Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ፍፅየ ጎቦዝ ጥበበኛ ኢካ ፈታዊ ዓዱ
በኬ ጌታቸው ኣሰፋ ከተቅርበልና ተስፋ ንገብር
ጌታቸው ኣሰፋ ብፀልእቲ እናተደየስ ናብ መድርክ ክቐርብ ዘይኸውን ።
ዋው ፍጼ እንካዕ ብዳሓን መጻካ እታ ፍትው ፍቱቱቱቱ ትው የ ኣነ ዘብልኪ ወለለልለለለለል ለል ወለላይ ንስኪ ገለ ትብል እያ ኬፍ ትበኒ
ፍፄዋይ መዓረይ ጅግና::አጆካ በርትዕ❤️❤️
ዋውውውው ፍፄ ሽኮር እንቋዕ ኣብፀሐካ! እንቋዕ ኣብፀሐኩም! እንቋዕ ኣብፀሐና ደቂ ትግራይ ወለላ ማዓር::::!!!
ኣቱም ኣሕዋተይ ሶፍያ ኣፅበሃ ኣሕዋታ ትፅበ ኣላ በጃኹም ቤኪ ኣቕርበልና እባ
ጎብዝ ኩቡር ሓወይ ካብዝ ንላዓል ክንፅበይካ እና ወዲ ሓጎስ
እዙይ ብቻ ከይኾነስ! እንታይ ድኣስ! እዙይ ጥራይ፥እዙይ ጥራሕ ወዘተ:: እዩ ዝባሃል! እዙይ ጥራይ!
ዌል ቤኪዬ እንካዕ ብሰላም መጻእካ ቤኪዬ ንተመስገ ናይ መጻዋድያ ደራሲ ንዓወት ካሕሳይን (መረሳ) ኣቅርበልና
Betaemi gobezat ekum deki adey ne wedi romit eba akrebelna betemi eyu kafe zehbeni
እቲ ኣንደኛ ኣይባሃልን! እንታይ ድኣስ: እቲ ፈላማይ፥እቲ ቀዳማይ፥እቲ ጅማራይ ( እቲ መጀመርታ) ወዘተ::::: እዚኦም ዝመሳሰሉ ይባሃሉ ንጥቀመሉ ብትኽክለኛ ትግርኛ ቋንቋና !!!!
ክብል ክብል ትብል ደርፍስ ናተይ እያ ትብል ኣታ ጉኑፍ ቁሩብ ኣይትሓፍርን ምሕፈሪ ዘይብሎም ህዝቢ
Guhaf etbihal s nsika anta sidi
ሰርከስ ትግራይ ግን ዘይተርእዩና ንምታይ እዩ? ንሰርከስ ንእስቦርት ቦታ ሃብዎ!ሰርከስ ቀሪፅኩም ኣዘናግዑና ማዓራት:::::
🎤ቀዛሕታ ናይ ማሕዝትካ ገይርካያ እዛ ሸው ንምንታይ ናይ ቀደም ደረፍቲ ዘይትእንገደልና #ሕሉፍ አለም#ገብሩ ፋኖ#ደበሳይ ዘገየ#ፀጋቡ ተሸለ#መንገሻ ረዳኢ#ግርማይ ራያ #ሶፍያ አፅብሃ
ዋዉዉዉ
ንግስቲ ሓዬሎም ንክትሕገዝ እውን ብሚድያ አመሓላልፍ በይዛካ በረከት🙏🙏🙏
እንታይ ኢና ግን በዲልናካ ነንብዓል ሰለሙን ሃይለ ዘይተቅርቡልና እቶም ዓበይቲ ሰነ ጥበባዊያን ኣረ በጃካ ንሶል ኣቅርበልና
wawww ፍፄ marrr stamrrr my haro
ቐዛሕታ (Show) ምርኢት ብትገብርዎ ንጡፍን ውሕሉልን ዕዮታትኩም ኣዝየ እንእድ ቀጽልዎ፤ብምስዓብ ኣብ ኣጠቓቕማ ልሳንና ብ ጋዜጠኛታት ይኹን ዕዱማት ግና ኣይግድን ዋላኳ እቲ መልእኽቲ ን ማሕበራዊ ንጥፈታት ኮነ ባህላዊ ሥራሕቲ ንፉዓትን ህርኩታትን መንእሰያት ዝምልከት ዓቢ ነጸብራቕን ኣበርክቶን ዝንሀዎ እንተኾነ።ቋንቋ ትግርኛ ዓሚቝን ሰፊሕን'ዩ ደሓር ከኣ ላዛ እንደርታ ኣዝዩ ጥዑም ክነሱ ኣብ ከተማ መቐለ ግና እዚ ምቁር ፅዋና ብ ሓያለ ቃላት ኣምሓርኛ ምትሕንፋጹ ወይድማ ምብራዙ መስደመም'ዩ። ቋንቋታት ክምዝለቓቕሑ ከምዝወሳሰዱ ፍሉጥ'ኳ ተኾነ ብቐጻልነት ከምዝዕዘቦስ ባህላዊ ወራር ይመስል፤ ምእንቲ'ዙይ ቅጽበታዊ ትዕዝብትን ነቐፌታን ምስትብሃል ከምዘድልዮ እሓስብ።ናይና ሃብታም ቋንቋ ንዓቅብ ብ ዕቱብን ብውቁብ ብልሓት ውን ንጠቐም ነማዕብል፤ዓርስና ንኹን ደቂ ዓደይ፥ !!!
ሼር ኮሜንት ኣይትሕመቑ ትግርኛ ተዛረብቲ
Nice
💞💞💞💞💞💞💞💞💕💕💕💕💕💕💕🌺🌺🌺
ebedbed bel ksmelka tekoynu gn yfotyo eye derfka gn eti weledo lseme aymesleny
አብ ዩቱብ ልቀቆ ብዝሓሸ ክድመፅ ይክእል እዩ ይብል::
ትግርኛ እያወሩ እማርኛ መቀላቀል ፋሽን ሆነ እንዴ ? ይስተካከል!!!!
ንስካኸ እንታይ ትዛረብ ኣለካ
ክክክክክ ጉንዲ ንስካስ እንታይ ዲኻ ትዛረብ ዘለኻ
እቲ ጋዜጥኛ ካብ መልክዑ ቅንስ አቢሉ ድምፁ ተዝስተካከል። በይዛካ ጀንጀቢል ስተ ምሸት ምሸት እሺ ብዝተረፈ ብጣዕሚ ሽኮር ኢካ
hhhhhhhhhhhhhhhhhhhhhhh ayzerban
Ane ka dmtsu kef eyu zhbeni beki shukor yeaki we love you 😘😍😘😍
@@fyooriflower5941 አረ ምንም ኬፍ የብሉን ድምፁ ቆልዑ መፍራርሒ ይመስል
ያኬፍ አለዎ ድምጹ ቤኪ መቅሰን
😂😂😂😂😂
ፍፅየ ጎቦዝ ጥበበኛ ኢካ ፈታዊ ዓዱ
በኬ ጌታቸው ኣሰፋ ከተቅርበልና ተስፋ ንገብር
ጌታቸው ኣሰፋ ብፀልእቲ እናተደየስ ናብ መድርክ ክቐርብ ዘይኸውን ።
ዋው ፍጼ እንካዕ ብዳሓን መጻካ እታ ፍትው ፍቱቱቱቱ ትው የ ኣነ ዘብልኪ ወለለልለለለለል ለል ወለላይ ንስኪ ገለ ትብል እያ ኬፍ ትበኒ
ፍፄዋይ መዓረይ ጅግና::አጆካ በርትዕ❤️❤️
ዋውውውው ፍፄ ሽኮር እንቋዕ ኣብፀሐካ! እንቋዕ ኣብፀሐኩም! እንቋዕ ኣብፀሐና ደቂ ትግራይ ወለላ ማዓር::::!!!
ኣቱም ኣሕዋተይ ሶፍያ ኣፅበሃ ኣሕዋታ ትፅበ ኣላ በጃኹም ቤኪ ኣቕርበልና እባ
ጎብዝ ኩቡር ሓወይ ካብዝ ንላዓል ክንፅበይካ እና ወዲ ሓጎስ
እዙይ ብቻ ከይኾነስ! እንታይ ድኣስ! እዙይ ጥራይ፥እዙይ ጥራሕ ወዘተ:: እዩ ዝባሃል! እዙይ ጥራይ!
ዌል ቤኪዬ እንካዕ ብሰላም መጻእካ ቤኪዬ ንተመስገ ናይ መጻዋድያ ደራሲ ንዓወት ካሕሳይን (መረሳ) ኣቅርበልና
Betaemi gobezat ekum deki adey ne wedi romit eba akrebelna betemi eyu kafe zehbeni
እቲ ኣንደኛ ኣይባሃልን! እንታይ ድኣስ: እቲ ፈላማይ፥እቲ ቀዳማይ፥እቲ ጅማራይ ( እቲ መጀመርታ) ወዘተ::::: እዚኦም ዝመሳሰሉ ይባሃሉ ንጥቀመሉ ብትኽክለኛ ትግርኛ ቋንቋና !!!!
ክብል ክብል ትብል ደርፍስ ናተይ እያ ትብል ኣታ ጉኑፍ ቁሩብ ኣይትሓፍርን ምሕፈሪ ዘይብሎም ህዝቢ
Guhaf etbihal s nsika anta sidi
ሰርከስ ትግራይ ግን ዘይተርእዩና ንምታይ እዩ? ንሰርከስ ንእስቦርት ቦታ ሃብዎ!ሰርከስ ቀሪፅኩም ኣዘናግዑና ማዓራት:::::
🎤ቀዛሕታ ናይ ማሕዝትካ ገይርካያ እዛ ሸው ንምንታይ ናይ ቀደም ደረፍቲ ዘይትእንገደልና
#ሕሉፍ አለም
#ገብሩ ፋኖ
#ደበሳይ ዘገየ
#ፀጋቡ ተሸለ
#መንገሻ ረዳኢ
#ግርማይ ራያ
#ሶፍያ አፅብሃ
ዋዉዉዉ
ንግስቲ ሓዬሎም ንክትሕገዝ እውን ብሚድያ አመሓላልፍ በይዛካ በረከት🙏🙏🙏
እንታይ ኢና ግን በዲልናካ ነንብዓል ሰለሙን ሃይለ ዘይተቅርቡልና እቶም ዓበይቲ ሰነ ጥበባዊያን ኣረ በጃካ ንሶል ኣቅርበልና
wawww ፍፄ marrr stamrrr my haro
ቐዛሕታ (Show) ምርኢት ብትገብርዎ ንጡፍን ውሕሉልን ዕዮታትኩም ኣዝየ እንእድ ቀጽልዎ፤ብምስዓብ ኣብ ኣጠቓቕማ ልሳንና ብ ጋዜጠኛታት ይኹን ዕዱማት ግና ኣይግድን ዋላኳ እቲ መልእኽቲ ን ማሕበራዊ ንጥፈታት ኮነ ባህላዊ ሥራሕቲ ንፉዓትን ህርኩታትን መንእሰያት ዝምልከት ዓቢ ነጸብራቕን ኣበርክቶን ዝንሀዎ እንተኾነ።ቋንቋ ትግርኛ ዓሚቝን ሰፊሕን'ዩ ደሓር ከኣ ላዛ እንደርታ ኣዝዩ ጥዑም ክነሱ ኣብ ከተማ መቐለ ግና እዚ ምቁር ፅዋና ብ ሓያለ ቃላት ኣምሓርኛ ምትሕንፋጹ ወይድማ ምብራዙ መስደመም'ዩ። ቋንቋታት ክምዝለቓቕሑ ከምዝወሳሰዱ ፍሉጥ'ኳ ተኾነ ብቐጻልነት ከምዝዕዘቦስ ባህላዊ ወራር ይመስል፤
ምእንቲ'ዙይ ቅጽበታዊ ትዕዝብትን ነቐፌታን ምስትብሃል ከምዘድልዮ እሓስብ።ናይና ሃብታም ቋንቋ ንዓቅብ ብ ዕቱብን ብውቁብ ብልሓት ውን ንጠቐም ነማዕብል፤ዓርስና ንኹን ደቂ ዓደይ፥ !!!