✳️ጉድ ረኺበ! ጓል 70 ዓመት ሽወደናዊት ዓሚጽኒ ኢላ ከሲሳትኒ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 12 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 169

  • @Ostirch
    @Ostirch 18 днів тому +77

    ኣብ ዝሓለፈ ዘቀረበ ዛንታ ምሽ መኣስ ጸታዊ ርክብ ከም ዝገበርካ ብመርመራ ይፍለጥ እዩ ትብል ሰሚዐ ኔረ ንፉዓት ጠበቃ ጌርካ ክትረትዓ ትክእል ኢካ ኣጆካ ❤

    • @misginaberaki1369
      @misginaberaki1369 18 днів тому +2

      Ezi ika emo ketemixa hasibka Elom eyom kesisomo zelewu bzkone mklas eyu

    • @Ostirch
      @Ostirch 18 днів тому +1

      @misginaberaki1369 ok ewe eba haqki amlak yhagzo eske

    • @RutaHabtom
      @RutaHabtom 18 днів тому

      Amo aza sebeyti ko kamxeni hasibu eya tbl zela mesleni

    • @MihretSIELAY
      @MihretSIELAY 17 днів тому

      Ajoa zhawey ab zhalefe abzi medeb teergiha zneberet bmermera zreta wedi nsika ka eletin satin ythateta éten sebeyti bdhru mermera ygberelen ajoka ka nsika egzabher amlak eti nsu zmedebo eu zkewin ab fetarika tewekel nsu eu fetahi kulu shgir❤❤❤

  • @donbosco3732
    @donbosco3732 18 днів тому +16

    ኣብ ሃገራት ኤውሮጳ ዝበዝሐ ተኣለይቲ ኣብ እንዳ ዓበይቲ ደቀንስትዮ እየን ምክንያቱ ብተዛማዲ ነዊሕ ዕድመ ይጸንሐ ካብ ደቂ ደቂተባዕትዮ:: ጸሊምን ወዲ ተባዕታይን ኮንካ ኣብ መእለይ ዓበይቲ ምስራሕ ፈታኒ እዩ:: ኣነ ሓደ ሰብ ይፈልጥ መሳርሕቱ ጻዕዳ ሰበይቲ ንካልኦት 2-3 ዓበይቲ ተኣለይቲ ብምጉስጓስ ብኸምዚ ዝገለጽካዮ ኣርእስቲ ገይራ ክሲ ኣቅሪባትሉ:: ጉዳዩ ኣብ ፖሊስ በጺሑ ብዙሕ ላዕልን ታሕትን ተባሂሉ:: ኣብቲ ዝነብረሉ ከባቢ ከይሰርሕ ተኣጊዱ:: ስለዚ ጉዳይካ ምስ ጠበቓኻ ብዕምቆት ምዝርራብ ከድልየካ እዩ:: ተወሳኺ ናይቲ ዓዲ ሕጊ ኣፍልጦ ዘለዎም ኤርትራውን ኣዘራርብ ኢኻ:: ኣጆኻ ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን::

  • @Natnael12
    @Natnael12 14 днів тому +3

    ኣጆካ ዘሓወይ መን ኣሎዎ እዝጊ ኣሎዎ ድዩ ዘተበሃትለ እቲ ሰማይን ምድርን ዝፍጣረ እግዝኣብሄር ኣምላክ ምሳካ ኣሎ ጽሎት ጥራይ ግበር ።

  • @saudiarabia5774
    @saudiarabia5774 18 днів тому +17

    ኣጀካ ማዓረይ ፈተና እዩ ኣምላክ ጭንቀትካ የቅለልካ ጠበቃ ገርካ ወድኣዮ ኣጀካ ኣምላክ በዕሉ ኩሉ ከቅልለካ እዩ ማዓረይ 🥺

  • @YordaGerye-mt2js
    @YordaGerye-mt2js 15 днів тому +3

    እግዚአብሔር ኣምላኽ ንፅህናኻ ይረአየልኻ ዝሓወይ👏😢

  • @Shewit-f6p
    @Shewit-f6p 18 днів тому +10

    ኣጆካ ንቁሩብ ኢካ ተተፀገምካ ኩሉ ሓቅነትካ ፈጣሪ ክምስክረልካዩ😢

  • @samerh-ho4py
    @samerh-ho4py 18 днів тому +10

    እፍፍፍ ወድነይ እግዚአብሔር መፍተሒ ይፍጠረልካ ዋይ ከምዙይ ከ ኣሎ ድዩ😢😢

  • @MJ-CIA-094
    @MJ-CIA-094 18 днів тому +19

    ክቡር ሓዉ እዚ ገዛ ገዛ እንዳከድካ ምስራሕ ብዙሕ ፈተና እዩ ዘለዎ ብፍላይ በይንካ ትሰርሕ እንተኮይንካ.
    1. ዓባይ ሰበይቲ ጋል 70 ስለ ዝዀነት ሕማም ረሲዕ/Dementia ክህልዋ ይክእል እዩ መርምሩዋ በሎም. ሕማም ረሲዕ ብደረጃ ይፈላለ እዩ. ብንእሽቶያ ከላ ብካልኦት ዘጋጠማ ብምስጢር ሒዛቶ ዝነበረት ዓመጽ እንተሎ ሕጂ ምስ ሓመመት ምስቲ ንስካ መርፍእ ክትወግኣ ኢልካ ትተናክፍ ዝዓመጽካያ ክመስላ ይክእል እዩ. ሕጂ ዋላ ሕማም ረሲዕ ሃልይዋ እንታይ ከም ዝገበርካላ እንተረስዐቶ, እቲ ናይ ቀደም ዘጋጠማ ንስካ ከም ዝገበርካዮ ጌራ ክትነግሮም ትክእል እያ.
    2. ገለ ገለ ሰባት ዋላ ዓበይቲ ከለዉ ፍርሓት ኣምላኽ የብሎምን, ስለዚ እንዳዓበይቲ ምስ ኣተወት ዘናብራ ካሕሳ ስለ ዝደለየት ክትከውን ትክእል እያ, ስለዚ ንስካ መርፍእ ክትወግኣ ጥራይ እንተ ደኣ ኬድካያ ንውሑድ ደቃይቅ ኢካ ኬድካ. ስለዚ ወይ ወበቲ ካብቲ ገዛ ናታ ምስ ወጻካ ዝሰነድካዮ አንታይ ከም ዝሓገዝካያ ዝገልጽ ጽሑፍ, ወይ ድማ በቲ ዝዘወርካዮ KM ናይታ ትዝውራ ናይ ስራሕ መኪና ወይ ከኣ በቲ ናይ ሞባይልካ ዝከድካዮ ርሕቀት ኣርእዮም እሞ ኣብቲ ናይ ዓመጽ ሰዓት ምስኣ ከም ዘይ ነበርካ ንገሮም.
    3. መርመራ ናይ ዓመጽ ይገበረላ በል. እቲ ውጽኢት ከኣ ብጠበቃካን ካልኦት ምሁራትን ክርአ ኣለዎ.
    4. ካልኦት መሳርሕትካ ብዛዕባኣ እንታይ ዓይነት ሰብ ምዃና ኣብቲ ናታ Journal ከም ዝጸሓፍ ኣንብብ.
    5. ምስ ሓላፊካ/ትካ ብግልጺ ተዘራረብ. ሓገዝ ሕተት.
    6. ካብ መሳርሕትካ ናትካ ጽቡቕ ዝዛረቡ መሰካክር ኣክብ. ምናልባት ብዛዕባኣ ቅድሚ ሕጂ ሕማቕ ዘጋጠሞም ወይ ብሕማቅ ዝፈልጥዋ መሰካክር ኣክብ.
    ጽቡቅ ዕድል. ካብ ዝገበርካሉ ረሲዑ ኣብ ሽግር ዘእቱ ኣድሕነና.

    • @KemFkadka
      @KemFkadka 18 днів тому

      Eta arastin videon bebeynu eyu zelo abti arasti amixuni yibl abti zereba gn hasibu eyu slezi kamxeni hasibu eyu zelo eti wana zereba mesleni 🙏

    • @sabasabina5346
      @sabasabina5346 18 днів тому

      ካመራ ርእዮም ኣረጋጊጾም እዮም ዝሕዙ ጓል 70 ትኹን ገለ ትኹን እዚ ካብ እከይ ምግበር ነጻ ኣየውጽእን እዩ

    • @mihretyemane7301
      @mihretyemane7301 12 днів тому +1

      ነገር ደኣ ደልዮምና እምበር ኣብ ገዝኦም ካሜራ ዘይብሉ የለን ኣብ ኣውቶብሳት ከይተረፍ ካሜራ ኣሎ ስደትና ይሕጽረልና ።

  • @عليا-ظ2ح
    @عليا-ظ2ح 18 днів тому +13

    ኣጆኻ ሓቂ ተሉዩካ ናብዘበለ የብል ሓቂ ኣይቲቅበርን ካተዉጸአካ እያ

    • @medhanehaile349
      @medhanehaile349 18 днів тому +3

      ሓቂ ሎሚ የለን ክንደይ ኣለዉ ብዘይ ገበርዎ ዓመታት ዝትኣሰሩ ጻዓዱ ደቒ ኣንስትዮ ብጣዕሚ የን ጨካናት

  • @BerhaneKebrom
    @BerhaneKebrom 18 днів тому +9

    መርመራ ናይ ጾታ ርክብ ግበሩለይ ኢልካ ሕቶቶም ይህሉ ይክውን እዩ ቅድሚኡ ግን ምስ ዶክተር ሳሮን ተዛረብ ንሳ ትፈልጦ እያ እዛ ሓውይ ቡዙሕ ኣይትሸገር ኣምላክ ክሕግዘካ እዩ።

  • @furtunafisaha5628
    @furtunafisaha5628 12 днів тому

    ኣጆካ ዝሓወይ ጸሊም ሰለ ዝኮንካ ጥራይ ክፉቱኑካ አዮም ሰለዚ ሓቅነትካ ሒዝካ ናብ ኣምላክ ጾሎት ግበር ፈጣሪ ኩሉ ሓቅነትካ ከውጾ አዮ።❤

  • @avg4628
    @avg4628 17 днів тому +1

    ንኣምላካ ለምኖ እዚ ፈተና እዚ ከርሕረልካ ኣጆካ ደሞ ከም ምሕላፉ ክሓልፉ እዩ

  • @genetgirmay7826
    @genetgirmay7826 17 днів тому +3

    ኣምላኽ ጽላሉ የንብረልካ

  • @صقرالعتيبي-و8ص
    @صقرالعتيبي-و8ص 18 днів тому +3

    አጁኻ እቲ ሰማይ ምዲር ዚፈጠ ኣምላኽ ኣይዲፈካይ እግዚኣብሄር ዲንጹሁ ሰብ እዪ ዚፍትን ኹል ንፅቡቕኻ እዪ ጥራይ እስኻ ቡሙልእ ልብኻ ጽሎት ፀሊይ❤

  • @FuFg-me2eo
    @FuFg-me2eo 18 днів тому +5

    ወይ ኣይ ሓወይ😢😢😢 ኣጀካ አሰኪ ባዕሉ ፁሩይ ልብካ ለመን እሞ ኣምላክ ከወፀአካ እዩ ዝሓወይ😢 ኣጀካ ንኣምላካ ለምን ከይረብረብካ ሓቅነትካ ከውፀአካ እዩ ኣምላክ ንዝፈቶዎ እዩ ዝፈትኖ ፂን ኢልካ ለምን ንፈጣሪካ ዝሓወይ ንጀራ ክገበረልካ እዩ ዳግማይ ዳሃይካ ክንሰምዕ ግን ተስፋ ንገበር እና ኣጆካ አስኪ ወይ ኣየ ሰድት ኣክክክ😢😢😢🎆🎆🎆🎆🎆🎆💒👈🤲🤲🤲🤲🤲🎆🎆🎆🎆🎆🎆😰

  • @rbfhftcj1649
    @rbfhftcj1649 16 днів тому +1

    ኣጆካ ዛሓወይ እመ ብራሃን መጎስ ክትኮነካ ተማሓፀና ብጸሎት🥺

  • @hamadhamad9521
    @hamadhamad9521 18 днів тому +6

    ኩቡር ሓው ረቢ ምሳኻ ይኹን መጉት ኢድካ ኣይትሃብ ኣነ ከምሓኪም መጠን ሓኪመያ ኢየ ካልእ ዝገበርኩዎ ነገር የለን ዕለት ክንደይ ሳዓት ክንደይ ከምዘዓመጽኩዋ ብሕክምና ትመርመረለይ በል ጠበቓኻ እኩል መረዳእታ ሃቦ ክሳብ ዘይፈጸምካዮ ፈጣሪ ባዕሉ ፍታሕ ከምጸአልካ ኢዩ ጸሎት ኣጽዕቕ

  • @merhawiteweldemedhin9845
    @merhawiteweldemedhin9845 18 днів тому +4

    ኣጆካ ንጠበቓካ መርመራ ይገበረላ በሎ ብከምኡ ይፍለጥ እቲ መሓዝ ድማ ናይ መርፍእ ክወግኣ ደሓዝክዋ ኢልካ ንገሮ ብመርመራ ዝወድእዎ ኣለዉ።ንጠበቓካ ይእምኖ

  • @alexandershewitalexander2394
    @alexandershewitalexander2394 18 днів тому +5

    አጆካ አይትጨነቅ ንስካ ተራጋጋዕ እንድሕን ዘይዊዕልካዩ አብ አፈረካ አይኮንካን ዘለካ ዝከፈልካ ከፈልካ ሐያል ዝኮነ ጠበቃ ሕዝ ካውኡ ሐሊፋ ነቲ ጠበቀካ ሐንቲ ነገር ከይሐባእካ ንገሮ አጆካ ምንም አይትከውንን ናይ ዓቢ ሰብ እእምሮ ኪድ ምፅእ ስለ ዝብል ንአካ ይሕግዘካ ዩ

  • @HshHd-j3o
    @HshHd-j3o 18 днів тому +5

    ፈጣሪ ንፅህናካ ሪኡ ነፃ ወይፅእካ

  • @DanielFutsum-b2n
    @DanielFutsum-b2n 18 днів тому +2

    ተስፋ ኣይትቑረጽ ኩሉ ዘጋጠመካ ብትኽክል ንበዓልቲ ቤትካ ንገራ፡ እቲ ልዑል ፈጣሪ ድማ ምሳኻ ኣሎ። ሓንቲ ክብለካ ግን ምናልባት እዛ ጓል 70 ዓመት ዓመጽ ወሪድኒ ትብለካ ዘላ ሰበይቲ ናይ ምርሳዕ (Demence) ከይትኸውን ኣረጋግጹለይ በሎም፡ ካልኣይ ድማ እቲ ዓሸራ ረኺቦምለይ ትብሎ ዘለኻ ኣብ እንዳ ዓበይቲ ዝሰርሕ ጓንቲ ክንርስዖ ስለንኽእል፡ ብዘይ ጓንቲ መርፍእ ትወግኣ ከምዝነበርካ ሓብሮም፡ ሳልሳይ ዝኾነ ብጀካ ዓሸራ ኣብ ነብሳ ምስ ናትካ ዝተኣሳሰር ነገራት እንተዘይረኺቦምልካ ጸገም ኣይኮነን እሞ፡ let's stand up for ur right መስተ መፍትሒ ሽግር ኣይኮነን መን ይፈልጥ ንጽቡቕካ ይኸውን ሓወይ ናተይ። ደሓር ድማ ሽምካ ሞዕቃብ ኣየድልየካን ኢዩ ምኽንያቱ ሓቀኛ ክሳብ ዝኾንካ ኣይትሰከፍ መን ይፈልጥ ሓገዝ ዝገብሩልካ ሰባት ክትረክብ ትኽእል ኢኻ። "Rätt ska vara Rätt"

  • @AbraTesfa
    @AbraTesfa 18 днів тому +4

    አጆካ ዝሃወይ ሀበሻ ዳአ ኮይና እንበር ክምዝናትካ ተመሳሳል አጋጥምኒ ኔሩ ዓሚፅኒ ኢላ ከሲሳ ናይ ክልቴና ጥፍጣፍ ንክምርመር ተወሲዱ ንሳ ሐሳዊት ኮይና ተረኪባ እዚ ክብለካ ግን ንፉዑ ጠበቃ ረኪበ ጉዳየይ ከይሓባእኩ ነግረዮ 95% ከምዝእወት ድማ ነጊኒ ብስርሁ ስለ ዝተአማመን ናይ 3ወርሕ ኮለል ከአ አምላክ ይመስገን ነፃ ተባሂለ
    ስለዝ አጆካ ሓቅነትካ ከውፃካ እዩ.

  • @Mahustar1
    @Mahustar1  18 днів тому +2

    ✳ጉድ ረኺበ! ጓል 70 ዓመት ሽወደናዊት ዓሚጽኒ ኢላ ከሲሳትኒ #እንታይ_ትመኽሩኒ

  • @Segen-q3m
    @Segen-q3m 18 днів тому +1

    ውይይ ሓወይ ፈጣሪ የቅልለልካ ብሩኽ ሓወይ ፈጣሪ ንመን ኢልዎ ኣጆኻ ትርር ኢልካ ንፈጣሪኻ ኣሚንካ ብትብዓት ተማጎት ሓቂ ተቀቢራ ኣይትቅበርን ንሕዚ እዩ ዋጋ ዘኽፍለካ እምበር ምእንቲ ንባዕላ ሓቂ ክትወፅእ እያ ኣጆኻ ርእስኻ ከይተድንን

  • @bettyboo7783
    @bettyboo7783 18 днів тому +2

    እንተዘይገርካዯ ብምርመራ ስለዝፍለጥ ፀገም የብሉን ኣጆካ

  • @yoditmihreteab1475
    @yoditmihreteab1475 10 днів тому

    ብሪግጽ እግዛብሔር አጐንካአሎ
    ብጽሎት ክድግፈካ አና አጀካ🙏🙏

  • @iloveyoumysweethomeeritrea2162
    @iloveyoumysweethomeeritrea2162 18 днів тому +1

    ኣጆኻ ግብርኻ ከተዉጽኣካ እያ።

  • @salemaraya9182
    @salemaraya9182 15 днів тому +1

    Ewayyy hawey ajoka nifie tebeka eyu zedlyeka amlak yhagzika ❤❤

  • @MkialeTesfay
    @MkialeTesfay 18 днів тому +1

    ኣጆኻ ኩሉ ብኣምላክ እዩ ዝወግሕ ኣይትጨነቕ

  • @MabuNatey
    @MabuNatey 18 днів тому +4

    Omg ዘይሓሰብካዮ ርኸብ ኣይመርገም ኣይምርቓ ድዩ ዝተባህለ

  • @KaramAhmed-gs8iq
    @KaramAhmed-gs8iq 17 днів тому

    ኣጆካ ብሩክክክ ጎይታ መዋጸኦ ክፈትረልካ አዩ ክረክበካ ምካኣልኩ ነረ

  • @زيادهفقيهي
    @زيادهفقيهي 18 днів тому +1

    ኣጀካ ሓወይ ማዓረይ❤🎉

  • @smerh7171
    @smerh7171 17 днів тому

    ፈጣሪ ኣቦይ ንፅህነትካ የዉፅእካ ዛሓወይ😢🙏🙏

  • @destayohanesberaki2970
    @destayohanesberaki2970 18 днів тому +1

    O. .h...how sad...
    God's good Always! Keep you trusting in God the Almighty. The truth may be thinner, but never breaks down. I'm praying with you Hawey Ajocka.

  • @ሜሪካዊ-ፈ4ቨ
    @ሜሪካዊ-ፈ4ቨ 18 днів тому +1

    ውይ ሓወይ🥺😢 ኣምላክ ምሳካ ይኩን😥🙏🙏

  • @MAKUNA695
    @MAKUNA695 18 днів тому +2

    ኣብ ገዛእ ርእስኻ መርመራ ግበር መዓስ ስጋዊ ርክብ ከምዝገበርካ ተመርመር stress aytgber ajoka

  • @MeryHagos-su3kz
    @MeryHagos-su3kz 16 днів тому

    ዋይ ሓወይ ኣጆካ 😢🙏

  • @BahramGrmay
    @BahramGrmay 18 днів тому

    ኣምላኪ ምሳኻ ይኩን ኣጆኻ።ንሽጊርካ ጊጠሞ ኢንበር ጭንቅት ጥኻኻኸ ኣይጥቅርቦ

  • @kibromsolomon-b5t
    @kibromsolomon-b5t 18 днів тому

    ብምርመራ ይፍለጥ እዩ ትመርመር በሎም ኣጆካ ሓወይ

  • @Woubnesh
    @Woubnesh 18 днів тому

    ፈጣሪ ንፅህነትኻ ሪኡ መዎፃፅኦ ይፍጠረልካ ብምርመራ ክፍለጥዩ ዝኸውን ኢለ ተስፋ ይገብር 😢

  • @Michaelhayelom1234
    @Michaelhayelom1234 12 днів тому

    ኣነ እኮ ቡዙሕ ኣፍልጦ የብለይን፡ ኣምላክ ሰላም ከውርደልካ ይምነ፡ ግን ጥንቃቀ ከድልየካ ኢዩ ምስ ጠበቃኻ ጹቡቅ ምቅርራብ ክህልወካ ኣለዎ፡ እዛ ኣደዳ መስተ ኮይነ ትብላ ዘልካ ውን ብእዋኑ ግደፋ፡ ንዕኦም እንበር ንዓካ ኣይትሕግዘካን ኢያ

  • @HanaTsige-dv2ev
    @HanaTsige-dv2ev 18 днів тому

    ብሕክምና ማዓስ ፆታዊ ርክብ ከምዝፈፀምካ ይፍለጥ እዩ ክባሃል ሰሚዐ ኣለኹ ኣጁኻ ንፉዕ ጠበቃ ሒዝካ ሞግታ

  • @NguseTtsion
    @NguseTtsion 18 днів тому

    እንታይ ትብል ወደይ ምስኪናይ ሓወይ አምላክ ምስ ቅኑዓት ኢዩ እሞ አምላክ ኣብ ሽግርካን ሓጎስስካን ምሳኻ ይኹን

  • @negstiweldemariam4343
    @negstiweldemariam4343 18 днів тому

    Mestaka yewrdela naka ka Egziabher awasao yhebka fetene nay aza alem bzuh eu amo knanaka yrayelka wedey natey.

  • @AaAa-l1g7n
    @AaAa-l1g7n 18 днів тому +1

    ኣምላክ ምሳካ ይኩን

  • @abifitwi2647
    @abifitwi2647 18 днів тому

    Egziabher mesbal haki u ajoka bialu egzaibher kiayelka u

  • @Maebel-x2k
    @Maebel-x2k 18 днів тому

    ኣምላክ ምሳካ ይኩን ዝሓወይ,🙏

  • @Milionmilion-s2q
    @Milionmilion-s2q 18 днів тому

    ኣምላኽ ይታሓወስ

  • @samera-v5k
    @samera-v5k 18 днів тому +1

    ኣምላክ ምሳካ ይኩን ዝሓወይ😢

  • @RakiMehari
    @RakiMehari 18 днів тому +1

    Ajoka zeyadayy amelake km seb ayekonen

  • @AbrishVio
    @AbrishVio 18 днів тому

    ኣምላክ ምሳካ ይኩን ዝዓርኪይ❤❤

  • @Taemetube-bo5xo
    @Taemetube-bo5xo 18 днів тому

    ፈጣሪ ይሓግዝካ ክቡር ሓው

  • @AZEBAZEB-x4c
    @AZEBAZEB-x4c 18 днів тому

    እግዚአብሔር ኣምላክ ምሳካ ይኩን ናይ ልብካ ይረአየልካ

  • @elsanegash9943
    @elsanegash9943 17 днів тому

    አጃካ አምላክ ብሐቅነትካ ከዊጻአካዩ

  • @Melatawit
    @Melatawit 18 днів тому

    ኣምላኽ ይሓግዝካ ሓወኒ😥🙏

  • @EvenTesalem
    @EvenTesalem 17 днів тому

    ajoka bor❤❤❤❤❤

  • @selamberhane5273
    @selamberhane5273 18 днів тому

    Mermera gberley belom kubur hawi 💪🙏💙 ajoka haki hizka ktserom eka

  • @EmbabaHagose
    @EmbabaHagose 18 днів тому +2

    Ajoki kelu halafay eyu 😢

  • @mamaynataymaminaty4936
    @mamaynataymaminaty4936 18 днів тому +2

    Ab shwden eya znber krkibo ykal deu khgzao?

  • @sabasabina5346
    @sabasabina5346 18 днів тому

    ዓማጺ ዕድመ ኣይ ግድሶ ገለ ኣይ ግድሶ ክንደይ ኣረርውያን ደቀ ንስትዮ ብኣለይተን ሰብኡት ዝተዓመጻ ኣለዋ ኣብ ሕብእቲ ካመራ ዝተረኽበ ብዙሕ ኣሎ.

  • @tsgeredaabedomhaile
    @tsgeredaabedomhaile 18 днів тому +1

    እ፡ር ምስ ሓቀኛ ይኩን

  • @fevensolomon-b2z
    @fevensolomon-b2z 18 днів тому

    Offfff hawey natey 😢😢😢😢 Amlake qninaka yreayelka 🙏🙏🙏🙏

  • @kidajakob1345
    @kidajakob1345 18 днів тому +1

    Amlak msaka ykun,

  • @rutamehari7991
    @rutamehari7991 18 днів тому

    Ajoka zhawey marey 🙏

  • @SelamEstifanos-q8q
    @SelamEstifanos-q8q 16 днів тому

    Thanks❤❤❤❤❤❤❤

  • @Gaul_Sium
    @Gaul_Sium 18 днів тому +1

    ❤❤❤ajoka. Edka. Aythab. Ab kulu. Zgatm. Yu. Tekal. Gze. 🎉🎉🎉🎉. Hagez. Genzeb. Ab hzbi. Awrdo. Gudayka. Xelot. Eger

  • @gsgs2241
    @gsgs2241 18 днів тому

    ajoka hawey natey haqnetka kewxeka eyu amlak mska ykun aytcheneq❤❤❤

  • @HabenKflom
    @HabenKflom 18 днів тому

    Ajoki Hawey amlak mska yekun 🙏

  • @FyFfd-p8f
    @FyFfd-p8f 18 днів тому

    ኣጆካ ክቡር ሓወ ኣምላክ ምሳካ ይኩን 🙏

  • @Judi-d5k
    @Judi-d5k 18 днів тому

    ajoka bro Egzabhier amlak alo

  • @eritrea2748
    @eritrea2748 18 днів тому

    Ajoka zhawey tebeka tray gber nab amlaka lemn 🎉🎉🎉🎉

  • @yerusalemyemane1794
    @yerusalemyemane1794 18 днів тому

    Wey hawey😢😢😢😢amlak msaka ykun

  • @SamielHabtemariam-e9s
    @SamielHabtemariam-e9s 18 днів тому

    Ajoka Hadiskar ente neruka xegme yebelun aytferha bror qaleka kayteqeyri frehika.

  • @natnaelbrhane4041
    @natnaelbrhane4041 18 днів тому +1

    Ajeka ameelki mesaka yekun 😢😢

  • @temesgenasrat5005
    @temesgenasrat5005 18 днів тому

    Ajeka hawey amlak msaka ykun🎉

  • @SelihomeEyob
    @SelihomeEyob 18 днів тому

    Eway entay xegamu eka rakibka berukay 😞😞😞😞 amlak yehagzaka bal eska 💔💔💔

  • @Lil_sami16
    @Lil_sami16 18 днів тому

    Amlak msak yekona hawey 🙏

  • @fevenaregay680
    @fevenaregay680 13 днів тому

    So sad Egziabher bknenaka kewtsakayu ajoka tesfa zeymkuratse

  • @WehazitOkbazgi
    @WehazitOkbazgi 18 днів тому

    Ajoka hawey fetari msaka ykin

  • @RahwaGrmay-i7w
    @RahwaGrmay-i7w 18 днів тому

    Amlak msaka yekun ❤

  • @abrhaletesfahans
    @abrhaletesfahans 18 днів тому

    Eway hawey Egzabher yahagzka ajoka broyyy

  • @SoliSoli-fy2ne
    @SoliSoli-fy2ne 18 днів тому

    Ajoka hawey egziabhier amlak yhagzka haknetka kewxeka yu tesfa trah aytkurex

  • @FthiGuesh
    @FthiGuesh 18 днів тому

    Eway hawey ajoka Eske amlak msaka. yekun

  • @ጉማረ
    @ጉማረ 18 днів тому +1

    መርምሩዋ በሎም

  • @fhyytt7050
    @fhyytt7050 18 днів тому

    ኣምላክ ምሳኻ ይኹን ሓወይ😢

  • @tsgeweyniafewerkigebrimari7530
    @tsgeweyniafewerkigebrimari7530 18 днів тому

    Ageka 🙏🏻🙏🏻🙏🏻

  • @tedrosteklab4856
    @tedrosteklab4856 18 днів тому

    Contact Eritrean lawyer who leaves in Sweden. This is going to be a big fight, but be strong. You will win it.

  • @letensaefisahaye9199
    @letensaefisahaye9199 18 днів тому

    Ajoka hawey marey ezgbher meska yekun.

  • @Hoppas-b9x
    @Hoppas-b9x 18 днів тому

    Ajoka zhawey bruk Amlak msaka eyu, nska nab amlak xeli haknetka Amlak kgelxo eyu, Goyta msaka eyu, nska eka tretaa,don't give upp, precis pray

  • @erilove2627
    @erilove2627 18 днів тому

    Amlak msaka alo zhawey tesfa keytkorx, ajoka ajoka

  • @ጽምዋዘመዳ
    @ጽምዋዘመዳ 18 днів тому

    ኣይዘካ

  • @CapitalGhide
    @CapitalGhide 18 днів тому

    Hawey Mermera sgawi rkb ygeberula neta sebeyti ajoka aytcheneq.

  • @medhanehaile349
    @medhanehaile349 18 днів тому

    ካብ ምዚኤን ምንባር ምስ ኣናብስን ኣራዊትን ኣብ ጨካ ቦታ ምንባር ይሓይሽ ድዮም ዝበሉ እቶም ኣቦ

  • @ንፍቅሪንዘምርኣሕዋተይ

    ኣባይካ ሓዊተይ😢

  • @mikiafewerki4471
    @mikiafewerki4471 18 днів тому

    Way hawey 😢

  • @KemFkadka
    @KemFkadka 18 днів тому

    Eway fetena abay tirah mesiluni ab jermen kemzi agatimuni malet kamxeni hasibu ela hanti abay sebeyti kesisatni ala mo kemzi zegatemekum wey tifeltiwo seb zegatemo ab meteresha etay wsaniye yhbu beakmey kkeraker aye mekrikum ayfeleyeni bflay nay jermen hiwetiy keyrbsleshiwuley zkulu bzuk xiere 😢

  • @Moses-Entertemet
    @Moses-Entertemet 17 днів тому

    Ane tekemati sweden ye ezi aynet moya wn yserhaluye slezi abti nayta sebeyti ztewahbeka minuter kndey u reyo mebzahtu gize lkie eu zwehab so ztewahbeni dekayk nay gize srhey wediye ye wexe ktbl tkel eka mnalbat buzuh gize ete zeywesidka msa.

  • @ፊፊየ
    @ፊፊየ 17 днів тому

    ajoka kem zhasebka meregagexi belom entay koyne dea aqarixeyo belom

  • @KahsayHdatey
    @KahsayHdatey 18 днів тому

    Ajoka kubr hawey amlak alo

  • @Tesfa-f4r
    @Tesfa-f4r 11 днів тому

    አጆካ ፀሎት ናይ ሰኔ ጎለጎልታ ፀሊ አምላክ ክፈትሖ እዩ ወይ ናይ ቅዱስ ሚካኤል ድርሳን ፀሊ ናይ ቅድስቲ ሶስና ታሪክ ከምናትካ ዘይዋዓለቶ ሽማ ዘፀለመ ቅዱስ ሚካኤል ካብ ናይ ሞት ፍርዲ ዘድሐና ንአካ ከማን ቅዱስ ሚካኤል ከድሕነካ እዩ