Well said.I belive that most of the people know that islam is a peace religion but they dont talk about it,so thank you for saying the truth as it is not adding or changing anything.
Nay bhaqi mehari medeb amxika haw, Islam malet selam malet mber kem western media zblwoo aykonen, keep it up, and Islam b Arab knferdoo gega u, so lets be Read a lot in order to understand the real Islam.
Hbush dunqurnakum btaemi u zegerim, qdmi naxnet 🇪🇷 abotatna ab sudan and saudi ynebru do ayneberun, whyy zeyqeteluwom, and Arab n islam kwkilwo k gbuee diu like hitler n krstna zeywkloo maletey ye
Rieskum asfhwoo b fltet, for example Hitler 7million jews eiu qetiluu and akrari christian u neyruu, so crstna nzey wedi haymanotkum qtelu ybl u knbl fthawi diu.
Ya nhna kem Muslim eritrea zkone xlei hbreteseb yeblnan bselam knebr eina ndeli deki hagerey ❤❤❤
Thank you brother ❤ሑቡሸይ ተማሃሩ በጃኩም ድንቁርና ዕንወት ኢዩ😢
Well said.I belive that most of the people know that islam is a peace religion but they dont talk about it,so thank you for saying the truth as it is not adding or changing anything.
Naybhaqi xbuq agedasi tmrti ena semina thanks ❤❤❤❤❤❤❤
ጽቡቅ ትንታኔ እዩ።
ጂሃዲ ማለት ቃልሲ ማለት እዩ።
ቃልሲ አብ ሂወትካ ቃልሲ አብ ሃገርካ ብዙሕ ዓይነት ቃልሲ አሎ።ሰባት ናይ ቜንቜ ችግር ክኸውን ይኽእል ጂሃድ ምስ ምቅታል ዘታአሳስሮ ብዙሕዩ።ሚድያታት ናይ ምዕራብ ዝገበርዎ ዘየቓርጽ ናይ ሚድያ ሐይሊዩ።ከነገናዝቦ ዘለና ነገር አሎ።ንአብነት ሂትለር ብዙሕ ሰብ ቀቲሉ ኳቶሊክ ክርስትያን ስለዝነበረ ጥራይ ንህዝበ ክርስትያን አይውክሎን እዩ።ንምንታይ ክርስትና ኮምኡ ዝብል አስተምህሮ ስለ ዘይምህር።ልክዕ ኮምኡውን ዳዕሽ ኮምኡ እንተጌሩ ነቲ ሙስልምና አይውክልንዩ።
Appreciate u sister 👌
Biravo wedi eri ambesaye 🇪🇷🇪🇷❤️❤️😍😍👍👍
ጽቡቕ ትምህርቲ
Thanks Brother!
!please everyone don’t forget to like and subscribe it doesn’t cost you a penny!
Ewe xebuk aleka kulu seb kemu zmeslo wela eritreawyan yehwatna ab qurankum tem elka zkone seb ketqetel yefqed eyu elom eyom zebluka ezi gen gega daesh wey alqaida n muslim ayweklun eyom kulu muslim wen aydegfon eyu kemu ente zkowen aymteketelnayon, bzkone thank you bro eti haqi sle zgelexkalu nezi hebi qexelo ajoka berte ❤
Natna moslim shikorat eyom !
ጽቡቕ መደብን ትምህርትን እንድዩ ን ኣፍልጦና ድማ ዝልውጥ መድብ ኢዩ ፡ ግን ንምንታይ ኢዮም ንናይ ድዓሽን ኣልቓዒዳን ቦኮሓራምን ከምእውን ኣልሸባብ ክቃወሙ ዘይርኣዩ ወይ ዘይንሰምዖም እዞም ኣሕዋትና እስላም? ነዞም ናይ ዓድና ኢያ ሕቶይ ናይካልእ ኣይምልከተናን ኢዩ
ዛ ሕቶ 1000 ተዳጋጊማ እንዲያ መጀመርታ ሞስሊም ኤርትራውያን ኣብዚ ግዜ ኣብ ጉዳይ ሃግሮም ከማን ክቃወሙ ወይ ክድግፉ ንርኢ የለናንን ፡ዳሓር ኣበይ ኮይኖም ዮም ክቃወሙ ትደልዮም ዘለኻ ኣብ ኤርትራ? ወይስ ኣብ ኤሮፓ ኣብ ጽርግያ ብ ምውጻኣእ፡ክድግፍዎም ከ ሪኢኻ ዲኻ ፡ዳሓር እዞም ትብሎም ዘለኻ ኣሸበርቲ ዳርጋ ቢሎን ዝከውን ህዝቢ ኣይድግፎምን ኢዩ ስርሖም ግን ኣየቃረጹን ኤርትራውያን ተቃዊሞሞም ክሰምዕዎም ዲካ ደሊካ
@@moasmera9176ሙስሊም ኣብ ተቃውምንትን ደገፍትን የለውን ምክንያቱ እታ ካርታ ጸወታ ተጋሩ ናብኦም ከምዝቀነዔት ፈሊጦማ እዬም ። ኤርትራን ኤርትራውነትን ክጠፍእ ሃይማኖት ቆንቃ አሳቢካ መንነትና ተጋሩ እንዳበልካ ክፈልዮና። ረኢኻ ዜርና ዜርና ናይ ናይ ዓለምና ጸወታ ኣባና ከማን ይሰርሑሉ ኣለው።ኣነ ስቅተኦም የድንቆየ ጠቂሙናዮ እዮ ኸኣ።በረገር ንሓማቱ ርኣዮ ኣቢሉ ኣቢሉ ክርስትየናዊ ትግርኛ ምስ ትግራይ ክሕውሰና ዝደሊ ዘሎ። ፒንቶ መሰጋገሪ ክገብሩና።
ከም ወትሩ እተቕርበልና መደባትካ ነመስግን ቡፈ-ኤሪ
ኣምሃሪ ታሪኽ ኣምጺኻ ❤
ኣብ ማእከል ሙስሊም ምዕባይ ዓቢ ግደ ኣለዎ ንሙስሊም ንከይትጸልእ 😊😊😊😊😊😊😊😊😊
♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷🙏🙏🙏💕❤
👍👍👍👍
👏👏👏👏👏👏👏👏👏👍👍👍❤❤❤❤
Besmam belu ab aselam seb ketketl afekedn ieyu wala necolom leicat amelkina deyamun nmaram nesa nabrham neyacob nesak necolom amet kestan abeayt ketamunu alecom ietedey amucom megst semay aktatwun iecom zebel abkuran tezhefu nrkebo🕊🤝
Abzias aflto yebleyn bluxey
Daish Ab Libya zgeberwo zeskahkh fxame ke
ብሃይማኖት እኮ ርኢቶ ክህብ ደስ አይብለንንዮ።ግን ሓንቲ ሓቂ ክነግረካ ሞሳድ እዮ ወጢንዎ።ኣይሁድ ኢዮም።ዕላማ ኣለዎም ከመይ ጌሮም ንኢስላም ኣብ ዓለም ይጽላእ። አይሁድ ጸላእቲ ንክርስትና ሙኻኖም ምፍላጥ ከድሌናዮ። ኣዚ ክሉ ህውከት ዓለምና ሕጂ ግዚኡ ኣኪሉ እስራኤላውያን ማስኬራ ገጾም ተኸፉቱ እዮ።ጥዑያት ከይመስለካ ይከያት እዬም።ኢሱ ይነግረና ኣሎ ሰማዒ ሲኢኑ እምበር።አነ ሓደ ኣባል ሳዋ ዓርክና ኣብኡ ተቀቲሉናዮ።ባዓል ክፉእ ግዜ ጥራይ ስለዚ ዘይምህማል ጥራይ ንደቂ ኤረይ እዚ ስራሕ ኣባና ይፈታተን ኣሎ።
ካብቴን ዝበሃል ኣባል ብርገር ንሓማቱ ተዛሪቡ ኔሩ ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ወተሃደር ኣመሪካ ኔሩ።ባዕሎም እዬም ዝገብርዎ ኢሉና።
@@N.at.79 thanks nzhabkumni aflto
@@N.at.79 እንታይ ገደሰካ ኢሎምና ኢልካ ዘየለ ዛንታ ትዛረብ😂 isis ብ ዮርዳኖሳዊ ኣቡ መስዓብ ኣል ዛርቃዊ ዝበሃል መጀመርታ ኮትሮባንድ ናይ ሓሽሽ ዝነበረ ድሓር ናይዚ ትብሎ ዘለኻ ዳዕሽ ምንኣስ ኣልቃዒዳ መስራቲ እዩ በየን ኣቢሎም እዮም እስራኤል ንዳዕሽ ክምስርትዎ🥴?እዚ ክብል ከለኹ ግን ኣይሁዳውያን ኣብዚ ዓለምና ዝተገብሩ ኩፉእ ግብሪ ፤ጌና ውን ብሕጂ ዝግበሩ ዘለው ቀንዲ ጠንቂ ኣይኮኑን ማለተይ ኣይኮነን እኳ ድኣ እዮም። ግና ኸ ታሪኽ ነናቱ ተሃብካዮ እዩ ግርም😉😂
@@robitete3838 እሞ እዚ ትብሎ ዘለኻ ናይ ሓሽሽ ሸቃጢ ከመይ ጌሩ ንሃይማኖት እስላም ክጣበቀሉ ኢልካ ትኣምን። ርኢኻ በዓል እዚኦምዬም ግብረሽበራ ንክምስርቱ እተን ብግብረሽበራ ዝረብሓ ዝምውለኦ።ሞሳድ ቀንዲ ንድሕነት እስራኤል ንክብል ንሃገራት ዓረብን ሃማኖት ኢስላምን ክብትንን ከጸልምን ናተይ ኢሉ ሒዝዎ ።ክሓተካ ስለምንታይ ዳዕሽ ንስራኤል ዘየጥቅዓ? ዳዕሽ ዝፈሰሶ ደም ሚሎናት ሙስሊም :ሪፖርት ሶርያን ዒራቅን ርኣዬ ።ኣልቃዒዳ ኣመሪካ ከምዘዕጠቀቶም ትፈልጥዶ? ኣብ ልብያ ዝተፈጸመ ገጾም ሸፊኖም ዝፈጸምዎ ብሽም እስላም እንታይ ጭብጢ ኣሎ።ከንገረካ ምስ ናይ ማዕከናት ዜና ስለ ዝሰርሕ ኩሉ ክፍኣት ይፈልጦየ።ኣዚ ዜና ከይወጽእ እዚ ኣማሓይሽዎ እንዳተባህለ እዮ ዝቀርብ።
ብረገድ ንሓማቱ መንዮ?መን ይምውሎ?መንእዬም እቶም ስድራቤትና ብሽም ኤርትራውያን ዝፈግኡ ዘለው?ህዝብና ፍልጠትን ተሪኽን ኣፍልጦ ይጓድሎዮ።ብስምዒት እምበር ብፍልጠት ዝኸይድ የለን።
Nay bhaqi mehari medeb amxika haw, Islam malet selam malet mber kem western media zblwoo aykonen, keep it up, and Islam b Arab knferdoo gega u, so lets be Read a lot in order to understand the real Islam.
አነውን ኩሉ ግዜ ተታሓሳስበኒ አብ ኢስላም ሰብ ተቀቲልካ ትቅተል አይገድፉኻን በጀካ ስድራ መዋቲ ምሕረት ተዘይጌረሙልካ። ምኽንያቱ ሂወት ምጥፉእ ገበንዮ አብኦም።ከምዛ ንኤረይ ከጥፍኡ መንነት ዶ ገለ እንዳበለት እዛ ልሕቲት ወያነ ፖለቲካ ትሰርሕ ዘላ አዮ።አይትተሃመል ወዲ ሪመይ ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
አይተስተውዕልን ኢኻ ማለት እዩ አብ እስልምና ሰብ እንተ ቀቲልካ ትቕተል ኢኻ ጽቡቕ አለኻ እዚ ግን ክትፈልጦ ዘለካ መዋትን ቀታልን አስላም ምስ ዝኾኑ እዩ።
አብ ዝበዝሐ ናይ አስልምና ሃገራት ካሊእ ሃይማኖት ብፍላይ ከአ ክርስትያን ኮንካ ክትነብር አዝዩ አዝዩ አሸጋሪ እዩ። አብ ዓለም አስላማይ ዘይብላ ሃገር የላን ክርስትያ ዘይብለን ሃገራት እስላም ግን አለዋ።
ብ ኤርትራዊ ስደተኛ አብነት ክህበካ አብ ሱዳን ሊብያ ግብጺ ክንደይ እያ ተሓሪዳ ሓዊ አብ ቆርበታ ፈሲስዋ እዚ እቲ መንግስቲ ወይ ፓሊስ ዘይፈልጦ ይመስለካ።
እስከ ሕሰቦ ስለምንታይ ስደተኛ አብ ሊብያ ሱዳን ግብጺ ስዑዲ የመን ዝሳቐ ዘሎ። ኢትዮጵያ ኬንያ ዩጋንዳ አንጎላ መክሲኮ ስለምታይ ስደተኛ አብዘን ሃገራት ብሰላም ይነብር ወይ ናብ ዝደለዮ በዘን ሃገራት ዝሰጋገር ኢልካ ትሓስብ።
@@well7663ዓርኩ ፍርቂ ፈልጠት ሓደገኛ ዮ።መዋእለን ኣሕዋትና ሱዕድያ ሰሪሔን እየን ኣዕብየናና።ሓቂ ዮ።ጡዑማት ኣለው ርጉማት።ሱቅ ኢሎም ግን አይቀትሉኻን ሓሶት አብ ሊብያ ኣሕዋትና ደይኮኑን ዝሸጡና መንዶ ይተሓባበሮም ኣሎ ናትና ክፍኣት እባ አይንሸፍኖ። ክንደይ ስድራ ድየን ኣብ ኣስመራ ሰራሕተኛታት ገዛ ዘሳቀያ ዝነበራ ኣብ ክሸነ ብካሻ ዘሕደራ ኣይራኣናን ዲና።ተወሳኺ ስደተኛ ኣብ ግብጺ ብሰላም እዬም ዝነበሩ ኣይትጋገ ዝሓተካ ከማን የለን ኣብ መገዲ ።ርኤዬ ሓሊፈዮዬ።ጽልኣት ሃይማኖት ኢስላም ኢሎሞ ኢለ ሓሶት ኣይዛረብን። ስደተኛታት ኣብ ኢትዮጵያስ ይሳቀ ኣሎውንዶ ። ሱዳን የሕሌሎም ንሕና ኢና ክፉእ ሚሂርናዬም ገዛ ኤርትራዊ ኢትዬጵያዊ ኔሮም።የመን ኢልካኒ UN ተመዝጊቦም ዝነብሩ ይፈልጥ።ውልቀሰባት ዝተጋገይዎ ሃይማኖት ሙሉእ አይጸርፈን ነውሪ።እንተ ዳዕሽ ንግዜ ንግደፎ ሓደ ሓቂ ክወጽእ ቀሪቡ ኣሎ።ተወሳኺ ዝወዓለ ይንገረካ.......ዮ።ሙስሊም ዝፈትዎም ዝዓበኽሎም ሕብረተሰብ እዬም ኣነ ኸኣ ይምስክረሎም።ንሕና እኮ ንኽፉእ ንጭክን ሪሊ።
ክውስከልካ ዘይሕጋዊ ስደተኛ ኣብ ዝኮነት ሃገር ሓደገኛዮ ብፖሊሲ ሓንቲ ሃገር። ቱርኪ ዱበይ ኪድ ብሕጋዊ ኣሕዋትና ይነብሩ ኣለው።ሙስሊም ዝወርዶም ዘሎ ትርኦ ዶ።
መክሲኮ ዲካ ዝበልካ ተጋጊኻ ዓርኩ ህድእ በል።
ገሊኦም ሰባት ንጂሃድ ከም ግብረ ሸበራ ዘሓስብዎ ኣለዉ ሰባት ኣለዎ እዚ ጌጋ ረዲኢት እዩ ጂሃድ ማለት ነን ብስኻ ንምክልኻል ዝገበር እዩ
በዓል ዳዕሽ ኣልቃዒዳ ከመይ ጌርካ ምስ መስሊም ምትእስሳር የብሎምን ትብል ኣለኻ።ምንጪኻ መንዩ።ኣማዛዚንካ በዓልኻ መደብ ኣቅርብ።ብሓደ ተሓላቂ ምስልማና ወይ ድማ ጸላኢ ምስላምና ዝኾነ ሰባት ጹጹይ ሓቢረታ ኣይርከብንዩ።እቲ ብፍቅሪ እቲ ሓደ ድማ ብጽልኢ ሓሳቦም 2 ጫፍዩ።እቲ ሓቂ ግን መርሚርካ ኣንቢብካ ይፈልጥዩ።እዚ ምስጢር ኣደባብዩ።
OK BROTHER KAB MNKAF ETI HATI ENTEREDANA DES YBLENI. THANK YOU NSLE REEYTOKA!!
እቶም ንርእሶም ግብረ ሽበራውያን ዚኾኑ ምዕራባውያን ፡ ዜካይድዎ ጸረ ምስልምና ፕሮፖጋንዳ እንተዘይኮይኑ እምነት ምስልምና ምስ ግብረ ሽበራ ምንም ዝምድና የብሉን ። ይሁዳውያን'ኳ ኣብ ምዕራባዊ ዓለም ኪፈናፈኑን ኪሳጎጉን እንከለው ፡ እቲ እንኮ ብሰላም ዚነብሩሉ ኵርናዓት ዓለም ፡ ከም ኣብ ሞሮኮን ቱኒዚያን ዚኣመሰሉ ኣብ መንጎ ኣመንቲ ምስልምና ምዃኑ ታሪኻዊ ሓቂ ዚምስክሮ ኢዩ ።
ኣብ ሃገር ምስልምና ብሰላም ዝነብር ሰብ የለን ብሮ ኣብ ሱዒዲ ኪድ የመን ልብያ ኣብ ዝኮነ ዓዲ ኣስላም ክርስትያን ቦታ የብሉን ክሰብክ ቤት ክርስትያን ክሰርሕ ኣይክእልን ኣብ ሱዒዲ ክርስትያን ኣለዉ ግን ባቃ እንታይ ክገብሩ ይክእሉ ካብ ኣላህ ወጻኢ ካሊእ ክተምልክ ኣይትክእልን ናጽነት የለን። ኣብ ሞሮኮን ቱንዝያን ሕጊ ምስልምና የለን ናይ ግብረሶዶም ትካል ኣሎ ሞሮኮን ቱንዝያን ቱርኪን ምስ ምስልምና ኣይተታሕዞ ምስልምና እተን ሕጊ ሸሪዓ ዝክተላ ኢየን እቲ ሕጊ ምስልምና ክሳብ ክንደይ ቀታሊ ምካኑ ብግልጺ ዘርኢያ ዘለዋ ቱንዝያ ሕጊ ሸሪዓ እንተዝህልዋ ሰብ ናጽነት ኣይምሃለዎን ብግልጺ።
@@wediseb993 mengesti sudia and muslimina intay zerkabie alwo ne poltica aytttasiro
Hbush dunqurnakum btaemi u zegerim, qdmi naxnet 🇪🇷 abotatna ab sudan and saudi ynebru do ayneberun, whyy zeyqeteluwom, and Arab n islam kwkilwo k gbuee diu like hitler n krstna zeywkloo maletey ye
ናይ ሚዕራባዊያን ፕሮፖጋንዳ ቡዙሕ ሰሪሑ ዩ ኣብዚ ጉዳይ አቲ ዒላማ ኻኣ ሚጺላም ኢስሊሚናን ኢስላሚን ኢዩ 9/11 ካኣ ኣማሪካዊያን ባዓሎም ዚገበሩዎ ሲሪሒት አዩ ካብ ቡዙሓት ተንተንቲ ፖሎቲካን ሓለፍቲ ዚነበሩ ሰሚዕና አና ኣብ yutube ኣሎ ሲለዚ ነገራት ሂዲ ኢልና ኒተዓዘብ የሕዋት ከም ሚኪቢባር ዘመስሎ የለን ሚስ ኩሉ ፊሊሊያትና Thanks guys
1 እስልምና ስልምንታይ ብውግእ እምንቶም ብኩናት ከስፍሑዝደልዩ?
2 ስልምንታይ ነታ ብኩናት ዝሕዝዋ ሃገር ነቶም ህዝብ ወይ እምነቶም ክቅይሩ ወይ ግብር ክከፍሉ እንተ ኣብዮም ካኣ ክቅተሉ ይገብሩ ?
3 ስለምንታይ ንብክላሃ ማሓመድ ንሶፍይ ንሰብኣያን ኣቦኣን ሓዋን ቀትሉ ንዑኡ ሰበይቱ ገርዎ
4 ካብቲ ዝበልካዮ ተብገሰ ካሓተካ ንኣብነት ኣብንት ናይ ማካን መድናን እንተ ርእና ሓይል ኣብዘይነበሮ ምክእኣል ክሰብክ ኣብ ሓይል ዝህለዎ ውግእ ክእውጅ ከመይ ትርእዮ ?
እዚ መልስ ሃበን እሞ ካልእ ክሓተካ እየ
ሰላም ክቡር ተኸታታሊ እዚ መልሲ ናይ ሃይማኖት ኮይኑ ግዜ ተወሲዱ ቪድዮ ዝስርሓሉ መደብ ይመስለኒ፡ ግን ብዝያዳ ኣብቲ ሃይማኖት ኣፍልጦ ዘለዎም ሰባት ንሕቶኻ ክምልሱ ናብ ተኸታተልቲ ከነውርዳ!!
ትክክል ኣለኻ ግን ክፍለጥ ዘለዎ እዩ !!!
ግን ነታ ቁርኣን ብትግሪኛ ዘየተርግምዎ መብዛሕቲኦም ትግሪኛ ኢዮም ዝዛረቡ እቶም ኣስላም ንሕና ካኣ ምፈለጥናያ እዚ ትብሎ ዘለኻ ግን ካብ ሓቅነት ዝራሓቀ ኢዩ ምሳይ 2 ዒራቃዊያንን ሶርያዊያንን ዝማሃሩ ኣብ ቤትክርስቲያን መጽዮም ቦምብን ብኻራን ወዲኦምና ኢዮም ዝብሉ ሩሑቅ ካይከድና ኣብ ግብጺ ኣብዚ ሒደት ዓመታት ኣብ ቤት ጾሎት ብቦምብ ገሮም ቀቲሎም ኢዮም እዚ ክብል ኮሎኹ ግን ኩሎም መስሊም ማለተይ ኣይኮንኩን ።
ክቡር ሓወይ፡ ነዚ ቪድዮ ጽቡቕ ጌርካ ኣይሰማዕካዮን መስለኒ፡ ኣብዚ ቪድዮ እቲ ዝዛረብ ዘሎ ወዲ ሙስሊም ኮይኑ ናይ ደገ ትሕዝቶ ዩ። ንሱ ከኣ ሙስሊም ብከም ዳዕሽን ካልኦት ግብረሽበራውያን ኣይውከልን ኢዩ ብስም ጂሃድ ብዙሓት ኣኽረርቲ ሙስሊም ኢና ዝብሉ ብዙሕ መጥቃዕትታት ይገብሩ ዮም፡ እዚ ግን ቁርኣን ከምኡ ኣይእዝዝን ዩ ፡እዩ ዝብል ዘሎ እምበር ኣብ ርእሲ ንጹሃት ክርስትያን ግብረሽበራውያን ግፍዕን መጥቃዕትን ከምዝፍጽሙ ደኣ ይነግረካ ኣሎ ኮ ባዕሉ። ግን ነታ ቪድዮ ጽቡቕ ጌርካ ምስማዕ ከድልየካ ዩ፡ ወደሓንካ።
1)Ezuy kulu higom entekoynu btkkil aygebruwon ab libya bzuhat habesha teketilom. 2)ab Israel ab mealty ametawi bealom keydom 1200 sebat ketilom amets deki anistyo aytikotsron eka 3) kemey yegafiuna abzi hagere muslim bteami eyu zesenbdeka akmi entelewom nab wugue akmi yelen bota yelen entekoynu ka ygedfuwo. Abzi libya ka maeteb zeytebeteso bsenki emnetu zeyhasere yelen zkonet habesha wun entetenisa kab libyawi wey yketla wey ykhda 100%. Lebam lebam mitswat gdefwo neta hiwet nay bhaki reaywa. Etom ab adina zelewu muslim wn botan akmin enber aygedfunan tarik alo
No zi hawey aytigage wilqe sebat zigeberyu ni kulu kiwikil ayqeilin iu..ni abinet kem ethiopia geriu ni eretra zebebsabet hager yelan...hiji beal mengistu,meles kirstian sile zikhonu ni mulu hizbi kirstian yikulu malet aykonen.
@@mohammedtaher6268 እዚ አምጺኻዮ ዘለኻ አብነት ናይ ኢትዮጵያ ዘይከውን እዩ እዚ ጉዳይ መሬት ወይ ኢኮኖሚ እዩ።
እዚ ናይ ሞስሊም ግፍዒ ግን ሃይማኖታዊ እዩ አብ ሊብያ ግብጺ ብሰንኪ ሃይማኖቱ ዘይተገፍዓ ስደተኛ የለን ግደፎ እሞ ስደተኛ አብ ግብጺ ናይጀርያ ኢራን ኢራቕ ፓኪስታን ዘለው ክርስትያን ደቂ ሃገር ከመይ ይነብሩ አለው ሳላ ቴክኖሎጂ ንሪኦ አለና ስለዚ እስልምና ቀታሊ እዩ።
Rieskum asfhwoo b fltet, for example Hitler 7million jews eiu qetiluu and akrari christian u neyruu, so crstna nzey wedi haymanotkum qtelu ybl u knbl fthawi diu.
ሰብ ሓይማኖት ኣይውክልን እዩ ሓይማኖት እዩ ሰብ ዝውክል
ሰባት ክጋገዩ ከለኡ ንሓይማኖት ትጸርፍ እንተኮይንካ እቲ ጸገም ናትካ እዪ እስልምና ማለት ካብ ሽሙ ኣትሂዝካ ሰላም ማለት እዩ
እቶም ምስልምና ትጻረፉ ብስሚኢትኩም ትምርሑ ስለ ዝኮንኩም ኢኩም እንበር እስልምና ሓይማኖት እንታይ ማለት ሙካን ወልሓደ ኣፍልጦ የብልኩምን
ግን ክቡር ማእረ ነብሱ የክብረካ ሕሱር ማእረ ነብሱ ......