Lingo, Like other followers of your channel, I admire your ability to explain the major events of The Struggle that were existential threats to Eritrea's birth. What I find even more astounding is your interest in the small but important details of stories of individual fighters and their stories. I hope you're able to find more more detail about the martyred fight Freweini and share it with us in a future episode.
❤❤❤❤❤welcome aya lingo thank you gn kem audud zemete amxaalna Tewelide Akiberetin atyom do tesewiaom nay kulatna hasab koynu alo kulu xubuq eyu tarikina kisemie gn audud zemete filiyti eya ❤❤ thank you very much
Brother Lingo, national greetings. I watched the last episode of the Al-Qina program, it is an important documentary program about the revolution and the soldier of the People's Army, but I ask you to pronounce the names of the areas as the people know them, such as Marsa Taklai, you said Marsa Takhalai, where did you get this from? Thank you.
ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ኣያና ሊንጎ ቀጵሎ ኣብዛ ቀጠር ዝበልካያ ቦታ ተስፋለም ተመልሶ ዝባሃል ወድ ሓውቦይ83 ሰላሕታ ተሰዋኡ
እዝውን ታሪክና ዩ። ደስ ትብለኒ ቃል
ቀጽሎ ሊንጎ ሰአን ምዝራብ ታሪክና ዛንታ ከይኑ ከይተርፍ ሐደራ ❤❤❤❤❤❤❤
ኢሳያስ ክሳብ ዘሎ ታሪኽ ኤርትራውያን ኣይክጽሓፍን እዩ:: ሊንጎ ዘዘንትወልና ዘሎ ከማን ከም ጥዓሞት ዓይነት እዩ
Ppp🎉ppp@@weldenegodguad4974😢 32:00 😅
Enkua bael Lingos xenahkumulna,bilibi kitimisgen zgbaka tegadalay,edmen tinan emine! Nska ewun Tarikhna,kirsina eka❤"ezi ewun tarikhna eyu" kitibil keleka zisimani Kura'et kigelxelka aikilin! Shukren Ketir❤❤
ክብረት ይህበልና ሊንጎ ኣጆካ ቀጽሎ ❤❤❤🎉🎉🎉
ከም ኩሉ ግዜ... ሕጅዉን ምስጋና ነዓኻ 🇪🇷🙏🏼🇪🇷🙏🏼🇪🇷🙏🏼
Lingo, Like other followers of your channel, I admire your ability to explain the major events of The Struggle that were existential threats to Eritrea's birth. What I find even more astounding is your interest in the small but important details of stories of individual fighters and their stories.
I hope you're able to find more more detail about the martyred fight Freweini and share it with us in a future episode.
ኣያሓወይ ኣርካነይ ንበረልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ🙏🙌🙏❤❤❤🙌❤🇪🇷❤❤❤🙌❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Great as usual, Lingo hawey 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
Welcome harbena
Ab mongo kab nay hzbawi gnbar zema asme entetebelena kemey mmekere 🇪🇷❤️🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏
Great job lingo 👍
Well come memhr lingo.
Thanks Lingo.
Hi brother lingo welcome back 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾🙏🏾
Intelligent to the core!
Bravo Lingo!!!
Thank you Lingo 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤❤welcome aya lingo thank you gn kem audud zemete amxaalna Tewelide Akiberetin atyom do tesewiaom nay kulatna hasab koynu alo kulu xubuq eyu tarikina kisemie gn audud zemete filiyti eya ❤❤ thank you very much
Hayal ika Lingo Sirhat SHAIBIA tedegagimu kitrek kisehaf zelowo iyu nezi menisey weledo kimehalalef metan 👍🌷💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Thanks a lot 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍✅✅✅❤️❤️❤️
ሸር ንበሎ ደቂ ኤረይ እዚ ኩሉ ክፈልጦ ኣለዎ ምክንያቱ ሓቂ ብ ደቂ ኤረይ ዝተፈጸመን ዝተገብረን እዩ ልቢ ወለድ እኳ ነንብብሲ እዚ ግዳ ሓቂ❤
Thank you so much Lingo ✊🏿🇪🇷
ሊንጐ ንሰካን ኤፍሬም ግደን (EMNA1) ንእተቅርብዎ መደብ ብጣዕሚ የመሰግነኹም , እዝውን ታሪክና ዩ ደስ ትብለኒ ቃል !!! ሙሉእ ጥዕናን ነዊሕ ዕድመን ይሃብኩም
ክብረት ይሃበልና ኣያና ሊንጎ ። እዚ መደብካ ፣ኣዝዩ ኣገዳሲ ናይ ዶኮሜንታሪ ሓቄና ታሪክ ትምህረና ከምዘለካ ከበስረካ ይፈቱ ቀጽሎ!
ፋጠሚቅናዮም እኮ ሰይምናዮም ማለት ኢዩ ምስ ቆልዓምጥማቅ ዘራኽብ የብሉም ግን ኦከይ ኣብቲ ናይ ኣምሓርኛ ሓቆም ኣለዉ ሓቂ ሻዱሻይ ሰላሕታ ገለ ኣምላኽ ን ኩሉ ህዝብናን መርየትናን ይባርኽ❤
Well said Hailat.
ንኹሉ እቲ ምእንቲ ናጽነትናን ንመንነትና ተመሊሱ ዝተኸፍለ መስዋእቲ፡ ኤርትራዊ ብምዃና ንዘልኣለም ነመስግንን ንዘልኣለም ንሕበንን!!!🙏✨️🕯🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🕯✨️🙏
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷መርሓባ ወዲ ኤረይይይ።
Thank you lingo hawena
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
❤❤❤❤❤
Yes thank you
"እዚ'ውን ታሪኽና እዩ!" ዝነግር ኣይሰኣን።
I admire all your work amazing always. But I don’t understand what is Guoa?? Thanks 🙏
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤ 🇪🇷 🇪🇷Eritreawwwwwiiiiiiiii shaabiyawwwwwiiiiiii
መርሃባ ሊንጎ ጅግና ❤❤❤❤❤❤❤❤
Brother Lingo, national greetings. I watched the last episode of the Al-Qina program, it is an important documentary program about the revolution and the soldier of the People's Army, but I ask you to pronounce the names of the areas as the people know them, such as Marsa Taklai, you said Marsa Takhalai, where did you get this from? Thank you.
Lingo asewawa freweyni kanale idakaatu meret hagigwom about teqebira messenger gega yklaaley
Go head ❤❤❤
Like Like Like ❤❤❤
lingo Ezi wn tarikna Ayou....
ታሪኽ ናይ ታባ ኣክሮባት እስከ ኣዘንትወልና ወተሃደራት ደርጊ ግን ብዝርዝር ጽሒፎሞ እዮም
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷☝️
ሰላማት ሊንቶ
ኣነ ሰሜናዊ ምብራቕ ስለዝነበርኩ ልክዕ ኢዩ ኩሉ እቲ ቦታ ናይ መቦቆላዊ ኣስማት ኣልዎ። ንኣብነት ብዓል ኮሎኔል ዳንኤል ወረደ ዝነበርዎ ድፋዕ ስሙ ረሲዔዮ። ንኢድ የማን ካብ ብዓል ወዲ ወረደ ሩባ ማራት፡ተከል፡ምሕላብ(ጓል ተከል)፡ ሩባ ማይ ጨው፡ ሸመር ኣድግ፡ ደብር እበን፡ እምባትታሕዳይ ይዝክር። ፊት ንብዓል ወዲ ወረድ ድማ ጎቦ ኣቡ ዓረብ፡ታባ ባራስ፡ ዒላ ጻዕዳ ይዝክር።
ሰላማት ሊንጎ
ዕድመን ጥዕናን እንዳተመንኹ ኣብ ስርሕካ ኣሳልጦ ይምነ
ሕጂ ክሓተካ ደልየ ዘለኹ ብዛዕባ ብርጌድ 31 ዝተሰዉኡን ዘለዉን ጀጋኑ ስለዝገለጽካ ብዛዕባ ስዉእ ባይኖሳይ በርሀ ኣፍልጦ እንተለካ ገለ ክትብለኒ ብትሕትና ይሓትት።
ከም ጀሪካን ማይ ተትፎኽስልና ምወሰድናኪ" ግዋ" መሰላ ጌርና።
Merhaba merhaba 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣሕ፡ሊንጎ ሓየት🎯🇪🇷❗ብርግጽ ክግለጽ ኣለዎ።
Like pls Like
ሰላም ዶር. መም. ሊንጎ። እዛ ዝሰደድካያ ቪድቶ ቁሩብ ናይ ኤዲትን ጸገም ኣለዋ። ኣብ ዝቕጽል ብዝሓሸ ኣገባብ ከተዳልዎ ይምሕጸነካ። ብዝተረፈ ክፍለጥን ክስነድን ዘለዎ ኣገዳሲ ሰነድ ኤርተኣዊ ታርኽና እዩ።
ሊንጎ ኣብ ገድሊ ስነጥበ ንፉዕ ከምዝነበርካ እና ንፈልጥ ሞ ሕጂ ከሙ ዶ ኣለካ
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷💚❤️💛💙🇪🇷
❤❤❤❤❤w
Gebelewih gebelebeluwa
Zibehlehbekalele
Tarikezizemahkzwa
ልንጎ እዛ እትዋት ትብሃል ስርቆት ተባሂላኸ ትጽዋዕ ድያ?
ስርቍት ናይ ሓደ ወይ ክልተ ለይቲ ሰብኣያ ተሓቢኡ ዝኣትዎ ዘይወግዓዊ ሽሙ ከም ዝሕብሮ ስርቂ ኢዩ:: ካብ ኣዒንቲ ከባቡኡ ተሓቢኡ ዝኸዶ ኢዩ:: እትዋት ግን ወግዓዊ ኢዩ::
ሊንጎ ኩሉ መደባትካ አዜ እየ ዘድንቆ ብዛዕባ ታባ ፍረወይኒ ግን ኤፍሬም ግደ አብዘቅረቦ ፍረወይኒ ብገበል ተዋሒጣ ከምዝተሰወኤት እዩ ዝገልጽ እሞ አጻሪኻ ተተብርሃ
ሐዉ ሊንጎ ጉባ መብዛሕቱኡ ልክዕ አለካ ግን እታ ቦታ አብ 19 KM ኮይና ዋላ ቀደም እንዳሐሚድ እምበይቶ ዝወርድላን ዝስቀሉላን እያ። ብ diciannove ዉን ትፍለጥ እያ። ብግዜ ሀይለስላሴ ከማን ንሸነክ የማን አብታ በራክ ንቁጣ ናይ ፓሊስ ነይሩ። ካብኡ ንምብራቅ ወገን ክአ ሐቅካ እቲ ሩባ ንጋዴን ዝወርድ ጸድፊ ድማ ብሽም ጻጻ ይፋለጥ። አህባይ አሎዉኦ ቡዙሕ ዝተፈላለየ አግራብ ዉን አሎዋ። ቆልዐ ከሎኩ ወሪደዬ ነይሬ። እታ ወቀርቲ ትብል ግን ብ ዐዲ አርዐዳ ክትእረም ይደልያ። እታ ምስላ ድማ ከምዚ እያ "እዛ ጉባ ጉባ እያ እዛ መሬት ድማ መስያ እያ ሐደዉ ሕደር በሉዋ ሐደዉ አፋንዉዋ" ንሐደ ንእምበይቶ ካብ ዝግብ ንንግደት ዝመጸ አኩአ ብዐባየይ ከም ተባህለት እየ ዝፈልጥ። እዚ ቦታ ድማ ካብታ አዚዩ ታሪካዊ ናይ ህዝባዊ ግንባር ዝተደጋገመ ዘደንቅ ቃልሲ ዝተካየዶ ቦታና ክአ እዩ።
እዛ ግዋ ጉዋ'ያ እዛምድሪ መስያ ኢያ።
ጅግና ዝበሃል ንዝኣመነሉ ክሳብ ንሞት ዝዳሎን ዝቃለስን ኢዩ።
ንተልእኾኹም ክሳብ ሞት ስለዝተዳለኹምሉ ከዓ ነቲ ገድሊ ከም ተዋስኦ ሓጎስ ዝነበርኩሞ። ትሰምዩ ትስሕቁ ኩሉ ዘደንቕ። ነቲ ማሕበርነት ዕረ እናጥዓመኩም ትቅበሉዎ ዝነበርኩም እውን እቲ ኣብ ገድሊ ክመጽእ ዝኽእል ኣሰር ኮይኑ ይስምዓኒ። ብኸምዚ ከኣ ነቲ ስጋዊ ዝምባለን ስሥዐን ዳርጋ ገቲእኩሞ።
ዓብይ ታሪኽ ኢዩ። የቀንየልና ሊንጎ
Lingo. Nitami. Zegerim. Dimxi. Aleka. Neteley. Tariki. Zihalefe. Merir gedli. Eretra. Baka. Kizinto. Kelo. Zikone. Zismaka. Simit. Alo. Silezi. Ajoka. Edmen tinan. Yahabka
Lingo
Zagwa gwaya wey hder belwo wey afanwwo ka ybhal kkk
Anti gwana gwana .kem jerikan may .intetfokslna miwesdnaki nerna message gerna.derfi iya bejakum abxhulu nilingo
ሊንጎ ዕድመ ይሃብካ ቡኩሉ ነገር ውድእ ሰብአይ ሐርበኛ ኢኻ ቡዙሕ ኢና ካባኻ ንጽበ
ሰላም ኣያ ሊንጎ፥ መቸም ደቂ ሰባት አንዳ ሸምገሉ ክከዱ ከለዉ ብፍላይ ኣብ ፖሊትካ ዓቃባውያን አዮም ዝቅየሩ። ነታ ዝሓለፍዋ ኩነታት ከዘንትውን ክከላከሉን ዳኣ እምበር ገስጋሲ ኣተሓሳስባ ከም ዘይብሎም ኣብ ቡዙሓት ሰባት ዝተራእየ ኢዩ። እዞም ኣቦታትናን ኣያታትናን ናይ ገድሊ ውለዶ ካኣ ልክዕ ኣብ እታ ናይ ገድሊ ዘመን ስታክ የይርኩም። ስለዚ እዚ ትገልጾ ዘለካ ታሪክ ጽቡቅ አካ እንተኮነ ከም ለባምን ዓቢ ሰብን ብዛዕባ ህሉው ኩነታት መጻእን ገለ ክትብል ይግባኣካ ተቃወም ማለተይ ኣይኮንኩን ሚዛናዊ ዝኮነ ሓሳብ ምሃብ ግና ጽብቅ ኮይኑ ይስምዓኒ።
ሊንጎ ብእቲገብራ ታሪክ ዝምስገን እዩ ብዘዕባ ግዋ ታሪኽ ካብ ኣምጸኣኽ ኣቲ ግዋዩ ግዋና ትብል ደርፊ ኔራ ደራፊኣ መን እዩ ሚኪኤል ዓዲ ጣልያን ድዩ ዝባሃል ወይ ከልእ ቀጽሎ
ተጋደልቲ ነበር ብጀካ ዝሓለፈ ውግእ ከመይ ከምዝነበረ ካብ ምዝራብ ዝሓለፈ ካልዕ ንምንታይ ተጋዲልኩምን - ውጽዒት ገድሊ ደምጽዖ ናጽነት ትርጉሙ ዝርዳኣኩም ሰባት አይኮንኩምን ። ድህሪ ናጽነት አዲ ገዲፍኩም ተሰዲድኩም ከይኣክል ባንዴራ ኢትዮጲያ ተሰኪምኩም ተደሚርና ዝበልኩም ጥሪት ህግደፍ ጊላታት ኢሳያስ ወዲ ተምቤን ኢኹም ።
** ሳህል ወሪድካ እንታይ አምጺኻ ?????
** ንዲክታቶር ኢሳያስ😅😅**
nesom sahil keydom natsenet amtsiom neseka ke entay gereka. kendaka zeyakela beaka yeweala
** ጀነራል ሓሊባይ ጀነራል ኤፍረም ሓዱሽ ** ኢትዮጲያ ምእንቲ ከይትበታተን ምስ ሰራዊት ኢትዮጲያ ብሓባር አብ ሓደ ጉድጓድ ክንቅበር ድሉዎት ኢና ኢትዮጲያ ወይ ሞት እንዳበለ ባንዴራ ኢትዮጲያ ተሰኪሙ ትግራይ ዝኣተወ ሰራዊት ኤርትራ ልዕሊ 60000 ሽህ መንዕሰይ ኤርትራ ሞት ኣኻልብ ከምዝመውት ዝገበሩ ጀነራላት ኢኻ ሎሚ ትዝክሮም ዘለኻ ሓሊባይን - ኤፍረም ሓድሽን kkkkkkk ከደኣት ይዝከሩ ጀጋኑ በኣል ጴጥሮስ ሰለሙን ንዝገበሩዎ ግና አይትዝክሮን ኢኻ -- ሊንጎ ጥሪት ህግደፍ አምሰሉ ኢኻ😅😅😅😅
ኣስኩት ቆሚሽጢ ወያነ።
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤