Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
Dawit hawey plss kab gonina aytfele ezi wedi b ayninan ezninan ysawet sle zelo 😢
😂😂
😂😂😂😂
😂
Kkkkk entay da eritreawi meliekaya men do somalawi elka you dawit nhamedu you 😅
Skib gbero ntnaka ktbl zearkey
ኣነስ ናይ Dawit ዘረባ ብጣዓሚ እዩ ዘስሕቀኒ😂ንስኩም ከ👍❤❤
@@Hrmela139 stupid
His very funny I can't stop laughing 😂😂😂😂
Mara neay Therapie eu beqa 😂
ዳዊት ምስ ፋንን ክንዓርቀኩም
ua-cam.com/video/9r5wvf6CpCc/v-deo.htmlsi=kXeNM4O-eaBgDqTI
ጻዊት ሲ ኣይትሰኣን ዳ ንእሺተይ ዱ ካብዚ ናትካ ልቢ ሲኢኑ በል የቀንየልና ዋላኻ ቡኡ ዕረ ተጠዓመና ባካ ግን ንስሕቅን ንዘናጋዕን ኣለካ ❤❤❤❤❤
ከም ሎሚ ሲሒቀ ኣይፍልጥን እቲ ኮመንት ኣስሕቂኒ ክክክክክ
ኣነ መቸም እዚ ቪድዮ እንተዘይደጋገምኩሞ ይሓይሽ ብጣዕሚ ኢዩ ዘጽልኣኒ!
ዳዊቶም ናይ ባሓቂ ብዓቕሊ ተጸቢኻ ዕድል ሂብካዮ ነዚ ጀልጃል ስረ ክረምቲ በጃኻ ድሕሪ ሕጂ ኣይተርኤና ገጹ ትርሓቕ መሕጸር ተባዕትዮ።😭😭👈☝️👌
ፍናን ኣብኡ ከለካ ፀበል ኪድ ደንቆሮ
Xebel da nzahameme ember nzfkere maz konu 😂😂
xebel ya moyte aytebekm malat entay eyu😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
Eway ezias hsedena eya
ናይ ብሓቂ ሳሮን ርኢካስ ነዚኣ ክንድዚ በራዕራዕ ይብል ስቁ በል ፍናን ሃናን
Dawit TV ሓንቲ ካብተን ምንጨ ሓጎሰይ ዝኾነት ቻነል😂😂😂🎉❤❤
ክያሮ ዕድለኛ እያ እታ ቀዳመይቲ ሰበይቱ ከምዚ ምሽትስ ካበይ እዩ መጹ
Betami ewa keydela deqisa tehader ala waaaa
Kesira Sari fenan da feqar eyu dos betri wey Kara hizu sebytu zeyhareme diyu delikum😮 mesakin qenikumulu ekum
@@eru5343 you don't get it
ገጹ ትከወል! ሽለት ዝኽነ ፍጥረት!
ትዘህዝነኒ ድሕሪ ባይት ኡ ንፈልጦ ሰባት አክንደኡ ንሓፍር
emo nigeruna endo kenetehazinekum😂😂
@@saronbereket3463😂😂😂😂moyte
Eway weregna were dea deliki ember 😁@@saronbereket3463
Dawit Boss 👍👌🙏
ጀርመናውያን ማዕረ ክንድዚ ከም ዘጸልሉካ ኣይመሰለንን ኔሩ 😂😂😂😂
Anes confidence bzey me up ekoya tserh srat alewa🎉🎉🎉 HBD 🎉🎉🎊 fnan mearey kfetwa seb
ኡፍፍፍ እዚ ወዲ ጸላእኩ ኣይኮነን ሆቴል ዘለዋ ሓንቲ ዓጌፋ ዘለዋ ከማን ኣይትመስልን 🤔🤔
😂😂😂
ዳህራንሲ ዳህራን እያ ኢሎሞ😂
@Rahwa20156 ንፍናን ዝጸልእ ነብሱ ይምርምር ኩፉኣት ኣጋንንቲ ናይ ሕስድና መንፈስ ከይ ህልውዎ.ብፍላይ ደቀንስትዮ.
@@sabasabina5346 ኣንቲ ሓፍተይ ኣነ ይፈትዎ እየ ደኣ በሊ እንበር why ግዲን ዘይትፈትዎዎ ኣይትበሊ ሰብ ነናቱ ትዕዝብቲ እዩ ዘለዉ ፍናን ካብቲ ዘጽልኦ ነጥብታት1 ርኣዩለይ ስምዑለይ ይፈቱ ኾይኑ2 ዘረባ የብዝሕ ኾይኑ ከምዘን ሓሜን ኣንስቲ ኾይኑ3 ካብ ሕሉፉ ዘይምሃር privit ሂወቱ ዘይዕቕብ ኾይኑ ነዛ ጎል ክፍትዋ ከፍቕራ ይኽእል እዩ ፍቕሪ ብዓይኒ ጠማትዩ እዩ ንሱ ስለ ዘፍቀራ ግን ዘይናታ እና ሃበ ቕርጻኖ ማልኽዓዶ ክትብል ከሎ ይፈኮስ ኣሎ ጸቢቃ ከፊኣ ወሓላ ኮይና ኣይኮይና ንዓናስ ታይ ይምልኸተና? ሕጂ እቲ ሕስድና ዝብልክዩ ሓስድናዩ ዘይኮይና ስለ ነፍቕሮ ከምቲ ቕርምኡ እቲ ባህሪኡ ትብዕ ክብል ኢና ንምዕዶ ዘለና ሲሱ ኾይኑ ኣሎ ማዓድዩ።
Dawit hawey Abiy Seb ❤❤❤🙏🙏🙏
ክርእዪ ከለኩ ብጣዕሚ ቅጭ ስለ ዝመጸኒ ንዓካ እየ ክጽበ ጸኒሐ ጽሙቅ አቢልካ ክትነግረኒ
ድንግልና ብምውዳስ ይምለስ እዩ ኢሉ ዩ ዝኮን ምሓርዎ ወላሂ ዳዊት ግደፍ ግደፍ ግደፍ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እንቃዕ ሓጎሰና ዳዋ ሓወይ ብሓንሳብ ሓሪቅና ኣለና 😩😩😩
Dawiteyy shekor terebishena eko❤️
Omg 😂Dawit scikor u make ma day
ኣቱም ናይ ኣዲስ hanger በጃኹም ne telephonu ዘይኮንኩም ንዕኡ እባ hang ገበሩልና
ከምኡ ኖ ሓዉና ምኾኑባ ኣይንርስዕ ግደፎ ይሕርቀና ደሓን😂
ኣነ ነሽነሽ መራየ ዘድንቆ ተመርዕዩ ቃልኪዳን ጌሩ ክንሱ ብዛዕባ ሰበይቱ ይኹን ዝኾነ ብዛዕባ privit ሂወቱ ኣይዛረብን እዩ ኣዲስ ይገይሽ እዩ ግን ርኣዩለይ ስምዑለይ ከይበለ ተሰቲሩ ስርሑ ጌሩ እዩ ዝመጽእ ስለዚ ፍኒቲ ሓቢብቲ ካብ ነሽነሽ ተማሃር ማሚ ክትብል የማነይቲ እዚኒና ሎኪትካያ ግደፍ እባ እታሓንቲ እዝኒና ክንጥቀመላ
ሰክት እስተ ላሓስሓስ ኣይ ትበል ፍቱሕ እንዱዩ 😂😂
@EjdjjIxfn ቀዳማይ ነገር ኣይትጻረፍ ንስካ ዲካ እታ ሰበይቱ? ካልኣይ ነገር ፍትሕ ብኡ ኣይተጀመረን ሰብ ጥዕምዎ ይንብር ኣይጥዓሞን ይፈላለ ይኹን እንበር እንተዝደልዩ ብዛዕባ መርዕኡ ሕጽኖትዶ ርኣዩኒ ኣዲስ ይገሽ ኣለኩዶ ገለዶ ኣይበለን ሓንቲ መዓልቲ ዉን ትኩን እታ ፈትሕዋ ትብሎ ዘለካ ሰበይቱ post ክብላ ወይ ክዛረበላ ሰሚዓ ኣይፈልጥን ተመርዕዪም ስቕ ኣይብሉ ተፋቲሖም ስቕ ኣይብሉ ከም ባዓል ፍናንከ ታይ ይብሃሉ? እቲ ናይ ፖከቲካ ጽልእኩም ኣብ ዘይከዉን ኣይተዉጽእዎ ንኒሽነሽ ብዓይኒ ፖለቲካ ትጸልኦ ትከዉን ምርጫካ እዩ ኣብ privit ሂወቲ ግን ከምኡ ዓቃባዊ የለን።
Sqbel gexie nesh nesh entay amxo nesh nesh haswe
ሰብ ጽዉዕ ተብልኩስ ንሽነሽ መንከሽከሽ
ደንጊካና የኣክ ከይሰማዕኩካ ኮመንት ይጽሕፍ ኣለኩ😂😂😂😂
Daweta you are amazing thanks my haro erterawe god bless to you 🇪🇷 my haro 🇪🇷 erterawe happy new year 🎉 😂😂😂😂😂😂Daweta yes you are he is made
Kexleaka ezi wedi sebeytay 😢😢😢
እንኳዕ ከማን እዛ ጓል ፅብቅቲ ዘይኮነት እዛ ናይ ቻይና ፅላም ደርሆ ትመስልስ ርእስና ሓሚምና በዚ ኣታ በጃኩም ኣዋፅእና ነወግዶ 😂😂
😂😂😂😂😂
አነ ከማን ስቅ ኢለስ ንሱ ዝተዛረቦስ አነ ይሓፍር 😂😂😂😂😂
Kkkkkkk ane wela
Eway ta natey wala ane kkkkkkkkkkk hfirrrrfiiiirrrr
ኸምዚ ወዲ ጌረ ዝጸልኦ ሰብ የለን... ጨው ዘይብሉ ካብ ኣዘራርብኡ ጀሚርካ...
Fnan nay original gedifka nfua menasy eyu
ይይይ ውርዝይ ምባል ትሕት ምባል የድልየካ አሎ ፍናን ረአይኒ ረአይኒ
ኣታ ዳዊት ሓወይ ንጥዕናካ ክትብል ኣይትጉሀ በጃካ ንደልየካ አና ንሕና የሕዋትካ❤❤❤🎉🎉🎉
Please part 2
ናይ ብሓቂ ዳዊታ ተረብሽና በዚ ሰበይታይ እዚ😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
Dawit hawey 100%
ፈለማየይ ኮኒኒ ኮሞንት ጺሕፈ ዳዊት ዓርከይ ብሳሓቅ ዛኣክል ብንብዓት ገጸይ ተሓጺበ
እዋይ ሰብ አይፀላአካ እንታ ማዓቱ እዩ😢😢😢😢
ዕልቅልቅ የምፅአልካ ክንደይ ማርያምን ኢልካ ማሕላታት እንታይ አምፅኦ ዳዊት እቲ ዘረባ ፈቲካዮ አለኻ ኣባይካ ሀፅ ይበል በስም ኣብ በል ቦእ
😂😂😂😂😂😂 ሽለት ዝኮነ ሰብ
Dawita Hadshhh kterryyena Tesfa Ngbrrr Divooo
ዴቭ ነብሲ ከልዮ ጥራይ ብሂወታ ዝተነጸየት ደርሆ ኣምሲላ ክትክልዮ አያ
ዴቭ 🤣🤣🤣🎉🎉🎉ደስ ዝብል ናይ ሓንኳላት ሰልፊ ጋቢዝካና 😂😂😂
ቁሩብ ምስ ሸረበ ከኣ ናይ መን ተስካር እዩ ክብላ እዩ ማእሙን ጸብሒ ዝኮነ ሰብ
😅😅😅😅
መዓስ ከ ደኣ ተዓሊማ ኣምሓረይቲ ዘይኮነትን😂😂😂😂😂
በጃኩም ኣርሕቅዎ ገጹ ትርሓቅ ቀርናዕ😢😢😢
በጃኹም እዚ ወዲ ኣጥፍኡልና ፎእ እናት እናት😂 እዋይይ ኣታ ጎፈንድሚ ክፈቱለይ ወላ ኣነ ክዕወተሉ
ኣነ እሞ ኸኣ ድምጹ ክሰምዕ ከለኹ እዩ ደመይ ዝፈልሓኒ ልሕቲት ሰፍኢ ዝኾነ ወዲ ኣብ ዘይ ኦርጅናል ኦርጅናል ይብል ይዓኸ ፎእ ዘይስተር እዩ ግን thanks kea dawitom for u make me laugh😂
Eway entay eyu gerkum segab kendezi ezias hsedena eya
@devorajossi4909 ኣይትጋገዪ እንታይ ክንሕስደሉ ኢና'ሞ ነዚ ምትሩስ ብዝሓለፍናዮ እንዳጸነሐ ሰላም ከሊእናስ ደስ ኢልኪ ማለት ድዩ🙄😂
TWDI you are so Fany man I like you make me lagf thnkes bro my Ng
ብጃኹም ኣብ ኣዲስ ዘለኹም ፀበል የሕፅብዋ😢😂😂😂😂😂😂
😂😂😂😂😂 tsh tray terifwo @@yors-n4l
Dawitey shkor mara ika tekyfeni ❤❤❤❤fenan jana ka wedy gedefena edo orjnalka hizeka tfelna😅
ሓሽር አንጽፍካ ክትሰግድ ቁሩብ ተሪፍካ Dawita yaho😂😂
Fanan smarta boy femuse habsha ❤❤❤❤❤
ለዋሲ ላፋ እውይ በስመኣም ያ ምስዚኦም ኣወዳት ንቁጸር😢😢
ኣይትቆጣዕ😅
You are very funny I was wating for you form last week your reaction what you going to say about him you kill me 😂😂😂😂😂
ኣንታ እዚ ወዲ ሰብ የብሉን ድዩ ኣነ ሓሚሙ ከይከውን ማይጮሎት የድልዮ ኣሎ ኣፊኪስና ነታ ጓል ከኣ ኣብ ጸገም የእትዋ ኣሎ🙏🏿
Tirgina Aytikieilin dia wela Kabzom Gorebetna Eiya
AMHARICO eya@@fioritesfay
@@fioritesfaytigraweyti iya
ማርያምን እንኮዕ ዙሳሓቅ ዘይሓለፈኒ😂😂😂😂
ደቨይ መሕለፊ ሲእና እኮ እበይ ኢና ንፍሮጆ 😂😂
ኣነስ ኣብ ክንድኦም እንበር ብሕፍረት ክመውት ደልየ 'ታ😂😂😂
Davo hawey qosile mber kkkk u made my evening 😂😂😂
"Kah zeytbl keyah yiblu adna" zeyfteweka wedi 😖9:37 🤣🤣🤣🤣
ዳዊት ግደፍ ቡኩሉ ጠፊኢለይ እና በልኩስ በዚ ካኣ ኣምጺካለይ😂😂😂😂
ያ ዳዊታ መደብ ከይሳዕረረ ተቋጻርሉና ደቂ ህዝቢ
ፍናን... ዓቢ... ቆልዓ... መጨበጢ... ዘይብሉ... ሓንሳብ ይሽቅ, ሓንሳብ ይበኪ 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
Dawit lebam menesey kab edmeka ni laeli eyu aemuroka bless u!
Dawite dongika yixebika xenihe akli gerka kamane 😂😂😂😅😅naye finini 😅😅😂ba rebishona oko 😢😢😢😂😂❤❤❤❤intay ilka kitixenih kisab zidewelel ka dive 😂😂😂
ፍናን ፍናን ዕረፍቲ እባ ሃበና
Nay addis baeley ketfalkum ye bhaqi 🤝 😂😂😂😂😂😂
❤❤❤❤❤dawet hawey Thanks ashkaen kkkkkkkkkk ❤❤❤❤
ኣይ ዳዊት😂 ግደፍ ንስካ እውን ሮማን ኣልሻ😅😅😅😅😅
ከም ሎሚ ስሒቀ ኣይፈልጥን 😂😂ዳዊት ኣይስኣን ድኣ ንስኻስ ❤አንተ ናይ ፍናን ግን ገለ ክግበር ኣለዎ ሁከት 😂😂😂😂
ኣንታ እወ ኣፍቂረያ ምልሕ ኢለላ ካኣ ይብል ልሕቲት ጥሙዙሕ😅😅😅😅😅
Lhitsun kulatna❤ abey eyouke rekibwa menaytmetso menaymetsa metseto❤
ካብዚ ናይ ጎንደር ጌራትሉ ከይትከውን ክንድዚ ሃተፍተፍ ኣብ ክንድኡ እኮ ሓፊረ 😂😂
ክክክክክክክክክ😂😂😂
ሚሽቲ ዓይነት እዩ ምሰኡ እተተቕመጥ ሚዛኑ ምፈለጠቶ እሞ ጽኒሐ ምሰጎጎቶ , ስብእነትካን ፍቕርካን ዝፍለጥ ብሐደ ምስትቕመጥ እዩ,ምሽ ብመገሻ ልክስክስ ጠባዩን ይግምግም። ከምዚ ዓይነት ጥርሑ ርእሲ ታኒካ ርኤ አይፈልጥን ።ምናልባት ገለ ንጀርመን ክወስዳ ደልያ ከይትከውን እቶም ደላሎ አልጊቦሙሉ! ብጣዕሚ ዘጽልአካ እንዳመሻጢት ከይዱ ኒን ወዳሴ& ጽፍሪ አዝማልቶ ይለክይ ነዴኡ ሺት። ምስተጠቀመትሉ ባይ ክትብሎ እያ።
እዋይ ኣምሓርኛ ሞይታ እንታይ ዓይነት መስሓቅ እዩ
U make m day dawit hawey 😂😂
ስድራ የብሉን ዲው ወደይ 😢ክንድደሃፍር ይግተር አዋ
Anta meksen enqae hawna konka yehwatna kemakum explosiv🙏🏾🙏🏾🙏🏾
ኡንቓዕ ተወለድኪ ፍናን ሓፍተይ
ደኒጉኻና ከማን ክሳብ ሕጂ ኣበይ ቀኒካ ዓገብ በሎ 😂😂
Guhaf. Belo 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣታ ዴቭ ናይ ባሓቂ ድኩም ነዚ ካብዚ ሶሻል ዘጥፍኣልና ሲእንኩም😂 ኣልጫ ዝኮነ ወዲ
ኣሞይ ክትኣኽሎ እያ ደሓን 😅😅😅ኣንቱም ሰባት ንሱ እኳ ይጽብቕ ካብኣ ።እንታይ ኮይኑ እዩ ርግእ ኢሉ ቪድዮ ዘይሰርሕ ፡በስመኣብ ይብለና ንሳርፕራይዝ ወይ ደቀይ ንሱ ብዝገብሮ ንሕና ክንሓፍር ከመይ ከመይ እያ እዛ ጉዳይ ግን ዓሻ ደሓን ኣሎ ዘመድ ዓሻ ከፊኡና ኣሎ ደቅ ዓደይ።ኩላትና ከኣ ብሽም ኤርትራዉያን ንጽዋዕ ።
Good job tsbuk geberkalna nezi mishit 😅
ይቅሪታ ግበሩለይ ፍናን ዝብሃል ወዲ ካብ ጋል ዶ ከ ተወሊዱ ይከውን😂😂😂😂😂😂
ዴቭ ሓወይ 😂ኣጸልልናኮ እዚ ጉኑፍ
ያ በቲ ቀዳማይ ኮሜንት ኣይክኣልኩንየ❤😂😂😂😂
መሽረፈት ኔዉ በሎ .ንዓይ ካብ ሓበሻ እቲ ዝፈኾሰ ኢዩ.
ምቀኛ!
እዋይይይ ፍኩሰት ኣቱም ሰባት እመኑኒ ደቀንስቲዮ ርዝን ኩሩዕ ዝበለ ወዲ ተባዕትዮ ኢና ንፈቱ ከምዚ ዓይነት ሰባይ ግን ብጣዕሚ ፍጊዕ ፓስታ እስፓጌቲ ዩ ዝኮነካ ስያስጠላ ይብላ ኣምሓሩ 😂😂😂😂
ኣምሓረይቲ ድዩ ተመራዮኡ??????
Ewe
ይብሃል እንበር ከይወድእ ዘይእመን
እወ ዘመድ ጋል ዘለቀሽ ኢያ😂
Fano Eri Ygggballl
Wezerit fnan
10:23😂😂😂eway Dawit mehgol!
Dest tibilu fukurat, God bless you both.
ተወርዚለይ ዲዩ?😂😂
@@alenalkieritrea3862kkkkkkk
@@alenalkieritrea3862 kenika dika, ni-aka kia, Amlak zimerexa yihabika, temerika entekonika ki-a, fuxum fikri Amlak zitehaweso yigberelkum. God bless you.
@@lydiahagos5178 nsiki ke temerieki diki? ብርጌድ ንሐማቱ ኢኪ ከአ ኢሎሙኪ
@@alenalkieritrea3862 lol sweet, ane Eritrawit/Tgrawit/Americawit/Heavenawit eye... Shabia entekonika, yefkireka, BNH entekonika yefkireka. Nikulu seb bi hade ayini eye ziri-o.
Feteka kimewut❤ btaeimi eka meksen
Part 2 plz 🤣🤣🤣
U you made my day 😂😂😂😂😂
ክክክክክ ዳዊት መምህር ❤❤❤❤❤ ኣነ ክፈትወካ መዓት ኢየ
እረ ዛማሚ ከመይ ኣምላክ ኣጋላጊልዋ😂😂😂
ፍናን ደኣ ብጽብጽና ወ ስበይታይ ዝኮነ ወዲ
Dawit hawey plss kab gonina aytfele ezi wedi b ayninan ezninan ysawet sle zelo 😢
😂😂
😂😂😂😂
😂
Kkkkk entay da eritreawi meliekaya men do somalawi elka you dawit nhamedu you 😅
Skib gbero ntnaka ktbl zearkey
ኣነስ ናይ Dawit ዘረባ ብጣዓሚ እዩ ዘስሕቀኒ😂ንስኩም ከ👍❤❤
@@Hrmela139 stupid
His very funny I can't stop laughing 😂😂😂😂
Mara neay Therapie eu beqa 😂
ዳዊት ምስ ፋንን ክንዓርቀኩም
ua-cam.com/video/9r5wvf6CpCc/v-deo.htmlsi=kXeNM4O-eaBgDqTI
ጻዊት ሲ ኣይትሰኣን ዳ ንእሺተይ ዱ ካብዚ ናትካ ልቢ ሲኢኑ በል የቀንየልና ዋላኻ ቡኡ ዕረ ተጠዓመና ባካ ግን ንስሕቅን ንዘናጋዕን ኣለካ ❤❤❤❤❤
ከም ሎሚ ሲሒቀ ኣይፍልጥን እቲ ኮመንት ኣስሕቂኒ ክክክክክ
ኣነ መቸም እዚ ቪድዮ እንተዘይደጋገምኩሞ ይሓይሽ ብጣዕሚ ኢዩ ዘጽልኣኒ!
ዳዊቶም ናይ ባሓቂ ብዓቕሊ ተጸቢኻ ዕድል ሂብካዮ ነዚ ጀልጃል ስረ ክረምቲ በጃኻ ድሕሪ ሕጂ ኣይተርኤና ገጹ ትርሓቕ መሕጸር ተባዕትዮ።😭😭👈☝️👌
ፍናን ኣብኡ ከለካ ፀበል ኪድ ደንቆሮ
Xebel da nzahameme ember nzfkere maz konu 😂😂
xebel ya moyte aytebekm malat entay eyu😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
Eway ezias hsedena eya
ናይ ብሓቂ ሳሮን ርኢካስ ነዚኣ ክንድዚ በራዕራዕ ይብል ስቁ በል ፍናን ሃናን
Dawit TV ሓንቲ ካብተን ምንጨ ሓጎሰይ ዝኾነት ቻነል😂😂😂🎉❤❤
ክያሮ ዕድለኛ እያ እታ ቀዳመይቲ ሰበይቱ ከምዚ ምሽትስ ካበይ እዩ መጹ
Betami ewa keydela deqisa tehader ala waaaa
Kesira Sari fenan da feqar eyu dos betri wey Kara hizu sebytu zeyhareme diyu delikum😮 mesakin qenikumulu ekum
@@eru5343 you don't get it
ገጹ ትከወል! ሽለት ዝኽነ ፍጥረት!
ትዘህዝነኒ ድሕሪ ባይት ኡ ንፈልጦ ሰባት አክንደኡ ንሓፍር
emo nigeruna endo kenetehazinekum😂😂
@@saronbereket3463😂😂😂😂moyte
Eway weregna were dea deliki ember 😁@@saronbereket3463
Dawit Boss 👍👌🙏
ጀርመናውያን ማዕረ ክንድዚ ከም ዘጸልሉካ ኣይመሰለንን ኔሩ 😂😂😂😂
Anes confidence bzey me up ekoya tserh srat alewa🎉🎉🎉 HBD 🎉🎉🎊 fnan mearey kfetwa seb
ኡፍፍፍ እዚ ወዲ ጸላእኩ ኣይኮነን ሆቴል ዘለዋ ሓንቲ ዓጌፋ ዘለዋ ከማን ኣይትመስልን 🤔🤔
😂😂😂😂
😂😂😂
ዳህራንሲ ዳህራን እያ ኢሎሞ😂
@Rahwa20156 ንፍናን ዝጸልእ ነብሱ ይምርምር ኩፉኣት ኣጋንንቲ ናይ ሕስድና መንፈስ ከይ ህልውዎ.ብፍላይ ደቀንስትዮ.
@@sabasabina5346 ኣንቲ ሓፍተይ ኣነ ይፈትዎ እየ ደኣ በሊ እንበር why ግዲን ዘይትፈትዎዎ ኣይትበሊ ሰብ ነናቱ ትዕዝብቲ እዩ ዘለዉ ፍናን ካብቲ ዘጽልኦ ነጥብታት
1 ርኣዩለይ ስምዑለይ ይፈቱ ኾይኑ
2 ዘረባ የብዝሕ ኾይኑ ከምዘን ሓሜን ኣንስቲ ኾይኑ
3 ካብ ሕሉፉ ዘይምሃር privit ሂወቱ ዘይዕቕብ ኾይኑ ነዛ ጎል ክፍትዋ ከፍቕራ ይኽእል እዩ ፍቕሪ ብዓይኒ ጠማትዩ እዩ ንሱ ስለ ዘፍቀራ ግን ዘይናታ እና ሃበ ቕርጻኖ ማልኽዓዶ ክትብል ከሎ ይፈኮስ ኣሎ ጸቢቃ ከፊኣ ወሓላ ኮይና ኣይኮይና ንዓናስ ታይ ይምልኸተና? ሕጂ እቲ ሕስድና ዝብልክዩ ሓስድናዩ ዘይኮይና ስለ ነፍቕሮ ከምቲ ቕርምኡ እቲ ባህሪኡ ትብዕ ክብል ኢና ንምዕዶ ዘለና ሲሱ ኾይኑ ኣሎ ማዓድዩ።
Dawit hawey Abiy Seb ❤❤❤🙏🙏🙏
ክርእዪ ከለኩ ብጣዕሚ ቅጭ ስለ ዝመጸኒ ንዓካ እየ ክጽበ ጸኒሐ ጽሙቅ አቢልካ ክትነግረኒ
ድንግልና ብምውዳስ ይምለስ እዩ ኢሉ ዩ ዝኮን ምሓርዎ ወላሂ ዳዊት ግደፍ ግደፍ ግደፍ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
😂😂😂
እንቃዕ ሓጎሰና ዳዋ ሓወይ ብሓንሳብ ሓሪቅና ኣለና 😩😩😩
Dawiteyy shekor terebishena eko❤️
Omg 😂Dawit scikor u make ma day
ኣቱም ናይ ኣዲስ hanger በጃኹም ne telephonu ዘይኮንኩም ንዕኡ እባ hang ገበሩልና
ከምኡ ኖ ሓዉና ምኾኑባ ኣይንርስዕ ግደፎ ይሕርቀና ደሓን😂
😂😂😂😂
ኣነ ነሽነሽ መራየ ዘድንቆ ተመርዕዩ ቃልኪዳን ጌሩ ክንሱ ብዛዕባ ሰበይቱ ይኹን ዝኾነ ብዛዕባ privit ሂወቱ ኣይዛረብን እዩ ኣዲስ ይገይሽ እዩ ግን ርኣዩለይ ስምዑለይ ከይበለ ተሰቲሩ ስርሑ ጌሩ እዩ ዝመጽእ ስለዚ ፍኒቲ ሓቢብቲ ካብ ነሽነሽ ተማሃር ማሚ ክትብል የማነይቲ እዚኒና ሎኪትካያ ግደፍ እባ እታሓንቲ እዝኒና ክንጥቀመላ
ሰክት እስተ ላሓስሓስ ኣይ ትበል ፍቱሕ እንዱዩ 😂😂
@EjdjjIxfn ቀዳማይ ነገር ኣይትጻረፍ ንስካ ዲካ እታ ሰበይቱ? ካልኣይ ነገር ፍትሕ ብኡ ኣይተጀመረን ሰብ ጥዕምዎ ይንብር ኣይጥዓሞን ይፈላለ ይኹን እንበር እንተዝደልዩ ብዛዕባ መርዕኡ ሕጽኖትዶ ርኣዩኒ ኣዲስ ይገሽ ኣለኩዶ ገለዶ ኣይበለን ሓንቲ መዓልቲ ዉን ትኩን እታ ፈትሕዋ ትብሎ ዘለካ ሰበይቱ post ክብላ ወይ ክዛረበላ ሰሚዓ ኣይፈልጥን ተመርዕዪም ስቕ ኣይብሉ ተፋቲሖም ስቕ ኣይብሉ ከም ባዓል ፍናንከ ታይ ይብሃሉ? እቲ ናይ ፖከቲካ ጽልእኩም ኣብ ዘይከዉን ኣይተዉጽእዎ ንኒሽነሽ ብዓይኒ ፖለቲካ ትጸልኦ ትከዉን ምርጫካ እዩ ኣብ privit ሂወቲ ግን ከምኡ ዓቃባዊ የለን።
Sqbel gexie nesh nesh entay amxo nesh nesh haswe
ሰብ ጽዉዕ ተብልኩስ ንሽነሽ መንከሽከሽ
😂😂😂😂
ደንጊካና የኣክ ከይሰማዕኩካ ኮመንት ይጽሕፍ ኣለኩ😂😂😂😂
Daweta you are amazing thanks my haro erterawe god bless to you 🇪🇷 my haro 🇪🇷 erterawe happy new year 🎉 😂😂😂😂😂😂Daweta yes you are he is made
Kexleaka ezi wedi sebeytay 😢😢😢
እንኳዕ ከማን እዛ ጓል ፅብቅቲ ዘይኮነት እዛ ናይ ቻይና ፅላም ደርሆ ትመስልስ ርእስና ሓሚምና በዚ ኣታ በጃኩም ኣዋፅእና ነወግዶ 😂😂
😂😂😂😂😂
አነ ከማን ስቅ ኢለስ ንሱ ዝተዛረቦስ አነ ይሓፍር 😂😂😂😂😂
Kkkkkkk ane wela
Eway ta natey wala ane kkkkkkkkkkk hfirrrrfiiiirrrr
ኸምዚ ወዲ ጌረ ዝጸልኦ ሰብ የለን... ጨው ዘይብሉ ካብ ኣዘራርብኡ ጀሚርካ...
Fnan nay original gedifka nfua menasy eyu
ይይይ ውርዝይ ምባል ትሕት ምባል የድልየካ አሎ ፍናን ረአይኒ ረአይኒ
ኣታ ዳዊት ሓወይ ንጥዕናካ ክትብል ኣይትጉሀ በጃካ ንደልየካ አና ንሕና የሕዋትካ❤❤❤🎉🎉🎉
Please part 2
ናይ ብሓቂ ዳዊታ ተረብሽና በዚ ሰበይታይ እዚ😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
Dawit hawey 100%
ፈለማየይ ኮኒኒ ኮሞንት ጺሕፈ ዳዊት ዓርከይ ብሳሓቅ ዛኣክል ብንብዓት ገጸይ ተሓጺበ
እዋይ ሰብ አይፀላአካ እንታ ማዓቱ እዩ😢😢😢😢
ዕልቅልቅ የምፅአልካ ክንደይ ማርያምን ኢልካ ማሕላታት እንታይ አምፅኦ ዳዊት እቲ ዘረባ ፈቲካዮ አለኻ ኣባይካ ሀፅ ይበል በስም ኣብ በል ቦእ
😂😂😂😂😂😂 ሽለት ዝኮነ ሰብ
Dawita Hadshhh kterryyena Tesfa Ngbrrr Divooo
ዴቭ ነብሲ ከልዮ ጥራይ ብሂወታ ዝተነጸየት ደርሆ ኣምሲላ ክትክልዮ አያ
ዴቭ 🤣🤣🤣
🎉🎉🎉
ደስ ዝብል ናይ ሓንኳላት ሰልፊ ጋቢዝካና 😂😂😂
ቁሩብ ምስ ሸረበ ከኣ ናይ መን ተስካር እዩ ክብላ እዩ ማእሙን
ጸብሒ ዝኮነ ሰብ
😅😅😅😅
መዓስ ከ ደኣ ተዓሊማ ኣምሓረይቲ ዘይኮነትን😂😂😂😂😂
በጃኩም ኣርሕቅዎ ገጹ ትርሓቅ ቀርናዕ😢😢😢
በጃኹም እዚ ወዲ ኣጥፍኡልና ፎእ እናት እናት😂 እዋይይ ኣታ ጎፈንድሚ ክፈቱለይ ወላ ኣነ ክዕወተሉ
ኣነ እሞ ኸኣ ድምጹ ክሰምዕ ከለኹ እዩ ደመይ ዝፈልሓኒ ልሕቲት ሰፍኢ ዝኾነ ወዲ ኣብ ዘይ ኦርጅናል ኦርጅናል ይብል ይዓኸ ፎእ ዘይስተር እዩ ግን thanks kea dawitom for u make me laugh😂
Eway entay eyu gerkum segab kendezi ezias hsedena eya
@devorajossi4909 ኣይትጋገዪ እንታይ ክንሕስደሉ ኢና'ሞ ነዚ ምትሩስ ብዝሓለፍናዮ እንዳጸነሐ ሰላም ከሊእናስ ደስ ኢልኪ ማለት ድዩ🙄😂
TWDI you are so Fany man I like you make me lagf thnkes bro my Ng
ብጃኹም ኣብ ኣዲስ ዘለኹም ፀበል የሕፅብዋ😢😂😂😂😂😂😂
😂😂😂😂😂
😂😂😂😂😂 tsh tray terifwo @@yors-n4l
Dawitey shkor mara ika tekyfeni ❤❤❤❤fenan jana ka wedy gedefena edo orjnalka hizeka tfelna😅
ሓሽር አንጽፍካ ክትሰግድ ቁሩብ ተሪፍካ Dawita yaho😂😂
Fanan smarta boy femuse habsha ❤❤❤❤❤
ለዋሲ ላፋ እውይ በስመኣም ያ ምስዚኦም ኣወዳት ንቁጸር😢😢
ኣይትቆጣዕ😅
You are very funny I was wating for you form last week your reaction what you going to say about him you kill me 😂😂😂😂😂
ኣንታ እዚ ወዲ ሰብ የብሉን ድዩ ኣነ ሓሚሙ ከይከውን ማይጮሎት የድልዮ ኣሎ ኣፊኪስና ነታ ጓል ከኣ ኣብ ጸገም የእትዋ ኣሎ🙏🏿
Tirgina Aytikieilin dia wela Kabzom Gorebetna Eiya
AMHARICO eya@@fioritesfay
@@fioritesfaytigraweyti iya
ማርያምን እንኮዕ ዙሳሓቅ ዘይሓለፈኒ😂😂😂😂
ደቨይ መሕለፊ ሲእና እኮ እበይ ኢና ንፍሮጆ 😂😂
ኣነስ ኣብ ክንድኦም እንበር ብሕፍረት ክመውት ደልየ 'ታ😂😂😂
Davo hawey qosile mber kkkk u made my evening 😂😂😂
"Kah zeytbl keyah yiblu adna" zeyfteweka wedi 😖
9:37 🤣🤣🤣🤣
ዳዊት ግደፍ ቡኩሉ ጠፊኢለይ እና በልኩስ በዚ ካኣ ኣምጺካለይ😂😂😂😂
ያ ዳዊታ መደብ ከይሳዕረረ ተቋጻርሉና ደቂ ህዝቢ
ፍናን... ዓቢ... ቆልዓ... መጨበጢ... ዘይብሉ... ሓንሳብ ይሽቅ, ሓንሳብ ይበኪ 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
Dawit lebam menesey kab edmeka ni laeli eyu aemuroka bless u!
Dawite dongika yixebika xenihe akli gerka kamane 😂😂😂😅😅naye finini 😅😅😂ba rebishona oko 😢😢😢😂😂❤❤❤❤intay ilka kitixenih kisab zidewelel ka dive 😂😂😂
ፍናን ፍናን ዕረፍቲ እባ ሃበና
Nay addis baeley ketfalkum ye bhaqi 🤝 😂😂😂😂😂😂
❤❤❤❤❤dawet hawey Thanks ashkaen kkkkkkkkkk ❤❤❤❤
ኣይ ዳዊት😂 ግደፍ ንስካ እውን ሮማን ኣልሻ😅😅😅😅😅
ከም ሎሚ ስሒቀ ኣይፈልጥን 😂😂ዳዊት ኣይስኣን ድኣ ንስኻስ ❤አንተ ናይ ፍናን ግን ገለ ክግበር ኣለዎ ሁከት 😂😂😂😂
ኣንታ እወ ኣፍቂረያ ምልሕ ኢለላ ካኣ ይብል ልሕቲት ጥሙዙሕ😅😅😅😅😅
Lhitsun kulatna❤ abey eyouke rekibwa menaytmetso menaymetsa metseto❤
ካብዚ ናይ ጎንደር ጌራትሉ ከይትከውን ክንድዚ ሃተፍተፍ ኣብ ክንድኡ እኮ ሓፊረ 😂😂
ክክክክክክክክክ😂😂😂
ሚሽቲ ዓይነት እዩ ምሰኡ እተተቕመጥ ሚዛኑ ምፈለጠቶ እሞ ጽኒሐ ምሰጎጎቶ , ስብእነትካን ፍቕርካን ዝፍለጥ ብሐደ ምስትቕመጥ እዩ,ምሽ ብመገሻ ልክስክስ ጠባዩን ይግምግም።
ከምዚ ዓይነት ጥርሑ ርእሲ ታኒካ ርኤ አይፈልጥን ።ምናልባት
ገለ ንጀርመን ክወስዳ ደልያ ከይትከውን እቶም ደላሎ አልጊቦሙሉ!
ብጣዕሚ ዘጽልአካ እንዳመሻጢት ከይዱ ኒን ወዳሴ& ጽፍሪ አዝማልቶ ይለክይ ነዴኡ ሺት።
ምስተጠቀመትሉ ባይ ክትብሎ እያ።