ዲፕሎማስያዊ መኽሰባት ኢትዮጵያን ዞባዊ ዘይምርግጋእን

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 23 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 47

  • @אליא
    @אליא 14 годин тому +2

    ኣጆካ ሓው ካልድ ኩሉ ትገብሮ ዘለካ ናይ ኣማርኛ መደብ ክትቅጽሉዋ ኣሎኩ ሓደራ ከይተቃርጹዋ ቀጽሉ

  • @kutarra3093
    @kutarra3093 14 годин тому +2

    ሽጉርቲ ክትቀርፍ ኣይትነብርን ኢኻ ትብል ኻልድ ተኾንካ ቡዙሕ ሚሂርካና ኢኻ'ሞ ክብረት ይሃብካ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @weldesilasileuntrasibhat5114
    @weldesilasileuntrasibhat5114 16 годин тому +2

    ካልድ ተባረኽ ኣምላኽ ይባርኽካ
    ስለ ፍትሓዊ ሓሳብካን መንፈስካን
    እታ ሃገር ኪሓልፈላ ከኣ ብዙሓት
    ከምዚ ናትካ ሓሳባትን መንፈስን ዘለዎም ሰባት የብዝሓልና
    የቐንየለይ

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 17 годин тому +3

    ሰላም ኻልድ ሓውና፡ እንኳዕ ብሰላም መጻእካ ዓቢ መምህር ሓያል ተንታኒ ኢኻ ከማኻ ይብዝሑልና፥ ተባረኽ።

  • @berhanefesshaye1493
    @berhanefesshaye1493 7 годин тому +1

    Merhaba kaled 👍

  • @HagerMalik-t1m
    @HagerMalik-t1m 17 годин тому +2

    Thank you, Khaled. Keep the good work 👏 brother.

  • @robeltsegay7351
    @robeltsegay7351 8 годин тому +1

    መምህር ኻልድ ነዚ ዝዛረቦ ዘይ ፈልጥ ብትዕቢት ኤርትራውነት ተወጢሩ ዝልዚ ዘሎ ኣይትገደሰሉ ! ዘገድስ ኣብ ርእስካ ዘሎ ላብሬሬ እዩ። thanks 👍

  • @TekleWeldegebrial-f5t
    @TekleWeldegebrial-f5t 7 годин тому +1

    ካልድ ልቦናኻ ውቅያናስ እዩ ፡

  • @YoniTes-q5c
    @YoniTes-q5c 11 годин тому +1

    ❤💙❤️

  • @fitsumhabtom2572
    @fitsumhabtom2572 14 годин тому +2

    ካልድሲ መግለጺ የብለይን ቀሪብና ኢና ኩላትና ክነቅሕ ።ብሕቂ ተስፋለዋዛ ሃገር ኣጆኻጥራሕ ቀሪብካ ኢኻ።

  • @JhonnyP-n8x
    @JhonnyP-n8x 6 годин тому +1

    Dr. Khalid always the best! Does anyone know the name of the musical intro of this program? Thanks!

    • @Admasforum
      @Admasforum  5 годин тому

      The music was played by a friend who did it only for this purpose

  • @mesfintesfaye187
    @mesfintesfaye187 11 годин тому +1

    🎉

  • @weldebrukhadgu8310
    @weldebrukhadgu8310 18 годин тому +2

    Thank you so much Khalid

  • @mussieghebre2
    @mussieghebre2 3 години тому

    ቀጽሎ ጥራይ ሕማም ርእሲ ህግደፍ ኮይንካዮም ኣለካ ! 👍🏽

  • @weldesilasileuntrasibhat5114
    @weldesilasileuntrasibhat5114 16 годин тому +2

    ካልድ ትግራዋይ ዩ ትብል ዘለኻ
    ኢሳያስ ሞቦቆሉ ትግራዋይ ዶ ኣይኮነን
    መለስ ከ መቦቆሉ ኤርትራዊ ዶ ኣይኮነን
    ዚ ድኹም ዘረባ ገዲፍካ
    ከም ካልድ ሃናጺ ሓሳብ ኣምጽእ
    ዚ ናትካ ሞጎተ ጸርፊ ግን መርኣያ
    ድሕረትካ ኢዩ

  • @quatt.w3141
    @quatt.w3141 2 години тому

    ❤❤❤❤❤

  • @bashayyehdego9074
    @bashayyehdego9074 19 годин тому +1

    Yes

  • @selamgebremichael1921
    @selamgebremichael1921 21 годину тому +1

    Abdu eti 100m gezanan gezueun zibeleka Efriem (delihamet) yibehal abal kedamay zuriya eyu tewasaeay eyu

  • @Tedros-f8n
    @Tedros-f8n 11 годин тому

    ኻልድ ወዲ ሸረ እዩ እለሙካ ሕጂ

    • @Admasforum
      @Admasforum  5 годин тому

      ግዝየ ተጋግዪ ወዲ ገዛውተይ ሕጂ ደኣ ሙሽ ኣቢ እዩ መባእስቶም ኣብ ዓይኒ በዓል ሰለሙን ድራር ወዲ ካሳ ሓጎስ ክሻ ባዕሉ ኸኣ ቲፋኖስ

  • @fkadumelake5801
    @fkadumelake5801 23 години тому +3

    Selam hald kulu ethbo habereta slezketateleka bitaemi ekmsgen ygbeaka eyu emo keytehalelka ktktslo ylabo

  • @zakahmed4870
    @zakahmed4870 20 годин тому +1

    Kexlo eka haw kald abdu

  • @OOOMmm-j6w
    @OOOMmm-j6w 15 годин тому

    Ato hgos kisha halfi kutba Eritrea temben Tgrawai mkhanu tflt do?

  • @zelalemgilay8986
    @zelalemgilay8986 22 години тому +1

    🙏🙏🙏👌

  • @ghebremariamogbasllssie8054
    @ghebremariamogbasllssie8054 22 години тому +1

    👏👏👏👍👍👏🎉❤🙏

  • @samimebrahitom251
    @samimebrahitom251 3 години тому

    ኣነ እዚ ኣብዚ መጺኩም ወዲ ሽረ ኢሎምካ ወዲ ዓድዋ ኢሎሙካ ትብሉስ ወይ ንካልድ ሕጂ ኢኩም ትፈልጥዎ ወይ ድማ ናብዚ ደንበ ፍትሒ ሕጂ ኢኩም መጺኩም እዚ ጽውጽዋይ ዓሰርተታ ዓመታት ተባሂልዎ ኢዩ ንሱ ጠጠው ዘብሎ ተዝከውን ቀደም ኣብ ሓደ ተሸኪሉ ምሃለው ስለዚ ካልእ ንካልድ ክሕግዞ ዝክእል ሓሳብ ወይ ምጉት ድኣ ኣቅርቡ እምበር እዚስ ኣይኮነን ካልድ በዓል ምሉእ የእምሮ ከም በዓል ኣነ ሓንቲ ኣፍልጦ ዘይብልና ከማን ኣሰልችዩና ኢዩ እዚ ዘረባ ካልድ ድማ በርትዕ ኣይብለካን እቲ ቃል ልዕለይ ኣብ ሂወት ስለትጥቀመሉ ሓንቲ ክብለካ ግን በጃካ እዚ ትንተና ከይተቃርጾ ብዙሕ ኢየ ኣነ ካባካ ዝምሃር ከማይ ዝኣምስሉ ድማ ብዙሓት ከም ዘለው ርግጸኛ ኢየ እዚ ወድሓንካ

  • @G.k-n7c
    @G.k-n7c 22 години тому +1

    Gazettna bkulu qanqa eyu zehlf ketslo

  • @gebmeb1193
    @gebmeb1193 19 годин тому

    :ካም ኤርትራዊ መግዛእቲ ዝተለማመደ ማሕበረሰብ ግን አሎ ዶ

  • @quatt.w3141
    @quatt.w3141 22 години тому

    Hawey natey. Taibit goliat
    Haregu qeleta, ab UA-cam sieneya. Pls haguzuni kirekiba.

  • @Asmera-1
    @Asmera-1 22 години тому +1

    ስማዕ ካልድ ዓብዱ ጉዳይ ትግራይካ ዘይትገብር። ዓድኻ እንተኾነ ሽረ ትግራይ እዩ። ኣነ ኣጸቢቐ ዝፈልጠካ ወዲ ኣኽርያ እየ። ኸም ዓጋመ ድማ ንፈልጠካ ኣብ ገዛውትና። ሕጂ ብዛዕባ ኩዕንቲ ሲኢኑ ብጥምየት ዝሳቐ ትግራይ ዓድኻ ግበር። ጉዳይ ኤርትራ ንዓና ኤርትራውያን ይምልከት።

    • @Denbefethiapp0733
      @Denbefethiapp0733 21 годину тому +1

      So what ባርያ ትም ኢልካ ባርነትካ ኣገልግል😂

    • @Admasforum
      @Admasforum  21 годину тому +3

      ኣብ ዓይኒ ሓጎስ ኪሻ እንዶ ኣይትእተው ወዲ ገዛውተይ እንዲኻ ክሓልየልካ እምበር

    • @AmenAsier
      @AmenAsier 21 годину тому +1

      ካልድ ዓብዱ ካብ ኤርትራዊ ንላዕሊ ፍጡር ሰብ ወዲ እግዚኣብሄር ጥራይ ምኻኑ ንዓና ኣዝዩ ዓቢ ዕድል እዩ።

    • @Denbefethiapp0733
      @Denbefethiapp0733 20 годин тому +2

      @@Admasforumኣያይ እዛ ናይ ኣምሓረኛ መደብ ጥራይ ቀጽልዋ ዓረብ ዉን የገድስ እዩ ❤

    • @Asmera-1
      @Asmera-1 20 годин тому +1

      @ ልቢ ትግራይ ጥውጥዋይ፣ ትግራዋይ ኮይኑ ብዛዕባ ኤርትራ ኣይምልከቶን፣ ኣብ ኤርትራ ናይ ኢትዮጵያ ፓስፓርት ኔርዎ። ኣብ ምዕናው ኤርትራ ሰላይ ጸላእትና ኾይኑ ይሰርሕ ኔሩ ፣ምስ ተፈልጠ ድማ ኣምሊጡ። ዓጋመ ኩሉ ሳዕ ዓጋመ። ትዳናገጽ ዘሎኻ ዓጋመጉዛይ ዶ ኼንካ ኢኻ።