CHURA MEDIA-NEW TIGRIGNA MUSIC 2024 By KIFLOM YKEALO ( ማንታ) //ሕላይ ትግርኛ//

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 15 гру 2024

КОМЕНТАРІ •

  • @ክወግሕዩ
    @ክወግሕዩ 11 місяців тому +78

    ንዒ እንዶ ተላኣኺ ሊሎ
    ዓድና ሰላም ይደሊ'ሎ
    ሕዝብና ሰላም ይደሊ'ሎ።😢💙

  • @visionn_
    @visionn_ 11 місяців тому +115

    ንሕና ትግራይን ኤርትራን ማንታ ኢና። Thank you kiflom for educating our generation🩵🌿💛❤️!

    • @TesfaXbah-pr9nh
      @TesfaXbah-pr9nh 11 місяців тому +1

      Men elka ghaf tigraway funfun alet

    • @NatnaelBahta
      @NatnaelBahta 11 місяців тому +2

      ​@@TesfaXbah-pr9nh ነዓካ ከ መን ኢሉካ አታ መበአሲ ድሕር ሕጂ ነቂሕና አና ዘበት የለን ምፍልላይ

    • @TesfaXbah-pr9nh
      @TesfaXbah-pr9nh 11 місяців тому

      @@NatnaelBahta tegar tigraway ghaf teref dron ayrsenayon nay tmali 1998 zgeberkumuna atum ghafat bal kiflom ahwat ena tebelu tegaru eyom men eritrawian gerwom atum ghafat tegaru tegarat

    • @NatnaelBahta
      @NatnaelBahta 11 місяців тому

      @@TesfaXbah-pr9nh ata denkoro eska endi abey eka nerka ab eritrea eti weyane gerato tblo zeleka gn ab adeyn ab adi kiflomn eyu tegeru wtsetu sle zreana kea ayewatsenan eyu nbl alena kurub eski kab tsle wtsae 🙄

    • @TesfaXbah-pr9nh
      @TesfaXbah-pr9nh 11 місяців тому

      @@NatnaelBahta ata wedi shermuta wedita gefih metra adiu menedekum eritrawian gerkum nskan kflomen tmali aytatna betesebna weyen 100 sheh eritrawian atfiatlna ab 1998 ata tekan tgraway zresenay du zmesleka mekaber aytatna bdozor zfreset kab Ethiopia 🇪🇹 argawan abtatna zbsabesu bzeykbret zsegogu selte alo amhara alo oromo alo elom mexyom hji 2.million mes wegrnakum ahwat ena nkalekum atum kondafat agame meleyom srki menzerna srki amex teref dron teref amharu

  • @SkyEritrea
    @SkyEritrea 11 місяців тому +57

    ዘይሕለሉ ጩራ ንኺድ ጥራሕ💙💙💙💙

  • @ZebihereSENAFE
    @ZebihereSENAFE 11 місяців тому +18

    ናይ ዘመና የማነ ባርያ ከም ኩሉ ግዜ ቡሉጽ ስራሕ 💙💙💙💙💙

  • @ngstipopo3749
    @ngstipopo3749 11 місяців тому +38

    እንካዕ ድሓን መፃኻ ክፍሎም ወዲ ህዝቢ በዓል ስሑል ጎሮሮ በርጊድ ንሓመዱ ንቅድሚት ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @alemtes2186
    @alemtes2186 11 місяців тому +24

    ሰላም፡ ፍቅሪ፡ ሕልና፡ ትብዓት ኩሉ ዝወሰድካ ከፋሊ ጂግና💙💙💙

  • @newuaq1125
    @newuaq1125 11 місяців тому +7

    ክፍሎም ሓውና ሀማኻ ጅግና የብዘሐልና አታ ፍንጫሕ መሰንገልና ልባማት የብዘሐልና ሰላም ክወርደልና🙏🙏🙏❤❤💛💛💙💙💙🕊🕊🕊💋💋💋እወ ማንታ ኢና

  • @yes6292
    @yes6292 11 місяців тому +36

    ክፍሎመይ እንካዕ ደሓን መፃካ ሓወይ ኣብ ሕድሕድ ልቢ ትግራዋይ ዘለክም ጭራውያን ሰላም ንዓክም ❤❤❤🔥🔥🔥🔥🔥💙💙💙💙💙💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💙💙💙💙💙🌿🌿🌿🌿🌿🌿❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤

  • @AsefaAlemu-d4d
    @AsefaAlemu-d4d 11 місяців тому +20

    ክፋሎመይ እንካዕ ደሓን መፃኮ ሓወይ ኣብ ሕድሕድ ልቢ ትግራዋይ ዘለክም ጭራዉያን ሰላም ንዓክም 💛❤️ 🙏🙏🙏 👑👑👑👑👑

  • @tsegaygebremikaelweditigra7699
    @tsegaygebremikaelweditigra7699 11 місяців тому +10

    ህዝቢ ትግርኛ ንቅድሚት ብፍቅሪ ❤

  • @ሃገርካሕሳይ
    @ሃገርካሕሳይ 11 місяців тому +2

    Waawwwww ኣብየት ደርፊ ኣብየት ጥበብ ከፋሊ ጅግን ትግረዋይ ወዲ ቅዱስ ያሬድ

  • @MGT04
    @MGT04 11 місяців тому +15

    ብሉፅ ስራሕ ከም ወትሩ ኬፋ ሓወይ
    ደለይቲ ሰላም ዝኮንኩም
    ፀፊዕኩምና ሕለፉ👍💙❤💛

  • @Helentube121
    @Helentube121 11 місяців тому +39

    ሓደ ኢና እወ ኩሉና ተጋሩ ክፍሎመይ የቅንየልና 🙏🏽💛❤️💙❤️

    • @TesfaXbah-pr9nh
      @TesfaXbah-pr9nh 11 місяців тому

      Komal tgraweyti fenfenti hade kena aynfeleten 😀😀😀😀

    • @daneilafewerki8244
      @daneilafewerki8244 11 місяців тому

      @@TesfaXbah-pr9nhmen adimka abzi ata barya xere menunetu 😢😢😢😢😢

  • @Tusfai
    @Tusfai 4 місяці тому +1

    ሓቂ ክነግረኩም ህዋሓት ዶ ህግደፍ ከይተኣልየ ብፍጽም ሰላም የለን ዝኮነ ክቃወመኒ ይክእል እዩ 💙🌍💙🌍💙🌍💙♥️🤩🌍

  • @ove6164
    @ove6164 11 місяців тому +141

    ንጽልኢ ትፍንፍኑ ማናቱ ጥራሕ ብስም ከፋሊ Like ግበሩ👑💙💞💛

    • @Marken-jb3ez
      @Marken-jb3ez 11 місяців тому +4

      💙💙💙

    • @Natnaelgebrhiwet
      @Natnaelgebrhiwet 11 місяців тому +5

      ኪያ ኩሉ ግዜ ኣብ ኩሉ ሐሊፍኪ ክትጸንሕኒ😂😂

    • @ove6164
      @ove6164 11 місяців тому +4

      @@Natnaelgebrhiwet እዛ ሞባይለይ ኣብ ናይ ፍቅሪ ቪድያታት ባዕላ ከም ትጽሕፍ ዘይትፈልጡ ቡዙሓት ኣለኩም☺ ኣብዚኣ ሕጂ ዝቀደምኩካ መሲሉካ እንበር ደቂሰ እየ ነይረ😂

    • @Natnaelgebrhiwet
      @Natnaelgebrhiwet 11 місяців тому

      @@ove6164 ኦይ ክክ እሞ ንገርና ከምኣ ግንገዝ ኣበይ ረኺብክያ

    • @ove6164
      @ove6164 11 місяців тому +3

      @@Natnaelgebrhiwet ክሰደልካ እየ😇

  • @genettekle8928
    @genettekle8928 11 місяців тому +7

    ከምቲ ኩልሻዕ ዘማሪ ሰላምን ብቁኑ አበሃህላኻን ብሉጽ ኢኻ ክፍሎም ሐዉና 🙏💖❤💞💝🌻🌺🌹🌿🍁🌿🌿

  • @gual70enderta17
    @gual70enderta17 11 місяців тому +3

    ፅቡቅ ስራሕ ከፋሊ ሕሊናዊ ይኣክል ኩናት ወረ ኩናት ህዝብና ሰላም ናፊቑ እዩ ዘሎ 😢😢❤❤😍🙏🙏

  • @ابوعلي-ت7م9ي
    @ابوعلي-ت7م9ي 11 місяців тому +9

    እንኻዕ ብሰላም መጻእካ ኩፉሎመይ ሰላም ኢና ንደሊ 💙💙💙🇻🇳🇻🇳🇻🇳💝

  • @mebrhitm5810
    @mebrhitm5810 11 місяців тому +7

    ህዝብና ሰላም ይደሊ ሎ 💛
    ክፍሎማ ናትና ተስፋ መፃኢ ተስፋ ናይ ወሎዶና ፅቡቅ ስራሕ
    ከምዙ ናይበሓቂ ሰላም ዝኮነ መሲሉኒ ተመሲጠ ሪአያ 🥺ተስፋ ይገብር ሕልምና ክገሃድ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ ⭐️😘💊

  • @habtomberhane1541
    @habtomberhane1541 11 місяців тому +3

    ከፋሊ ዘይሕለል ጽኑዕ መትከል ብልጽቲ ደርፊ ናይ በሓቂ ሰላም ይደሊ ሎ እወ 💙🦁👑🎶💔😢🙏

  • @mylife-1125
    @mylife-1125 11 місяців тому +7

    ብሉጽ ስራሕ ከፋሊ ካብ ኩናት ጽልእን ዝከፍእ የለን ሰላምን ፍቅርን የድልየና ኣሎ ከም ህዝቢ
    ሓው የማነ ባርያ ሓው ኣብርሃም ኣፍውርቂ ጥበብ ወሪስካያ በሓል ስሑል ድምጺ 💙💙💙🕊️🕊️🕊️🕊️🍀🍀🍀

    • @nat899
      @nat899 11 місяців тому

      Comparing this guy to yemane and Abraham is really showing ur low IQ

  • @DelaySelam-j3d
    @DelaySelam-j3d 10 місяців тому +1

    ነቢዐ ናይ ብሓቂ😢😢፡ ጽልእስ ክንድዚ ኢዩ ዝሓስም። ,,ሰላም ሰላም ንብል ኣለና ሰላም" ኣምላኽ ይወዳኣልና❤❤❤❤። ክፍሎም ሞ በሃር ኢለካ ኣለኹ፡ ሰላም ዝበለ ኩሉ ግዜ ታዓዋቲ ኢዩ

  • @hehhggd
    @hehhggd 11 місяців тому +8

    አንካዕ ደሓን መፀካ በዓል ሕልና ብሉፅ ኢኻ ክፍሎምይ ክፋል ኣካልና ❤💛💙 ዳይ ንቅድሚት መለያውያን መቃልስትና 💪💪❤💛+💙💙

  • @ትግራይዓደይ-ኰ6ዐ
    @ትግራይዓደይ-ኰ6ዐ 11 місяців тому +14

    ❤❤❤እንካዕ ብሰላም መፃእኻ❤❤❤❤ክፍሎመይ ብሉፅ ናይ ዘመንና ኣሉላ ኣባ ነጋ ጅግና ወድ ትግርኛ(መለይ)❤❤❤💙💙💙💙💙💙☦️

  • @frehayele5091
    @frehayele5091 11 місяців тому +63

    ከፋሊ ቡሉጽ!!💙❤️❤️💙

  • @dejenlife562
    @dejenlife562 11 місяців тому +9

    ስላም🙏ከምቲ ሓልንጊ ጻሓይ ጽቅንጥጦ ንጽላም።ስላም ውን ንጽላም ሂወት ቀንጢጡ ብርሃን ዝውልዕ እዩ እሞ ስላም ይኩን ዜማና🙏ቡሎጽ ስራሕ ስሪሕካ ከም ወትሩ የቀንየልና
    ዓመተ ስላም ፍቅርን ድማ ይግበረልና ኣሕዋት❤

  • @Thegunners-cx5mb
    @Thegunners-cx5mb 11 місяців тому +4

    Keep it up kiflom
    Adnqika kab Eritrea 🇪🇷🇪🇷

  • @nanutasew42
    @nanutasew42 11 місяців тому +2

    God bless more people like you our brother❤️AMEN Tigray & Eritrea they are the same people I don’t know what’s all that confusion killing each other. Very sad 💔we need peace for our lovely people peace.

  • @birhanemelaku3931
    @birhanemelaku3931 11 місяців тому +12

    ይኣኽለና ! ይኣኽለና ! ይኣኽለና ። እወ'ታ ይኣኽለና እቲ ዝሓለፈ 😢

  • @kuri_eri_boy
    @kuri_eri_boy 11 місяців тому +38

    ጭራውያን ዘ ምድረ ቡር ፍረጻዕርኹምን ድኻምኩም ብዙሕ መንእሰይን ስሒሉን መልሚሉን ኢዩ"ሞ ደስ ይበልኩም ሃወርያት ናይዚ ኽልተ ህዝቢ ኢኹም እሞ ውዕለትኩም ካብ ሰብ ደይኮነስ ካብ ፈጣሪ ርኸብዎ ሕጂ እውን ሰላም💙💙🌿🌿🕊🕊🕊

    • @aotali8812
      @aotali8812 11 місяців тому

      ብሓቂ❤ይግበኦም

    • @DanielKflayy
      @DanielKflayy 11 місяців тому

      ናይ ብሓቂ

  • @PanaJgs-kk9cf
    @PanaJgs-kk9cf 11 місяців тому +12

    ፅብቅ ስራሕ ክፍሎም ሓወይ🙏😢ንዒ እንዶ ተላኣኺ ሊሎ ዓድና ሰላም ይደሊ ሎ ሕዝብና ሰላም ይደሊ ሎ💚😥

  • @ማይላፎ
    @ማይላፎ 11 місяців тому +10

    ብሉጽ ስራሕ ከፋሊ በዓል ሕልና ጅግና ወዲ ትግርኛ ሕቡናት ኢና በኣካ

  • @Wedikemer
    @Wedikemer 11 місяців тому +1

    Kuflomey memhr fqri king of king yemlalna selam berayu ztefelu amet ykun

  • @merhawitesfamicael6648
    @merhawitesfamicael6648 11 місяців тому +7

    ሞቶሪ ናይ ቃልስና እንቋዕ ብድሓን ከፋሊ ብጣዕሚ ጽብቅቲ ስራሕ ቀጽሎ💙💙💙💙💙💙

  • @tedrosberhe6315
    @tedrosberhe6315 7 місяців тому +1

    U are the King of King Tigray Eritrea + King of music

  • @DanielKflayy
    @DanielKflayy 11 місяців тому +10

    ሓደ ባሕልና ሓደ ወሎዶና ሓደ ቃንቃና ሓደ መንነትና ኽፍሎመይ ከምዚ ከማይ ዝፈትወካስ ይህሉ ዶ
    ህብረተሰብ ትግሪኛ ነንሕድሕድና ክንበኣስ ንጸንት ኣለና ገረብ ብሓክላ ናይ ብሓቂ 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @wedisembel2951
    @wedisembel2951 11 місяців тому +22

    Keep preaching , (sing )about love and peace. Hate hurts the hater than the hated. One way to tell if a person happy inside is he/she doesn't discriminate others based on their ethnic. all people are created equal.

  • @wedichealohadadm8828
    @wedichealohadadm8828 11 місяців тому +7

    እንቃዕ ብሰላም መጻካ ከፋሊ ዓርከይ ኣቦ ሰላም ውላድ የማነ ባርያ ❤❤❤🎉🎉🎉🤴🤴🤴💙💙💙

  • @erilove98
    @erilove98 11 місяців тому +1

    Eritrea ne eritrewayan eia 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷….. emo ety hewent abi keikeied tegaru mejemerta mes hagarom Ethiopië yetaraqu

  • @zfanlave7057
    @zfanlave7057 11 місяців тому +4

    ቡሉፅ ስራሕ ከም ወትሩ ከፋሊ ሓውና በዓል ሕልና ጅግና ወዲ ትግርኛ🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @tsegaygebremikaelweditigra7699
    @tsegaygebremikaelweditigra7699 11 місяців тому +10

    ጩራ ባንድ ዘድንቀኩም ንፍቅሪ ምስ ዘመርኩም ኢኩም እሞ ፍቅርን ሰላምን የዉርደልና ❤❤❤
    ደሞ ርሑስ በዓል ልደት ይግበረልና ❤

  • @ftanegeshagos799
    @ftanegeshagos799 11 місяців тому +4

    ሰላምን ፍቅርን ንህዝቢ። ካብ ሽረ

  • @aregawighebrehiwet8980
    @aregawighebrehiwet8980 11 місяців тому +2

    ሩሑስ ልደት ደቂ እዛ መሬት ትግርኛ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @mashomelku7485
    @mashomelku7485 11 місяців тому

    2024 tigray ena eritrea hade kinkon bebizelenayo fkri nzemr , thank you chura band good work kflom

  • @tomasmhretab4922
    @tomasmhretab4922 11 місяців тому +3

    ዋው ዋው ዋው ናይ ብሓቂ እዝንኻ ኩር ኣቢልካ ትስማዕ ደርፊ ኣጆኻ ደላዪ ሰላም ሓውና ሰላም ኢና ንደሊ።

  • @davidehigh6113
    @davidehigh6113 11 місяців тому +1

    Kiflom the father of peace!
    You will won the peace prize soon!❤️❤️❤️

  • @rodastesfay3809
    @rodastesfay3809 11 місяців тому +7

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ ከፍሊ በዓል ከናሪ ድምፂ ጩራዉያን ኣናብስ ብሉፅ ስራሕ🎉ሰላምን ቅሳነትን የዉርደልና ንክልቲኡ ህዝብና👏 ሰላም ፍቕሪ እዩ ዘፀብቐልና ፅልኢ ግናይ እዩ እንታይ ከሲብናሉ💊🌿💙

  • @michaelhayle
    @michaelhayle 11 місяців тому +4

    ኩፋሎመይ በበካን ንዓካ ዝመስሉን ዓድና ክንመልኣ ኢና❤❤❤

  • @yashikonju8805
    @yashikonju8805 11 місяців тому +48

    አበይ አለና ተጋሩ በሉ ኑዑ ንዝ ቡሉጻ ሓዉና ላይክ ግበሩ አጆኻ ንበሉ ፎታይ ሰላም ክፍሎሞይ ፍንጫሕ መሰንገለይ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💛💛💛💛💛💛💛💛💛💙💙💙💙💙💙💙🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿

  • @Yosantewelde-abraham
    @Yosantewelde-abraham 11 місяців тому +6

    ወዲ ህዝቢ ተባዕ ሰነ ጥበባዊ ከፋሊ ሓዊና ኣጆካ በርትዕ ❤❤❤❤❤

  • @bitwededjigna6028
    @bitwededjigna6028 11 місяців тому +1

    K💙I💚F💙L💚O💙M✊✊✊BEST MAN EVER !💙💚💙

  • @Kphabeshawi
    @Kphabeshawi 11 місяців тому +35

    እንኳዕ ብሰላም መጸኻ ክፍሎም💚
    ደቂ ዓደይ ሰላምን ፍቅሪን ምሳኩም ይኩን ወገናተይ💙❤💛2024
    ላይክ እባ ሃቡኒ👍🤦

  • @Yemane928
    @Yemane928 7 місяців тому +1

    Kefali,anbesa❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @yo-61
    @yo-61 11 місяців тому +1

    kiflom jigna wedi jeganu 😍😍😍😍

  • @tigrignapost
    @tigrignapost 11 місяців тому +5

    ብሉጽ ስራሕ ከፋሊ ሓወይ ለባም።💙🙏

  • @ሊሊጋልትግራይ-ሐ1ጸ
    @ሊሊጋልትግራይ-ሐ1ጸ 11 місяців тому +14

    ያ ፅልኢ ዒቅ ኢሉና😢
    እንካዕ ድሓን መፃካ ክፍሎመይ ብሉፅ ከም ወትሩ😍✅🙏

  • @goitomfessaha2690
    @goitomfessaha2690 11 місяців тому +1

    Wow wow Nice job Good song God bless you thank you keep it

  • @imissmama3978
    @imissmama3978 11 місяців тому +1

    👑👌🎶💙💊 ሓደ ኢና ,ወ ከይንፍቐር ከይንትሓላለ ብ ጽኑዕ ማሕለኻ ሓሊኾምና ኮ፡ ስርዓት ዓድሃሎ ዘይ ርሳዕ ዘይሃስስ ዓሸራ ጽልኢ ኣደልዲሉ ,ዩ ኣብ ህዝብታትና። ከፋሊ መን ከማኻ👌💙

  • @AiiAii-g5y
    @AiiAii-g5y 11 місяців тому +4

    ህዝቢ ትግራይን ኤርትራን ሰላም ከምዘይ ምልከተና😢 ኣብ ጽልኢ ከንነብር ደሊና

  • @teameberhe8240
    @teameberhe8240 11 місяців тому +2

    ሰላምካ፡ሰላምና ይብዛሕ ይኪ።
    ንዒ እንዶ ተላኣኺ ሊሎ
    ዓድና ሰላም ይደሊ'ሎ።

  • @haftayhagos3397
    @haftayhagos3397 11 місяців тому +9

    እንኳዕ ብሰላም መፃኻ ክፍሎማ ብሉፅ በዓል ሙሉእ ሕሊና!!!!❤❤❤❤

  • @kidanekflat1596
    @kidanekflat1596 11 місяців тому +1

    ዒፍ ኢሉና ጽልኢ ሎምስ ጸሊእናዮ
    ኣብ ዕብራና ዝሃጥር ሕጂ ፈሊጥናዮ
    ከፋሊ ብሉጽ ሰብ💙💙💙💙

  • @tesfausinqey1814
    @tesfausinqey1814 11 місяців тому

    Fiqri ziderfu yebzihalnina thank you kea Kifleom hawena 🙏.
    Bitami xubuq sirah u. 🇪🇷❤️ 💛♥️

  • @sewwesrree4676
    @sewwesrree4676 11 місяців тому +3

    ክፍሎሞዋይ ኣነስ ክፈትወካ ማዓረይ ብዓል ጥዑም ድምፂ❤

  • @HidremariamZerenkial
    @HidremariamZerenkial 11 місяців тому +3

    ከፋሊ ኣቦ ታሪኽ ዕድምን ጥዕናን ይሃበካ❤❤🎉

  • @habuhab6435
    @habuhab6435 11 місяців тому +1

    Wellcome Kiflom 💙💙💙💙💙

  • @SomeOne-yo3lb
    @SomeOne-yo3lb 11 місяців тому +1

    ክፍለሞይ ጅግና ካብ ብዕባሑ ዝተረዶኦ አምላክ ዕድመን ጥዕናን ያሃብክ ከብ ትግራይ ሕፍትክ❤❤❤❤💪💪💪

  • @haregmusr5624
    @haregmusr5624 11 місяців тому +6

    Yes we have one identity, culture & language

  • @JerriJerrijerri-nj5js
    @JerriJerrijerri-nj5js 11 місяців тому +4

    ኩሉ በኣኻ ይርአ ሰላም ፍቅሪ ትሰብኽ ጅግና ሓውና ፈጣሪ ካብ ኩፊእ ነገር ይሓልካ

  • @SaadaSada-b2f
    @SaadaSada-b2f 11 місяців тому +1

    ክፍሎመይ ብሉፅ❤❤❤❤❤

  • @maremare1976
    @maremare1976 11 місяців тому +2

    ከፋሊ ኣቦ ፍቅሪ ኣቦ ስላም ❤️❤️❤️💙💙💙💙💙ጩራ ባንዲ ዕድመ ይሃብኩም ❤️🙏🏼

  • @robel10_
    @robel10_ 11 місяців тому +7

    ክፍሎም ተባዕ። "ሰላም እወ ይኹን ባህግና"። ሰላምኻ ይብዛሕ✌️😍

  • @teametesfom123
    @teametesfom123 11 місяців тому +1

    Nice good job end music ❤

    • @SaSa-sr6tp
      @SaSa-sr6tp 8 місяців тому

      ❤❤❤❤❤❤

  • @mulalemzenebe2958
    @mulalemzenebe2958 11 місяців тому

    Kiflom is the best....all your argument is genuine. Be bold for peace.

  • @selam8217
    @selam8217 11 місяців тому

    የቀንየልና ብጣዕሚ ደስ ዝብል ግጥሚ ብጣዕሚ ንስእዩ እትሐቊ ስላም ፍቅርን የዉርደልና እምበር ዘመንስ አይግድንን ምስትዉዓል ሕጃዉን ንቅሐትን ምስትዉዓል ብሐድነትና ሸጥ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🙏

  • @anaelearmias9938
    @anaelearmias9938 11 місяців тому

    ክፍሎም ለባም ስነ ጥበባዊ ኣባኻ ልዑል ኣድናቖት ኣለኒ።ዕድመ ይሃብካ።

  • @yemanenegash3694
    @yemanenegash3694 11 місяців тому +1

    ከም ወትሩ ክፍሎም ቡሉጽ ስነ-ጥበባዊ 🙏🙏🙏👏

  • @Feqare_ye_nezfqerni
    @Feqare_ye_nezfqerni 11 місяців тому +1

    Bulux serah,bulux hasab ,kab bulux seb , yexbyo eye kabka keflomay wedi rimay ❤

  • @wedibahatawedibahta1090
    @wedibahatawedibahta1090 11 місяців тому +1

    The king of kefali nfkri waga zkefl zelo mensey sma ymerh twaf yebrh zbku msla nkflom eya temesila❤❤❤💯💯💯

  • @tgray2416
    @tgray2416 11 місяців тому +1

    ኩፍሎምይ ብሉፅ ንፈትወካ እና ❤

  • @HulufBrhane9871
    @HulufBrhane9871 11 місяців тому +6

    ካብ ፅሊኢትን ቂምን ወፂና ንሰላምን ንፍቅርን ንጎስጉስ ኤርትራውያንን ተጋሩን ክብር ይሃብካ ክፍሎም ሓውና ይአክል ዝሓልፈ!

  • @kelabtadese
    @kelabtadese 11 місяців тому

    Kefali delayi selam ab gonka alena❤

  • @htsstudioHtskafna
    @htsstudioHtskafna 11 місяців тому +8

    ገና ከይሰማዕክዋ እተሓሳሳባካ ስለዝፈልጦ .... like comment share ክፍሎመይ ❤❤❤❤

  • @habenkibreab2393
    @habenkibreab2393 11 місяців тому

    Keflom yekalo king of Tigrina selam ne hazbi Tigray and Eritrea ❤❤🎉🎉

  • @Seni12-y
    @Seni12-y 11 місяців тому

    ክፍሎመይ❤❤❤

  • @محمدمحمد-ر9ح9ب
    @محمدمحمد-ر9ح9ب 5 місяців тому +1

    Kefali jgna natna ayni abayka ydefen 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @danites
    @danites 11 місяців тому +4

    "ንዒ እንዶ ተላእኺ ሊሎ ህዝብና ሰላም ይደሊ ኣሎ"🤌🤌🥹🥹

  • @HillaMhary-cc8iz
    @HillaMhary-cc8iz 11 місяців тому +3

    ክፍሎም እንኳዕ ደሓን መፃእካ ህዝብና ሰላም ይደልሎ ሰላም ልኩሉ ወድሰብ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @AmlestNegasi
    @AmlestNegasi 11 місяців тому

    እወ ማንታ ናይ ባሓቂ
    ብጣዕሚ ብሉጽ ስነ ሓሳብ ወዲ ይካኣሎ ሓወይ
    ፈቃር ልቢ ኩሉግዜ ፍቅሪ ጥራይ እያ ተመንጩን ትፍልፍልን💙💙💙💯💯💯

  • @yohannesketema6907
    @yohannesketema6907 11 місяців тому

    Kiflom jegna, I am proud of you, brother

  • @ተመስገን-ሸ2ቐ
    @ተመስገን-ሸ2ቐ 11 місяців тому +4

    ደለይቲ ሰላም ኤርትራውያን ኣብ ፀገምና ኣብ ጎንና ጦጠው ዝበልኩም ክብሪ ኣለና ነዓኩም

  • @daniel7-kq4yr
    @daniel7-kq4yr 11 місяців тому

    Waww kflom bluts demtsawi Edmen tnan yhabka 🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤❤❤👍👍👍👍👍👍

  • @ጋልቶምጀጋኑተጋሩ
    @ጋልቶምጀጋኑተጋሩ 11 місяців тому +5

    ❤❤❤❤ ጭራ ናይ ባሓቂ ራኢ ዘለኩም ኩብራት ሰብ ሕልና ቀፅልሉ ጅጋኑ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @yeshiwendimTsegay-lg3vu
    @yeshiwendimTsegay-lg3vu 11 місяців тому

    ብጣዓሚ ኢይ ዚፈትወካ ኪፊሎም

  • @denaytgoytom6294
    @denaytgoytom6294 11 місяців тому

    Kiflom Lebam 💚💚🍀🍀 ajoka Keflom 💙… Tegarun … Eritrawian… nab kedemom kemelesu eyom … AXUMAWIAN…. Ena …: Ane .. Tigrweyti eye.. 💚🍀💚🍀💚🍀💚🍀

  • @aotali8812
    @aotali8812 11 місяців тому +1

    ክፍሎመይ ከማኻ ዝበለ የብዝሐልና ዝሓወይ ጅግና❤❤❤❤❤

  • @HadushTesfay-c6j
    @HadushTesfay-c6j 9 місяців тому

    አንቃዕ በሰላም መጻኣካ ከፋሊ ጅግና ፍታዊ ሰላም።

  • @TimniTHadshAsteraye
    @TimniTHadshAsteraye 11 місяців тому +1

    Asey selam amet yegberlna 🙏🙏🙏👑👑👑💙💙💙💙💙

  • @yes-tv2yh
    @yes-tv2yh 11 місяців тому +2

    ጽቡቅ ስራሕ

  • @magitigraweyti579
    @magitigraweyti579 11 місяців тому +4

    ክፍሎመይ ባዓል ጥዑም ላዛ ❤💛💙 ሰላም ንወዲ ሰብ 🤲❤