Aguadu - Das Hawya - ዳስ ሓውያ - New Eritrean Serie Movie 2024 By Zola G - Part 1 - 1ይ ክፋል
Вставка
- Опубліковано 21 чер 2024
- ሰላም ተኸታተልቲ መደባትና። ብናይ ፌስቡክ ፔጅና ፎሎው ብምግባር ኣዛናጋዕትን ኣዛናይን ሓጸርቲ ኮሜዲታት ተኸታተሉ profile.php?...
ብ ኢንስታግራም ሰዓቡና / y.tekle
ብ ቲክቶክ ሰዓቡና tiktok.com/@aguaduentertainment
#Eritreanfilm #EritreanComedy#EritreanDrama #eritreanmusic #tigrignafilm #tigrignamusic #tigrignacomedy #tigrignadrama #eritreanmovie #eritreanguayla #Tigrinamusic #ethiopianmusic #eritreanmovie #eritreancomedy #Tigrinaderfi #oldtigrinamusic #Eritreanmusic2020 #Neweritreanmusic #Eritreansong #musicoferitrea #musicoftigrina #tigrinamusic #neweritreanfilm #ethiopianmovie #ethiopianfilm #newethiopianfilm #habeshaculture #besteritreanguayla #eritreanbahlawiderfi #eritreannewmusic #eritreanbestguayla #eritreanfilm #eritreandrama #ethiopiansong #ethiopianmusic2021 #amharicmusic #ethiopianfilm #ethiopianmovie #eritreanbestmusic #eritreanbestfilm
ዳስ ሓውያ ብመልክእ ፊልም ክትስራሕ ዝጽበ ዝነበርኩ ሰብ ኢየ። እንሆ ድማ ሎሚ ግዝኡ ኣኺሉ ከተፍ ኢላ። ጽቡቅ ጅማሮ ኢዩ። የግዳስ መሰናይታ ሙዚቃ፡ እታ ዳስ ሓውያ ትብል ናይ ቴድሮ ኤርምያስ እንተ ጥቀሙሉ ክንደይ ምመቀረት ይብል። እዛ ሕጂ ዘላ እቲ ህርመት ምስቲ ታሪኽ ናይታ ፊልሚ ዝኸይድ ኣይመስለንን። ማለት ታህዋኽ ዘለዎ ኮይኑ ተሰሚዑኒ። ዉልቃዊ ርኢቶ ኢዩ።
Xebuk aleka ❤
ዕዉት ናይስራሕ ግዜ ይግበረልኩም ፈጣሪ🙏🙏
ላህጃን ኣበሃህላን ግን ኣይመጸን፡ ሓቀኛ ታሪኽ ስለዝኾነ ጥንቃቐ የድሊ
ዳስ ሓውያ ንኣማኢት ዓመታት ብኣፈ ታሪኽ ጥራይ እናተነግረ ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ ክሰጋገገር ዝጸንሐ ኣዝዩ ኣገራሚ ሓቀኛ ታሪኽ ኢዩ ። ስለዚ ብመልክዕ ድራማ ክቐርብ ልዑል ፍልጠት ዛንታ ፡ ነዊሕ ግዜ ፡ ምስ ብቕዓት ጽዑቕን ነዊሕን ልምምድ ፡ኩሎም ኣገደስቲ ምስቲ ታሪኽ ዝተኣሳሰሩ ናውቲ ወዘተ ..... የድሊ ። ተረኽበ ኢልካ ተቐደወ ...ቀደወ ዝስራሕ ኣይኮነን ። ሕሰብሉ !
ሓቂ ። ሓቀኛ ኣፈ ታሪኽ ዩ" ብዙሕ ገንዘብ ኣውጽኢካ" እቲ ልክዕ ፍጻመ ክስራሕ ኣይመስለንን ። ከይጀመረ ክልተ ጎደሎ ኣለዎ" (ላህጃን ክዳን) ቀንዲ መሰረት ።
Xbuk srah❤
በጃኹም አኹል ግዜን በጀትን ጌርኩም ስርሕዋ ብጣዕሚ ዓቢ ጉድለታት ኣሎ
ዛጊወቶት ደቂ ምራራ ተኽለ ሓይማኖት ወረስቲ ስልጣን ናይ ሕጂ ተኸላ ብፍላይ ዳንደር ዓዲ ወግሪ ዓዲ መንጎቲ ...........
ናተይ ርእቶ ግን ላህጃ ናይ ቀደም ኣቦታትና ብፍላይ ናይቲ ከባቢ ከምዚ ላህጃ ኣይኮነን ኣይነበረን
kemey dea neyru wedi hawoboy gele eske belena
@@bitewoabofatahi2464 arkeni ezi nay 13 century history eyu kemzi kemzeykone gin mskrnetey yihib
ሓወይ ዝክኣል እንተ ዝኸውን ጽቡቕ ኔሩ እንተ ኾነ ናይ ቀደም ላህጃ ንስኻ እውን ከመይ ከምዝነበረ ክትፈልጦ ኣይትኽእልን ኢኻ ምኽንያቱ ትግርኛ ዶኸ ኔሩ ትብሎ ኢኻ። ወላ እንተ ነበረ ዘይማዕበለ ትግርኛ ኢዩ ክኸውን ከመይ ጌርና ክንርድኦ ትሓስብ?
@@Dania09082 xibuq rieto hawey
ኣቡኡ ኔርካ ዲኻ
ናይ ባሃቂ ናይ ቀደም ዛንታ ተዘኩሮ ዘለዎ ታሪክ አያ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Omg bizuh gizee xbuq gere kifelta zideli zanta zixearkula bizuh gizee zidelekuwa nata film gele music tiray aye rekibe gele gele zanta wela gin kemti zidile ayi konen so thank you xbuq sirah ayu ajokum 👍
Well come anqa bselam mxikom
ዊዒሉ ሓዲሩ ንሓመዱ ክምለስ እዩ ንዓዱ።💙
ንትግራይ ማለት ዲዩ ኤርትራዊሲ ይምለሳሎ
DRONNNN ALEWA NAY MANDELAYYY KKKKKKKK KKKK KKKKKKKKK
@@user-jd5kp7cg3u iwe hakika deqi gila wedibarya kemzi abzia film tireo zeleka gila wedom silezikonka kemika dea yemlesu alewo😅
❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪
Welcome Aguadu entertainment❤❤
Eza film bka terifa b melkie zantan abta nay ermias derifn zeyada tmiqr n film se fah elatkum teqlala u xebaqia tefu nayti zanta 😢
Eza film thate aleku nay babohagotatey eya bxuq ktsrah love you tigrina film❤❤❤❤
Welcam burukat ❤❤❤
Ybel srah ❤❤❤❤
Wawww❤❤❤
Gobotat Adi GAWILIN GOMORON ARIEUNA. HAKEGNA TARIK SELE ZEQUNE. THANK YOU I KNOW THOSE PLACES.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Good start
Xbuk mjmar deki erey❤❤❤
Neza zanta mara eye zsbeya niere ❤❤
ጹቡቅ ምጅንባር ስራሕ ይግበረልኩም
እንኳዕ ብሰላም መጻኩም ❤
Welcome🎉
ጽብቅ ምጅማር ይግበረልኩም
Dae haweya xebuq serhe gne afe terake zykone entau dersai eilo xhifu,Derset balka zderskayu zykone
ነቲ ዛንታ ብመልክዕ ፊልም እዩ ከቕርቦ ፈቲኑ እቲ ደራሲ። ብደረቑ እቲ ዛንታ ጥራይ ኣይኮነን።
Welcome🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤
ጽቡቅ ስራሕ'ዩ፡ ግን ኣብ ላሕጃ ኣዛራርባ መጽናዕቲ ኣይተገብረን ሚእቲ ሚኢታዊት። ስለ'ዚ ኣብ ዝመጽእ ክፋል ብዝያዳ ክንዕዘብ'ና!!
Welcome Das Hawya
🇪🇷❤️🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️
Xbuk mjmar deki erey
Xbuq mgimar❤❤❤❤
ደቒ ኢረይ ጽቡቕ ደስ ዝብል ታሪኻዊ ፊልም ማሃርን ኣዛናጋዕን 🥰🥰🥰🥰
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ጽቡቅ ምጅማር ግን ለሃጃ ኣይከኣልዎን❤❤❤
ዘሓወይ ሰላም ነዓካ ላህጃ ዝበልካዮ ኣብ ሰራየ ኮሙኡ እዩ እተዘይ ቀይሮማ❤
❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤
❤❤❤❤
Welcam❤❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤🎉❤❤🎉❤❤🎉❤❤🎉
❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Xbuq mjmar❤❤❤❤❤
❤🎉❤🎉❤🎉❤😂❤🎉❤🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Tum clasical mrexlu ❤❤❤❤
Welcome 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏻🙏🏻🙏🏻
😮❤
ብሃንቀውታ ይጸበ ኔሬ❤❤❤❤ጽብቅ ምጂማር 🇪🇷❤❤❤🎉🎉
ደርፊ አታ ናይ ቶድሮስ ግበርዎ
❤🇪🇷
ብሃንቀውታ ዝጽበያ ዝነበርኹ ሓቅኛ ድራማ 🥰🥰🥰
I hope tegediskum serihkumwa tkonu eza flim b/s haqena tarik sle zkone
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️
Xbuq srah❤
N:B n wedi kuda abza srah hagzena ktblwo nierkum kulu albasat, lehaja, eti music kea bzuh mhagezekum
2: nay tedros derfi enda geberkum teteseniwa xbuk mkonet
3: ab das hawiya das serihu jr gedele hamot harmaz astiyu eyu axdifwom
Bzkone xbuk srah 🤝
ጽብቅቲ ናይ ታሪኻዊት ፈልም❤❤❤❤
ጽብቅቲ ታሪኻዊት ፊልም
Dow ablwa please tarik aytebalashwu
welcome
Zelalem hawna bkeme knrekbo nkel
Yhowu atum afrihekumna eko 1 kebekum
ፍትሓዮ ኣይባሃልን እዩ ፍትሕዎ እዩ ዝባሃል
እቲ ሕዝቢ በለው ኣብ ሰራየ ላህጃ እንተ ኣምጺኹሞ በቲ ግዜ እቲ ጽቡቕ መዀነ። ወላ ነቶም ዛጔቶት ላህጃ ካብ ላስታ ከመጽኡ እንከሎ እንተ ደኣ ኣምጺኹሞ ዝበለጸ መዀነ ነይሩ።
እታ ዝጽበያ ዝነበር መጻ ኣብ ዛንታ ዝፈልጣ ዝነበርኩስ ብመልክዕ ፊሊሚ መጻ ብሩክ ምጅማር ይግበረልኩም ደቂ ሪመይ❤❤
Part 2
Ezi Tarik Nay HazBi Eyu - comments AytA'FNu.
P 2 ኣቐልጥፍዋ
ሳብስክራይብ እምበር ቃሕ ኢልኒ፡ ግበሩለይ እስከ በጃኹም😂😂😂😂❤❤❤❤
እዋይ ከይጀመረት ክሳድ ምቁራጽ እእኢኢ
Merhaba deki eriy xeada ajkum belu iska abe samun 2 giza gebrwa
Hej
Hawa
Btaemi xbuk gn abti gize eti gn lahja kemzi and kdawnti kmy u nieru ?
ezi film gohaf iyu. neti haqenya tarik zeywkl iyu. arsti trah iyom wesidom zelewo. tesfa ygebr nay tarik sebat hade mealti neti haqenya tarik zenxebareq film kserhu.
፥ጨሐሐአአ
Awayyy qdsiti kona twasea zelas ktnefa ane nsa zelata filim kef alata
❤ ጽቡቅ፡ምጅማር
Natey rieto xbuk ay teserehetn lahja kemu wn thtna 000
ብዛዕባ ልሃጃ ኣብ መወዳእታ ምስ ደራሲ ቃለመጠየቕ ኣሎና ኣብኡ ክምለስ እዩ
Way degiat khasmu
welcome 21:36 21:40
እዚ ዛንታ ዓቢ ዛንታ እዩ ። ብተኸታታሊ Series ወይ ሙሉእ ፊልም ንኽትስራሕ ኣዚዩ ቡዙሕ ባጀት ትሓትት ስራሕ እያ። ተበግሶ ኣይጽላእን እዩ ፡ ግን ብመልክዕ መጽሓፍ እንበር ብናይ ሕጂ ናይ ኤርትራዊ ዓቅሚ ኣብ ስነጥበብ ክትስራሕ ኣጸጋሚ ጥራይ ዘይኮነ ፡ መበላሸዊ ዛንታ እዩ ። ተበግሶ ስለ ዘይጽላእ ግን በርትዑ።
entay kemzi wala bzanta semena aynfelten .
Das hawey elka xahaf buzuh kemxeka u
Nay kedam story eu hawey if you don’t like leave it
@@user-tb4tr4me8o tsebuk Aleka eti zanta krub ysemo eie entekone bsef mquras msreakuie reito akemite.
Emo lomi sema
Emo hji tseme 😂😂😂
ብታሪክ ኮ ጽቡቅ ገርና እናንፈልጣ ጽቡቅ ንጅማር
Zanta kemzia aykoneten plus lahja kea kemzi ayneberen mexnaeti aygberkumn
Lahja astekaklu tahwak key hlwekum
ብዛዕባ ላሃጃ ኣብ መውዳእታ ቃለ መጠየቕ ክህልወና እዩ ምስ ደራሲ
ሰላም ራህዋ ሓፍተይ ከመይ ሓዲርኩም ክስታይ እንድየ ክብለኪ ደሌ ትምርቲ ክንዓጹ ሰለስተ ሰሙን እዩ ተሪፍና ዘሎ ሕጂሲ እቶም ምሳይ ስምሃሩ ክኣ ብምልኦም ኤረትርክ ስግለራ ኣለዎም ik ben de enge dar ik geen bijka fiets heb ሕጂሲ ንኣሌክ እባ ተዛረብለይ ሰለስተ ሰሙን ጥራይ እየን ተሪፈናኒ ሽዑ ንእግረ መንገደይ ንኤርትራ ክኸይድ ስለ ዝኾንኩ ክመልሰሉ እየ
Eritrean government do for Eritrean pwople the same att this time for real
መጀመርታ ጽብቕ ምጅማር ግን እንተኾነ እዚ አብ አቦታትና ዘይ ነበረ ሰብ አኪብካ ብ ሴፍ ምብታኽ ኽሳድ እዚ ናይ የዕራብ ባህሊ እንበር ናትና አይኾነን ናትና እትይ ዝበዝሕ ሸነኹ ንዝበደለ መጀመርታ ምሕረት ኢዩ
Eza zanta ab mongo Serayen akologuzay ztefexeme e u zbihal
Haqi d u
ኣብዛ ሊንክ ኣሎካ ኣበይ ከምተፈጸመ ዝሕብር ua-cam.com/video/l00WjjLgY-8/v-deo.html
ንአዲ አንዳ ጎይታይ ግን ሓጺራትኩም ጎይታይ ተጋዕጺጾም ደቂሶም❤🎉
ብመጀመርታ ሰላም ንዓኩም ይኩን ፍትዋተይ ብምቅጻል ዳስ ሓውይ ብመልኽዕ ፊልም ኽሪኣ ኣዚይ እየ ዝጽበያ ነይረ።የግዳስ ቡዙሕ ጉድለት እዩ ዘለዎ። ለሃጃ ሓደ ኽስተኻኸል ዘለዎ እዩ። ካልእ ኣብ ኤዲተር ,ተዎሳቲ ኣብ ምምራጽ ,ሙዚቃ,,,,,,,,,,,ወዘተ። ዝኣመሰሉ ኮታስ ቡዙሕ ምምሕያሽ ኽግበረላ ይምሕጸን ብወገነይ።
Wewwwwww
እዚ ዳርጋ ዶኮመንታሪ ፊልም እዩ በጃኩም ኣይተባላሽውዋ ወይካኣ ጊዘ ሂብኩም ብዙሕ ምፍታሽ ከድሌኩም እዩ ኣባሓጎይ ብዛዕባ እዚ ዛንታ ብዙሕ ይዕልለኒ ኔሩ እንደገና ናይ ዩቱብ ከተጣራቁሙ ኢልኩም ተከታታሊ ኣይትግበርዋ ብሓንሳብ ዘርግሕዎ . እዚ ዛንታ ዛንታ ናይውልቀሰብ ዘይኮነ ዛንታ ሃገር እዩ:: ይርድኣኒ እዩ ብዙሕ ከም ዝሃለክኩም ግና ቀሊል ዛንታ ስለ ዘይኮነ እየ የቀኔለይ
Walcame temti temsel