ሓጎሰና🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
ኣብዛ ዝበልኩማ መወስኸታ ክንገብረላ ኤማ ፡ ካብ መጀመርታ ድሕሪ ፈርጉሰን ኣብዛ ጋንታ ዝመጹ ኣሰልጠንቲ ዘይምዕዋቶም ደድመጸ ኣሰልጣኒ ን ፕሪመርሊግን ዓቅሚ እታ ጋንታን ጸቅጢ ደገፍትን ኣብ ግምት ከየእተዉ ንሶም ንዝደለይዎ ተጻዋታይ ኣምጺኦም ፡ ነቲ ኣብታ ጋንታ ዝጸንሐ ተጻዋታይ ርቡሽ መንፈስን ብቅዓቱን ርእሰ ተኣማንነቱን ከምዘጥፍእ ምግባር፡ እቲ ቀንዲ ውድቀት ድማ ነቲ ሓድሽ ተጻዋታይ ብ ዝገበርካዮ ወጻኢታት ጎሊሑ ክርአ ንምድላይ ኣብልዕሊ እቶም ዝጸንሕዎ ተጻወቲ እምነት ምጉዳል ፡ ጠንቂ ውድቀት ጋንታ ኮይኖም ድማ ይተርፉ ኣለዉ ፡ ኣብዚ ሕጂ ድማ ብዝበኣሰ ካብቲ ቀንዲ ልዕሊ ኩሎም ኣሰልጠንቲ ከይወድቅ ዝፍራሕ ድማ ፡ ኣበየናይ ሊግን ኣበየነይቲ ጋንታን ምህላዉ ዝጠፍኦ ክመስል ፡ ኣብ ናይ ምሕዝነት ጸወታ ከማን ክተሰልፋ ዘይትደፍር ጋንታ ሒዙ ኣብቲ ከም ሓዊ ዝራጸማ ጋንታታት ኣንጻረን ክገጥም እንድዒ ደረጃ ተመለስቲ ኮይና ከይንሪኣ ኣዝዩ ዘፍርሕ እዩ ፡ ገለ ገለ ነጥብታት እንተሪኢና ማዝራዊ ኣብ ጸጋማይ ሸነኽ ኣብ ዝተሰለፈሉ ኣዝዩ ድሙቅ ብቅዓት ኣርእዩ ኔሩ ፡ ነዛ ዘላ ፎርማሴነ ከይቅዪር ክብል ን ካዛሜሮን ፡ዪሮ ራሽፎርድን ፡ ቦታ ስኢንሎም ክትርኢ ብጣዕሚዩ ዘገርም ፡ እሞ ኸኣ ን ማላስያን ዳሎትን ዘርከዝን ቀዳምነት እንዳሃብካ ፡ 😮 ኣብ ቅዲ 4231 ብሩኖ ዝነበሮ ኣበርክቶ ኩልና ንዝክሮ ኢና ፡ ጋንታ ወላ ድኽምቲ ኣብ ትኾነሉ ዝፈጥሮ ዝነበረ ጽልዋ ግን ቀሊል ኣይነበረን ፡ ብዝኾነ የቅሊሎ እዩ ዘብል ፡ እንበር ምስዘን ድሕሪኣን ቅድሚኣን ዘለዋ ጋንታታት ዓቅሚ ዩናይትድ ኣወዳዲርካ ካብ ተመለስቲ ዝበሃላ ጋንታታት እንታይ መፍለዪ ኣለዋ ፡😢😢😢
Wow agelalxa haqka eka qanza eyu bejaka
ኤማ በዛ ጋንታ ጋስትራይት ኣጥርካ ኮ ንዓ ናብ ኣርሰናል ክንቅበለካ ኢና ❤ኣይትሰከፍ
Ahh Manche lewti yelen beqa 😢😢
ንኤማ ኣሰልጣኒ ገርኩም ምዘዝዎ 😂
😂😂😂😂😂 ፍጉር
@@JX1-n8b dmu anaxu ktari knqoxreka ena 🤣🐁🐀🐀🐿️
❤❤❤
ኤሜ ንዓ ባ ደጋፍታ ክቅበልዎ ኣለዎም ኣይትበል ነብስካ ኣይተውጻያ ክንቅበላ ኣለና ዘይትብል ንስካስ ደጋፊ ሻሹ እንዲካ ብዘይካ ጽቡቅ ናታ እምበር ሕማቅ ናታ ተዛሪብካ ዘይትፈልጥ ጌና ከኣ ሻሹ ሲ ናብ ቻምኘዮን ሺብ ክትምለስ እያ
Hala madrid 🥰🥰🥰💎💎💞
❤🎉🎉❤
Plzz ኤማ እዞም Legend ናይ ማንቼ ብዓል ጋሪ ነቪል ሮይ ኪን ሪኮ ኣይተምጻእልና ኪያሮ እዚኦም ብህይወት ክሳብ ዘለው ማንቼ ትዕረ ኣይመስለንን በቃ ኩሉ ግዜ ምኒን ንዝመጸ ኣሰልጣኒ ክዝልፉ በቃ እቲ ንጉስ ኣሌክስ ፈርጉሰን ከማን ውድቀት ናይዛ ጋንታ ተጻዊሩ ይኸይድ ኣሎ!"ካብቲ ዝሰርሕዎ ታሪኽ ውድቀት ናይዛ ክለብ ዘጋደድዎ ይበዝሕ ከመይ ዓይነት ሰባት ኢዮም በጃኹም ዶስ እተን 20 EPL and 3rd UCL እኹል ኢዩ ድሕሬና ዝስራሕ ታሪኽ ኣይክህሉን በሃልቲ ኢዮም ጸሊአዮም ክመውት ብሓቂ
Thanks gays❤❤❤
ኤማ ሎሚ ተወዲኡዎ ከምኡ ኢና ንደሊ ዘይ ሸራዊ መግለጺ እንተ ተምጽእ ጽቡቅ ኔሩ ማን ፐስተር ዝወደቀት ጋንታ ደጊፍካ ናዓና ውን ኣታዊ ወጻኢ ጠባይ ከም ናይ ማን ፐስተር ጌርካዮ
Amorim neameta per mer kwesda eyu❤❤❤❤❤❤
እዋይ ምቡሃቅ
ደገፍቲ ዓሶ ተቐይርና በቃ ጋስትራይት ክንሓምም ደገፍቲ ማንቼ ኣሕሕሕ🥲🥲🥲
Manchester ኡኡኡኡኡኡኡኡኡይ😢😢😢😢😢
amorin need time 🎉🎉🎉🎉😮😮😮
Arkey naba amorin abmongo xota ekoyu mexiu edil yedlyolo zeykewn aytzareb
Emma arkey United 😂😂😂😂😂😂
ኣቲ ንዛጋንቲ መንጭትኩማ እኩ
😂😂😂😂 nay united guddd eko
Ema's really mad at Amorim....Trust the process bro, he'll come around
ሓወይሓወይ ኤማ ሕጂ ከ ኣሞሪ ክትብል ጎሮረካ ክትነቕጽ ዲካ? በጃካ ክትሰዓር ከላስ ሕልፍ በሎ ጉዳይ ማንዩናትድ
gzye habwo kemey keney diu koynu....tom wenenti wala gzye yedlyom u hanti summer keman zeyehlefe
😂😂😂😂😂 eiway mancha haiiiiiii kiamza koyna terfa nfergasion melasiwo gala entatamsalalkom kkkkkkkkk
Manchawiyan 😂😂😂😂 Zrkzee Hojlund Onana 😂😂😂😂😂Dhri hji Abay ganta ya gele elka tntena keytemxa bejakaHade dialo yu Zelkum zblae
ኣነ ደጋፊ ኣርሰናል አየ ግን ኤማ ሓቂ ተዛረብ ሄኖክ ባዓል መን ምን በለካ ኣውጻኣዮም. ካስመሮ,ሺው, ማውንት, ማላስያ,ራስፎርድ ቀንዲ ቀንዲ ቡሩኖ.
ኤማ ፣ ኤማ ኤማ በጃኻ ንኩቡር ሞያኻ ብሻራዊ ትንተና ኮነ ዘረባ ግደፎ። በቃ ከም ሰብካ ደጋፊ ማን'ዩናይትድ እወ። መደብካ ወይ ሞያኻ ግን ናይ ሓባርና'ዩ። ጋሪ በለ ኣይትበለና በጃኻ፣ ብሉጽ ኢኻ ኮ፣ ሄኖክ ከኣ ፣ ክላእ ታይ ሞ ክንብለካ ኣብ ስዕረት ኣርሰናልን ካልኦትን ትጻረፍ፣ እንተ ኣብ ማንቸስተር ግን ኣይንእደካን።
Ahhhhh manceiy
Ema,entay bhrqan teqaxilka kkkkkkk nska eko degafi ember wenani aykonkan,moyaka habarawi gbero nfue eka gn man' united zblwa ganta gn........
ኤማ ሓወይ ንስኻ ውን ልክዕ 😂ከም ማንቸስተር ዩናይትድ ኮይንካና፡ትንታኒኻ ብጥዕሚ እየ ዝፈትዎግዜኻ ግን ጥራይ ዩናትድ ኮይኑጋንታ ቀይር😂
ኣለኩም ዶ ጋነርሥን ሃላ ማዲሪድን ኢንካኢ ሓጎሰና🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
ኣብዛ ዝበልኩማ መወስኸታ ክንገብረላ ኤማ ፡ ካብ መጀመርታ ድሕሪ ፈርጉሰን ኣብዛ ጋንታ ዝመጹ ኣሰልጠንቲ ዘይምዕዋቶም ደድመጸ ኣሰልጣኒ ን ፕሪመርሊግን ዓቅሚ እታ ጋንታን ጸቅጢ ደገፍትን ኣብ ግምት ከየእተዉ ንሶም ንዝደለይዎ ተጻዋታይ ኣምጺኦም ፡ ነቲ ኣብታ ጋንታ ዝጸንሐ ተጻዋታይ ርቡሽ መንፈስን ብቅዓቱን ርእሰ ተኣማንነቱን ከምዘጥፍእ ምግባር፡ እቲ ቀንዲ ውድቀት ድማ ነቲ ሓድሽ ተጻዋታይ ብ ዝገበርካዮ ወጻኢታት ጎሊሑ ክርአ ንምድላይ ኣብልዕሊ እቶም ዝጸንሕዎ ተጻወቲ እምነት ምጉዳል ፡ ጠንቂ ውድቀት ጋንታ ኮይኖም ድማ ይተርፉ ኣለዉ ፡ ኣብዚ ሕጂ ድማ ብዝበኣሰ ካብቲ ቀንዲ ልዕሊ ኩሎም ኣሰልጠንቲ ከይወድቅ ዝፍራሕ ድማ ፡ ኣበየናይ ሊግን ኣበየነይቲ ጋንታን ምህላዉ ዝጠፍኦ ክመስል ፡ ኣብ ናይ ምሕዝነት ጸወታ ከማን ክተሰልፋ ዘይትደፍር ጋንታ ሒዙ ኣብቲ ከም ሓዊ ዝራጸማ ጋንታታት ኣንጻረን ክገጥም እንድዒ ደረጃ ተመለስቲ ኮይና ከይንሪኣ ኣዝዩ ዘፍርሕ እዩ ፡ ገለ ገለ ነጥብታት እንተሪኢና ማዝራዊ ኣብ ጸጋማይ ሸነኽ ኣብ ዝተሰለፈሉ ኣዝዩ ድሙቅ ብቅዓት ኣርእዩ ኔሩ ፡ ነዛ ዘላ ፎርማሴነ ከይቅዪር ክብል ን ካዛሜሮን ፡ዪሮ ራሽፎርድን ፡ ቦታ ስኢንሎም ክትርኢ ብጣዕሚዩ ዘገርም ፡ እሞ ኸኣ ን ማላስያን ዳሎትን ዘርከዝን ቀዳምነት እንዳሃብካ ፡ 😮 ኣብ ቅዲ 4231 ብሩኖ ዝነበሮ ኣበርክቶ ኩልና ንዝክሮ ኢና ፡ ጋንታ ወላ ድኽምቲ ኣብ ትኾነሉ ዝፈጥሮ ዝነበረ ጽልዋ ግን ቀሊል ኣይነበረን ፡ ብዝኾነ የቅሊሎ እዩ ዘብል ፡ እንበር ምስዘን ድሕሪኣን ቅድሚኣን ዘለዋ ጋንታታት ዓቅሚ ዩናይትድ ኣወዳዲርካ ካብ ተመለስቲ ዝበሃላ ጋንታታት እንታይ መፍለዪ ኣለዋ ፡😢😢😢
Wow agelalxa haqka eka qanza eyu bejaka
ኤማ በዛ ጋንታ ጋስትራይት ኣጥርካ ኮ ንዓ ናብ ኣርሰናል ክንቅበለካ ኢና ❤ኣይትሰከፍ
Ahh Manche lewti yelen beqa 😢😢
ንኤማ ኣሰልጣኒ ገርኩም ምዘዝዎ 😂
😂😂😂😂😂 ፍጉር
😂😂😂😂😂 ፍጉር
@@JX1-n8b dmu anaxu ktari knqoxreka ena 🤣🐁🐀🐀🐿️
❤❤❤
ኤሜ ንዓ ባ ደጋፍታ ክቅበልዎ ኣለዎም ኣይትበል ነብስካ ኣይተውጻያ ክንቅበላ ኣለና ዘይትብል ንስካስ ደጋፊ ሻሹ እንዲካ ብዘይካ ጽቡቅ ናታ እምበር ሕማቅ ናታ ተዛሪብካ ዘይትፈልጥ ጌና ከኣ ሻሹ ሲ ናብ ቻምኘዮን ሺብ ክትምለስ እያ
Hala madrid 🥰🥰🥰💎💎💞
❤🎉🎉❤
Plzz ኤማ እዞም Legend ናይ ማንቼ ብዓል ጋሪ ነቪል ሮይ ኪን ሪኮ ኣይተምጻእልና ኪያሮ እዚኦም ብህይወት ክሳብ ዘለው ማንቼ ትዕረ ኣይመስለንን በቃ ኩሉ ግዜ ምኒን ንዝመጸ ኣሰልጣኒ ክዝልፉ በቃ እቲ ንጉስ ኣሌክስ ፈርጉሰን ከማን ውድቀት ናይዛ ጋንታ ተጻዊሩ ይኸይድ ኣሎ!"ካብቲ ዝሰርሕዎ ታሪኽ ውድቀት ናይዛ ክለብ ዘጋደድዎ ይበዝሕ ከመይ ዓይነት ሰባት ኢዮም በጃኹም ዶስ እተን 20 EPL and 3rd UCL እኹል ኢዩ ድሕሬና ዝስራሕ ታሪኽ ኣይክህሉን በሃልቲ ኢዮም ጸሊአዮም ክመውት ብሓቂ
Thanks gays❤❤❤
ኤማ ሎሚ ተወዲኡዎ ከምኡ ኢና ንደሊ ዘይ ሸራዊ መግለጺ እንተ ተምጽእ ጽቡቅ ኔሩ ማን ፐስተር ዝወደቀት ጋንታ ደጊፍካ ናዓና ውን ኣታዊ ወጻኢ ጠባይ ከም ናይ ማን ፐስተር ጌርካዮ
Amorim neameta per mer kwesda eyu❤❤❤❤❤❤
እዋይ ምቡሃቅ
ደገፍቲ ዓሶ ተቐይርና በቃ ጋስትራይት ክንሓምም ደገፍቲ ማንቼ ኣሕሕሕ🥲🥲🥲
Manchester ኡኡኡኡኡኡኡኡኡይ😢😢😢😢😢
amorin need time 🎉🎉🎉🎉😮😮😮
Arkey naba amorin abmongo xota ekoyu mexiu edil yedlyolo zeykewn aytzareb
Emma arkey United 😂😂😂😂😂😂
ኣቲ ንዛጋንቲ መንጭትኩማ እኩ
😂😂😂😂 nay united guddd eko
Ema's really mad at Amorim....
Trust the process bro, he'll come around
ሓወይሓወይ ኤማ ሕጂ ከ ኣሞሪ ክትብል ጎሮረካ ክትነቕጽ ዲካ? በጃካ ክትሰዓር ከላስ ሕልፍ በሎ ጉዳይ ማንዩናትድ
gzye habwo kemey keney diu koynu....tom wenenti wala gzye yedlyom u hanti summer keman zeyehlefe
😂😂😂😂😂 eiway mancha haiiiiiii kiamza koyna terfa nfergasion melasiwo gala entatamsalalkom kkkkkkkkk
Manchawiyan 😂😂😂😂
Zrkzee
Hojlund
Onana 😂😂😂😂😂
Dhri hji Abay ganta ya gele elka tntena keytemxa bejaka
Hade dialo yu Zelkum zblae
ኣነ ደጋፊ ኣርሰናል አየ ግን ኤማ ሓቂ ተዛረብ ሄኖክ ባዓል መን ምን በለካ ኣውጻኣዮም. ካስመሮ,ሺው, ማውንት, ማላስያ,ራስፎርድ ቀንዲ ቀንዲ ቡሩኖ.
ኤማ ፣ ኤማ ኤማ በጃኻ ንኩቡር ሞያኻ ብሻራዊ ትንተና ኮነ ዘረባ ግደፎ። በቃ ከም ሰብካ ደጋፊ ማን'ዩናይትድ እወ።
መደብካ ወይ ሞያኻ ግን ናይ ሓባርና'ዩ።
ጋሪ በለ ኣይትበለና በጃኻ፣ ብሉጽ ኢኻ ኮ፣
ሄኖክ ከኣ ፣ ክላእ ታይ ሞ ክንብለካ ኣብ ስዕረት ኣርሰናልን ካልኦትን ትጻረፍ፣ እንተ ኣብ ማንቸስተር ግን ኣይንእደካን።
Ahhhhh manceiy
Ema,entay bhrqan teqaxilka kkkkkkk nska eko degafi ember wenani aykonkan,moyaka habarawi gbero nfue eka gn man' united zblwa ganta gn........
ኤማ ሓወይ ንስኻ ውን ልክዕ 😂ከም ማንቸስተር ዩናይትድ ኮይንካና፡
ትንታኒኻ ብጥዕሚ እየ ዝፈትዎ
ግዜኻ ግን ጥራይ ዩናትድ ኮይኑ
ጋንታ ቀይር😂