ብዙሕ ሰብ ውግእ ክኽፈት ይክእል እዩ ኣብ ዝብል ስግኣት እዩ ዘሎ - ጀነራል ኣበበ ተ/ሃይማኖት -ትግራይ ብፅኑዕ ሓሚማ እያ ዘላ፡፡

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 20 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 208

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 16 днів тому +16

    ጅብየ ካሓዲ ንንብረት ክብል ዕላማ ዝሸጠ

  • @tesfayhailu700
    @tesfayhailu700 16 днів тому +27

    ንጀ/ኣበበ ተ/ሃይማኖት ንትግራይ ዝመፀ ናይ UNDP ገንዘብ ኽቋደስ ኢሉ ዝመፀ እንበር ንትግራይ ህዝቢ ሓልዩ ኣይኮነን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @እርገጤሞላተሰመ
      @እርገጤሞላተሰመ 16 днів тому +6

      ዝገርም።ናይ አየር ሃይል አዛዚ ኮንካ ከም ምስ ሰብአያ እተፋትሀት ጓል አንስተይቲ ሻንጣኻ ሂዝካ ድሕሪ ምህዳም ኸዚ ብዛዕባ ትግራይ ምውራይ አየሕፍርን ዶ?

    • @tsegaygebrewahd6883
      @tsegaygebrewahd6883 16 днів тому

      we know 👍

    • @danielwoldu1855
      @danielwoldu1855 16 днів тому

      @@tesfayhailu700 ትግራዋይ አሻ ናቱ ሰብ የፅልም

  • @haileabay4021
    @haileabay4021 16 днів тому +24

    ብምንታይ መለክዒ እዮም እዞም ሰባት እዚኦም ስለ ትግራይ ክዛረቡ ዝኽእሉ? ብመንፈስ ህወሓት ምባል ሸፈጥን ንግድን እዩ::

  • @hailemaryamgebru165
    @hailemaryamgebru165 16 днів тому +11

    ከም እንጆቤ ዘኣምሰሉ እርይራያት ሳላ ጌታቸው ግዜ ወፂኡሎም ሕነ ክፈድይ ኢሎም ንሕውሐት ዝረኸቡ መሲሉዋም ትግራይ ይሕምስዋ ኣለዉ

  • @GerageraGeragera-vp1bl
    @GerageraGeragera-vp1bl 6 днів тому +1

    ነጋሲአብርሃጅግናጋዜጠኛአጆኻበርትዕ

  • @semereftwi
    @semereftwi 12 днів тому +1

    የቀንየልና ኣንጎሶም ዕድመይ ጥዕናይ ጀግና ጆቤ

  • @tag7152
    @tag7152 16 днів тому +10

    እዙይን ፃድቃንን ዋና ክፉኣት እዮም

    • @MegaSofiamia
      @MegaSofiamia 16 днів тому

      እንታይ ጌርሩካ ጀነራል ጆብ!ኪድ ሻብያ መንቀኛ ህዝቢ ትግራይ!

    • @tag7152
      @tag7152 16 днів тому

      @ ቅቅቅቅቅ ዋይ ሻዕብያ ያ ቅቅቅ እንፃድቃን ናይ ሻዕብያ መራሕቲ እዮም ነይሮም ማለትካ ድዩ? ቅቅቅ ክፍኣት ናይዚኦም ብቀረባ ስለዝፈልጥ እየ ከማኻ ብግምት ኣይኮነን

  • @Niceertube-h3v
    @Niceertube-h3v 16 днів тому +8

    አበይ ፈርጢጡ ዝነበረ ጀነራል ኢኻ ተቕርበልና ናብታ ጨፍጫፊት ሃገር ኬድካ ቁርጥን ጥብስን ብላዕ ክሳብ ትመዉት በሎ

    • @danielwoldu1855
      @danielwoldu1855 16 днів тому

      @@Niceertube-h3v አብ ትፈልጦ በአፍሪካ ፍሉጥ ጀነራል እዪ ምስኡ ዝነበረ ይፈልጦ

  • @TDFከሁሉምበላይነዉ
    @TDFከሁሉምበላይነዉ 16 днів тому +7

    ጋዜጠኛ ኣንገሶም ቀፅለሉ ❤❤❤

  • @SolomonTazeze
    @SolomonTazeze 7 днів тому

    ንፉዕ አቦና ኩሉ ትግራዋይ ከማኻ የብዝሓዮ ዓድና ናብሓደጋ ከይወደቐት ዝምልከቶ ኩሉ ብፅሒቱ ክወስድ ይግባእ ንአንገሶም አብርሃውን ከመስግኖ ይግባእ።

  • @AronYohanis
    @AronYohanis 14 днів тому +1

    ጆቤ ዋላ እኳ ብመንፈስ ህወሓት እየ ይበል ምበር ካብ ኣንደበቱ ግን ናይ ህወሓት መንፈስ ኣብ ውሽጡ ከምዘሎ ምልክት ውን የብሉን።

  • @selomongabiregzabiher575
    @selomongabiregzabiher575 15 днів тому +1

    You and the country sellers who were in power like you at the time, the dreamers of the generation, will always be producing an unforgettable black history.

  • @kindeyaberhe
    @kindeyaberhe 16 днів тому +3

    " ኣጋጣሚ ክንጥቀም ኢና ደሊና ድዩ?"
    ጀነራል ሓሣብኩም ፅቡቅ ነይሩ ግን እዋኑ ኣይኮነን። ቅድሚ ኩሉ ውዕል ፕሪቶሪያ ክትግበር ይግባእ።
    "ሓራምዝ እንትበኣሡ ሣዕሪ ይጉዳ" እ ድዩ ዝብሃል?

  • @azmeratesfay6273
    @azmeratesfay6273 12 днів тому +1

    ❤💛❤💛❤💛

  • @GB-ly7rt2
    @GB-ly7rt2 16 днів тому +1

    A typical progressive father👏 education makes you think young📌

  • @ከክብከክብ
    @ከክብከክብ 16 днів тому

    ጀጋና💪💪💪💪💪🎉🎉🎉🎉🎉

  • @luwamluwam3868
    @luwamluwam3868 16 днів тому +3

    ክብሪ ዝግቦኦ ሚድያ
    አብ ፀለመን ጠቀነን ወፅዩ ንረብሓ ትግራይ ዝቃለስ ድምፂ ህዝቢ
    ቀፅለሉ

  • @edenge-ge9tm
    @edenge-ge9tm 16 днів тому +2

    ንዝህዝቢ እንዶ ሰላም ሀብዎ ፍቕሪ ህዝቢ ስበኹ ዕድመ እኮ ት/ቤት እዩ። ግደፋና እባ?

  • @tesfaymehari5308
    @tesfaymehari5308 16 днів тому +6

    አንገሶም አብርሃ ባዓል ሙሉአ ሞያ ጋዜጠኛ ክብር ይግበአካ።

  • @Hailegebreslasie-p5y
    @Hailegebreslasie-p5y 16 днів тому +1

    ቀፅለሉ ኣንገሶም ሓወይ ን ክቡር ኣያና ጀነራል ኣበበ ተክለሃይማኖት እውን ዕድመ ይሃበልና ን ጀነራል ፃድቃን እውን ኣቐርበልና ።

  • @TesfayKahsay-n7e
    @TesfayKahsay-n7e 16 днів тому +6

    አንገሶም ሐውና ክብሪ ይሀብኻ ጅግና አየና እውን ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ እና ንክብር ጅግና ጀነራል ምግብይ እውን እንተተአቅርበልና አንገሶም ሐወይ ሰላም ንህዝቢ ትግራይ

  • @coneralgera5900
    @coneralgera5900 16 днів тому +6

    አንገሶም ዝገርመካ አበበ ነዓይ ቀረባ ሓላፊየይ ዝነበረን ብቃረባ ዝፈልጦን ሰብ እዩ
    ግን ድማ 93 ምስ ፃድቃን ተጎጂሎም ሃይሊ አየርን ምድሪ ሓይልን ተአማሚኖም መንግስቲ ክግልብጡ ዝፈሸሎም ናይ ሽዑ ቂሞሞ ዘይወፀሎም ሐዚ ተረኽበት ተስአነት ገደብ ዘይብሉ ስሱዕ ድሌቶም ከማልኡ እዮ ላዕሊን ታሕትን ዝብሉ ዘለው ፀረ ህዝቢ ትግራይ ልኡካት ሽዋን አሜሪካን እዮም

  • @Human-vh6mb
    @Human-vh6mb 15 днів тому

    Angesom Jegna! Great job! Keep it up 🙏❤️

  • @AmanuelGebremedhin-z5z
    @AmanuelGebremedhin-z5z 14 днів тому

    I like this guy the way he elucidates situations in Tigray, in fact he is one of highly respected generals I admire the most!
    Long live General!

  • @tesfuleakemariam2023
    @tesfuleakemariam2023 16 днів тому +6

    ኽቡር ሓው ኣንገሶም ጽቡቅ ገይርካ ከምዚዖም ዝመሰሉ ኣበይቲ ለያቡ ንቅድሚት ኣምጺኻ ምህታትካ ጽቡቅ እዩ ብዙሓት ሰባት መን መን እዩ ብዘይምፍላጦም ይዳናገሩ ነይሮም መንነቶም ግልጺ ወጽዩ የቀንየልና ኣንገሶም ኣስተዉዒልኩም ስምዑዎ ክንድ እምቫ ዝኾነ ሓሳዊ ምኾኑ ካብታ መልፈለምታ ቃል እያ ትጅምር።

    • @lanteTV1
      @lanteTV1 16 днів тому

      በጃኻ ግደፈና ኣንታ ሕማቕ ሓሳዊ ሻዕቢያ😎

    • @kante5318
      @kante5318 16 днів тому

      ክብረ ቢስ

  • @awety1034
    @awety1034 16 днів тому +1

    Keep going Angsha 🙏

  • @tedgebregzi3832
    @tedgebregzi3832 5 днів тому

    I wish him good,you can always learn from the past(from past mistakes).

  • @kindeyaberhe
    @kindeyaberhe 16 днів тому +2

    ጀነራል ኩይናት ነከይለልዓል መድሓኒቱ ውዕል ፕሪቶሪይ ምትግባር'ዩ እምበር ን ህወሓት ምፍራሥ ኣይኮነን።

    • @Barry-m3w
      @Barry-m3w 14 днів тому

      ኣልጀርስ ከ???

  • @lanteTV1
    @lanteTV1 16 днів тому +2

    ወርሓዊ 30 ሽሕ መናእሰይ ይስደዱ እንተኾይኖም ኣብ ዝሓለፉ 2 ዓመታት እቲ ኲናት ካብ ዝዛዘም ጀሚሩ ብግምት ካብ ሸውዓተ ሚእቲ ሽሕ ክሳብ ሓደ ሚልዮን ዓቕሚ ሰብ ካብ ትግራይ ወፃኢ ፋሕ ኢሉ ተበታቲኑ ኣሎ ማለት እዩ።

  • @አምቼውከኤርትራ
    @አምቼውከኤርትራ 14 днів тому +3

    ኤርትራን አይኩናት አይሰላም አድርጋቹ በኢትዮጵያ ህዝብ ና ኢኮኖሚ ተማምላቹ በህግ የተፈረደላትን መሬት 20 ዓመት መራቹ ወጣቱ ስርቶ እንዳይኖር በመአቀብ እንድትዳከም ያረጋችሁት ዋና ተጠያቂ እውሃት ነው
    ስለዚህ ሰላም የምትፈልጉ ከሆነ በድፍረት የአልጀርስ ስምምነቱ ይተግበር ማለት የግድ ነው
    ፕሪቶርያ ብቻ ማለት ሰላም አያመጣም ::

    • @Barry-m3w
      @Barry-m3w 14 днів тому +1

      EXCELLET!!!!!❤❤❤

  • @Qondaf
    @Qondaf 15 днів тому +1

    Embah bel Hiqo Agame kisber

  • @assaylemlem6939
    @assaylemlem6939 16 днів тому

    ጆቤ❤❤❤

  • @tsab826
    @tsab826 16 днів тому +2

    እዞም አብዚ ሚዲያ ሰለዲሞክራሲ እናመፁኡ ዝህትፉ ልቲ ዝተማዛበለን መሬቱም ዝተጎበጠ ህዝቢ ዲሞክራሲ እንታዩ እዩ መጀመሪያ ክቅድም ዘለዎ አይኑኡ እዩ ተተባሃሉ ናይብልፅግና ዳዊት እዩ ዝደግሙ!!

  • @TedeyTbrhan
    @TedeyTbrhan 16 днів тому +6

    ነባራት ተጋደልቲ ጀ ጋኑ ተሰዊኦም ምእንተ ህዝቦም ሓሊፎም ጆቤ ግን ዑሉል ባንዳ ፀረ ህዝ ህዝብና ዩ

    • @kidistabraham8059
      @kidistabraham8059 16 днів тому

      He is

    • @HenokHiyabu-p1u
      @HenokHiyabu-p1u 16 днів тому

      For 33 years ago they said" we didn't know" For 4 years ago" we knew it would happen" today they said" we have said it will happen" and the last they will say" we have already said that will be happen"comic carefully.

  • @solomonamare1071
    @solomonamare1071 16 днів тому

    Great Idea sir.

  • @wezwelday2580
    @wezwelday2580 16 днів тому

    Thank you both. That was a great interview. But, Angsom stop saying "ቃለ መጠይቕ" - instead "ቃለ መሕትት"።

  • @rishanhaftu1881
    @rishanhaftu1881 14 днів тому

    በርትዕ ኣንጌ

  • @kahsaykebede-bw5tq
    @kahsaykebede-bw5tq 16 днів тому +3

    ንስኻ ጅግና ተኾይንኻ መለስ አናሀለወ ንምንታይ ዘይተቃወምኻ ሠለስእናሀለወማ እንካን ክትቃወም አብሱረኻ ትሸይን ነይርኻ አብእዋን ፅንተትባ ንህዝቢ ትግራ ክንደይ ኪኒን ሊኢኽኻ ንስኻንፃድቃንን ድሕሪመለስ ሞት አብኦሮማሬ ጥምረት አቲኹም ከምዝነበርኹም ንጥርጥር

    • @lanteTV1
      @lanteTV1 16 днів тому +1

      ካብቶም ብመለስ ዜናዊ ካብ ህወሓት ዝተባረሩ 15 ሰባት ሓደ ጀነራል ኣበበ ተ/ሃይማኖት እዩ። ንነዊሕ እዋን ግን ካብ ፖለቲካ ርሒቑን ስቕ ኢሉ ዝነበረ ሰብ ምንባሩ እውን ንዝክር።

  • @yemanegebremichael3415
    @yemanegebremichael3415 16 днів тому +3

    Viva TPLF 💪💪

  • @TDFከሁሉምበላይነዉ
    @TDFከሁሉምበላይነዉ 16 днів тому +2

    ደቂ ሓላል መሬት ትግራይ ነዛ ሚድያ እባ ነዕብያ ኣጆካ ንበሎ

  • @fishayetekulu7858
    @fishayetekulu7858 16 днів тому

    kibur Gegna🤍❤🧡 wedi hizibi Tigray niberelina 🤍🤍🤍🤍🤍🤍

  • @danieldesta4139
    @danieldesta4139 15 днів тому

    Bravo jobe keselo weyane and tigray ketefu alewom

  • @SisWeldu
    @SisWeldu 16 днів тому +2

    ምግብይ ኣምፃዮ

    • @luwamluwam3868
      @luwamluwam3868 16 днів тому

      ዛርቲ መዓዝ ክስርቆ ወርቂ

    • @Adam-lw8lx
      @Adam-lw8lx 15 днів тому

      ሰብ ተረኺቡስ ምግበይ?

  • @gezunegash789
    @gezunegash789 16 днів тому +1

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤

  • @hanqewtaMedia-yd5gv
    @hanqewtaMedia-yd5gv 16 днів тому +1

    I am the 1st commentator and liker ange

  • @elsatewolde3652
    @elsatewolde3652 14 днів тому

    ጆቤ ተመን

  • @wendmudesalegn8072
    @wendmudesalegn8072 16 днів тому

    nice program ❗️

  • @arcominnab2871
    @arcominnab2871 16 днів тому +2

    ሰራዊት ትግራይን ህዝቢ ትግራይ ዚሃቦ ሊኽቶ ከይፈጸመ ተመሊሱ ነቲ ልእኽቶ ዝሓቦ ኣይሰመዓካን ጥራህ ዘይኮነስ ህላወኻ ናዓይ ሚኢዛዝ ጥራህ ይብል ኣሎ ጀነራል ጻድቃን። ኢዚ ኢንታይ ማለትዩ ሰራዊት ትግራይ ኣብትሕቲ ኣብይ ኣህመድ ክኸውን ኣለኸዎ ማልትዩ ብጀነራል ጻድቃን ኣተሃሳስባ። ኢዚ ኢንታይ ማለት ፐሪቶርያ ዝባሃል የለን ኢድኩም ሃቡ ኢዩ ዝብል ዘሎ ጀነራል ጻድቃን።

  • @alemabay-sh5kw
    @alemabay-sh5kw 16 днів тому

    Tigray will be healed by people like you, thank you General!

  • @TedeyTbrhan
    @TedeyTbrhan 16 днів тому +8

    ነባር ተጋዳላይ ዘይኮነስ ነባር ፀረ ህዝቢ ትግራይ ዩ

    • @danielwoldu1855
      @danielwoldu1855 16 днів тому

      አበይ ትፈልጦ 1981,1982,1983 ክንደይ ኮራት ናይ ኢህአዴግ ሰራዊት መሪሁ ናብ አወት አምፂኡ እዪ

    • @kidistabraham8059
      @kidistabraham8059 16 днів тому

      Very true

    • @isaiaskiflay2520
      @isaiaskiflay2520 16 днів тому

      ሳሙራ የኑስ ሠራዊት ሒዙ አትዩ። ግን ናሕጂ አታይ ዓላሙኡ​@@danielwoldu1855

    • @peace-x9s
      @peace-x9s 16 днів тому +1

      አታ ከልቢ መለስ ሰሚዕዎ እንተዝነብር ሕጂ እዚ ኩሉ አይምመጸን ንሻዕብያ ክሳዱ ንቁረጾ ኢልዎ ምስ ብጾቱ አይተገበረን ፣ውሓጦ አንታ ከልቢ ዓድዋ

    • @danielwoldu1855
      @danielwoldu1855 16 днів тому

      @peace-x9s ትቃልሲ ናይ ህዝቢ እዩ መለስ እኮ ሀደ ሚለመዮን ሀያል ናይ ደርር ሰራዊት ዝበተንዎ ነዞዞም ጀጋኑ ሂዙ እዪ ዘረባ ጥረይ አይጠቅምን 1982 ደብረታቦር ከተማ 150,000 ናይ ደርጊ በሀደ መአልቲ በቲኖም ድሪኡ ሰሜን ሸዋ ብእግሮም ከይዶም 19 ብርጌድ ናይ ደርጊ ሰራዊት አብ 2 መአልቲ ፀሪጎሞ ብዘረባ አይኮኑን ክንደይ ኢልካ ክንገር

  • @GoitomGebremariam-t8s
    @GoitomGebremariam-t8s 16 днів тому

    long live General ❤

  • @baherunegash6934
    @baherunegash6934 16 днів тому +1

    Just for the young people.
    EPRP and TPL programs cannot be the same they never been the same.
    I don’t understand why General is saying they are the same.

  • @danielwoldu1855
    @danielwoldu1855 16 днів тому +5

    ጆቤ ቤስት ጀነራል እዪ

  • @simretberhe729
    @simretberhe729 16 днів тому +1

    ህዝቢ ትግራይ ክጭፍጨ ከሎ ኣበይ ኔሩ ሕጂ ዝምድር ዘሎ፡ በጃካ ከምዚኦም ሃደምቲ ከይተምጸልና።

    • @kante5318
      @kante5318 15 днів тому

      ንባዕልኻ ኣበይ ነይርካ ? ነቶም ሃፍቶምን ጥጡሕ ናብረኦምን ገዲፎም ዝተቃለሱ ፍልይ ዝበለ ሓሳብ ስለ ዘንፀባረቁ ኣብ ሙቹው ቦታ ኮይንኩም ትፀርፍዎም ክብረቶም ትቅንጥጥዎም ዶ ኣለኹም ክብረት ንዘይህበካ ህዝቢ ተቃለስካ ኣይተቃለስካ 🤷‍♂️

  • @tekilebirihanm
    @tekilebirihanm 15 днів тому

    Respect General Abebe

  • @yordanoskidane7897
    @yordanoskidane7897 16 днів тому +4

    Kefu

  • @natiwizchristx
    @natiwizchristx 16 днів тому +2

    አንጎሶም ፈለው እና Viw ከይጎድለካ ተጠንቀቅ ህዝቢ ይድብሮ አሎ 😢😢😢 ቱኩሳት ❤❤❤ ተጋደልቲ እናሃለዉ እኒ ጀነራል ምግበይ ሃይለ አቅርቦም አንጎሶሞይ ምግበይ ሓላል አቅርቦ ❤❤❤❤ እኒ ጆቤ ዳሓር መወዳእታ ተቅርቦም ምግበይ ❤ ወዲ ፈጠነ ❤ ዘነበ❤ ሸሪፎ❤ወዲ በላይ ❤ ልጃለም ❤

  • @simongyeses7542
    @simongyeses7542 15 днів тому

    ስኾነ ሰብ ዝመሰሉ ሓሳብ ከቕርብ ኣለዎ ፡፡ መረኣይና እቲ ሓሳብ ንህዚቢ ትግራይ ይጠቕም ዶ ኣይጠቕምን ክኾን ይግባኣ እምብር ናይ ሕሉፍ እናዘከርና ምውቃስ ኣድላይ ኣይመስለንን ሰለዚ ጆቤ ዘቕርቦም ሓሳባት ንህዘቢ ትግራይ ዝጠቕም እዩ ፡፡

  • @GoitomGebremariam-t8s
    @GoitomGebremariam-t8s 16 днів тому

    Respect our hero no matter his angle of perspective ❤

  • @tedgebregzi3832
    @tedgebregzi3832 5 днів тому

    There are many truths in what he is saying.

  • @Khm1103
    @Khm1103 16 днів тому +2

    General Abebe he run away when going get tough and now returned to get his wealth in Addis abeba and to get it he has to be loyal to the prespority pary

  • @solomonabraha756
    @solomonabraha756 15 днів тому

    ትክክል ኣይኮነን ብመስመር ሕወሓት ኣብ ዝዓበየ ብቕዓት ፖለቲካዊ፣ ዲፕሎማስያዊ፣ ወታደራዊ ደረጃ ዘለዉ ኣባላት ሕወሓት ዘይኮኑ ሊህቃን ትግራይ ካሊእ ኣባል ሕወሓት ይኩን ኣይኩን ሕወሓት እትድሕነሉ ሓሳብ ካብ ምቅራብ ጀሚሩ እሰካብ ድሒና እትወፅእን ደልዲላ እግራ ትረግፅን ኣሰተዋፅእኦም የድለየና እዩ። ካብዚ ወፃእ ከምቲ ሐዚ ዘለዉ ላዕለዎት መሪሕነት ሕወሓት ዝብልዎ ናይ እስትራጄጂካዊ መሪሕነት ኣይብልናን ነዚ ኢና ናብዚ ውድቀት በፂሕና ከብዚ ውድቀት ክንወፅእ ዘይከኣልናሉ ምክንያት ነይ እስትራቴጂክ መሪሕነት ክፍተት እዩ ፀገምና ኣብ ዝብልሉ አዋን ብዓይኒ ዕሙተይ ደጋፊ እየ በሃላይ ነዞም ከም ጀነራል ጆቤ ክፃረፉን ከናሽዉን ምርኣይ ዋላ ዉሑዳት ይኩኒ ኣባላት ሕወሓት ኢና በሃልቲ ሕወሓት መድሓኒት ከይትረክብ ክገብሩ ከለዉ ብጣዕሚ የሕዝነካ፣ ምክንየቱ ኣይኮነን ሕወሓት ካለኢት ሓደስቲ ፖለቲካዊ የኩና ሲቪክ ማሕበራትን ውድባትን ንትግራይ ሰለዘድልያና። ስለዚ ከብ ፀለመ ንውፃእ ትማሊ ከምዚ ኔረካ ከምዚ እባ ኔርካ ነብ ዝብል ዕንክሊል ኣይንእቶ።

  • @baherunegash6934
    @baherunegash6934 16 днів тому

    ናይ ህዝቢ ትግራይ ዲሞክራስያዊ ቃልስን ናይ ሕወሓት መሪሕነት ባዕዳዊ ባህግን ድልየትን ፈሊና ምር አይ ለይምክ አልና፥
    ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ አንፈት ሲኢኑ አብዒንክልል ንነብር አለና።
    ሓፋሽ አባል ሕወሓት መሳርሒ ናይውሑዳት ግለሰባት ብ በተሰብን ብጥቅምን ልቴአሳሰርረ ኢዩ። ልመስዋእቲን መከራን ልጽውዕዎ አብስላም ካም አቅሓ ተጠቂሞም ልድርብይጎ ሓፋሽ አባል አብናይ ድርጅት ውሳንየ ምንም ተሳትፎ አይብሉን።

  • @MengstabAbera-z1l
    @MengstabAbera-z1l 16 днів тому +1

    እዚኣ ኢልካ ሕተተላይ ኣንገሶም፤ ኣመፅ ትፅየፍ እንተኾይንካ ንምንታይ ዳኣብ ኣብቱ ፃድቃን ዘዳለዎ መድረኽ "መንእሰይ ተላኣል ኣምፅ ስልጣን ባዕልኻ ውሰድ " ኢልካ? በለለይ

  • @AdhanomAdhanom-qc5ty
    @AdhanomAdhanom-qc5ty 16 днів тому

    ከመይሉዩ ትብሎ ዘሎኻ ክረክብ ዝኽእል?መንዩ ከምጸሉ?መንዩ ዝህቦ? አይተነጸረን።
    ትግራይ ንኽድሕን ጠንካራ መንግስቲ ኽህሉ ይግባእ ነይሩ።ግንከ ----------?

  • @Kulkale
    @Kulkale 16 днів тому +1

    Kehade

  • @ሀምበልትግራይ
    @ሀምበልትግራይ 16 днів тому

    ❤️❤️👏👏

  • @yonkid2952
    @yonkid2952 13 днів тому

    ሓሳዊ። ኣበይ ነርካ።

  • @embahuneyayele4207
    @embahuneyayele4207 16 днів тому

    ሰላም ጸሊእናሲ ውግእ ነልዕል ዝብልስ መንዩ ? ካላኣይ ስለ ምንታይ እዩ ብዝዓባ ውዕል ፑሪተሪያን ምምላስ ህዝቢ ናብ መረበቱን ምምላስ መሬትን ገዲፍካ ብዝዓባ ካልእ ዝላዓል ዘሎ ? ብዓል መንከ እዮም እዚታት ከፍጸም ብኽድዓትን ሽርሕን ዘዐንቅፉ ዘለዉ ዝብል ንምታይ ኣጸቢቑ ዘይፍየሽ ኣዝዩ ዝገርምዩ። ግዜ ንኹሉ !!!

  • @yonasgebre1726
    @yonasgebre1726 16 днів тому

    በል አዚ ሰብ አዚ ኣክርብካዮ ዘለካ ንትግራይ አንታይ ከተቅማ አዩ አብ ሺግራ ሃዲሙ ዝነበረ ሰብ pray for tigray peaple

  • @danielwoldu1855
    @danielwoldu1855 16 днів тому +2

    ጆቤ 1981,1982,1983 ኮራት ኢህአዴግ ሰራዊት መሪሁ አዲስ አበባ ሂዝዎ አትዪ

  • @haftomdebeasy3749
    @haftomdebeasy3749 16 днів тому

    ❤❤❤❤❤

  • @zemichealtamene7984
    @zemichealtamene7984 16 днів тому +2

    ዓብይ ጋሻ ማለት ከመይ ድዩ ኾይኑ ሓፍታም ጀነራል ተበልካዮስ እንታይ ትኸዉን እዚ ኮ ፃድቃን ፀዊዕዎ እምበር ትግራይ ድኣ ራሕሪሕዋ ዶ ኣሜሪካ ኣይከደን እዩ ጀባል

  • @tbtmidia7397
    @tbtmidia7397 16 днів тому

    ተጋሩ አብ ፅሬት ቋንቋ ትግርኛ ብጣዕሚ መተሓሣሰቢ እዩ ኮይኑ ዝርከብ!
    ብፍላይ ሰብ ሞያ ሚድያ ጌታት እንትረኧ ይድንፅወካ!
    አብነት ጋ/አንገሶም አብዚ ቃለ መሕትት ምስ አበበ ተኽለሃይማኖት ሓንቲ ጌጋ ቓል ጥራሕ ክጠቅስ!
    👉ጥያቄ? እትብል ቃል ትግርኛ ድያ?

  • @TsegayMengs-w6j
    @TsegayMengs-w6j 16 днів тому +1

    ኣንገሶም ጅግና

  • @lidyamktesfai1528
    @lidyamktesfai1528 15 днів тому

    እሞ'ዳኣ ካብዙይ ንላዕሊ ኣብ ኣይሱዩ ምእታው እንታይ መርኣይ ኣሎ?

  • @yirgalemdesta7869
    @yirgalemdesta7869 14 днів тому

    Jobe is one of the honest and open senior TPLF members. He regrates and admits, he also updates him self and appreciates and condemens what was happeninig and acomplished in that era. This is exactly what we want as a society. In the last 50 years of Tplf life plenty of awful and good things has happened. We usualy hear about the best things done but no much of their failures. They are stucked never been updated. This generation is far beyond the old gard TPLF thinking.it is time for Change

  • @yaredamare1511
    @yaredamare1511 16 днів тому

    አንጎሶም ሐወይ ጥያቄ ( ሕቶ) አኢልካ አስተካክሎ

  • @Jebanoml
    @Jebanoml 16 днів тому +2

    Abebe Jebeli .Why do you go to America?

  • @ZenawiKahsay-c6s
    @ZenawiKahsay-c6s 16 днів тому +1

    ጆቤ ሃማኻ ዓይነት ለባም ሰብ ትግራይ የድልያሎ ሙሉእ ዓቅምኻይ ግዜኻይ ሂብኻ ህዝብኻ ካብዚ ኸዚ ኣቲዎ ለሎ መንከራ ልምዉፃኦ ዓብዪ ኣስተዋፅኦ ሃም ተበርክት ይኣምን

  • @asmelashfishayesenbetay719
    @asmelashfishayesenbetay719 16 днів тому +2

    ካብ ትግራይ ናብ ኢርትራ በዞም ዑሱባት ሊምዳውያን ጀነረላት ጎደሎን ሲንክልትን ትግራይ
    ዋላ ካላሺን ኢንተተኩሳ
    ትግራይ 100% ጋዛ ኪንገብራ ምኻና ፊለጣ።
    ኣጽዋራት ኢርትራ
    ሰራዊት ከበቲ ብረት
    ሓይሊ ኣየርር ኢርትራ
    ወንጫፊ ናይ ባሕሪ ሚሳላት ንትግራይ ኣብ ትሕቲ ራዳር ኢርትራ ኣላ
    እቲ ዘየመለአ ዚተኾለፍናዮ ፖሊትካዊ ሕጽቦ ክንዛዚሞ ኢና።
    ኣመሪካን ህዝብን ኢትዮጵያ ኢናረአኻ
    ናብ ኢርትራ ዚትኮሰ ኣጽዋርን
    ዝንዛሕ ክፋኣት ተጋሩ
    ሓንሳብን ንሓዋሩን መደምታ ክምገብሩ ኢና።

    • @simonmengstab2620
      @simonmengstab2620 16 днів тому

      Yes 💯 tigray n hzbi tigray nhawaru kab gex mdri ktefeu eyom ztekolefnayo medemdemta kngebrelu ena::4

  • @medilove1476
    @medilove1476 16 днів тому +2

    Hasawi TPLF and Ehapa have not the same programs okay.bandist !

  • @redaegebremedhin
    @redaegebremedhin 16 днів тому

    ብዓመጽ ዓማጺ ስርዓት ኣውዲቕና ዲሞክራሲያዊ ስርዓት ክንሃንጽ ኣይክኣልናን ማለቱ ድሕሪ እዚ ኹሉ ዓመታት ኣብ ስደት ምቕማጥ፡ኢደኣዙር በትሪ ተቓውሞ ኣንጻር ሕወሓት ኢያ (ግዚኣ ግን ሓቀኛ ናይ ዚ ግዜ ሕቶ ኣይኮነትን)

  • @Ggff-m5r
    @Ggff-m5r 16 днів тому

    ❤❤❤❤🎉🎉

  • @Mashozeru
    @Mashozeru 16 днів тому

    ዋይይይ እጅጅጅ ኢሉ ኣሪጉ ብፁሑፍ ዝተውሃቦ እዩ እቲ ኢንተርቭ ጆቤ ዘይከም ትማሊ

  • @amanielgebrerufael
    @amanielgebrerufael 15 днів тому

    ሓሳዊ እዚ ኣይኮነን ጀነራል ሓለቓ ዓሰርተ ክኸውን ደይኽእል እዩ ሃዳሚ ኣብ ኣመሪካ ንባዕሉን ንቤተሰቡን ዓቂቡ ኩናት ክለዓል ይኽእል እዩ ዝብል ትምበያ እኒ ኣበበ ንህዝቢ ትግራይ ምንም ኣይፍይደሉን ቦሮቕሮቕ ዩ

  • @redaegebremedhin
    @redaegebremedhin 16 днів тому

    ተፈንጪሎም ዘለዉ ሕወሓት ዝብል ኣብሃህላ(60 ኣላታ) ማለት እቶም ካብ ሕወሓት ሕጂ ዘግለሉ ብዓል ጌታቸውን ጉጅልኡን ከም ጉጅለ ሕወሓት ምርኣይ ውን ከምቲ ኣብ 93 ዝተራእየ ጉጅልኡ ዝተባረሩ ክብሃሉ ስለ ዘይደለየ ኢዩ።

  • @AthenaAraya
    @AthenaAraya 14 днів тому

    ጀነራል ኣበበ ተ/ማኖት ቅድም ክብል
    ኒትወርክ መንግስታዊ ኮንትሮማንድ እዩ ሙሱና መንግስታዊ ስርቂ እዩ ይብል ነይሩ ንሱ ኣብ ኢህወደግ ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ኮይኑ ንዓሰርተ ዓመት ዝኣክል በቶም ዝጠቀሶም መልክዕ ሃፍቲ ዘኻዕበተ ሰብኣይ እዩ ሕዚ ካዓ ጎዲልዎ ዝነበረ ስልጣን ከማልእ ካብ ወፃኢ ዝመፀ ኣካል ዘራጊ ፖለቲካ ትግራይ እዩ
    ብዛዕባ ላኣላዊ መሬት ትግራይን ዝተፈናቀለ ህዝቢ ዘየተሓሳስቦ ዓርኪ ፃድቃን እዩ

  • @GrmayG
    @GrmayG 16 днів тому

    ኣነ ግርም ዝብለኒ ሲ መለስ ፅልእዎ እንተልዎም ይፀልእዎ ፍተውዎ እንተይልዎም የንጨብጭቡ መለስ እኮ ነቶም ንህዝቢ ትግራይ ዝተዋደቁን ዝሓስቡን ሽሞሙን ዘይሽሞምን ህቢ ኣርሒቅዎም እዩ መለስ ዝዘርኦ እካ ትሓፍስ ዘለካ ዝኩሉ መከራ

  • @semharkahsay1946
    @semharkahsay1946 16 днів тому

    ህወሓት ምስ ህግደፍ ተወጊና ኩናት ኣሎ።

  • @tedgebregzi3832
    @tedgebregzi3832 5 днів тому

    I think I know him,if I am not mistaken,he was a son of a merchant.

  • @samuelhagos
    @samuelhagos 16 днів тому

    ክንዲ እንባ እንሪኦ ዝነበርና ንትግራይ ዕዳ ዝኮኑ ሓተላታት : ምንም ዘይስከፊ ህጡራት ወደል ሙሁር መሳሊ መሃይም ቢቲ ርእሲ መዲ ድ ውልቀ መላኪ ፃድቃን ንምድሓን እንበር ንትግራይ አይመፀን ኢዚ ለይባ:

  • @hgfana6731
    @hgfana6731 16 днів тому

    ኣንጌ 10q ንዚ ፈታዊ ከብዱ ስለዘቅረብካልና

  • @urbanhymns6757
    @urbanhymns6757 15 днів тому

    ጋዜጠኛ ኣስገዶም ንእተቕርቦም ረዘንቲ ሕቶታት ከየድንቕኩኻ ክሓልፍ ኣይደልን።ኣይተ ጆቤ ግን ተሓዋዊስዎም ኢዩ ዘሎ።ታሪኽ ምትንታን እምበር መጨበጢ ሓሳብ የብሉን።

  • @redaegebremedhin
    @redaegebremedhin 16 днів тому

    ካብቲ ዝገርመካ እዞም ከምዚኦም ዝኣመሰሉ
    ጭርሖታት ማለት እቲ ሙሁርን ኑኡስ ወለዶ እናበልካ ግዚኡ ዘይሓለወ ጭርሖታት ዱቦላን
    ሓልዮት መእሰይ ዘይብሉ ንዕኡ ካብ ንምድንጋርን ንምጥቃምን ዝሓልፍ ኣይኮነን።
    እቲ መእሰይ ትግራይ ዝሓልዩሉሉ ነይሮም እንተዝኾኑ ኣበይ ነይሮም ሕጂ ምስ ምውራር ኣብ ልዕሊ ትግራይን ህዝባን ብዛዕባ ዲሞክራሲ ሆ ምባል?

  • @HappyBeetle-oy1jy
    @HappyBeetle-oy1jy 15 днів тому

    ወደ ሕማማ ጀነራል አበበ

  • @sallyasfaw
    @sallyasfaw 16 днів тому

    እቱ መንእሰይ እኮ ናይባእሉ ውድብ ክህግዝ አለዎ ኩሎም መንእስይ አብትፈላለይን ውድብ ዝለው ስለዘለው እንታይ ማለትካ ኢካ ንመንእሰይ ክቃለስ አለዎ እንትትብል

  • @Kirosmesfin
    @Kirosmesfin 16 днів тому

    ገንዘብ ለመካፈል ነው የሄደው ወደ ትግራይ: አአ ያለው ፎቅ አልበቃ ብሎት ነው ሌላ ብር UNDP ብፃድቃን በኩል ድርሻውን ለመቀበል

  • @lidyamktesfai1528
    @lidyamktesfai1528 15 днів тому

    ኣነ ከም ዝረአኹዎ ኩነታት ግና ትግራይ ኣብ " ICU" እያ ዘላ ብቡዙሕ መዐቀኒ!

  • @MehariTadesse-o1l
    @MehariTadesse-o1l 16 днів тому

    Bro