Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
Kal hiwet yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen.
Amen amen amen
God Bless You.
Amen Amen Amen.
May Jesus Christ Bless you and keep you safe my Brother Amen Amen Amen.
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና
Micah 7 (ትግ) - ሚክያስ2: ጻድቕ ካብ ምድሪ ጠፍኤ፣ ኣብ ማእከል ሰብ ድማ ቅኑዕ የልቦን። ኵላቶም ንደም የድብዩ፣ ነፍሲ ወከፍ ንሓዉ ብመርበብ ይሃድኖ።3: ተጠንቂቖም ኪገብርዎስ፣ ኣእዳዎም ንኽፉእ ድልዋት እየን። መስፍን፣ ሀቡኒ፣ ይብል፣ ፈራዲ ኸኣ ብረብሓ ይፈርድ፣ ዓብዪውን ህርፋን ነፍሱ ይዛረብ፣ በዚ ድማ ክፍኣት ይጕንጕኑ።4: እቲ ኻባታቶም ዝሔሸ ኸም ተዀርባ እዩ፣ እቲ ዝቐንዔ ኸኣ ካብ ሓጹር እሾዅ ይገድድ፣ እታ መዓልቲ ሓለውትኻ፣ እታ መዓትካ፣ መጸት፣ ሕጂ ኺሽበሩ እዮም።5-6: ወዲ ነቦኡ ይንዕቕ፣ ጓል ኣብ ልዕሊ ኣዲኣ፣ መርዓት ከኣ ኣብ ልዕሊ ሓማታ ይለዐላ፣ ንሰብ ጸላእቱ ቤተ ሰቡ ዀይኖም እዮም እሞ፣ ንብጻይ ኣይትእመንዎ፣ ብፈታዊ ድማ ኣይትተኣመኑ፣ ኣብ ቅድሚ እታ ኣብ ሕቝፍኻ እትዐርፍውን ደገ ኣፍካ ሐሉ።7: ኣነ ግና ናብ እግዚኣብሄር እጥምት፣ ንኣምላኽ ምድሓነይ ድማ ተስፋ እገብር ኣሎኹ፣ ኣምላኸይውን ኪሰምዓኒ እዩ።
❤❤❤❤❤❤
May Jesus Christ Bless you and keep you safe Amen Amen Amen.
Hezkeyas hawey tebarek maltawey meshet kedkes eye zekatatelo
Amennnnnnnnn tebariki ezi hawey
Amen
ጎይታ ይባርካ ብሃኪ አየ ተባሪከ ኣምላክ ይባርካ ብሩክ ሃዊ
Amennnnnn Amennnnnnnn God bless you my brother 🙏
Thanks Pastor
Micah 6 (ትግ) - ሚክያስ8: ኣታ ሰብ፣ ንሱ ሰናይ ዘበለ ኣፍለጠካ፣ እግዚኣብሄርሲ፣ ቅንዕና ኽትገብር፣ ምሕረት ከኣ ክትፈቱ፣ ምስ ኣምላኽካውን ብትሕትና ኽትመላለስ እንተ ዘይኰኑስ፣ ካባኻ ዚደልዮ እንታይ እዩ፡9: ደሃይ እግዚኣብሄር ነታ ኸተማ ይጽውዓ ጥበብ ከኣ ንስምካ ኽትርኢ እያ። ነቲ ሸቦጥን ነቲ ዘዳለዎን ስምዑ።
Micah 2 (ትግ) - ሚክያስ3: ስለዚ እግዚኣብሄር ከምዚ ይብል ኣሎ፣ ክፉእ ዘመን እዩ እሞ፣ እንሆ፣ ክሳድኩም ዘይተልዕሉሉ፣ ተዐቢኹም ከኣ ዘይትኸዱሉ ሕሰም ነዚ ወለዶ እዚ ኽምህዘሉ እየ።
Kbri Amlak Ybzhalka. Kab Berekti Nab Berekti yesegagrka bruk nay Amlak Seb. Tesfa kem zelo Brhan Haqi Qal Amlak AB Lbi kulu seb ywelae !!
Kal hiwet yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen.
Amen amen amen
God Bless You.
Amen Amen Amen.
May Jesus Christ Bless you and keep you safe my Brother Amen Amen Amen.
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና
Micah 7 (ትግ) - ሚክያስ
2: ጻድቕ ካብ ምድሪ ጠፍኤ፣ ኣብ ማእከል ሰብ ድማ ቅኑዕ የልቦን። ኵላቶም ንደም የድብዩ፣ ነፍሲ ወከፍ ንሓዉ ብመርበብ ይሃድኖ።
3: ተጠንቂቖም ኪገብርዎስ፣ ኣእዳዎም ንኽፉእ ድልዋት እየን። መስፍን፣ ሀቡኒ፣ ይብል፣ ፈራዲ ኸኣ ብረብሓ ይፈርድ፣ ዓብዪውን ህርፋን ነፍሱ ይዛረብ፣ በዚ ድማ ክፍኣት ይጕንጕኑ።
4: እቲ ኻባታቶም ዝሔሸ ኸም ተዀርባ እዩ፣ እቲ ዝቐንዔ ኸኣ ካብ ሓጹር እሾዅ ይገድድ፣ እታ መዓልቲ ሓለውትኻ፣ እታ መዓትካ፣ መጸት፣ ሕጂ ኺሽበሩ እዮም።
5-6: ወዲ ነቦኡ ይንዕቕ፣ ጓል ኣብ ልዕሊ ኣዲኣ፣ መርዓት ከኣ ኣብ ልዕሊ ሓማታ ይለዐላ፣ ንሰብ ጸላእቱ ቤተ ሰቡ ዀይኖም እዮም እሞ፣ ንብጻይ ኣይትእመንዎ፣ ብፈታዊ ድማ ኣይትተኣመኑ፣ ኣብ ቅድሚ እታ ኣብ ሕቝፍኻ እትዐርፍውን ደገ ኣፍካ ሐሉ።
7: ኣነ ግና ናብ እግዚኣብሄር እጥምት፣ ንኣምላኽ ምድሓነይ ድማ ተስፋ እገብር ኣሎኹ፣ ኣምላኸይውን ኪሰምዓኒ እዩ።
❤❤❤❤❤❤
May Jesus Christ Bless you and keep you safe Amen Amen Amen.
Hezkeyas hawey tebarek maltawey meshet kedkes eye zekatatelo
Amennnnnnnnn tebariki ezi hawey
Amen
ጎይታ ይባርካ ብሃኪ አየ ተባሪከ ኣምላክ ይባርካ ብሩክ ሃዊ
Amennnnnn Amennnnnnnn God bless you my brother 🙏
Thanks Pastor
Micah 6 (ትግ) - ሚክያስ
8: ኣታ ሰብ፣ ንሱ ሰናይ ዘበለ ኣፍለጠካ፣ እግዚኣብሄርሲ፣ ቅንዕና ኽትገብር፣ ምሕረት ከኣ ክትፈቱ፣ ምስ ኣምላኽካውን ብትሕትና ኽትመላለስ እንተ ዘይኰኑስ፣ ካባኻ ዚደልዮ እንታይ እዩ፡
9: ደሃይ እግዚኣብሄር ነታ ኸተማ ይጽውዓ ጥበብ ከኣ ንስምካ ኽትርኢ እያ። ነቲ ሸቦጥን ነቲ ዘዳለዎን ስምዑ።
Micah 2 (ትግ) - ሚክያስ
3: ስለዚ እግዚኣብሄር ከምዚ ይብል ኣሎ፣ ክፉእ ዘመን እዩ እሞ፣ እንሆ፣ ክሳድኩም ዘይተልዕሉሉ፣ ተዐቢኹም ከኣ ዘይትኸዱሉ ሕሰም ነዚ ወለዶ እዚ ኽምህዘሉ እየ።