Tesfalem Arefayne - Korchach - Bitow | ቢቶው - New Eritrean Music 2020 - (Official Audio)

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 1 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 3,4 тис.

  • @neshnesh_show
    @neshnesh_show 4 роки тому +422

    ክብሪ ንዝግባኦ ክብሪ ሃብ ፡ቢተው ይግብኦ ዩ ንዝግብኦ ግቡእካ ጌርካ ቖርጫጭ ሓወይ ሕቡን የ ብኣካ Good job

  • @efarhafar8899
    @efarhafar8899 4 роки тому +104

    ቆርጫጭ ሓወይ ክብሪ ይሃብካ,, ነቦና ጅግና ቢቶው ከኣ ካብ ጸልማት ወጺኡ ይቅሬታ ንሓተሉ ግዜ የምጸኣልና 🙏

  • @mehreteabhailemariam1850
    @mehreteabhailemariam1850 4 роки тому +56

    ንናጽነት 30ዓመት ተቃሊስና ንሓርነት ካኣ 50ዓመት ክንቃለስ ኢና ቃል ኣቦፍትሒ ቢቶው ኣብራሃ

  • @merhawimeles4698
    @merhawimeles4698 4 роки тому +417

    ተዲ ኣፍሮ ንኣቦታቱ በዓል ሃይለ ስላሴ ምኒሊክ ክደርፈሎም ከሎ
    እዞም ናትና ከ እንታይ ኮይኖም ዘይደርፍሎም ንበዓል ቤተው ገለ የ ዝብል ኔረ ኩሉ ግዜ ሎሚ ግን ኪሒስካኒ የቐንየለይ ቋርጫጨይ መኽሰብ

  • @ፍቅሪምስኩሉፉጡር
    @ፍቅሪምስኩሉፉጡር 4 роки тому +134

    ናይ ባሓቂ ዝድነቅ ስራሕ ቆርጫጭ
    ታሪኽ ጅግነት ናይ ቢተው ኮ ተገሊጹ ዘይውዳእ ኢዩ
    ኣቦ ሓርነት ይግባኣካ ኢዩ ወትሩ ክዝመር ሽምካ
    ሓወልቲ ኣብ ዓዲ ሞንጎቲ ገዛ ዝባን ክስራሓሉ
    ኣልዎ ።

  • @ጽሙእነብሲጸማምተቓላሲ

    መን ከማኻ ቢቶው🦁👑❤🫡
    መን ከማኻ ቆሮጫጭ music🎵👑❤thank you. respect✊🏼

  • @samuelhaile3103
    @samuelhaile3103 4 роки тому +83

    ንክትነብር ዘይትብል ሎቁመጽመጽ
    ንስለ ሓቂ ትስኽተት ናብ ረመጽ
    ናይ በሓቂ ቢቶዉ ጅግና ቆርጫጭ ዉን ጅግና ፍትሒ ንጀጋኑና ተኣሲሮም ዘለዉ

  • @Lovt143
    @Lovt143 4 роки тому +141

    ጀነራር ቢቶው ንኽትነብር ዘይትብል ሎቅመጽመጽ ናይ በሓቂ ቆርጫጭ ሓወይ ክብሪ ይሃብካ !!!!

  • @habtomhabtom5913
    @habtomhabtom5913 4 роки тому +3

    ናይ ፑሽኪን ናይ ጣኦት ሓወልቲ ኣፍሪስና፡ ናይ ቢተው ጅግና ሓወልቲ ክንሰርሓሉ ኢና።

  • @nebsyalkulki9674
    @nebsyalkulki9674 4 роки тому +184

    አቲ አንኮ ገበን ዘይለበሰ
    መምህር ይቅሬታ
    መምህር ጅግንነት
    ተስፋ ሓዲሽ ወለዶ
    ብዝዖበዮም ኣኻልብ ዝተጠልመ
    ቢተወደድ ኣብራሃ ዘይድገም ሰብ ::

  • @mamaeritrea7988
    @mamaeritrea7988 4 роки тому +1201

    ቢተዉ ይዉጻእ ትብሉ
    ላይክ 👍👈👇

  • @yonihabte7054
    @yonihabte7054 4 роки тому +22

    Korchach you did it. You are so talented and your people will love you more and more. Definitely you will be remembered next to Yemane Baria in Eritrean History. Keep it up and tune your peoples' heart.

  • @abduismail4944
    @abduismail4944 4 роки тому +40

    ቢቶው ኣብ ልቢ ኩሉ ኤርትራዊ ኣላካ መሰል tesfalem❤ ይተሓሎ❤❤❤❤❤❤

  • @Afroeri5.2012
    @Afroeri5.2012 4 роки тому +79

    ክንደይ ቀቲልካ ኣይኮነን ጅግንነት
    ክንደይ ሚሒርካ'ዩ ምስጢር ዓወት
    ቃል ቢተው thanks qorchach ስሑል

  • @Maycherhi2808
    @Maycherhi2808 4 роки тому +2

    ደጋጊመ ይሰሞዓ ኣለኹ፡ ጥዕምቲያ ዘላ ግና እቲ ቃላት ቢትወደድ ክኣትዋ ዝነበራ ይመስለኒ

  • @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
    @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 4 роки тому +45

    ገባር ቅያ ቢተው ጅግና
    ኣርሓ ዓዲ ኣምበሳ ገደና
    መምህር ኩሉ ዘረባካ ሓቂ
    ኣደ ወሊዳ ትምከን ንዓካ ብሓቂ

  • @eritreanyoung4468
    @eritreanyoung4468 4 роки тому +147

    መንነተይ መንነት ቢተው ዜግነተይ ዜግነት ባርያ ፍጣሪ ካብታ ጽልማት ወጺዩ እንተ ሪኢናስ በቃ ሩፍ ክንብል ኢና

  • @BitwededAbraha
    @BitwededAbraha 4 роки тому +18

    ቖርጫጭ ደርፊ ዘይኮነ ደሪፍካ ሓወልቲ ኢኻ ተኺልካ። ደርፊ ምስ ግዜ ይርሳዕ ኢዩ ሓወልቲ ግን ንዘልኣለም ዝነብር ኢዩ። እዛ ሃገር ክልተ ቢትወደድ እንተ ዝነብርዋ መንእሰይ ወለዶ ንዘልኣለም ቀሲኑ ምነበረ። እቲ ዘሕጉስ ግን ኣሻሓት ቢትወደዳት ምፍራዮም ኢዩ። I thank you for your selfless effort.

  • @tamat6115
    @tamat6115 4 роки тому +238

    ከምዚ ከማይ *ቢተው* ካብ ልቡ ዝፈትዎ ላይክ ግበሩለይ!
    ቆርጫጨይ ድማ ምስ መሳርሕትኻ ተባዕታይ ስራሕ በቃ።

  • @abiswag8729
    @abiswag8729 4 роки тому +182

    Nelson Mandela has been arrested for 27 years, but Bitow even more for the truth... respect ✊🏾for Bitow warrior 💪🏾

    • @mylifemyjourney1
      @mylifemyjourney1 4 роки тому +7

      You missing the picture bro. After 27 years in prison, Nelson become President & well respected person worldwide (God honored him). Not only that, but he was respected by those that persecuted him too. Without sacrifice & vision, you cannot reach success or any accomplishment in life, which includes God's help.

    • @kahsaysahle8003
      @kahsaysahle8003 4 роки тому +1

      Wawww korchach Nice BITOW JIGNA ERITREA ( ERITREAN HERO

    • @harertachannel6784
      @harertachannel6784 4 роки тому +2

      @@mylifemyjourney1 ስምዑ እንዶ ክሓተኩም ታሪኽ ማንዴላ ትፈልጥዎ ዲኹም ንቢተው ምስ ማንዴላ ክተወዳድሮ ምሕሳብ ንዓይ ንቢተው ሕስረት እዩ። ማንዴላ ኣብ ውሽጢ እስርቤት ኮይኑ መሰሉ ዝሓትት ዝነበረ ሰብ : ንክንደይ ምዓልትታት ወጽዩ ናብ ሼላ ዝምለስ ዝነበረ ሰብ : ዘይከም ቢተው ኣብ ውሽጢ እስርቤት ምስ የዕርኹቱ ዝተሓየረ ናይ ምብህሃል ዕድል ዘለዎ ሰብ :ምስ ሰበይቱ ኣብ እስርቤት ርክብ ብምፍጻም ቆልዓ ክወልድ ዝኽኣለ ሰብ ምስቲ ጅግና ኤርትራዊ ልዕሊ 50 ዓመት ህይወቱ ዝወፈየ ክተወዳድርዎ ብቶው እኮ ምስ ሰብ ክዛረብ : ጩራ ብርሃን ክርኢ ዘይትዓደለ እዩ።

  • @tm.h.3262
    @tm.h.3262 4 роки тому +3

    ብጣዕሚ ዝምስገን ስጉምቲዩ ተስፋአለም የቀንየልና ነዚ ጅግና ኤረትራዊ ቢትወደድ ማንደላ ናይ ኤረትራ እንተበልኩዎ ውን ይውሕዶ ።

  • @ሽመይኣይነግርንእምቢ
    @ሽመይኣይነግርንእምቢ 4 роки тому +2473

    *ቢትወደድ ሓወልቲ ክስረሓሉ ኣለዎ ትብሉ ጥራይ ላይክ*

    • @Lovt143
      @Lovt143 4 роки тому +87

      ሓወልቲ እዚ ቀሊል ሞት ኢሰያስ ብሂወቱ ከሎ ክርኢ ኣለዎ ቢቶው ኣቦ ሓቂ

    • @yoniforo3060
      @yoniforo3060 4 роки тому +29

      Ezi da nay gdn ember bro

    • @malhabib357
      @malhabib357 4 роки тому +16

      Nay behaki enber ka esu zeyteteklo da mene ketkolo

    • @Thisworldisnotbalanced
      @Thisworldisnotbalanced 4 роки тому +50

      ሓወልቲ ብሃወልቲ ከማን ወርቂ ብወርቂ ካብቲ ናይ ቡሻ ጊርካ ዩ ክስረሓሉ ዘለዎ መእንታን ናይ ዘልኣለም ዝመጽእ ወለዶ ታሪኹ ክፈልጦ ።

    • @ኣነጽብቕእዩቲምኒተይ
      @ኣነጽብቕእዩቲምኒተይ 4 роки тому +10

      Geden ::

  • @ONELove-q6n
    @ONELove-q6n 4 роки тому +177

    ክንደይ ቀቲልካ ኣይኮነን ጅግንነት
    ንክደይ ምሕረት ሂብካ ኢዩ ምስጢር
    ዓወት።

  • @natsinetfissehaye6802
    @natsinetfissehaye6802 4 роки тому +15

    ዋው ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብሓቂ ታሪክ ዘለዎ ደረፋ ይግቦኦ ኢዮ ንቢትወደድ ሓወልቲ

  • @hanibalngash262
    @hanibalngash262 4 роки тому +54

    ክንደይ ቀቲልካ ኣይኮነን ጅግንነት
    ክንደይ ሚሒርካ እንበር
    ቢትወደድ ኣብርሃ ናይ ኩሉግዜ HERO❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @meashoasgedom6601
    @meashoasgedom6601 4 роки тому +57

    ስነ ጥበብ ዝባሃል ከምዚ እዩ።
    ነቲ ዘሎ ጸገም ህዝቡ ዝገልጽ!
    መን ከም ቢተወደድ!

  • @ympbrandit5984
    @ympbrandit5984 4 роки тому +1

    Hats off to u tesfealem korchach....Korchach neakha wn hawelti ksrehalkayu....ab naxa Eritrea....kemti njgna zekhberkayo....hzbi wetru kekhbrekayu!! Much respect to all our heros!!

  • @temesghen9252
    @temesghen9252 4 роки тому +127

    ዋውውው ቆርጫጭ ጅግና ኣኩሪዕካና ኩርዓት ይሰማዕካ!ነዚ ክነብር ኢሉ ዘይተዋሳለተ ክቡር ሓቀኛ መምህር ብዜማኻ ጌርካ ጅግንነቱ ብምግላጽካ.we love you korchachino❤️

  • @misganatekle2884
    @misganatekle2884 4 роки тому +37

    Uffff korchach lbey tenkifkani 😭 azya bltsti srah ♥️🥰♥️ you are Adorable signer forever we love you 💪💪

  • @saymonahferom1111
    @saymonahferom1111 4 роки тому +2

    Qertat hawey udmen tunan yhabka fetari nza zderfka ✊✊✊👏👏👏👍👍👍❤❤❤

  • @zerutesfayegebrehiwot3610
    @zerutesfayegebrehiwot3610 4 роки тому +44

    I thank you very much Tesfalem Arefayne [Korchach] ! ...................... those who sing for justice & humanity should get great respect !!!

    • @abebechimbae6847
      @abebechimbae6847 4 роки тому

      You guys can you told me about bitow.hostry I love the song Thank you guys

    • @djgeezawi2313
      @djgeezawi2313 4 роки тому

      ሃገራዊ ቃንቃ ኤርትራ እንታይ ይኹን
      መደብ ኣድልየ ኣለኹ ተሳተፉ ሕጂ!

  • @fetawinebsu5536
    @fetawinebsu5536 4 роки тому +81

    Deqi Bitowu abzi like 👍👑

  • @fre_tesfa95
    @fre_tesfa95 4 роки тому +799

    መን ኣሎ ነዛ ጣዕሚ ዜማ ደጋጊሙ ምጽጋባ ዝሰኣነ👇🏽👌🏽👂🇪🇷

    • @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
      @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 4 роки тому +3

      ኣነ ኣለኩ ንምዓልቲ ከይሰማዕኩዋ ኣይውዕልን እየ

    • @cr7lover360
      @cr7lover360 4 роки тому +2

      Ane alukula ewe korchach nay hagerna kokob niberlna

    • @melkeyared7206
      @melkeyared7206 4 роки тому +1

      Ane darga 20 gzie zkwen degamiya aleku darga abta zsema gezie keynebaku ayhalfn eyie

    • @hadnetchanel3485
      @hadnetchanel3485 4 роки тому

      ኣነ ኣልኩ

    • @nateynateyturk147
      @nateynateyturk147 4 роки тому

      B senkey 1 million views ktre iya

  • @msgannabaire
    @msgannabaire 4 роки тому +52

    My heart is melting, thank you Korchach you dedicate this song for an Eritrean Mandela Bitweded Abrha I salut you.

  • @tesfalovegod5126
    @tesfalovegod5126 4 роки тому +23

    ኣርሓ ዓዲ ኣምበሳ ገደና
    መምህር ኩሉ ዘረባካ ሓቂ
    ኣደ ወሊዳ ትምከን ንዓካ ብሓቂ
    ንክትነብር ዘይትብል ሎቁመጽመጽ
    ንስለ ሓቂ ትስኽተት ናብ ረመጽ መን ኣሎ ከማካ ወዲ መረት ቢቶው ጅግና ኣባ ሓቂ።
    Thanks korchach brö 👍👍👍👍👍

  • @anngreen3106
    @anngreen3106 4 роки тому +15

    It took me 2 days to comment
    My fingers were shaking
    Mesmerised
    So moving
    May almighty put mercy on the victim & the prayer

  • @filifili1220
    @filifili1220 4 роки тому +208

    Korchach ayney heji akeyfikani bitow King 🤴🤴🙏🙏🙏 ne bitow zefatu like yegberley

  • @wediabshayellborezeto3613
    @wediabshayellborezeto3613 4 роки тому +239

    ሱሑል ጎሮሮ ቆርጫጨይ ምስጋናይ ይብጻሕካ ስለቲ ዉጹዕ ህዝብካ ደው ስለ ዝበልካ።

    • @malhabib357
      @malhabib357 4 роки тому +5

      Nay behaki kemsgen zegbo eu

  • @ስምኦንንጉሰ
    @ስምኦንንጉሰ 4 роки тому +125

    ብሽም ዶክተር ናይ ሕልና ዶክተር ቅንዕና ጀነራል ቢተወድድ ኣብራሃ ሳብስክራይብብ ግበርሉ ንቆርጫጭ

  • @samuelmebrahtu6071
    @samuelmebrahtu6071 4 роки тому +138

    ዋውውው እታ ዝበለጸት ደርፊ ኢለያ ኣለኹ ምኽንያቱ ታሪኽ ሓርበኛ ዘይድገም ታሪኽ ዝሰረሐ ቤትወደድ ዝደረፈሉ ኩሉ ክቃውም ከሎ ሃዲሙ እዩ ዝቃወም ቢተው ግን ኣብ መሬቱ ኣብ ሃገሩ ኣብ ውሽጢ ከርሲ ዓዱ ሓቂ ዝፈረደ እስከ ላይክ ሃቡኒ ነዛ ደርፊ ዝፈተዋን ዘድነቓን። ♥♥♥

    • @sofiahabtemariam2349
      @sofiahabtemariam2349 4 роки тому

      Ya kulu gze zebela neger eya malet kulena wexina ena nekawem nesu gen abe mereyetu eu zekales zelo zegermeka mesu teasiru zenebere beal seltan neru and hadimu malet eu kab Esrebet neanay bitow eluwo neru entay kemzebele tefelet ayhademen eye Hzebey kewexani eu elu abiwo

  • @daviddada548
    @daviddada548 4 роки тому +41

    Korcach we love ❤️ and respect you strongly 💪 wish you will be in Texas one day ☝️ stay safe 🙏

    • @ahaile5872
      @ahaile5872 4 роки тому +1

      Ny bhaki hawelti keman kwhdo bitewwwwww ኮኮብ ናይ Eritrea!!!!!

  • @romodanadem7028
    @romodanadem7028 Рік тому +3

    ጀነራር ቢቶዉ ንኽነብር ዘይትብል ሎቅመጽመጽ ናይ ባሓቂ ቆርጫጭ ሓወይ ክብር ይሃብካ

  • @ሕልናናይውሽጢሕጊኢዩ
    @ሕልናናይውሽጢሕጊኢዩ 4 роки тому +59

    ቢተዉ ኣቦ ሓቂ
    ነዓይ ኣብነት ኢካ።

  • @nanidc9122
    @nanidc9122 4 роки тому +578

    ገባር ቂያ ቢተው ጂግና
    ኣርሓ ዓዲ ኣንበሳ ገደና
    ኣያ ኹሉ መምህር ሓቂ
    ባዓል ዝና ዘረባኻ ወርቂ
    ሰብ ገረሞ መስተንክር ቂያኻ
    ኣደ ትምከን ወሊዳ ናዓኻ
    ማሕላ ካይትጠልም ሕድሪ ቃልሲ
    እንቢ'ልካዮም ምልኪ ከይተሳሲ
    ክብረይ ኣይሸይጥን ምስ በልካዮም
    ንትዕቢቶም ኩርንዒት ሂብካዮም
    እምነ ዓረ ኮንካዮም ዘይፍለጽ
    ዓቢ እንባ ኾንካ ዘይትጉነጽ
    ንኽትነብር ዘይትብል ሎቅመጽመጽ
    ስለ ሓቂ ትስኽተት ናብ ረመጽ
    ንጽንዓትካ ምምካት ሲኢኖም
    ዓበሱኻ ኣብ ሸላ ዳጊኖም
    ቢቶው ቢተውየ ቢቶው ቢቶውየ
    ቢቶው ቢቶውየ መን ከማኻ ቢቶው ቢትው(2)
    ባዓል ፋረ ቢተው ኣቦ ናብሮ
    ሓቂ ለካ ምሒር ምስ መረሮ
    ዝሰኽተቶ ቁርዕ ምስ ሓረሮ
    ውዕል ቃል ኪዳኑ ምስ ሰበሮ
    መልሲ ስኢኑሉ እንቢታኻ
    ከውድቀካ ኣውዲዱ ማሕላኻ
    ንጥፋኣትካ ሓሶት ሰባቢኹ
    ቀይድካ ዓሳክር ሊኡኹ
    ሓቅነትካ ተንኮሎም በቲኹ
    ክቡር ሽምካስ ደሚቑ በሪኹ
    ንሓቂ ዝሰይፍ ወዲ መሬት
    መን ኣሎ ከማኻ ቢትወደድ
    ኣይፋል ንምልኪ ኢሉ ዝመደረ
    መን ኣሎ ከም ቢቶው ዝኸበረ
    መምህር ናይ ቅንዕና ንጹህ ልቢ
    መን ኣሎ ከም ቢቶው ወዲ ህዝቢ
    ካይርሳዕ ትሽሙ ቢተው በሉ
    ሓወልቲ ይተኸል ነዚይመሉ
    ክንደይ ቀቲልካ ኣይኮንን ጂግንነት
    ክንደይ ምሒርካ እዩ ምስጢር ዓወት
    ኢልካ ነጊርካዮም እቲ ቀደም
    ሺሻይ ከም ዘይርከብ ካብ ምፍሳስ ደም
    ሰማዒ ሲኢንካ መስተዋዓሊ
    ክስዕበካ ብልሕካ ዘለሊ
    እቶም ብጾትካ ምስ ዓመጽ ወጊኖም
    ዒም ከይበሉ ስቕታ ኾይና ቃሎም
    ቢተው ቢተውየ ቢተው ቢተውየ
    መን ከማኻ ቢተው ቢተው

  • @ola1707
    @ola1707 2 роки тому +1

    Eritrea adi jeganu 🥰🇪🇷🇪🇷 amlak mewaxi yifterelu kaliay bhiwetu nriayo mis sidru yitehaqaqof 🇪🇷🇪🇷❤️❤️

  • @user-fu9sq9ps2u
    @user-fu9sq9ps2u 4 роки тому +8

    ኪሒስካና ሕጂ ቆርጫጭ ጅግናና ጅግና ኤርትራ ክብሪ ረኪቡ ኣምላኽ ኣሎካ ብሓቂ ቢተው ዝኸብረሉ ዘመን መጽዮ ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷

  • @abduahmedin2137
    @abduahmedin2137 4 роки тому +22

    ኣያኹሉ መምህር ሓቂ በዓል ዝና ዘረባኻ ወርቂ የቀንየልና ቆርጫጭ ወርቃዊት ስራሕ ክብሪ ይሃብካ

  • @luwamhabtezgi6129
    @luwamhabtezgi6129 4 роки тому +15

    ናይ ብሓቂ ጻባ ኣስቲካኒ ጻባ ስተ ቆርጫጭ ሓወይ ንባባ ቢቲወልደት ከኣ እዝጋቤሄር ካብቲ ዘለዎ ጸልማት መዋጽኦ ይፍጠረሉ

  • @merihsolo4025
    @merihsolo4025 4 роки тому +53

    አንቋዕ ናትና ኮንካ ቆርጫጨይ ባዓል ጽንዓት ኣጆኻ ሓደ መዓልቲ ሕልምኻን ሕልሚ ህዝቢ ኤርትራን ክሰምር'ዩ። 😘😘😘🇪🇷

  • @beti2403
    @beti2403 4 роки тому +130

    ገባር ቂያ ቢተው ጅግና ኣርሓ ዓዲ ኣንበሳ ገደና ኣያ ኩሉ መምህር ሓቂ በዓል ዝና ዘረባካ ወርቂ ሰብ ገረሞ መስተንክር ቅያካ ኣደ ወሊዳ ንዓካ ትምከን ማሓላ ከይትጠልም ሕድርካ ሲ እምቢይ ኢልካዮም ምልኪ ከይተሳሲ ክብረይ ኣይሸይጥን ምስ በልካዮም ንትዕቢይቶም ኩርኒዕት ሂብካዮም እምኒ ዓረ ኮይንካዮም ዘይፍለ ጻዕዱ እምባ ኮይንካ ዘይትጉነጽ

    • @abrahamtecle9119
      @abrahamtecle9119 4 роки тому +1

      ናይ ብሓቂ ታሪኻዊትን ኣተሓሳሳቢትን ደርፊ፥ ታሪኽ ህላዌኦም ከነራጋግጾ ዘይንኽእል ኣርካናትና ስለ እተዘኻኽር ካኣ ብዙሕ ተተሓሳስበካ።
      የቐንየልና ቆርጫጭ !!
      ናጽነት ብብዙሕ መንገድታት ኢያ ትግለጽ! ብዙሓት ለባማት እንቋዕ ዳኣ ናጽነት ልእላውነትና ተረጋገጸ እምበር፡ሓርነት ሕዝብና ካኣ ቀስ ኢልና ከነረጋግጾ ኢና ዝብሉ ኣለዉ። ብሓቂ ክኽውን ካኣ ኢዩ ።
      ሎሚ ግን ብሓቂ መዓልቲ ናጽነትና ኢዩ ኢልና ክሕጎስ ግን ጨሪሽና ኣይኽእልን። ታሪኽ ጀጋኑ ኣቦታትናን ኣሕዋትናን እናዘከርና ፡ ሕልሞምን ድሌቶምን ኣብ ግብሪ ከነስተርጉሞን ኣብ ግብሪ ከነርእዮን ብዘይምኽኣልና ግን ሕመቕ ህልዋት ብምዃኑ ብጣዕሚ ዘሕዝን ኢዩ ይብል።

    • @beti2403
      @beti2403 4 роки тому

      @@abrahamtecle9119 nay bhaki

    • @teambreezy8602
      @teambreezy8602 4 роки тому

      Bitow nabilu hasawi hegdef eiu neriu , jegna jena aytbliu

    • @beti2403
      @beti2403 4 роки тому

      @@teambreezy8602 ተረጋጊእካ ሕስብ ዓርኩ

  • @user-ej4uf1yw7k
    @user-ej4uf1yw7k 4 роки тому +17

    Independence and freedom is two different things, the Golden words of Bitweded.

  • @sammygebre8177
    @sammygebre8177 4 роки тому +12

    ጅግና ንክፍጠር ጂግና ክክበር ኣለዎ ክዝከር ኣለዎ! ክብረት የሃብካ ቆርጫጭ!

  • @tessium2825
    @tessium2825 4 роки тому +18

    ናይ ባሓቂ ጅግና ናይ ጀጋናኑ

  • @davrecords7852
    @davrecords7852 4 роки тому +2

    ቢተው ጅግና ናይ በሓቂ ጅግና ወ አታይ'ሞ ዕድሜና ምሉ የሕሊፍዎ ኣብ ጸልማት ኣሕ
    ህግደፍ ናይ ኢድኩም ኣይትስኣኑ ።

  • @temesgengoyta5367
    @temesgengoyta5367 4 роки тому +51

    ኪዳነ ምሕረት ኣደይ ከምዛ ናጻነት ሒዝክልና ዝመጻኪ ፍትሕን ደሞክራሳዊትን ሃገር ፍጠርልና
    ፍትሒ ን ጅግና ቢቶው
    ምህረት ኣዝዝልና ካብዚ ቐታሊ ስርዓት 91
    "" "" " " ካብ covid 19
    ዒድ ሙባረክ መስሉሚን ኣሕዋትና

  • @Anthony-ys2of
    @Anthony-ys2of 4 роки тому +242

    ን ሚርያም ቢትወደድ ዝድግፉ LIKE ኣብ ጎንኪ ኣለና።
    ቢትወደድ ጅግና ሃገር።

    • @techftjunior7723
      @techftjunior7723 4 роки тому +1

      🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @djgeezawi2313
      @djgeezawi2313 4 роки тому +1

      ሃገራዊ ቃንቃ ኤርትራ እንታይ ይኹን
      መደብ ኣድልየ ኣለኹ ተሳተፉ ሕጂ!

  • @mahtate1930
    @mahtate1930 4 роки тому +7

    Bitew is a symbol for all peace loving Eritreans! Thank you Korchach..ne kebri zegebeo kebri mehabeka!

  • @abdelshow6981
    @abdelshow6981 4 роки тому +45

    Bitow said in a video that my people won't forget me. that is, we will never forget him, bitow is our hero. a day will come when we will all unite with our heroes 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤ one love Eri Muslim and Christ ❤❤

    • @anisikalasa8771
      @anisikalasa8771 2 роки тому

      We already forgot him since we let him stay in prison for two decades 😭

  • @Hespon
    @Hespon 4 роки тому +29

    ኣምበሳ !!!!👏👏
    ቦሎ ኣንጎድጉዶ ዘበኑ ዘበነ ሓቂ እዩ!!!👍

  • @aronsemere6714
    @aronsemere6714 4 роки тому +7

    ቢተው ሃዋራዊይ ኤርትራዊ ኣቦ ጅግና።

  • @ዳኑኣፍቃሪትኣብርሃምኣለም

    ቆርጫጭ ሓውና ብጣዕሚ ክብሪ ይሃብካ ሎሚ ተኻሒሰ ንብዓተይ ምቅጽጻር ስኢነ ኣነስ

  • @eritreanbrightfuture2161
    @eritreanbrightfuture2161 4 роки тому +38

    ናይ ቢቶው ኩሉ ዘረብኡ እንድዩ ዝምስጠኒ ካብ ኩሉ ደስ ትብለኒ ኣብ ሂወተይ ለውጢ ዘምጻትለይ ግን ከምዚ ትብል "ንሰብ ኣይትፍራሕ ንእዝጊ ፍራሕ ንሰብ ተፈሪካ ግን ኣብ መፈንጥራ እዩ ዘውድቐካ ዋውው" ኣምላኽ ምስኻ ይኹን ቢተው ሓቀኛ ኤርትራዊ ኣቦ ።

  • @abdyasn4568
    @abdyasn4568 4 роки тому +6

    One of the lions🦁 and Diamonds of Eritrea dear father of Democracy Beteweded,
    Big respect on you and wish you one again come us and lead the country to light 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🦁💪💪💪💪

  • @davetse2482
    @davetse2482 4 роки тому +8

    No words Tesfealem. That’s what I call a real art. May God bless our beloved Eritrea. I am sure our heroes are proud of u.

  • @gheretesfay8198
    @gheretesfay8198 4 роки тому +49

    first of all I would like to appreciate you korcharch for producing such historic song. This is a good reminder that we have to remember our heroes and document their history in the form of song, drama and book. General Bitew will be remembered for for ever and I hope he will forgive us for letting him down while he was fighting alone for democracy. General you are not forgotten!!!!!

    • @mokspyonelove1145
      @mokspyonelove1145 4 роки тому

      Thank you korcharch . Must Eritrea people is short term memory ppl

    • @asterkifle1615
      @asterkifle1615 4 роки тому

      I would like to ask to his daughter if she can make movies one of those days? Base true story about her father that will be so interesting history for our kids . Who ever knew his daughter please pass this messages to Mariam..

    • @asterkifle1615
      @asterkifle1615 4 роки тому

      We will never forget him he will in our heart for ever.

    • @markyoung3251
      @markyoung3251 4 роки тому +2

      Well said Tesfay hawey. I feel ashamed and have no peace when I think of him and many other like him.
      General Betweded , You will FORVEVER be remembered.

    • @shewitabraham4285
      @shewitabraham4285 4 роки тому

      @@asterkifle1615 neshtey iya nera keser enkelo, kendeyenay ketzekero! enber tsebuk hasab iyu

  • @amlakiesmani3149
    @amlakiesmani3149 4 роки тому +8

    ብጣዕሚ ጥዕምቲ ደርፊ መእተዊ ግን ብናይ ቢተው ዘረባ እንተትጅምር ዝያዳ ምመቀረት good job

  • @thomasnaomi8764
    @thomasnaomi8764 4 роки тому +41

    ኣብታ መጻኢት ኤርትራ ሓወልቲ ጅግንነትኩም ክንሃንጾ ኢና ጀጋኑና። ንፉዕ ቆርጫጭ

    • @haweriatgebrekristos796
      @haweriatgebrekristos796 4 роки тому +2

      Abo haki jgna

    • @Habrom
      @Habrom 4 роки тому +2

      እወ ንብሽኪን ደፊና ከነውድቆ ኢና ብ ቢቶው ክንቅይሮ ኢና

  • @AdulisKing
    @AdulisKing 4 роки тому +8

    Korchach, thank you. For honoring our Hero - Bitow. The reason I love & respect Bitweded is because his words spoke TRUTH to power. He spoke from the heart without fear of what he certainly knew was coming. I pray 🙏🏽 BhewitKa Aleka. ✊🏽🇪🇷

  • @ፍትሒይንገስ-ፐ1ፈ
    @ፍትሒይንገስ-ፐ1ፈ 3 роки тому +2

    ቢተው ጅግና 👍👍👍ኤርትራዊ ማንዴላ 👍👍👍ካርሸሊ ተሴሩ
    ምልኪ ሐሪሩ
    ራኢኻ ሳዕሪሩ
    ፍትሒ ዓንትሩ
    ተንቤናይ በሪሩ
    ብረመጽ ሐሪሩ
    ሩሑቕ ኣይኮነን ሞ ኣድመን ጥዕናን ይሀብካ ጅግና ናይ ጀጋኑ መኽሪኢ መኩርዒ ህዝቡ ሐቂ ቀላጽሙ ስለዚ እዮም ምምጋትካ ሲኢኖም ዝደርበዩኻ አብ ሸላ ዳጊናም "🙏🙏🙏tack ወዲ ኣራፋይነ ብስም ህዝቢ ኤርትራ 🙏🙏🙏❤❤❤ "

  • @Lucky.channel23
    @Lucky.channel23 4 роки тому +19

    *Bitew* *Jigna* *Fetari* *mewaxio* *yifterelka* , *Respect* *Korchach* *nebsi* 😍❤️

  • @henoktekle3685
    @henoktekle3685 4 роки тому +39

    ተስፊት መቅሰን ከምኡገርኩም ደኣ ወርቅዎም ንጀጋኑና ቢቶው ኣቦ ሓቂ ኣብ መጻኢት ኤርትራ ሓወልቲ ብስም ቢተውን ከምኡ መሰልትን ጀጋንና ክሰረሓሎ ዩ ጸሓይና ክት በርቅ ቀሪባ ኢያ። ❤❤❤

    • @Dawitsiele
      @Dawitsiele 4 роки тому +2

      ሓወልቲ ቢተው ኣብ ጎድኑ ከኣ የማነ ባርያ ከይረኣኹ ካብዛ መሬት ክፍለ ማለት ዘበት

    • @fearlessness57
      @fearlessness57 4 роки тому

      @@Dawitsiele ንኢሰያስ ከኣ ጥንቁላኣፋ ጌርና ሓወሎቲ ክንሰርሓሉ ኢና።😂😂😂

    • @Dawitsiele
      @Dawitsiele 4 роки тому

      @@fearlessness57 ክኸብር እዚ መርዛም ተመን ነዝስ ከምዛ ናይ( ሙኣመር ኣል ጋዳፊ ) ጌርና ደኣ ብመኪና ሙግታቱ እንበር.

  • @amanialkifleyesus5341
    @amanialkifleyesus5341 4 роки тому +14

    I must say something usually I don’t say anything. First I would like to thank korchech. This is reminder to all of as, there are hero’s alive. Don’t think eritrean doesn’t have hero we have . They have been in prison for life. Let’s hope they will still alive , love your people and speak your Tigrinya language.

  • @teklitkahsay2691
    @teklitkahsay2691 4 роки тому +7

    ቆርጫጭ ከመይ ዲካ ጅግና እካ። ጋና ቃላት ኣውሕድካሉ ኣለካ ዳግማይ ቃላት ድለየሉ ብተው ወድ ህዝብ ብንግሁኣኡ ሓርነ ህዝብ ዝደለየ እዝግኣብሀር መዋጽእት ይፍተረሉ ዳግማይ ቃላቱ ክንሰምዕ

  • @ttschristianfirst5556
    @ttschristianfirst5556 4 роки тому +26

    ብሐቂ አንበሳ ዜማ100
    ግጥሚ 100
    ኩላ 100 ከመይ ልብኻ ትርከብ ❤❤❤❤❤ከማኻ ሽሕ ይብዝሑ

  • @filimonfili8661
    @filimonfili8661 4 роки тому +13

    ቢተዉ ጅግና ታሪካ ንዘልኣለም ክነብር እዩ
    ቆርጫጭ ክም ወትሩ ብሉጽ ስራሕ
    ኣጆና

  • @emahagos960
    @emahagos960 4 роки тому +55

    Thanks Korchach I'm so happy today because BITWEDED IS ONE OF OUR HEROES

    • @ghirmayt21
      @ghirmayt21 4 роки тому

      ንኽትነብር ዘይትብል ሎቅሞጽሞጽ

    • @emahagos960
      @emahagos960 4 роки тому +1

      @@ghirmayt21 ghrimayt21 your right that's my fault and apologies my comment bro I need him to be alive more than anyone else!!!

  • @merhawiandegergish6416
    @merhawiandegergish6416 4 роки тому +160

    ቓል ኽቡር ኣቦና ቢተው ኣነ ገበን የብለይን
    እዛ ክሳደይ ንካራ።
    ቢተው ገበን ጌሩ ዝብል ካኣ ይምጻእ?
    ይሕተተኒ እልዎም እዩ።
    ቖርጫጭ ካኣ ኽብሪ ይግባካ እዩ ሰለ
    ነዚ ኹቡር ሰብ ዘኽበርካልና።

    • @Zz-in6qs
      @Zz-in6qs 4 роки тому +2

      Mexihaf hatimu ni yemane gebriab sedit gbereley elu hibuwo.... Tariku ezi eyu

  • @rozalinsaeedi6740
    @rozalinsaeedi6740 4 роки тому +296

    ቆርጫጭ ቦምባ ደርቢካሎም ንህግደፍ
    አዝኣ ደርፊ ዘይኾነት ቦምባ አያ

  • @የኛሒወት
    @የኛሒወት 4 роки тому +14

    ቢተው ጀግና ወዲ ኤረ አነ በሒወት ኸለኩ ወደባተይ አዓሊፈ አይሕብን ክሳደይ ንካራ ቢተው ጀግና ነዞም ቀተልትና አማሓሩ መሬተይ አይሕብን ቃልካ ቃል ኤርትራዊያን እዪ ጀግናይ

  • @ermiasnagash88
    @ermiasnagash88 4 роки тому +3

    No one can buried the truth but the truth will buried the liars. BETEWEDED is always will remember by all of us. I hope he is still in life. Thank you KORCHACH

  • @ፈቃርዩልበይንጽልኢቦታየብ

    Bitow jigna nay jeganu 🙏🏾🙏🏾❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @danielmehari6544
    @danielmehari6544 4 роки тому +21

    ይበል ግጥሚን ገጣማይን!
    ይበል ዜማን ኣዚያማይን!
    ይበል ድምጺን ደራፋይን!
    ልዕሊኹሉ ከኣ: ሞጎስ ንጅግናን ቐባጽን ቢቶው!

  • @mrteklyee.e.n.n5951
    @mrteklyee.e.n.n5951 4 роки тому +2

    Semae senka mestewali zsebeka blhka zeleli !!! Wow Qorchach.

  • @niyatkidane4139
    @niyatkidane4139 4 роки тому +34

    ቆርጫጭ ነብሲ ቃላት ከየውሕደልካ ዘይምጽሓፍ ይሕሸኒ 🇪🇷❤🎤🎧

  • @tighistiyemane3275
    @tighistiyemane3275 4 роки тому +8

    Bitow king 🤴 of Eritrean.
    Bitweded our hero you have a big place in our hearts ♥️ 💪🏽

  • @Tesfuful
    @Tesfuful 4 роки тому +6

    You have beautiful voice and always comes up with brilliant massage.
    God bless you Korchach hawey

  • @MusluyAykonkun
    @MusluyAykonkun 4 роки тому +11

    ኣብ ሂወተይ ካብ ዝምነዮ ሓደ ቢተው ብሂወት ወጽዩ ዩሁዳን ሰዓብቱን ዋገኦም ክረክቡ'ዩ።
    ቢተው ዘይጸዓፍ ኣርሓ ኣቦ ራኢ
    ተባዕ ዉፉይ ዝቆምካ ንሓቂ ንፍትሒ
    ተንኮል ኣለሙልካ ዞም ኣረሜናት ክሓድቲ
    ኣፍካ ዓበሱካ ከይትዛረብ እቲ ሓቂ
    ሞጊትካ ከይትረትዖም ከይፍንፍኖም ህዝቢ።
    ዳጎንካ'ወ ሰብ ረብሓ ተበለጽቲ
    ኣሕሊፎም ሃቡካ ብጾትካ ጃጀውቲ
    ኣግዲዕናካ ኩልና ኑኡስና ዓቢ
    ንፍደያ እነናልካ ብሰማይ ብምድሪ

  • @tessium2825
    @tessium2825 4 роки тому +11

    ናይ ባሓቂ ተስፊየ ናይ ብሓቂ

  • @gett2345
    @gett2345 4 роки тому +5

    Korchach Thank you so much for this beautiful music. He deserve recognition. I start liking you korchach hawey.

  • @ABRROB2008
    @ABRROB2008 4 роки тому +76

    I wish betew can listen this sing and know that he is not forgotten💪

    • @anisikalasa8771
      @anisikalasa8771 2 роки тому

      We already forgot him since we haven’t done anything for him

  • @hobaisemma
    @hobaisemma 4 роки тому +68

    ንሓቂ ዝስየፍ ወዲ ሜረት መንኣሎ ከማኼ ብተወደድ

  • @melakemehari5244
    @melakemehari5244 3 роки тому +6

    2021 ተሰምዕዋ ኣለኩም ዶ ቢቶው ጀግና ኣለና ደቅኻ ።

  • @bitowyesbitow7782
    @bitowyesbitow7782 4 роки тому +62

    ጀነራል ቢትወደድ፡ ጎይታ ሓቂ፡ ነዚ ዘሎ ግዜ ከይመጸና ቅድሚ 21 ዓመት ዝነገረን ዘጠንቀቐን ፡ ቢተው ንዓኻስ ሓወልቲ ኮ ይውሕደካ። ቢተው ጅግና።

  • @digitaleritrea7930
    @digitaleritrea7930 4 роки тому +176

    ቢተው ቢተው
    *ኤርትራዊ ማንደላ*
    እንታይ አሞ ኪዓብስ የሕሊፍና ሂብናካ ፣ ኣምላክ ይኽረ ይበለልና!
    አምበር ኣብ ኮረሻ ስልጣን ኮይንካ ምሕንቓቕ ዶ ጠፊኡካ! 28 ዓመት ኣብ ጸልማት! እንድዒ! ምረቱ ልዕሊ ብጽሓት የእምሮና እዩ!

    • @mommissumommissu5796
      @mommissumommissu5796 4 роки тому

      ክክክክክክ ኣንታ ንስኩም፡ዳኣ ንመን ካኣ ይሕሊፍኩም፡ዘትህብ ሓስውቲይ ፍቆዶ ሲና፡ሊብያ ሓውኩም ትብልዑ

    • @eyesusamlakeymaryamadey2046
      @eyesusamlakeymaryamadey2046 4 роки тому

      @@mommissumommissu5796 wae Ata sdi entay maletka eyu wedi hamasen dika weys wedi gorobetna? do kon kabtom zeharduna nierka kenka eka men yfelt kulu eko nenatu eyu znegr. Belaeti dem yehwatom nay zemena

  • @andomg4568
    @andomg4568 4 роки тому +2

    ጅግና ተስፋእለም ልክዕ ኢኻ ኢልካዮ፡ የቀንየልና ዓወት ተደረር፡

  • @solomontesfamariam6266
    @solomontesfamariam6266 4 роки тому +29

    ናይ ብሓቂ ሰብኣይ ቆርጫጭ ትርጉም ስነጥበብካ ኣሪኢኻና ማዕረ ክንደይ ሓያል ምኻንካ በቲ መዳርግቲ ኣልቦ ጅግና በዓል ስረ ቢትወደድ ዝበሎ ኣብ ህዝብካ ብመልክዕ ዜማ ኣብ ነብሲ ወከፍ ኤርትራዊ ልቢ ዝትንክፍ ገርካ ምቅራብካ የመስግነካ።ቢተው ዝበለን ኩለን ቃላቱ ንረብሓ ህዝብን ሃገርን ኤርትራ ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ዘብጽሓ የን ነረን።እንተኮነ ኩሎም መቓልስቱ ኣብ ነብሶም ዘይትበጽሖም መሲልዎም ጠሊሞሞ ኣብ ጉድጋድ ሰፊሩ።ቓላቱ ጊን ኣብ ነብሲ ወከፍ እዝኒ ዜጋ ይዝብያ ኣለዋ ወላ ኣብ እዝኒ ቶም ዝሓየርዋ ስለዚ ሓደ ማዓልቲ ቢትወደድ ራህዋ ክረክብ ይትስፎ።

  • @gebrekidanabraham3455
    @gebrekidanabraham3455 4 роки тому +22

    ቢተወደድ ጅግና ጭዎ ኤርትራዊ

  • @jonasbeyene4505
    @jonasbeyene4505 4 роки тому +1

    Thank you korchach nay libina rekibkaya 112gize semieya zigerm melikiti.

  • @johndawit9266
    @johndawit9266 4 роки тому +11

    ቖርጫጭ የኣኮ ናይ በሓቂ እታ ናይ ሕልመይ ዜማ ኣምጺካያ እንኳዕ ናትና ኮንካ ቢተው ሓወልቲ ክስርሓሉ ኣለዎ ካብ ናጽነት መስ ተኣስረ ከምዚ ኣይነት ጅግና የለን ነቶም ካልኦት ኣርካናት ከኣ ክብሪ ይግቦም ኢዩ ናይ ሓባር ሓወልትይ ክስርሃሎም ኢዩ ኣብ መጻኢት ኤርትራና ህግደፍ መንደፍ ዝወድቀሉ ግዜ የምጻልና ኣምላኽ::

  • @alexanderasgodom9393
    @alexanderasgodom9393 4 роки тому +36

    Bitweded is an Eritrean hero forever.
    We made statues of him in Asseb.

    • @phala.g1324
      @phala.g1324 4 роки тому

      Where exactly in assab? I never heard of that.

    • @alexanderasgodom9393
      @alexanderasgodom9393 4 роки тому

      @@phala.g1324 They made this statue in Central Assab Port.