ሰሪፕራዝ ገርረዬ ልማሜ ብና ራያ ክዳን

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 31 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 408

  • @jfyg6109
    @jfyg6109 2 роки тому +41

    ኣሰይ ተጋሩዋኒ ደቂ ማርያም ፅዮን ደቂ ኣልነጃስ ደቂሓንቲ ማህፀን ኢና ብሕጂ ከይፃሓፍኩልኩም ኣይሓልፍን ፃሓይ ገፆም ፍቅርኩም ይብዛሕ ትግራይ ምስ ህዝባ ንዘላኣለም ትንበር ትግራይ ትዕወት🙏😍😘

  • @tgtigraweyti1231
    @tgtigraweyti1231 2 роки тому +34

    ኣቱም ናይና ማሜ ግን ጠስሚ ክትልከ ነይርካ ብጣዕሚ ድስ ምበለ💛❤️

  • @ወዛምዓሳ
    @ወዛምዓሳ 2 роки тому +56

    እሰይ ሙዑሩጋት ፍጥረት ደስስስስ ክብል ባህልና ቀፁሉሉ ወለላታት💊💊💚💚💚🔐🔐💚❤❤❤❤❤ፍቁሩኹሙ ይብዛሕ❤❤💚

    • @ጎልራያኩኩፉቶ
      @ጎልራያኩኩፉቶ 2 роки тому +2

      ድቡቡዶ ዓድኽ ዕደጋ ሰንየ ፍቅር ሓደግኽለይ ማማሰንየ ኣት ቆላዓ ሕደግዶ ኣይኾነየ ዳኣኽለ እዝ ዳኣኾነየ ዳኣነለ ወረኡ ኣይጣዓመየ ድቡቡዶ ዓድኽ መሰለንየ ኣብ ሽምጥኽ ገደም ያብለን ያዓውይይይይ ክክክክክክ ግን ሰበይት እየ ክሕግዘካ ብለ እየ ሓፍትኻ ንዕን ጉማየ ትደልያ ክብለልኽን እየ ሓፍትኽን ጎል ራያ ኩኩፉቶ ትግራያን. ሰላሙኹሙ ይብዘሐለይ

    • @Lomo.mdia7453
      @Lomo.mdia7453 2 роки тому +1

      @@ጎልራያኩኩፉቶ ዶው ማለትኺ ዶኡ ደቡቡ ትብለኺ ? ድኣና ጉማየ በልለ ሃም ሃይለ መርጌታ ዶኾንኺ ጉማየ ቃዕ ትብል😂😂

    • @ጎልራያኩኩፉቶ
      @ጎልራያኩኩፉቶ 2 роки тому

      @@Lomo.mdia7453 ክክክክ ማለት እየዋ ማዓረይ ጨለ

  • @melitube7785
    @melitube7785 2 роки тому +21

    በስመኣብ ባህሊ ዓድና ክንደይ ደስ ይብል እዚ ቦፌ እዚ ጥለቱ ደስ ክብል ሰብ ኣብ ትግራይ ኮይኑ ኤብ ራያ ይወለድ ገኒየ ከጥዕመልኹም በጃኽን ባህልና ነፋልጥ ከም ወትሮይ ናይ ስላሴ ቁልዕነት ክትቕበሉ ኣምላኽ ይሓግዝኹም ኣይፍለይኹም ደቂ እነዋ

  • @vms2067
    @vms2067 2 роки тому +14

    እንኳዕ ብሰላም መፀእኹም ብጣዕም አጥዕምሉኹም ባህል ራያና ስለ ዘረአኹምና ደማ ነመስግን አነስ ናይ ማም ዘረባ ደስ ይበለን እና ቀፅሉሉ😍😍😍

  • @ትሕትናዓድለኒኣምላኸይ

    እሰይ ደስ ክትብሉ ሙቁራት ፍጥረት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ፈጣሪ ክቡራት ኣሕዋተይ

  • @mmn6993
    @mmn6993 2 роки тому +16

    ዋውውውውው ባህልና ክንደይ ይጥዕም❤
    ግን ገነቲ ናብ ልብኽ ያምልስኽ እግዜብሀር ኣምላኽ
    ወጀራት ሓደ ባህልና ሓደ ቋንቋና ሓደ ሓድነትና ሓደ ሃይማኖትና እስኽ ግን ብጣዕም እኽ ታሕዝን😭 ፆሎት ወለድኽ ናብታ ቅንዕት ሃይማኖትኽ ያምልስኽ

    • @ትግራይ-ዘ8ጰ
      @ትግራይ-ዘ8ጰ 2 роки тому +2

      ሙስሊምዶ የኮንትይ እያ ማአረይ😢

    • @mmn6993
      @mmn6993 2 роки тому +3

      @@ትግራይ-ዘ8ጰ ክርስትያን እያ ፀንሓ😭 ዝያዳይ❤

    • @farakonjo2610
      @farakonjo2610 2 роки тому

      ኣነ ልውለኹስ ወለዳ እይ ሰምዕለእዎዶ ወጀራትኩ ሞሱሉም ኣይውልናይዋ🥺😥

  • @wezam-e9z
    @wezam-e9z 2 роки тому +1

    ሐዚ ታይ ድያ ቀሪያትና መስለኪ. ጡሽ ምዕጣን.
    ማሜዋ የኔ የዋህ. ኣነስ ከረፈትወካ. ሃኒየ ምዓረይ. ጋል ዓደይ ባህልና ጡዑም.
    ፉቑሩኹም ይብዛሕ ሙቁራተይ

  • @hchx9220
    @hchx9220 2 роки тому +2

    ደስ ብሃሎ ኣይዘካትኩም ደዉ ይዶ ዓድክ
    ባሕር ሓፀየ ፅወይኒ ድቃረይ ድመፀየ
    ደዉይዶ ዕደጋ ሰንየ ሃመክይዶ ስዓምንየ
    ዓዲ ቀዪሕ ዓዳ ማእከል በር ደርግስና ኣለዋ
    ጠባርየ ትክር ተበልካ ደዪታከር ሃመክይዶ
    ምሳየ ሒደርየ ጨለ ክሓዲርባ ክንደይ ትካፍለንይይ ናትብሃለ ነይሩ ኣሕዋተይይይ

  • @zufan8097
    @zufan8097 2 роки тому +21

    ግርማ ተኸደኒ ጓል ዓበይቲ ናይ ብሓቂ ለባም ቆልዓ ባህሊ ዓድና ፅቡቅ🥰🥰🥰🤞💛❤ከጥዕመልኩም የዕስ😍😍😍

    • @ኣርግዓዮ
      @ኣርግዓዮ 2 роки тому

      ዙፋነየ ኣብዑረይ ሸይጠ ልኽምርዓወኪ ፍቃደኛ ዲኺ እሺ በሊ እምበይ መዓረይዋ

    • @zufan8097
      @zufan8097 2 роки тому

      @@ኣርግዓዮ 😁ኪድ ተጋደል እሞ ክመርዐወካ ድሕሪ ዓወት ወዲ ራያዋ ኣስሊ😎💛❤💪

    • @ኣርግዓዮ
      @ኣርግዓዮ 2 роки тому

      @@zufan8097 መጀመርያ ንመርዕው ካብኡ ክልቴና ሜዳ ትግራይ ወሪድና ሕፅኖትና ንገብር እሺ ዛፉየዋ

    • @zufan8097
      @zufan8097 2 роки тому

      @@ኣርግዓዮ እሺ በቃ ወዲ ራያዋ😁🥰💛❤🤞

    • @ኣርግዓዮ
      @ኣርግዓዮ 2 роки тому

      @@zufan8097 እሰይ ኸማኺ ይብዛሕ ናተየዋ ቁፅሪ ዋትሳበይ ልኽፅሕፈለኺ እሞ ብዋትሰብ ንጋነይ ወጋዕ እንበልልልል

  • @Mm-ov7id
    @Mm-ov7id 2 роки тому +7

    ግርማ ተከደኒ ዛሓፍተይ እወ ክጥዕመሉ ብሓቂ ለባም♥ ማሜ ቀመም ኢኻ እኮ

  • @awelmahamed837
    @awelmahamed837 2 роки тому +11

    ዋው ድስ ክብል ኣታ ከምዝ ገይራ ዝተደንግፀኒ ስበይቲ ዱዓ ግብሩለይ ሓባእብ

  • @ኣዲኣዲ
    @ኣዲኣዲ 2 роки тому +9

    ሙቁራተይ ናተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪም ፈጣሪ❤❤❤

  • @roozroozy6793
    @roozroozy6793 2 роки тому +6

    እሰይ ደስ ይበል ጥለቱ ኣመራርፃ ዓለቦ 😍😍😍😍😍ጋል ዓበይቲ ብጣዕሚ እዩ ዘጥዕመሉኹም ኹላትኹም።

  • @ዮርዲጓልወየንቲ
    @ዮርዲጓልወየንቲ 2 роки тому +1

    ገኒ ቆንጆ እምብርሃን ልቦናኪ ትኽፈተልኪ😥

  • @miligaltigray1174
    @miligaltigray1174 2 роки тому +18

    ማሚ ዘይብሉ በይንኪ እናመጻኪ ስለዝቀነኪ ኣይተካታተልኩክን ሐጂ ግን ደስ ኢሉኒ ቀፅልሉ💘💘

  • @ሜሪካ.ዕባይኣፅቢ
    @ሜሪካ.ዕባይኣፅቢ 2 роки тому

    ሃኒቾ ማሜዋ ፍቅርኹም ይብዛሕ ዝፈትወኩም ፍቁራት ቦፌኺ ደስ ኢሉኒ ትልእኽለይ ትኽእሊዶ

  • @saraalain3621
    @saraalain3621 2 роки тому +3

    ኣሰይ ባህልኻ ጥዕም ኢድ መባርክ💊💛❤🙏💛❤❤❤❤

  • @MbbMbb-tl5xm
    @MbbMbb-tl5xm 9 місяців тому

    በትሪ ኣበየሰርካያ ወቂዕኣካያ ከየትኮን ኣታ ማም ዛዓርከይ

  • @NebiLand-y7l
    @NebiLand-y7l 2 роки тому +1

    ኡፍፍ ማሜዋይ ሃኒተይ ፍቅርኩም ይሰስን

  • @ትግራይዓደይሰላምኺናፍቀዮ

    ሜሜ ሽኮር ኣቤት ግሪማ ሞጎስ ይበለ ወዲ 70 እንደሪታ ወዲ ዓደይ ጅቡዕ ወዲ 😘😘😘😘😘😘😘ትስሕቀካ ዘላ መንዳነኡ ኣሸነፋ 😂

  • @abigaltigray7411
    @abigaltigray7411 2 роки тому +3

    ዋው ደስ ክብልና ትባህልና💛❤🥰🥰🥰
    ማምየ ግን ጉማየ ዘይትኽእል ዓድና እኮ ጎቦት እዩም ነሩም😃😃

  • @abuneymaateyotub6589
    @abuneymaateyotub6589 2 роки тому +6

    ኣሰይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይ ምቁራተይ ክንደይ ደስትብሉ በእነት ከጥዕመልኩም እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሳካቱም ይኩን ንዓድና ሰላምን ቅሳነትን የውርደልና ባህሊ ዓድና ከምዚ ገርኩም ኣፋልጡልና ክቡራተይ

  • @ወይኒጓልጽዮንማርያም

    ኣሰይይይይ ኣቤት ባህልና ጥዑም ብስሩ ክንደይ የጥዕመልኩም እዩ ወለላታት እግዚአብሔር አምላክ ናብ አርቶዶክስ ተዋህዶ ይምለስኩም ብጣዕሚ ደስስስ ኢልኒ ኣበይ ይርከብ ክገዝእየ

  • @ጓልሓረስታይእንደርታዓዲጎ

    ሃኒየ ክብረት ይሃብኽ ጓል ዓበይቲ እንደርታ ዓደይለ ዓዲ ቦፌ እዩ ማሜ አያም በል አከዳድና ወለድኻ ተኻተል ሓቢቢ

  • @BrhanBrhan-wc4zu
    @BrhanBrhan-wc4zu 2 роки тому +2

    ኣሰይ እዞም ናትና ፅርያት ክፈትወኩም አነስ ፅርያት
    ግንሲ ንዑ ናብ ሃይማኔትኩም ደቂ ትግራይ

  • @ሃገረይክብረተይ-መ2ቸ

    ኣሰይይይይይይይ ፅሩያት ማሚይይይ ኣጥዒምልካ በትርን ጠስምን ዘይገበርካ 'ምበር ❤😍

  • @ጓልሽረጓልቶምጀጋኑ
    @ጓልሽረጓልቶምጀጋኑ 2 роки тому +16

    እስይይይይይ ሺኮርናታት ደቂ ትግራይ 💛❤😘🙏

  • @Tekletube
    @Tekletube 2 роки тому +2

    እሰይ ምዑሩጋት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።አነሲ ደልየ ነይረ ዝክዳን አበይ ይርከብ አብ ጂዳ አለኩ ፅወዩኒ ብሩካተይ

  • @ብረሃንጋልተዋህዶ
    @ብረሃንጋልተዋህዶ 2 роки тому +12

    ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ እግዚእብሔር ኣምላክ ሺኮርናታት ደቂ ትግራይ🙏💊

  • @temesgenamlakyetemesgenaml7164
    @temesgenamlakyetemesgenaml7164 2 роки тому +4

    ኣነ ዝብለኩም ኣይትጥፉኡ ዋይ ንናፍቀኩም ሙካንና ኣይተረስዑ ኣነ ዝናፍቆም ካብ ናይ ተጋሩ ፉቁራንት ዓዲ ማሜን ዓዲ ሄኒን እሙን

  • @helenhelen9419
    @helenhelen9419 2 роки тому +1

    እሰይ ደስባሃሎ ኣምላኽ ፍቅርኹም የብዘሐዮ ደቂዓደይ፣ኣይትጥፈኡ፣ብጣዕሚኢኹም፣ደስ'ትብሉ

  • @fserfeer2063
    @fserfeer2063 2 роки тому +3

    እስይ ደስ ክትብሎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክም እግዚአብሔር ኣምላክ💘💘💘💘💘💘🌿🌿🌿🌿🌿💚💚💚💚💚🎈❤❤❤❤❤💕💕💕💕💋💋💋

  • @ጋልወጀራትቱኡ
    @ጋልወጀራትቱኡ 2 роки тому +5

    ሕጣሎ ወጅራት ራያራዩማ ዓደይ ደስክንብል እኮ ብጣዕሚ ዝሕቦኑሉ ይኡ

  • @ዙፍንበየነ-ቘ2ቀ
    @ዙፍንበየነ-ቘ2ቀ 2 роки тому +13

    አሰይ ደስ ክትህሉ ወለላታት ባህሊ ራያ ዓደይ ስለ ላርአኽምኒ ድማ የመስግን ቐፅልሉ 🌹🌹🌹🌹🌹🌹💖💖💖

  • @burukmeresa9560
    @burukmeresa9560 2 роки тому +1

    ሃመቃነኺ ዝሓፈተይ ግን (ሓደነገርክሓተኪ)

  • @ሰላምሰላም-ዐ8ኸ
    @ሰላምሰላም-ዐ8ኸ 2 роки тому +13

    እስይ ደስስስስ ክብል ባህልና ቀፁሉሉ ትግራይ ዛዓደይይይ

    • @arafaalsaid7212
      @arafaalsaid7212 2 роки тому

      እሰይ ደሰሰሰሰ ክብል ባህልና ቀፁሉሉ ደቂ ዓደይ ትግራይ እሰይይይይይ😘😘😘😘😘😘

  • @tigrayadey141
    @tigrayadey141 2 роки тому +2

    ደቅ ዓደይ ፅቡቃት ሰሱኑለይ ❤💛

  • @ትግራይዓደይሰላምኺናፍቀዮ

    በትሪ ኣይባሃሊን ኣሪቃይ እዩ ዝባሃለ ሜሜ ዓይነይ

  • @ry8319
    @ry8319 2 роки тому +3

    እሰሰሰሰሰይ ደስስስ ኽትብሎ ይዕስ አብት በህልና በሓቂ ክፈትወኩም ማዓት ፍቅርኽም ይብዘሐዩ እግዚአብሔር አምላክ❤❤😍😍

  • @muluzeneb8846
    @muluzeneb8846 2 роки тому +3

    አሰይይይ ሙቁራተይ ደስ ተብሉ ቀፅሉሉ
    ባህልና ማሜ በትሪ አርቃይ ተትህያ ወዲ ራያ ትመስል ሃኒየ ሙቁርቲ ፍቱው የብለኩም። ጋል ራያ ሓፍትኹም 💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞♥

  • @gualaragure8784
    @gualaragure8784 2 роки тому +1

    እሰይ ደስ ኽትብሉ ሙቁራተይ
    እዙ ክዳን ደስ ክብል ❤
    ማሜ ግን ውፃእ ውፃእ እዩ ዝመፀሎ ወፂእካ ሸናዕ በል😁
    ወጀሮቶት ቀደማኹም ክፈትዎኩም አሞርዐዩኒ ሃኒዋይ ሓውኪ የብልክይ😁

  • @mdmid7269
    @mdmid7269 2 роки тому +5

    አስይይይ ዞም ናይና ቆናጁ እሞሲ አይትጥፍኡ 🙏❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @vxnn4818
    @vxnn4818 2 роки тому

    ሓባይብ ደስ ትብሉ ፍቅርኩም ናወሰከ ይኪድ ዓይኒ ሓሳድኩም ይርሓቅ

  • @ወይኒዓቃልስደተኛ
    @ወይኒዓቃልስደተኛ 2 роки тому +2

    ዋው ባህልና ጡዕሙ ዕድመን ጥዕናንይሃብኩ ፅሩያተይ💛❤️😘

  • @فصومفصوم
    @فصومفصوم 2 роки тому

    ኣሰይ ኣሕዋተይ ማዓረይ ደስ ክትብሉ 💊💊💊💊💊💊💊💊💊❤️❤️❤️❤️❤️💛💛💛💛💛💛❤️❤️❤️❤️❤️

  • @Hagos1018
    @Hagos1018 2 роки тому

    አሰይ ከመይ ናፊቐኩም ቀንየ ሚኢቲ ግዜ እዛ ቻነልኩም ክኸፍት ቀንየ ገሾምዶ እዞም ጹቡቃት ክብል ቀንየ ወልፊ ቡነይ ሃኒየ and ማሚ ብጣዕሚ ከም ዝፈትወኩም ፍለጡለይ ካብ ስግር ባሕሪ ሓፍትኹም peace ✌️❤️❤️❤️😘😘😘😘

  • @Mm-ov7id
    @Mm-ov7id 2 роки тому +4

    እሰይይይይ ደስ ክትቡሉ ዞም ሓተይ ሶ ቀፅሉሉ ♥♥

  • @ngestigebremeskel2322
    @ngestigebremeskel2322 2 роки тому +1

    ደስ ክትብሉ ተስፊ ይገብር ወዲ ራያ ክምረዐ አነስ ክፈትወኩም ተጋሩዋይ

  • @alganeshberhe314
    @alganeshberhe314 2 роки тому

    ማሻላህ ብጣሚ ደስ ክትብሉ ሽኮራት ደስ በሃልቲ።ትግራዋይ ገሩ ዝፈጠረኒ እግዝብሀር ይመስገን።እንክዕ ካብዚ ወርቂ ዝኾነ ህዝቢ ተፈጠርና።ኢድ ሞባረክ።ናይ ትግራዋይ መገለጲኡ ንስኻትኩም ኢኹም።ጎበዛት በርትዑ።ተባረኹ ትግራይ ትስዕር።❤🧡👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍❤❤👍👍👍💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💋

  • @dhxgdhdtdc8667
    @dhxgdhdtdc8667 2 роки тому +6

    አስይ ጥዓማት አዞ አስልታት ምቅራት ፍጥራት ደስ ክትብሉ ሸገጋት ፈጣር ያሓልኩም ብጣዕም ደስ ባሃልት አነ ግን ሓዋይ ወድ ራያ ጨርጨር እዩ ሰበይቱ ድማ ጋል መቀለ እያ ናሓወይ ንሰወት ሓወይ ገዝእና ከብ ራያ ናብ መቀለ ናለአክናሉ ነይርና አየ ግዝየ ፈጣር ስላም ይምለሰልና ትግራይ ዓደይ

  • @Tigray645
    @Tigray645 2 роки тому +1

    ብኦነት ናፊቀኩም ቀንየ ዋ እንዳ ማሜ ምቁራት ፍትው እየ ዘብለኩም

  • @GlaDesta-f2r
    @GlaDesta-f2r 2 роки тому +1

    ኣሰይይይይይይይይይይ ሓባይብ ደስ ክብሉካ ሙዑሩጋት ናትና ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ሓድግኩም ይክድ ብማይ ይወዳኣ ባዓል ጥዕናኩም ይኩን ደቅኖዋኒ💋💋💓💓💓💓💊👌

  • @بريبري-د2و
    @بريبري-د2و 2 роки тому +1

    እሰይ እት ባህሊና ደሰሰ ከብል ራያዬ ዓደይ ወለላ🤗🥰

  • @ወዲደቂቀእስጢፋኖስ
    @ወዲደቂቀእስጢፋኖስ 2 роки тому +9

    ማርያም ግንቦት ናብ ክርስትያን ትቀይርኩም ኣጋጣም ኣብ ማርያም ዝተወለደትሉ መዓልቲ መጺእኹም

  • @ኣደይዓለመይ-ዠ9ሠ
    @ኣደይዓለመይ-ዠ9ሠ 2 роки тому +4

    እሰይ ከጥዕመልኩም ባህልና ራያ😍

  • @shareefshareef9999
    @shareefshareef9999 2 роки тому

    ኣሰይ ጹቡቃተይ ፍቅሩክም ይብዛሕ❤❤

  • @ወይኒጓልጽዮንማርያም

    ራዮዎት እሽ እኩም ጥዕማት ታ መገለዉኪ ንእሽቶን ፀይቃትልኪ ወለላይ ናዕሉ የብሉን ድዩ

  • @titiwukro3182
    @titiwukro3182 2 роки тому +2

    ዋውውውው አነሲ ናይ ራያ ክርኢ ተሉኩስ ደስስስ ክብለኒ ደስ ክትቡሉ

  • @ጓልመቐለ-የ2ቘ
    @ጓልመቐለ-የ2ቘ 2 роки тому +8

    ሰላም ሽኮሪናታት ታማ ጠፊእኹም።😘

  • @shewaneshusamual7475
    @shewaneshusamual7475 2 роки тому +4

    እሰይ እሰይ ደቂ ትግራይ ሙቁራት ደስ ክትብሉ ማርያም ን ❤️❤️❤️💊💊

  • @yout4935
    @yout4935 2 роки тому +4

    ደሰሰሰሰ ከትብሉ ምቅራት🌻🌻🌻🌻🌺

  • @የመድሃኒኣለምልጅነኝ-ዀ8በ

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ፅሩያት ይበል ግርማ ሞጎስ ደቂ ዓበይቲ ግን ማራ ጠፊእኩም ኣለሻ ንመፂልና ነይርና ኢና

  • @ውቅሮዓደይምድራዊትገነት

    ማሚየይ ክክክክክክ ናይ ራያ ኣይ ካኣልካያን ኣብ ትግራውነትኩም ዘለኩም ሕራነ ግና ፍሉይ እዩ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም።💗

  • @tigraweyti-b9c
    @tigraweyti-b9c 2 роки тому +2

    እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ምቅራት ጠፊኢኩም ቀኒኩም😘❤🌿🤗

  • @tuuuuyy7454
    @tuuuuyy7454 2 роки тому +5

    ኣሰይ ሙቁራተይ ፍቅርኩም የብዛሓዮ💘💘💘💘💊💊💊💊

  • @ክርስቶስእልሻዳይክርስቶስ

    ዓደይ ሰላምኪ ናፍቅናዮ
    እግዚኣብሔር ኣምላክ ሰላሙ ይመልሰልና
    ደስስስ ባሃልቲ !

  • @mnmmnm8756
    @mnmmnm8756 2 роки тому

    ብሓቂ ምቅራት ኣሕዋተይ ደስ ብሃልቲ

  • @dnglmaryameyarfutalbey1494
    @dnglmaryameyarfutalbey1494 2 роки тому +3

    ኣቱሞይ ጹሩያት ፍጥረት ያዕክ ደስ ትብሉ ባሃልና ክጽበቅ ብሓቂ❤🥀

  • @mesiendertawit9608
    @mesiendertawit9608 2 роки тому +1

    ኣነስ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ግዜ እየ እናሳኣንኩ እምበር♥️ ♥️♥️♥️

  • @ሰላም-ሐ1ነ
    @ሰላም-ሐ1ነ 2 роки тому

    ፅቡቓተይ ፍትዋተይ ይመችኹም ድሙቓት💓💓💓💓💓💓💓💓💊💓

  • @vipbro7957
    @vipbro7957 2 роки тому

    ሰላምኩም ይብዛሕ ሸኩራት ድቅ ሓላል መሬት እና እዛ ትመስል ሓያም ስ ጉማየ ባ በለላ ማሚ
    ቃያሕ ኩሮኩሮ መመልከዕት ከፈየ
    አመን አምበኩማ አምስበይተየ
    ደይትብላይ

  • @ጓልዓጋመእየ-የ5ዀ
    @ጓልዓጋመእየ-የ5ዀ 2 роки тому +2

    ዋውውው ጽቡቃት ፍቅርኩም ይብዛሕ አይፈላሊኩም❤️😍

  • @tigstlove3255
    @tigstlove3255 2 роки тому +1

    MashaAllah birukatey Eid mubarek

  • @medizeray3057
    @medizeray3057 2 роки тому +7

    ዋውውውው ማኛታት 💛❤💛❤💝💝💝💃💃💃

  • @Merimarr-w9k
    @Merimarr-w9k 2 роки тому +2

    ጠፊእኹም ዋይ ኣይትጥፍኡ በጃኹም

  • @ሜሪጓልሃገርትግራይ
    @ሜሪጓልሃገርትግራይ 2 роки тому +1

    ኣሰይ ሙቁራተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሙቁራተይይይይይ ባህልኻ ጥዑሙ 💔❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @አምላክይብመንገዲካምርሐኒ

    ደስ ባሃልቲ ማሚ ዕጣን ቀሪናያ😃😃

  • @malatkalayu8501
    @malatkalayu8501 2 роки тому

    ማማ ወዲ እንደርታ ዓደይ ምስ ራያ ኮ ሓደ እዩ ባህልና ብፍለይ ኣብ ገጠር ዘሎ ሓደ እዩ ኣብ እናጋግራ ላዛና እዩ በ ኩሉ ነገር ሓደ ኢና ብዝኾነ ብጣዓሚ ደስባሃልቲ ሰላምና ይመልሰና ትግራይ ዓድና❤❤💛💛💐💐🌻🌻🌻🍃🍒🍃🍒🍃🍒🍃🍒🌺🌺🌺🌺🌷🌷🌷🕊🕊🕊

  • @zaharamehiret3671
    @zaharamehiret3671 2 роки тому

    እሰይ ሙቁራተይ ዕድመን ጥዕናን ያሃቡኹ💖💖💖💖💖💖💖💖💖💋💋❤💊💊

  • @jemilamutkuo9589
    @jemilamutkuo9589 2 роки тому +4

    ማሻ አላህ ዒድ ሙባርክ

  • @mdgkhc2645
    @mdgkhc2645 2 роки тому +29

    ማሚ አነስ እታ በትሪ ተስረትኒ እትብል ምክንያት አየፈተኩዋን ንሃኒ ሃርምካላ ከይትከውን ፈርሐ 😍😍😍😍😍😍😍

  • @salemfiker9493
    @salemfiker9493 2 роки тому +1

    አሰይ ደሰ ቱዉሉ ሙቁርት 💛🧡❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️❤️💛💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛💛❤️💛❤️

  • @sooqusabya8402
    @sooqusabya8402 2 роки тому

    እስይይይይይይይይ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰💊💊💊💊💊💊👌👌👌👌👌👌👍👍👍👍👍👍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖

  • @zedusman
    @zedusman 2 роки тому

    ተዉ ግን ባማረኛ ቢዲዬ ስሩ ናፍቃችሁኛል🌺

  • @hchx9220
    @hchx9220 2 роки тому

    ዕድመን ጥዕናናን ይሃበለይ አሕዋተይ
    ደስ ብሃሎ

  • @zewdihadera2132
    @zewdihadera2132 2 роки тому

    በረሀ ዓርክኻ ረሲዕካዮም

  • @ደሐብ
    @ደሐብ 2 роки тому +1

    ማሜ እና ሃኒ ዒድ ሙባረክ ቆናጁ ደቂ ትግራ ደቂ ቶሞ ጅጋኑ

  • @kidanweldekiros166
    @kidanweldekiros166 2 роки тому

    ዋይ ጋልኹም ዶልእኻትልኹም እት ኽዳን🤣💕😂🤣💕💕

  • @tsadeydelaytifkernselamn5484
    @tsadeydelaytifkernselamn5484 2 роки тому

    Bahlki zekuraki ente koyneu haymantki ke yehfereki deyu neru kab ortho nab eslam zekyrki 🤔

  • @fjfbhhdf260
    @fjfbhhdf260 2 роки тому +1

    ኩሉ እዩ ዘጥዕመልኩም ኣቱም ሙቁሪት ቀፅሉሉ ብኣኩም ንኮርዕ😍😍😍❤❤👈

  • @akezaberhe6216
    @akezaberhe6216 2 роки тому

    እስይ ዕድመን ጥዕናን ያሃበለይ ቆንጆታት ዓድኹም
    ናብ ሪያድ ይላኣኽዶ ጓል ዓደይ ማዓረይ ጻሓፍለይ በዝረኽበኪ

    • @akezaberhe6216
      @akezaberhe6216 2 роки тому

      ጉማይ ክብለልኽም እየዋ ዳሓረ ክመፀእ እየ ማዳም መጻ

  • @ዛይድጓልትግራይ-ፐ4ዘ

    እሰይ ፅርያት ተጋሩ ደሰ ክትብሉ ፍቅርኩም ይብዛሕ❤❤❤❤😍😘😘😘

  • @dhxgdhdtdc8667
    @dhxgdhdtdc8667 2 роки тому +1

    በትር እማ ማም ለግዝያው ናይ መክነሳ በትር ትጥቀም ነይርካ ማም ሸከር

  • @galetgiray2206
    @galetgiray2206 2 роки тому

    kemey deye zeftwekum enkae natna kunkum edemen tenan yehabkum fetari fkirkum yebzhalye

  • @fserfeer2063
    @fserfeer2063 2 роки тому +2

    ሃንየ ማዓረይ ከይመስገንክኪ አይሓልፊ ቆንጃ ሽፈን ልእክክልና የቀንየልና ፅብቅተይ❤እና ናይ ራያ ጥልፉ ፀሊም ኣለክዶ

  • @herilove7188
    @herilove7188 2 роки тому

    ኣሰይይይይ ደስ በሃልቲ ሙቁራት😘😘🥰🥰🥰🥰❤❤

  • @habasehabasehabasehabase5127
    @habasehabasehabasehabase5127 2 роки тому

    ናይ ማመ ኣሰተኻኽላ ማዓረይ ብ ጣዕም ኣጥዒምልኩመ

  • @ኣቢጋልትግራይ-ኀ1ከ
    @ኣቢጋልትግራይ-ኀ1ከ 2 роки тому +1

    ዋው ኣበት ማዓርግ መሊኡ ሙቁራት ባህልና ደስ ክብል❤️❤️❤️❤️💊❤️💛

  • @galweyenti20adi16
    @galweyenti20adi16 2 роки тому

    አሰይ ደስስስ ባሃልት ማሜ ውድ 20 ዓድ ወጀራት መስልካ 💚 ዓድና ምስ ከድናለ ማሕረስ ትሓርስ እካ ማሜ ክዳን ብቻ ምክዳና አይኮነን😅😂 ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ምቅራተይ💛❤😘💟