Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ሰላም ስድራ እግዝኣቢሄር ኣምላክ ሰላም ኣምላክ ምስ ኩልና ይኩን ሓወና ቃለ ሂወት ቃለ በርከት የመዓልና ኣምልካ ጸጉኡ የብዝሓልኩም ኩሉ ጊዜ እዚ ካብ ጥዑም መግቢ ዝጥዕም ቃል እግዝኣቢሄር ሒዝኩምልና ክትመጹ ተስፋ ንገብር ከማኩም የብዝሓልና
ከም ፍቃድ ኣምላኽ "መሶበ ኦርቶዶክስ" ተዋህዶ ከምቲ ልሙድ ይጠቕመኩም እዩ ዝበለቶ ሒዛትልኩም መጽያ ኣላ፡ ካልኦት ኣሕዋትና ምእንቲ ክመሃሩሉ ድማ share ክንገብራ ብትሕትና ይሓትት፡ ብዛዕባ ኣቀራርባን ክቐርበልኩም እትደልዩዎ መደባትን ድማ ኣብ comment ርእይቶኹምን ሓሳብኩምን ምስ ትህቡኒ ሰናይ እዩSubscribe and shareua-cam.com/channels/F8bbJIrqHHgsFvua3CX-cA.html?view_as=subscriberእግዚኣብሄር ኣምላኽና ምሕረቱ ይልኣኸልና
"እወ ኣብታ ናይ ኃጎስ ቤት እግዚኣብሔር ምንባር ሰናይ እዩ።"
ሰላም ስድራ እግዝኣቢሄር ኣምላክ ሰላም ኣምላክ ምስ ኩልና ይኩን ሓወና ቃለ ሂወት ቃለ በርከት የመዓልና ኣምልካ ጸጉኡ የብዝሓልኩም ኩሉ ጊዜ እዚ ካብ ጥዑም መግቢ ዝጥዕም ቃል እግዝኣቢሄር ሒዝኩምልና ክትመጹ ተስፋ ንገብር ከማኩም የብዝሓልና
ከም ፍቃድ ኣምላኽ "መሶበ ኦርቶዶክስ" ተዋህዶ ከምቲ ልሙድ ይጠቕመኩም እዩ ዝበለቶ ሒዛትልኩም መጽያ ኣላ፡ ካልኦት ኣሕዋትና ምእንቲ ክመሃሩሉ ድማ share ክንገብራ ብትሕትና ይሓትት፡
ብዛዕባ ኣቀራርባን ክቐርበልኩም እትደልዩዎ መደባትን ድማ ኣብ comment ርእይቶኹምን ሓሳብኩምን ምስ ትህቡኒ ሰናይ እዩ
Subscribe and share
ua-cam.com/channels/F8bbJIrqHHgsFvua3CX-cA.html?view_as=subscriber
እግዚኣብሄር ኣምላኽና ምሕረቱ ይልኣኸልና
"እወ ኣብታ ናይ ኃጎስ ቤት እግዚኣብሔር ምንባር ሰናይ እዩ።"