Anea nmejemerta guza yea zsemo zeleku n mengsti aykonen zneqf zelo bzaba naymabel genzeb zwatsei dewibel nzbelu zelo shegr TV Eri garu Example amtsiu bzaba Embassy Eritrea 🇪🇷 ab dega gagatat knger kelo attenkfu nzblu u zmlshelom zelo videos garu ewaei naymstwal arhiqa mhsab yedlanalo n mengstna serawitna nhagz bgenzeb bkdawnti b ztefelaleyea knhgz moralising hlinawin gdata alena nmntay u ztewatsea zqaretse ezi hsdna u 150,000 betsiha tetew eila nmntay ?
entay eu geru ne hagerka yehlifka aythab ember gudlet alo mebal xegem alwo du ezom teqawomti haqom keykonu aytrfen eu bezi tekdwo zelkum neskum feshulat eikum eti shim hezbwi genber gn ne wanatatu gedfulu seb aytchknwo please
Solo media ሐሳብካ ርኩስ ሰብ ኢካ unconstitutional political power by corruption in the 21 Century the Eritrean people 50% in diaspora refugees after the Eritrean independent all the problems totalitarian government Isayas Afewerki
One ☝️ Eritrea 🇪🇷 Forever! Eritrea 🇪🇷 First ! Eritrea 🇪🇷 for Eritreans! Eritrea 🇪🇷 prevails! Proud to be Eritrean 🇪🇷! 🌹🇪🇷💕🌹💕🌹💕🌹💕🌹✊✊
እሞ ከድካ ሓግዝ
እቲ ፀገም ናይ መንግስቲ አይኮነን እታ ሐገር አብ ማዕቀብ እያ ዘላ እሞ እዚ ክንግብዘብ አለና ::
Anea nmejemerta guza yea zsemo zeleku n mengsti aykonen zneqf zelo bzaba naymabel genzeb zwatsei dewibel nzbelu zelo shegr TV Eri garu Example amtsiu bzaba Embassy Eritrea 🇪🇷 ab dega gagatat knger kelo attenkfu nzblu u zmlshelom zelo videos garu ewaei naymstwal arhiqa mhsab yedlanalo n mengstna serawitna nhagz bgenzeb bkdawnti b ztefelaleyea knhgz moralising hlinawin gdata alena nmntay u ztewatsea zqaretse ezi hsdna u 150,000 betsiha tetew eila nmntay ?
Please brother zikone ዕላማ keyhiliweka on your back for now is very good and neutral .
ንዓ ዝሓወይ ንኹሉ ኣልማማ ትሃርም ኣለኻ ኤምባሲ ኩሉ ጌገኛ ክትብል ከለኻ ዝገርም ኢዩ ፈሊኻ እንተሃረምካ ግን ጽቡቕ ኢዩ ወድሓንካ
እንታይ ክፈልዩ እዚኦም ካብዛ ኣፍንጭኦም ሓሊፎም ክርእዩ ዘይክእሉ እዮም, mass media ስለዘለዎም ዓፈርፈር ይብሉልና አለዉ
Tsen elka smayo zerzirulalo naymrdaei keletn entau elka sgab mewedata nay msmaei keilet netri kab teqedadimna attack kab mgbar
@@tsegayteweldebrhan9499kab tserfi trebha yelen tsenla smayo zerzirulka alo even Embassytat
Awet, thanks 🙏 brother for all you do! Keep up the amazing job! 👋👏🙏🌹🇪🇷💕🌹💕🌹💕🌹💕🌹💕✊✊
Abzi media zelekhum kulukhum ebudat mada hager eikhum hizibi yeblkum sebawenet funfunat reshat amlkhe yetifikum
ቻናላቶም ገዲፍናሎም ንህደም ከብዚአቶም ሕሙማት
አረ ይቱበሮቾ ምን እየሆናቹ ነው ያላቹት መንግስት እራሱ ችግር እንዳለ ተናግሯል ኤርትራ በምን ችግር ውስጥ እያለፈች እንዳለ ማንም የሚያውቀው ነው ስለዚህ መንግስት ያድርግልን ሳይሆን እኛ ምን እንዳርግላት ለሀገራችን ማለት ነው የሚገባን
ይገርማሉ!! ምንም ጤና የላቸዉም እዉነተኛ ለኤርትራ ያሰቡ መስለው ይቀርቡና አንድ ዘመዳቸው ወይም የአከባቢያቸው ሰው ከተነካ እንደዚህ በውስጣቸው ያለዉ ቆሻሻ ገንፍሎ ሲወጣ ይታያል
Betkkl esu new yemasfelgew gn hzbu erasu yeayerasun budn you endat new 1 sayhonu mengstn merdat yemichalew tleq tyaqa new yehonebgne
Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
ዓወት!! ጽቡቕ ኣቀራርባ :: ኣብሞንጎ ዘረባ ሰሓቕ ኣይተእቱ :: ዶው ኣብሎ :: መቐረት የብሉን :: ሰሓቕ ግዜ አሎዎ ::
መባልዕትና ሐድሽ ዓመት ሩሑስ ልደተ ክርስቶስ ይግበረልካ ዓወት ሐወይ መንግስቲ ሕጊ የዉጽእ ህዝቢ ክታሐባበር ክሕግዝ አለዎ መንግስቲ ቤኑ ክዓሞ ይኸብድ እሞኩላትና ነብስና ፈቲና ጥራይ ዘረባ መልሐስዓጽሚ የብላን
ጸገም ናይ ኤሌክትሪክ ናይ ጋዝ ናብ ኤሬትራ ጥራይ አይኮነትን ናይ ሙሉእ አፍሪቃ እዩ እንካይ ዶ ኤሬትራስ ገባቲት ኢትዮጵያ ሙሉእ ኤሌትሪክ የብላን እሞ ነቲ መንግስቲ ደይንሕግዞ ኢደይ ኢድካ ኢልና ሃገርና ንሐግዝ ንህነጽ ገበርቲ ድአበር ተዛረብቲ አይንኹን ኢሂን ሚሂን ንበል ❤ኤረትራዉነት ኩቡር ማንነት❤❤❤
ካብ ኣብዚ ጉድለት ምጽብጻብ ንምንታይ ሃዲምካ ዘይጻዓርካ ኣቡኡ ኮንካ
ኣብዚ ኮንካኸ
ትነቅፍን ጉድለት ትጽብጽብን ጥራይ ድካ እንታይ እዩ ኣበርክቶኻ
ኣብ ኩሉ ወፈያታትን ሓገዝን ኣለካዶ
😢
ዝኸበርካ ሓውና ዓወት፡ ቅድሚ ኩሉ ሩሑስ ኣውደኣመትን ሓድሽ ዓመትን እንዳ በልኩ, መጀመርታ እቲ ዜጋ ክገብሮ ዝግብኦ ትርዳእ ኢኻ ትመስል፡ ብዙሕ ውን ሓቅነት ዝሓዘ ኣለዎ፡ ብዝኾነ ንጸገማትና ንኽንፈትሕ መጀመርታ ኩልና ነዛ ሓንቲ ሃገር ክንሓስብ ኣለና። ብድሕሪኡ ብዛዕባ ድሕነት ሃገር ሒዙ ዘሎ ሕማቕን ጽቡቕን ክንዛረብ ኢየ ዝብል። ኣብ ኤምባሲ ከኣ ጸገማት የለን ኣይኮንኩን ዝብል ዘለኹ፡ እዚ ግን ኣብ ደገዝግበር ዘሎ መንግስቲ ከኣ ዘይ ኢዱ ዝረክብ ዘሎ ምዃኑ ኢዩ። ነዚ ከኣ ብሓድ ድምጺ ክሰርሕ ከምዘለዎ ንቃለስ፡ዘለኣለማዊ ዝኽሪ ንስዉኣትና, ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ!
ሰላም ዓወት ርሑስ በዓል ልደትን ሓድሽ ዓመትን ይግበረልና።እግዝኣብሄር ኣምላኽና ኤርትራ ሃገርና ይባርኽ።መንግስቲ ኤርትራ ሃገርና ዝካኣሎ ይገበር።
Behaki
Thanks brother ❤
@@abrahamtesfay3097bhaqi lebamat eikum tsinlkum semikum tmlshul abzi zelekum klukum btami yemesgnekum bzuhat kdhlwo tserfi trayom meliomo arhika nay mhsab kilet knetri ygban u❤ zelalemawi kbrn mogesn nsematat Eritrea 🇪🇷 awet nhafashe 🇪🇷 ❤
መንግስቲ ኤርትራ' ክትብል ከቢድካ bro why?
ጸገም ህዝብናን ሃገርናን ኣብዚ ማስ ሜድያ ኮይንካ ኣይኮነን ዝዝረብን ዝልፊለፊን
Bzaba ab dege zsrah zelo u zzareb zelo bzaba wsheti hager aykonen arhiqka hsebmo temeliska smayo entay kbl deliu?
ኤርትራ ንወፍሪ ምችእቲ ኣይኮነትን፡ ምባሉ ዓቢ ጌጋ ኢዩ፡ ሕጽረት ከምዘሎ ክነግረና ከኣ መን ኮይኑ ኤርትራውያን ኢና ከምኡ ።
ስቡሕ ብዕራይ ንሃገርካ እንታይ ኣብርኪትካ ክንድዚ ትዓፍርብ
ምዝራብ ኣይኮንን ጸገም ግን ንህዝብኻ ንሃገርካ ከኣ ሓግዝ
Game over qondaf junta
እቲ ዋና ነገር እንድሕር እቲ መንግስቲ ዝአክል ባጀት አለዎ እወ ንህዝቢ ዘድሊ አገልግሎት ከቅርብሉ ሐላፍነቱ እዩ እንድሕር ዝአክል ባጀት ዘይብሉ ግን ስረኻ ብኽሳድካ እንተዘይአውጻኻያ አይትብሎን ኢኻ ናይ ዓያሹ ዘረባ እዩ።
ዝገርሙ እዮም እዚአቶምሲ,
ጸገም ደገ ኣይተውጽእዎ ኣይኮነን ትሕቶ ማዕበል ከ ንመን እዩ እቲ ጸገም ክነግሮ ኩልና ንፈልጦ እንዲና ሕጂ ከኣ ዋሓጥዮ ተብልክዋስ ትጎስሞ ኣይትግበሮ ብሰንኪ ማዕበል ምዝራቡ ብዙሕ ሰብ ተናቃኒቁ ስለምንታ ዩ ህዝቢ ዘናዕብ ዘረባ ምዝራብ? ምዕባለ ሃገሩ ዘይደሊ ማንም ኤርትራዊ የለን ሕጂ ድማ ከመይ ገርና ጸገም ሃገርና ንፈትሕ ምዝራብ ሰብን እዝግን ዝፈትዎ ዘረባ እዩ ተዘይ ኮይኑ ግን መብልዒ ዩቱብኩም ኢልኩም ሰብ ኣይተዋቅዑ ሰብ ውን ብዙሕ ስክፍታ ከምዘለዎ ተረድኡ በብ ኣፍካ ድሃበካ ምዝራብ ግን ነውሪ።
Namen ikum kitnegruwo eti xegem
No esu zbl zelo mabel zewatso slemntay dew ybel tebahilu shegr yelen tblusi slemntay u zbl zelo nredayo
@@teweldehabtu9746Tewelde kemzmesleni zbl zelo aqmna zefqedo newatsi bqereba ab TV Eri zwetsea nhagz nmengstna u zbehal zelo bzaba eza naytseratwn machinery fokesti nezan adatatn gezina entensedelen kab mokester mhageznayen do slemntay nsenay zeyntseir ❤ zelalemawi kbrn mogesn nsematat Eritrea 🇪🇷 awet nhafashe 🇪🇷
ሓወይ ህድእ በል ። ካብዝተጸበኻዮ ኣይነውሓካንዩ።ቁሩብ ቁሩብ ።
እንታይ እዩ ክጽበ ክቡረይ ንሱ መስዋእቲ ፈሪሑ ካወጸ ይንገስ ዘገልገለ ኣበይ ጸኒሑ ሕጂ ቲሕቲ ቅርጺ የብላንዶ ዓለቕቲ ኢኹም ዶ ኢልካ ዘረባጽቡቅ ኣይኮነን
@@ዳህላክደሴት-ሠ3ዸnskakea ferititka dika metsika mejemrta ab aynka zelo gefel attributes hasewti leqabt
Gobez hweta hakimzrab btahmisbuk hiyu❤️❤️🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏💪💪💪
ሀለው አንቱም የሕዋተይ እንታይ ኢኹም ኬንኩም ትርብሹና እቲ አብሀገርዘሎ ክሉ ኪኢልዎ ይከይድ አሎ በጃኹም መሐሩና
ናይ you tube ነጋዶ እዮም እዚአቶም ንህዝቢ ዝሓለዩ ይመስሉ ከአ አብዚ ወርዘይዘይ ክብሉ ከለዉ
Slemntay eikum senay zeytfetwu slemntay n hzbi zkewn tmhrti nksrah nay tsrat machinery nkgzaei zeynetebabei kab nwerazey tehabina nsom getsom kefitom zmeslom yzarebulewu slemntay u mabel attached zgberzelo mengstina mhgaz entau etihatatu btaeimu zgermeni
ክቡር ሓው ኣዝዩ ጽቡቕ ትሕዝቶ ኣምጺኻ።
ንምንታይ ኢዮም እዞም ሓሰኻ ደምበ ዕግርግር ዝገብሩ ዘለዉ። ማዕበል ንክዝልፍዎን ጨርቂን ክገብርዎ ዓቕሞም ስለዝኾን ዲዩ። ኢሰያስ ተምቤናይ ብወግዒ ኢልኩም ካብ ኣፉ ባዕሉ ወጽዩ። ማዕበል ዲዩ ኣውጺእዎ። ባጽዕ ሉል ባሕሪ ይብልዋ ሉል ዲያ፡...ኢልዎም እዚ ተምቤናይ።
ወፍሪ ከይገብሩ ውሕስነት የብሎምን፡ ፈሊጡ ኣባሪርዎም ሃገርና ከይሓልፈላ ሓኒቑ ሒዝዋ። Economic freedom እንተዘየለ በየን ክትብገስ። ክሳብ ጁባ ከይዱ ንኣውፈርቲ ኣኪቡ እተዉ ዓድኹም ኢልዎም ነቶም ገንዘቦም ዝተዘረፉ። ንሶም ድማ ውሕስነት የብልናን ኢሎሞ። እዚ ህዝቢ ተምቤናይ ምስ ከደ የራኽበና። ተምቤናይ ስእሊ ናይ ጽባሕ ኤርትራ ንገሃነም እሳት ክንሰደልካ ኢና ክትሪኣ። ንመሬት ምለሰኒ ዳግማይ ከፍርሳ ምባል የለን።
እዘን ኣረገውቲ ግደፍወን ደሓን ኩሉ ሸይንለን ዝኸደ ጠስጢሰን ኢየን።
መዓስ ጠፊእዎ ኮይኑ እዚ ህዝቢ ግን ኣምሰሉታት ኮይኖም እምበር። ዕጥቃ ደርቢያዶ ኣይኮነትን ሃዲማ ተሰዊራ ትነብር ዘላ። ኣብ ውሽጢ ኮንኩም ዘይሓገዝኩማ ሃገርኩም ብማዕዶ ኣይከውንን ኢዩ። ካብ ዓይኒ ዝረሓቐ ካብ ልቢ ዝረሓቐ ኢዩ።
ምትሩሳት ዘዘርከበ ክጻወተልኩም።
ዶር ኣብዪ ካብ ሊብያ ኮነ ሱዳን ኮነ ግብጺ ኮነ ሱዕዲ እሱራቱ ኣፍቲሑ ብናይ ሃገሮም ነፋሪት ጌሩ ኤርትራውያን ከይተረፈ ተማሊኡዶ ኣይኮነን።
እዚኣ ኣንጭዋ ኢሰያስ ዘርአ ካብ ጉድጓድ ወጽያ ዘይትፈልጥ። ክርትም ኣብልዎ እዚ ዘይተዳቐለ ህበይ። ጋላ ዝመስል ጻዕዳ ሕዝ በልዎ ዓሌቱ ክመሓየሽ እዚ ባርያ።
ኣትይዋ ኣይፈልጥን ኢዩ እዛ ሃገር ኩቦ ደርብይላ ኢዩ።
ብጣዕሚ ደስ ዝብል አቃርርባ ኢዩ ዓዊታ
ንመንግስቲ ይኮን ንናቱ ማሓውራት ጌጋ አብ ዝገብርሉ ምንቃፍ አገዳሲ ኢዩ
Enitay ekum tikonu zelekum buzuh hzbi dazelefikum lewti delika mizilaf tsbuk aykonen nimen tinegiriwo shigir hzbi Eritrea kulukum zifeltekum yelen newiramat
you Right 👍
Merhabai Amen Ahbiro Wedi Erey😍🌹🕯🇪🇷❤🌵🌵🌵🎶🎻🛐🛐
Aregawe HALAY AJEWJEW zebel nay godebo segem zelewo seb eyu. I am sure you are too
Eseka kakito eka. Amselo.
ጉሩብ????????????
ንኸምዚ ኸማኻ ዝኣመሰሉ ኣብ ስክሪን መጺኻ ምልፍላፍ ቀሊል እዩ ዩትበራት ኢና በሃልቲ መዕነውቲ ንስኻኽኣ ለባሜ ብሃሊ
Absolutely true!!
Ayttsarefi aqimu ygebralo
ርሑስ ልደት ይግረልና❤❤❤❤❤
Resah borko
ኣታ ጽቡቕ ወዲ እንታ ድኣኮንካ
You right bro
ማዕበል ዘቃልዖ ነገር የለን ቆራሪጽካ ዘረባ ምቕራብ ኣይግደን እቲ ናይ ውሽጥኻ ኣጀንዳ ይግንፍለካ ኣሎ እሞ ኣስተብህለሉ :
ዓለቕቲ ንህዝቢ መንግስቲ የብልናን ::
ግን ግዜ ዘይቀልዖ ሓቒ የለን እሞ ኤርትራዊ ኤርትራዊ እዩ ዝመሰል ::
Ata kenday hateftaf ketble eaka hataf
ናይባሐቒ ዛሐብተይ ኤለትረክ ትሕቲ ቅርጺ ማይ መን እዩ ክገብረልኩም ትጽበዩ ዘለኹም ካብ ከናለ መጺኡ ክሰርሐልኩም ዲኹም ትደልዩ ዘለኹም ጠሰጥስ መትከል ዘይብሎም ውሕዳት ኤሪትራውያን
Ata hasawi lewti lewti aytebel
Lewti kabaka gemer
Abzi kof ilkas aba lewti gexkum tlewet reshat husurat
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጸቡቕ አለኻ ዝሐወይ ኢምባሲትና ሕማቕ ኢና ዘለና::
መንግስትና ምቅይያር ክገብረሎም ጥራይ ኢና ንጽበ ::
Amen nukulna kubur hawna. hawet ❤️❤️🙏🙏
Titl. 🇪🇷👌🇪🇷👌⭐️
ንዩቱብ መእረዪ ገንዘብ ክኾኑኮም ብሃገርናን መንግስትናን ኣይትዋራዘዩ ንዝተባሃለ ኣይትድገሙ ከም ባባጋሎ ኣቃልዑልና ዝበለኩም ውን የለን ሕማም ርእሲ ኣይትኹኑና::
አየወ ሓቂ ብሓቂ
“ሕማም ርእሲ አይትኹኑና”
Tserea hagern hzbn meniki nski naynebski gberi mstom group kidi adakri hasawit leqbat erea timuki mshe betsebtseki steyo ahh Egzabhar amlak mesta Eritreawi yewrdelki fooe beja mengsti Eritrea 🇪🇷 tfei hasawit
@@tsegayteweldebrhan9499game over President Isaias Afewerki hagerea Eritrea 🇪🇷 merahi keysemiu zetaqiu bzhatom elukumalo slezi kemseb zhasbekum tsebebti Eritrea 🇪🇷 n Eritreawiyan b Eritreawiyan yea halefa zelekum yelen nkuluseb maeirea yea tbtseiho
ዓወት ሓዉና ዓድና ጽቡቕ ኣሎ ማለት ህዝብና ኣይተሸገረን ማለት ኣይኮነን ስለዝኾነ እንዲና መንግስትና ኣብዝኣዘዘ ግዜ ጻዊት ኣኽቢርና ቀዳምነት ንስራዕ ንሕና ሃገራዉያን🇪🇷🕌❤️⛪️🇪🇷
ግን እቲ ህዝቢ ነንሕድሕዱ ሰላም ዘለዎ ሃገርና ጸጥተኣ ተዋሒሱ ክንርእይ እንከለና ጽቡቕ ኣላ ክንብል ኣለና።
ኢትዮጵያን ኤርትራን እንተኣወዳዲርና ኩለን ድኻታት ህዝቢ ዝወነና እየን ግን ሰላም ኣብ ሃገርና 100% እዩ።
ኩቡር ጀነራል ፊሊጶስ ዘርዚርዎ ኣሎ ሽግር ህዝብና ግን ሰላም ኣለዋ ኤርትራ ኣብ ዉሽጣ። ብኸምዚ መንገዲ ተረድኣዬ።
ሃገር አለዋ የብላን ክትብሉ ስሩሑላ አብ ሳሎን ኮንኩም ብሕዝብን በሃገርን አይትጻወቱ ሓሰውቲ
ዓወት ሓዉና ብሩኽ ኣዉደኣመት🌿❤️
ዓወት ሓዉና ብዛዕባ ሃገርናን ህዝብናን ንፈልጥን ይርድኣናን እዩ። ግን ኩሉ ለዉጢ ቀስ ኢሉ እዩ ዝመጽእ።
ኣብ ኤርትራ ብዙሕ ነገር ይዕረይ ኣሎ። ምስ ራሻን ቻይናን ምትሕግጋዝ ንገዛእ ርእሱ መንገዲ ለዉጢ እዩ።
ኣብ ደቀምሓረ ጸሓያዊ ጽዓት 50 ሚልዬን ዝዉድእ ይስራሕ ኣሎ።
ንሕና ኣብዚ ኮይና ብመንግስቲ ክንጥቁ ወይ ከነነኣእስ ክእለት የብልናን።
መንግስቲ ድማ ከም ፊልም ካርቶን ኮይኑ ይስራሕ ማና ኮፍ ኢልካ ምጽባይ እዩ።
ኩሉ ክሓልፍ እዩ ዓቕሊ ጥራይ።
ዓወትን ሰላምን ንህዝቢ ኤረና
🌿🇪🇷🌿🌻⛪️❤️🕌🌻🌿🇪🇷🌿
Yeqenalna des zbl zehogsn zana ❤Awet zblzelo slemntau mabel zjemero gosgas dewilu ztewatsea ab degea zelo yhagz u zbehal zelo
@@jesusking3536ሓቅኻ ዘተወጸዔ ህዝቢ ክሕገዝ ጉቡእ እዩ ግን ኣሰራርሓ መንግስትና እንተተኸቲልና ኢድን ጓንትን ኮይና ክንሰርሕ ኢና። መንግስትና ቀዳምነታት ማእከል ጥዕናን ቤት ትምህርትን ሰሪዕዎ እዩ ግን ነቶም ሰበኸ ሳግም ማዕበል ዝተዛረበሎም ሰናይ ሓሳብ እዩ ግን ሓላፍነት ወሲዱ መንግስቲ መማህራን ጌርሎም እዩ ክሳብ ቦቶኦም ኣብሓደ ዝኸዉን።
እቲ ካልእ ድማ ቀዳምነት ዝዉዳእ ስለዘሎ ፋሕ ንኸይብል እቲ ፕሮጄክትታት ንኽንሕግዝ ብዓቕሊ መንግስታዊ ፍቓድ ክንጽበይ ኢና።
ኤርትራ ብኤርትራዉያን እያ ትህነጽን ትምዕርግን እቲ ቀዳምነት ሕጂ እታ ናይ ካንሰር ዓባይ ማሽን ክትኣትዉ ኣለዋ።
ቀጺለን ንኣሽቱ ናይ ማህጸን ማሽናት ኣለዋ።
ኤረና ቀሪባ እያ ክትዕምብበልና ኣጆና ጥራይ🇪🇷❤🇪🇷🎉🎉🎉🇪🇷🎉🎉🎉🇪🇷❤🇪🇷
ገጋ ተሊኡ ንማንም መንግስታዊ ነቀፈታ አድላይ አዩ ገጋ አንዳራካ ሱቅ ምባል ዐይኒ አዝኒ የብልካን ማለት አዩ
Haqqqi Anbesa warow Ade Ertrea
ጋህታፍ ተዛሪብካምእንታይ ተምጽኦ ፍታሕሀሊካዮ ጀለግፍ
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️💪👍
Mshknay adka zeytkeyd,mukuwan'ko adka abey mukwanu aytfeltin ika'ber zena dea shigr allo zeykone shigr yelon iyu zena. Shigr allo'we men iluka shigr yelon gin bikemey mxiuna izi shgr nfelto slezi zereba wey mzngai zey kone bkemey nmkto oyu itti hito,kemaka wedi kemaka gin ab senatim miray tray tewaferu. Atti kidi kidi shtaraki dewri diya zbelet gual shuk. Tray yekemiyena kinreee ina.
Bnebska hwtatya eka, entay elka tisebk wn aytegenazbn eka zeleka. Hamayi eka koynka zeleka, haki zbhal kia aytifeltin eka. Hwtatya do kibleka goduf
ኣየ ለባም እየ በሃሊ ካብ ጉልባቦም ዝቀልዑስ ጉልባብኩም ዘይቀላዕኩም ከፊእኩምና
ጉድ የብልናን ሃገርና ካብ መግዛእቲ ኣብ እገዳ ዛኣተውት
ሃገር እያ
ሱዳን ነርና ንፈልጦ ኢና
ሱዕዲ እውን ክሳብ እዝን ዳሕረዋት ስላሳ ዕመት ከመይ ነራ
አሪትራ ኣፍሪቃ እያ
ኣይሓመምናን
ሕሙም፡ንስካ ኢካ
መንግስቲ ዝገበሮ ኣይገበርካን ንስኻ ደቅኻ ተዕቢ ኣለኻ መንግስቲ ክሳብ ሕጂ ጫማ ኣይቀየረን ሕማቅ ምሕደርራ ዘመሓድር ምንግስቲ የለን ፈቲና ዝተሰደድና ኤንባሲ ተሓታቲ ኣይኮነን ዓለቅቲ ንስኻትኩም ኢኹም እልፊ ካብትምርቲ ነጽ ዝኾንኩም ብእገዳ ንሰላሳ ዓመት ዝተዓጽወት ሃገር ግዕዙይ ምሕደራ ኢልካ ንመንግስቲ ትጻረፍ
ጽቡቁ መልሲ።እዚኩሉ ዓጀዉጀዉ ኤንታይ አምጽኦ፤ ባዕልካ አይፋል ኢልካ ሃገር ጠንጢንካ ወ ጺእካ ሕጂ መንግስቲ ምምራር። እቲ ዝገርም እቶም ናይ ሓቂ ንህዝቦም ንሃገሮም ዝሐልዩ ስጋዕ ሕጂ ይሐልዩ አለው።
MENGSTY NAY MEGSTU YEGEBIR HIZBI KAA NAY HIZBU . HIZBI ERITREA KAB MENGSTY NILAELI EU EDIL TRAY YWAHABO‼️ NIQAFETAN NEBISI NIQAFETAN EU WEDY SEB KAA ZIQIYRO.‼️ NI ABEB ZIBAHALU AGEB AGEB NIBEL 🇪🇷🤲🇪🇷
ብቀዳምነት ሰላም ንዓኻ ኣወት ከጺለ እዚ ትብሎ ዘለኻ ኣብ ማንም ካልኦት ሃገራት ዘሎ እዩ ግን ንምንታይ እዚ ኪልኣል ተደሊዩ ካልእኩም ዘይትሓስቡ ኣበይ ከምዝነበረት እታ ሃገርዶ ትፈልጡ ኢኹም ንህዝብና ዚጠቅም ምኽሪ ሃቡ ወይ መሃሩ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
@@natsnetyemane5582እዚኦም ሸቀጥቲ you tuberat እዮም ንህዝቢ ዝሓለዩ መሲሎም ዘድልን ዘየድልን የህተፍትፉ አለዎ እዞም ማዳ ሃገር
ብኣፎም ጥቁዋት ይኾኑሎም ድድንግጹ እንተድኾኑ እዞም ሰባት ናጽነት ኣምጺኦማ እምበር ኣየስተማቀርዋን ዕድሚኦም ምሉእ ከየዕረፉ ንዓኣቶም እናራኣና ንጉሂ ኣለና መዋእሎም ኣብክርተት ኣኣብድሕሾም ኮፍ ኢሎም ሰባት ክፈርዱ ይውዕሉ ሎቃምጽ
Eiseas Zera Normal Aikonn!
😂😂😂😂😂😂
ኩቡር እዚ ትብሎ ዴሌካ ትክክል ኢዩ ግን ሓዴ ሃፍታመ ክንቃሳቄስ ዶላር ኤድሊ ስሌዚ ሃንቲ ሃጌር እሱ ኬይትጌብር ኢያ ቴእጊዳ ፌውውሲ ፌውሲ ኩልኩል ኢዩ እቶመ ሑሉፋት ጎዲሉ ኢልኩመ ኤመባሲ እይትውቆሱ ግን ጌጋ ስሌዚ ጥንቂኢ እጌዳእ እንቤር ጤንቂ ካልእ እይኮኔን እቲ እዛራርባ ማዕቤል ካእ ብጌጋእ ቴሬዲኢካዮ እሌካ ማዕቤል ጥንቁ ፌሊጡእ እይትዛሬብ ኢልና ንሜንእሴይ እይንድሃል ጤንቁ ኔሬድእ ኢዩ ድብል ዴሎ መስ ሙሉእ እቅሬታ ።🙏✝️ርሑስ ባዓልኤ ልዴት እግቤሬልና እጄኩመ ብርሃን ኢዩ ቅድሜና ።
Do you know why? I think you forgot about sanctions imposed Eritrea has
ዓወት ኣብ ዝሓለፈ መደባትካ ሚዛናዊ ኮንካ ትዛረብ ኔርካ ኤምባሲ ኣብ ልዕሊ ሓተቲ ዕቅባ እንታይ መሰል ኣለዎ ምፍላጥ ኣገዳሲዩ
ኤርትራ ኣብ ማ ዕ ቀብ ከም ዘላ ዘንግካ ኣለካ. አዚ አትዛረብ ዘላ.. በየን ክአቱ 🇪🇷በየን ክኣቱ ካበይ ዝመጸ ገንዘብ ሕጂ ኢያ ትንፋስ ትረክብ ዘላ 🇪🇷ጌጋ ኣለካ 🇪🇷
ኩሉ ጠፊኢና አይ ኮነን ግን አብ ውግእ ስለ ዘለና እዩ ብተወንጫፍ እንተታሃረመ ዐቢ ክሳራ እዩ ነዚ ከአዮ ዘይተተግበረ
ንስኻውን ሰተት ኢልካ ገለዶ ሂቦምኻ ኮይኖ ወየንቲ
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
ማዓበል ፡ንኹላ አላፋሊፍካያ ክክክክክ
Bravoooo ❤❤❤❤❤
Awet Leflafi mehret yewredelka
አሜን የውርደሉ ነዚ’ስ
entay eu geru ne hagerka yehlifka aythab ember gudlet alo mebal xegem alwo du ezom teqawomti haqom keykonu aytrfen eu bezi tekdwo zelkum neskum feshulat eikum eti shim hezbwi genber gn ne wanatatu gedfulu seb aytchknwo please
❤❤🇪🇷🇪🇷🙏🙏💪💪👏👏
❤❤❤🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
መርሐባ ዓወት ሐውና
እንቋዒ ብደሐን መጸእካና ብሩክ ሐወይ 💕🙏🏽💕
ርሑስ ባዓል ልደተ ክርስቶስ
አምላክ ፍቅርን 🕊️🕊️🕊️ሰላምን ❤️❤️❤️የውርደልና 🙏🏽🙏🏽🙏🏽
ሕማቕ ተዛሪብካ ኣብ ደገ ኮንካ እንታይ እንታይ ዉጺኢት ተምጽእ።
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏
ኤምባሲታት ንህዝበን ኣብ ዉሽጢ አምባስታትን ቆንስልያታትን : ንዝሰርሑ ደቀባት ብዘይ ኣድልዎ : ወገን ብቕንዕና ክሰርሑ ተበዲለ ዝበለ ጭብጥታት ኣቕርቡ ጉቡእ ፍታሕ ክረክብ ደኣምበር ካብ ላዕሊ ክሳብ ታሕቲ ክትዓብጥ ምፍታን ካብ ተሓታትነት ክትሃድም ነቲ በደል ክትሸፋፍን ኣይግባእን እዩ :: ፍትሒ ይንገስ :: ብጭብጢ ጉድለት ዝፈጸመ ይተኣረም : ይቀጻዕ :: ኣይትኽሰስዎም : ኣይተቃልዕዎም
Ahbiru Awetom ❤❤❤❤❤❤
❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏🏻🙏🏻🙏🏻
ስቅ በሉ እዳ ለዉጢ በለጸኛታት እዳ አረጋይ ሐጎስ ደቆም ኮሌጅ ከምሕሩ ጀጋኑ ሐይልታት ምክልካል ኤርትራ አብዶብ እዳሐደሩ ሐገር ከዉሕሱ ዋጋ ክከፍሉ በጃኩም ግደፉና እዚ በለጽ ይብሐል ጀጋኑ አብዉሽጢ ኤርትራ አለዉ ኩሉ ንኦኦም እዩ ድምልከት አገብ አገብ ንብለኩም 🇪🇷🐪🇪🇷💪🇪🇷🐪🇪🇷💪🇪🇷🐪🇪🇷💪🇪🇷🐪🇪🇷
አየወ ዓገብ ዓገብ ዓገብ
👍
Wayyyyyy ktselaka zneberku kfetweka koyne ❤❤❤
Solo media ሐሳብካ ርኩስ ሰብ ኢካ unconstitutional political power by corruption in the 21 Century the Eritrean people 50% in diaspora refugees after the Eritrean independent all the problems totalitarian government Isayas Afewerki
ኣፍ ምስ ዝኽፈት ርእሲ ይምዘን ዝባሃልሲ ከምዚ እዩ እዚ ዝግበር ዘሎ ሃለውሎው ስራሕ ዝስኣነ ፈላሲ ሲ ፍረ ነብሱ ይመዝን ይባሃል
Tsebqti bihil nmenom eika mesilkaya kabzom kulom?
ሃገር ብደቃ እያ ትህነጽ ስለዚ ንዘሎ ሃጓፍ እንዳመላእካ እንዳ እንዳሸፈነካ ኢካ ወፍርካ ተካይድ ኩሉ ሙሉእ እንተኮይኑ እንታይ ወፍሪ የድልየካ ስለዚ ኩሉ መንእሰይ ሓዲግዋ ወጺኡ መስ ዘጋጠማ ብድሆታት አብ ግምት ብምእታው ንህንጸታን ለውጥን ምስራሕ ዝበለጸ ኮይኑ ይስመዓኒ።
አብ ሜድያ ወጺዮም እምበር ወርዘይዘይ ይብሉልና ዝገርሙ’ዮም
ጽቡቅ አላ መልሲ እዩ ተአጊዳ እያ ኔራ እቶም አንጻራ ከማካ ሕማቅ የዉሩዩላ ምሕረት የዉርደልኩም
Ata esika eka Humum
Esika eka humum
🇪🇷🇪🇷👋
እሞ ምስ ኣድጊ ንሓመዱ ደይትኸውን
Komal sahsah nska teqawuimka temxio lewuti yelbon beray aedi gede
መኣረምታ : ኣብ ኢድ ( kashier/ ተሓዝ ገንዘብ ) ኣትዩ :: ካልእ ዉድታት ኣሎ :: ብዙሕ ብዙሕ ነገራት ኣሎ :: ስድራ ቤታት ተበታትነን / ክልምና ብጉ ድሌት ምሕደራ ሓራምዶ ኣይኮነ??? ወደባት ክሳቐ????
Sme. Emo. Ezihawey. Tsegm. Yolon. Zeykone. Entry. Gea nskake. Nhagerka. Entry. Gerkala. Eba nska
It seems like viewership is down - any controversy is piece of cake.
ኣብ ሜድያ ነንርስኹም ክትናኸሱ መሓሩና: እቲ ኣብዛ ሰዓት እዚኣ ንመንግስቲ ሕሜት ሃሰው ዝብሉ ሕጂ'ዉን ደጊምኩም ሕሰብሉ: ጉዕዞ ታርኽናን ዕንቅፋታትናን ነስተንትን ኣይተሕፍሩና: መስሓቕ ሸራፋት!!
ብታዕም አያ ተመስተ 👍👌
አነ ሓንቲ ካብቶም ጥቅሚ የብሉን ዝብል እየ ምክንያቱ አቦታትኬ ምስጢር ዓቂቦም ናጽነት ዘምጽኡ ስለዘኮኑ
Abzi tekodimnka gegatat ktari entewayy konka eka
AREGAY HAGOS TRAY AIKONEN KIDEY ALO BI EMBASSY ERITREA DHARERUN ZIHARERNAN AB KULU KURNAE DIASPORA ZELEWU EMBASSYTAT ERITREA ZERO EYOM ‼️KENDEY HIZBI ERITREA EU ZIBEKI ZELO ❤🤲❤🇪🇷🤲🇪🇷☘
Nay Mel has cele they are working still give them some time please
ዕድመጥዕናን ይሃብካ ወደይ ታዓወት❤❤❤❤
Serake be UA-cam tesheket werada. Eti dehezen aregawe elka tezareb aleha. Aregawe telel tehonka hemam godebo kemzeleka afletka werada
🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪❤️
🥺wey gud nska kia
አነ ከማን ተገሪመ እየ ! ናይ ደቂ ዓድን ደቂ ሩባን አዘራራይ እዮም ገይሮማ እታ ጉዳይ
ሰላም፣ማዕበል ኣብ ኡ ስለ ዝነበረ ኩሉ ር አይዎ አዩ መጺኡ።ኣነ ዊን ኣቡኡ ነይረ አየ።ካብ ማዕበል ን አሪትራ ዝሐስበላ የሎን።ቀዳማይ ነገር አሪትራ በአገዳን ብዕጽዋን ብክባን አያ ነይራ።አለትሪክ ከኣ ብደምቢ የሎን።ሐሳዊት በላ።መነሰይ አሪትረያ ብምንታይ ምክንያት አዮም ዝስደዱ ዘሎዉ።መወዳአታ ዘይብሉ አገዳ።መንግስትና ብዝካኣሎ መጠን ይሰርሕ እሎ።ዘይትከዱ ዳኣ ክትሕግዙ፣ኣዚ ኮንካ ምዝራብ ቀሊል አዩ።
Awferti n ertra kiatwu yeblomn mbal entay malet eu quahmam