ኣስመራ 2025 || ብምክንያት በዓል ልደት- ኣብ ጎድናታት ኣስመራ ምስ ዮናን ተኸስተ || New Year Asmara Yonan Tekeste Merry x Mass

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 19 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 178

  • @alemseghedkebreab6427
    @alemseghedkebreab6427 18 днів тому +10

    ርሑስ ባዓል ልደትን ሓድሽ ዓመትን ይግበረልና ኣመላእ ዓለም ደለኩም ደቂ ኤረ
    ኣዳለውቲ ናይዚ መደብ እዛ ሓበሻ ትብል ቃል ሕሰቡላ ንሕና ኤርትራውያን ኢና ንጽዎዕ!!🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @cinemasemere
      @cinemasemere  18 днів тому

      Thank you for your comment

    • @ZakiHopemarry
      @ZakiHopemarry 17 днів тому +2

      @@alemseghedkebreab6427 እንታይ ደኣ ናይጄርያዊያን ክብሉ ኔርዎም? መጀመርያ ተረዳእ ሓበሻ ስለዝበሉስ ኢትዮጵያውያን እዮም ማለት ኣይኮነን ሐበሻ ካብ የመን ምስ ኣፍሪቃውያን ዝተዳቐለ ህዝቢ ማለት እዩ ስለዚ ንሕና ከኣ ሕቡናት ሐበሻ ኤርትራውያን ኢና ካብ ጸቢብ ኣተሓሳስባ ውጹ በጃኹም

    • @kabiefrem5824
      @kabiefrem5824 13 днів тому

      @@ZakiHopemarry እሞ ድቃላ እየ ኢካ ትብል ዘለካ ክክ። ሓበሻ የዕራብ ዝብሉና እንበር ምስ መንነትና፡ቃንቃና፡ ባህልና ዘራክብ ዘይብሉ ቃል እዩ

    • @ZakiHopemarry
      @ZakiHopemarry 9 днів тому

      @@kabiefrem5824 ኣበይ እሞ ይርድኣካ እምበር ድቓላ እኮ ጸርፊ ኣይኮነን ካብ ክልተ ነገር ዝተዳቐለ ማለትዩ ሐበሻ ከኣ ካብ ጸዓዱን ጸለምትን ዝተዳቐለ ህዝቢ እዩ

  • @GiorgioIdo
    @GiorgioIdo 18 днів тому +8

    ዋው ሽኮሪና ጋል ኬፍ ዘሎዋ ኣዘራርባእን ኣወዳድቃ ቃላትን ዘሎዋ ርእስተኣማንነታ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃባ መጽኢ ተስፋ ድማ ብሩህ ምካኑ ብቀሊል ይርዳኣካ ኢዩ እሞ ርሑስ ባዓል ሓድሽ ዓመትን ልደትን ንኩሉ ኩርናዕ ዓለም ዝርከብ ህዝቢ ሰናይ ትምኒተይ ክገልጸሉ እፈቱ።

  • @SamsomAraya-mc4lg
    @SamsomAraya-mc4lg 12 днів тому +2

    Heftam eyu subuk mknyatu lebam dka entay kgebrelka ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @adobro837
    @adobro837 17 днів тому +5

    ንሕና ሓበሻ ኣይኮናን ስለዚ ኣጸቢቅኩም ሕተቱላ:: ንሕና ደቂ ምድረ ባሕረ ኤርትራውያን ኢና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
    Waww Camera man perfect 👍 One of the best idea ✅

    • @cinemasemere
      @cinemasemere  17 днів тому

      Coming soon Answer Thank you for you questions appreciate you

  • @paulmccarthy8607
    @paulmccarthy8607 18 днів тому +4

    Wow I love the camera man his speech was amazing ❤ happy new year and merry Christmas to you all my beautiful peoples ❤️

  • @abrahamtesfay4027
    @abrahamtesfay4027 18 днів тому +8

    ሩሑስ ሐድስ ዓመት ይግቤረልና ንሙሉእ ኤርትራ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉ማኣረምታ ሓበቻ ምባልሲ ኤርትራ እንተበልክስ ምሰበቀት ነይራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @adeytube6750
    @adeytube6750 12 днів тому +1

    ነቲ በዓል ካሜራ ኢንተርቪው ዝገበረትሉ 👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾

  • @Eri-sport-
    @Eri-sport- 18 днів тому +6

    Wow good explanation keep it up 🎊

  • @merhawigerye7582
    @merhawigerye7582 18 днів тому +2

    ❤ሩሑሱ ሓዱሹ ዓመትን ሩሑስ አውዳአመት ይግበርልና

  • @liayschall783
    @liayschall783 18 днів тому +5

    Happy new year to y’all 🇪🇷❤️🇪🇷⛪️☝🏽🕌 291🎉🙌🏽

    • @cinemasemere
      @cinemasemere  18 днів тому

      Thank you happy new year 🎈🎊🎆

  • @fanibiki-fv1wx
    @fanibiki-fv1wx 18 днів тому +2

    Wow btaemi des zbl kulu seb bahlna kaekeb bnay ferenji nkey tkae kulu seb nenatu aberkto kgebr ylabo keep going btaemi des zbl medeb. Ruhus bal Ldet ygberena nklatna ameti krstiyan❤

    • @cinemasemere
      @cinemasemere  18 днів тому

      Thank you so much for your support

  • @teklesibhatu3879
    @teklesibhatu3879 18 днів тому +2

    Happy new year all eritrean🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹

  • @samuelzeray8804
    @samuelzeray8804 18 днів тому +3

    Tedi kef ruhus beal ms sdrabietka wedi eriyyyyy2025❤❤❤❤❤cinema semere yonan ruhus beal deqi eriyy halal neameta ab adna bhansab

  • @ASTERYakob-z6f
    @ASTERYakob-z6f 17 днів тому +1

    ደቂ ኤረይ ርሑስ በዓል ልደት ይግብረረልና❤❤🎉🎉 ኣብ ኤሮውፓ ጸልማት ወርሒ ስለዚኾነ ብዙሕ ብልጭልጭ ዝብል መብራህትታት ነቲ ሓንጎልካ የሓድሶ ኢዩ። ደሓር ከኣ ዝተፈላለየ ኣረዳድኣ ስለዘሎ ኢዩ።
    ኣብ ኤሮውፓ ዘለው ንክልቲኡ የብዕልዎ።

  • @Eri-sport-
    @Eri-sport- 18 днів тому +5

    ❤❤❤❤

  • @ancharotube7658
    @ancharotube7658 16 днів тому +1

    እንቋ አብጻሓኩም 🇪🇷🎊🇪🇷 እታ ፋዘር ትብል ተሪፋ አቦ ብትብል ተትትካዕ 😊

  • @amenhiwet1313
    @amenhiwet1313 18 днів тому +2

    Happy New year to all of you deki Eritrea 🇪🇷

  • @adenkibireab3607
    @adenkibireab3607 18 днів тому +3

    BRAVO GIGNA WEDI ERI 🥰KEDAMAI DKATAT ,SGUMAT.🎉❤

    • @cinemasemere
      @cinemasemere  18 днів тому

      Nay behaki wow 😮 Thank you so much for your support

  • @Marrybrauhan
    @Marrybrauhan 18 днів тому +1

    Happy New Year Asmera SHIKORrrrrrr❤❤❤💛💛💛💚💚💚💙💙💙💙💯💯💯💯💯💯

  • @kiflmariammengteab7280
    @kiflmariammengteab7280 17 днів тому +2

    ❤❤❤❤❤ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Eri-sport-
    @Eri-sport- 18 днів тому +4

    Open your mind like this young men🎉

    • @cinemasemere
      @cinemasemere  18 днів тому

      Thank you

    • @becomei
      @becomei 18 днів тому

      እንታይ ማለት ኢዪ ዝትዓጽወካ ኣእምርካ ማርቴሎ ጌረ ክከፍተልካ ምጻእ ወያል

  • @senaitbereketab8588
    @senaitbereketab8588 18 днів тому +3

    Betami eyu zegerm ezi tehatiyo zeleki hto bkue aykonen nay habesha diki tekebri wesi nay fergi netblyo hto bemseretu kubul aykonen tehweki aleki astewilki tezarebi kebrti habtna

  • @habenbrhane5852
    @habenbrhane5852 18 днів тому +1

    🎉❤🎉🎉🎉rhus hadush Amet ygberelna 🎉❤🎉🎉

  • @tsigewynitesfay7855
    @tsigewynitesfay7855 17 днів тому +1

    I❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @musiehabte6871
    @musiehabte6871 18 днів тому +1

    You are right camera man god bless you

    • @cinemasemere
      @cinemasemere  13 днів тому

      Nay behaki point 🤔 Thank you so much

  • @melakemike9069
    @melakemike9069 18 днів тому +3

    🎉🎉🎉

  • @amaniealhabte8604
    @amaniealhabte8604 18 днів тому +2

    Lebam wedi ldmen tienan❤❤❤🎉🎉🎉

  • @weinimuzelo9762
    @weinimuzelo9762 17 днів тому +1

    My sister merry Christmas happy new year. God bless you good job. Love you.🎆🎆🎆🎆🎆🎇🎇🎇✝️✝️✝️💪💪🍾🥂🇪🇷🇪🇷👏👏👏👏💐💐💐💐💐👍👍

  • @sarajoh313
    @sarajoh313 17 днів тому +1

    Happy New year 🇪🇷 ❤🎉

  • @phillymuhammad4170
    @phillymuhammad4170 18 днів тому +3

    Happy new year🇪🇷🎊🎉🕊🌿

  • @WedebKidane-xc5gw
    @WedebKidane-xc5gw 18 днів тому +3

    Woww sesu shkor btaemi nfieti xbqti ftret

  • @tesfiemichael9123
    @tesfiemichael9123 18 днів тому +1

    ኣነ. ምሃብ ኢዩ ደስ ዝብለን..ክህብ ከለኹ. ካብቶም ትሑት እቶት ዘለን ኢየ. ግን እቲ ባህታ ዝፈትረልይ..ን አብ ደገ ዘለው. ኣዴታት ዝኾነ ምሃብ ኢየ ዝፈቱ.
    ን ዘለዎ ምጽሓፍ card ይሕብ. ዋላ ስድራይ
    ንሃብታም ብዓል ስልጣን famous ብዘይካ card መጽሓፍ ክህብ ዝኾነ ኣይደልን ኣብ ኣሕዋተይ እቶም ዘለውም ኣይፈትውንን..ነቶም ሓገዝ ዘድልዮም ኢየ ዝህብ
    ግን ዝበዝሕ ነቲ ዘለዎ ኢዩ ዝህብ. እቶም
    ምሃብ ግን ንዘበይብሉ. ኻብ ንዘለዎ ሓውካ ውላድካ. ብዘይብሉ ጓና ሃብ.. መኽሰብ የብሉን
    እነተኾነ ልባም ሃብታም ይበልጽ ኸም ሰብኣይ ግን
    ኣነ ኸም ሰብኣይ ድኻ ለባም. ሙኻን ይፈቱ
    ብ ምጽሓፍ ቅዱስ ለባም ዝብሃል ኣምላኽ ዝፈርሕ. ቃል ኣምላኽ ዝገብር ብፍቅሪ ምስ ኩሉ ዝኸይድ...እዚ መንግስተ ሰማይ ዘትኡ ዝገብር ኢዩ ለባም...እቲ ዝበዝሕ ዓሻ ሰብ ኢዩ ዝብሎ ቃል ኣምላኽ. በታ ግህነብ ተቱ ኢዩ ዝኸይድ. ልዕሊ ፍቅሪ ማለት እዚኦም
    እዚ ናይ ዓለም ሃብታም. ኩን. ግህነብ ዘትኡ ትገብር ኮይንካ. ዓሻ ኢኻ
    ምክንያቱ. ን 80-90 ዓመት ዘይኮነ ኣብ ምድሪ ሃብታም ጽቡቅ ክትነብር. ን ምልዮናት ዓመት ኩፉእ ምንቫር ኢዩ
    ግን ግህነብ ገነት ዘይለ ኮይኑ...ግን. ሃብታም ኮይንካ. ሰርቃ ሓሲኻ. ጽቡቅ ትነብር ትመውት
    ኻብ ተሞክረይ. ዝበዝሑ ሰባት ዕውታት. ዝኾኑ. ኣቭዛ ምድሪ. ሓስዮም ሰርቆም እዮም
    Trump. ብዙሕ ብምሕሳው ኢዩ ተዓዊቱ
    ዋላ musk. ናይ ካልኦት ፍልጠት ጉልበት ብሕሱር ብ ምጥቃም ኢዩ ሃብቲሙ eploit ምግባር.
    ዋላ ሕጂ ብሓሶት invest ኣብዝ ግበር ዝብል app ገይሩ ይህብትም ኣሎ..ምትላል ኢዩ
    እዛ ምድሪ ዝገዛ. ሰይጣን ኢዩ ይብል ቃል ኣምላኽ. ሓቂ ኢዩ
    ብ ሕልፊ ሕጂ ፍቅሪ ጠፊኡ ኢዩ. .!!
    ን ምድራዊ ሂወት ሃብታም ሙካን ይበልጽ
    ን ሰመያዊ ሂወት. ለባም ሙኻን ይበልጽ
    ኻብ.ብሎዮነር. ሕሙም
    ድካ ምስ ምሉእ ጥዕና ዘለዎ ይበልጽ.( ምሉእ ጥዕና ክህልው ምግቢ ገዛ ክዳን እቲ basics ኣለዎ ማለት ኢዩ ). ኣብ church. ዝቃፈልክዎም. ናይ ሓደ ፍልሳፋ ጥቅሲ ኢያ

    • @trhasgerye9257
      @trhasgerye9257 17 днів тому +1

      @@tesfiemichael9123 kulu lbonaka des elni bhaqi ymelalka 🥳😍

    • @cinemasemere
      @cinemasemere  14 днів тому +1

      Thank you for your support

  • @kisanet4715
    @kisanet4715 18 днів тому +3

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏

  • @Eri-sport-
    @Eri-sport- 18 днів тому +2

    Good job 👏

  • @Eri-sport-
    @Eri-sport- 18 днів тому +2

    Happy new year 🎊🎆🎈

  • @teddyoog3013
    @teddyoog3013 17 днів тому +1

    happy new year
    eta ledate habesha teblya gin hesabela {habesha }
    mana kedane do hakey maselki stile

  • @HkJ-y4f
    @HkJ-y4f 15 днів тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉 Eir

  • @MebrihitYemane
    @MebrihitYemane 18 днів тому +1

    Ruhus hadish Amet lidetn ygberelna deki ery mearey eme brhaney msana tkun amen amen amen

  • @yodithailehagos1326
    @yodithailehagos1326 18 днів тому +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @samuelzeray8804
    @samuelzeray8804 18 днів тому +2

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉❤❤

  • @merkeb9392
    @merkeb9392 18 днів тому

    Senu meary neaki kea mes sedrabitki happy new year nice to see you 😍 😊

  • @semhar9630
    @semhar9630 18 днів тому +2

    ❤️❤️❤️❤️❤️🙏👍🙏

  • @allazekarias2962
    @allazekarias2962 18 днів тому +1

    Lebanon eu ❤

  • @semharsultan1751
    @semharsultan1751 18 днів тому +1

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ibrahimismail5568
    @ibrahimismail5568 18 днів тому +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @dh4343
    @dh4343 18 днів тому +5

    ካልእ ንምታይ እዩ ዝባዓል ቀይሕ ቅቢዕ ሰብእይ ኣብ ጎደናትት ቤት ዕዮታትን ዝስቀል ዘሎ? ትርጉሙኸ ዝፈልጦን ዝትርጉሞን ሰብ እንተሎ?

  • @yakobwelday5393
    @yakobwelday5393 17 днів тому +4

    ሰላም ሰላም ሰብ ሓላፍነትን ሰብ ሞያን ደቂ ሃገረ ኤርትራውያን ብዓቢኡ ክኣ መንግስትን ሰብ ሓላፍነት ሓደ ነገር ክኣቱ ከሎ ጸግም
    የብሉን ንኸተውጽኦ ግን ቀሊል ኣይኮነን፡ ናትካ ገዲፋ እንዳማትካ
    ምብዓል ማለት ደይንስካ ምምሳል
    ማለት እዩ፡
    ሰላምን ሂወትን ዝህብ ብዓል ልደት
    ምስ ጽውጽዋይ ብዓል ፈረንጂ ምውድዳር እንታይ ማለት እዩ?
    ስለዚ ከይማዕበለ ሱር ከይሰደደል
    ምግታእ ከድሊ እዩ፡
    ሰላም ወሰናይ ኣብ ደደለናዮ።

  • @eritreafirst7329
    @eritreafirst7329 18 днів тому

    Eritrawinet kubur meninet 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

  • @robelabraham2894
    @robelabraham2894 18 днів тому

    🎉🎉🎉🎉🎉

  • @tsigewynitesfay7855
    @tsigewynitesfay7855 17 днів тому +1

    December 25 is Business Holiday

  • @nebaitmana528
    @nebaitmana528 16 днів тому +2

    We are not habesha, we are Eritrean, I wish you guys stop adapting someone else like Christmas on 12/25. You are living in Eritrea why do you want to celebrate a holiday that your parents never celebrated in the past. We Eritreans have a beautiful culture why do you most people want adapt someone else culture that nothing to do with us or any good doing. Christmas is not what you thing in America it is all about business nothing to do with our lord Jesus's birthday. At least you are living in Eritrea go to church on Christmas on 1/7 and celebrate Jesus's birthday. You don't need any gift to go to church except you go with clean heart. I like the Camera man's speech. Like when on the poster that because of Christmas we are having all night party. Am getting scared after 10 years Christmas will be all about business in Eritrea if it continues like this.

  • @mussietesfazghi2102
    @mussietesfazghi2102 18 днів тому +1

    ነቲ ጐይታና ኢየሱስ ባዕሉ፡ ካብ ምቕባልሲ ምሃብ ኣዝዩ ይባርኽ፡ ዝበሎ ቓል እናዘከርካ፡ ከምዚ ጌርካ፡ ምዕያይን ንድኹማት ምእላይን ከም ዚግባእ፡ ብዂሉ ኣርኤኹኹም።
    Act ግብረ ሓዋርያት 20፥35
    እቶም ምሃብ በረከት አለዎ እንብል
    አብዚ አብ 19:00 ክሳብ 19:14 ዘሎ ድሕሪት ካሜራ ምስ ቆልዓአ ትልምን ዘላ ናይ ልደት ተንሕግዛ ጽቡቅ ነይሩ።
    ምስ ዝኮነ ከየታሓሓዝና ግን ብምክንያት ልደት ተንሕግዛ ጽቡቅ ነይሩ፡
    ኩርናዕ እንሪኦ ካሜራና ትዕዘቦ ንዘለዎም ሰባት ጥራይ እዩ።
    እቶም ዘይብሎም ግን ብካሜራ አምላክ ዝቅድሑ ግን ብዙሓት ይህልው እዮም
    ብዝኮነ ምሕሳብ ጽቡቅ ይመስለና
    ናይ በሐቂ ተሰሚዕኒ ፡
    እሞ ንሓግዛ ዝመጽእ ድማ ብዛዕባ ልደት ድማ ነታ ምስ ቆልዓአ ትልምን ዘላ ሕተትያ ዝህቡ ገበርቲ ሰናይ ድማ አብጺሒላ ይብል ከም ሪኢቶ አነ ብዓቅመይ ድልው አለኩ ካልኦት ከ?

    • @cinemasemere
      @cinemasemere  13 днів тому

      Wow ማራ መስተዋዓሊ እካ ኣድንቀካ ሓሳብካ ዋላ ተቀበለዮ ኣለኩ ብሲነማ ሰመረ ርከበኒ ብዝበለጸ ከምዚታታ ክንዘራረብ Thank you so much

  • @teacherdanielhadgu5371
    @teacherdanielhadgu5371 17 днів тому +2

    ምዕራባዊ ባህሊ ይዕብልለና ኣሎ እቲ ኣብ ስደት ዘሎ ባህሉ ክዕቅብ ይፍትን ኣብ ዉሽጢ ግን ኣይግድን

  • @ambesambesa428
    @ambesambesa428 16 днів тому +1

    ኣብ በዓል ኤሮፖ ናይ ልደት የሱስ እዩ እንዳ ተባህለ ዝግበር ንሕና ኣንዳዕዲዕና ንፈልጥ: ናይ ልደተ የሱስ ይብሉና እምበር ንየሱስ ዝምህር ትምህርቲ ሰሚዐን ርእየን ኣይፈልጥን እየ: ናይቲ ርኩስመንፈስ መዓልቲ እዩ እቲ ዝግበር: ኣበይ እሞ ብኣካል ዝነግር ኔረ ተዝኸውን መዓት መረዳእኩ ይብል ኣነ::

  • @GM-cu9qk
    @GM-cu9qk 18 днів тому +1

    You can say Europian Christmas not Italien Christmas 🎄🎄🎄🎅🎅

  • @alemseghedkebreab6427
    @alemseghedkebreab6427 16 днів тому +1

    ለባም ለባም ኣይትጻወት ሕጅውን ኤርትራውያን ንባሃል አከለ!!!

  • @dh4343
    @dh4343 18 днів тому +1

    ይመስለኒ፡ ስለ ምንታ ናይ ፈረንጂ ልደት ብዝያዳ ትልደት ናይ ዓድና ናይ ብዘብልጭልጭ ዝሓልፍ እዩ ትሕቶ?

  • @MenghesteabAbraha
    @MenghesteabAbraha 18 днів тому +5

    Please dont say Habesha we are Eritreans.we are not Habesha we are eritreans for ever 🇪🇷🙏🙏🙏💒💒💒🕌🕌🕌💓💓💓

    • @cinemasemere
      @cinemasemere  13 днів тому

      The question 🙋🏻 habesha anybody soon Answer with explanation .Thank you everybody for your support us ጉዳይ እዛ ሓበሻ ኣብዚ ቀረባ ግዜ መልሲ ክትመጸኩም እያ ኣይተርሕቁ Stay tuned

  • @rahelalula551
    @rahelalula551 18 днів тому +1

    Nehenas sel zelnayo keyfetna nedekna kenebel na christmas 🎄 abe adena konka abezi kona naye adena negebero beti natka ketkore alka

    • @cinemasemere
      @cinemasemere  13 днів тому

      ናይ በሓቒ ዘረባ Thank you 🙏

  • @yakobwelday5393
    @yakobwelday5393 17 днів тому +1

    ኣብ ደገ ደሎ ህዝቢ ኤርትራ ባህሉን ልምዱን ሃማኖቱን ይዕቅብ፡ ኣብ ውሽጢ ክኣ ብግምጣሉ ኮይኑ
    ስለዚ ሰብ መዝን ሓላፍነትን ብቅልጡፍ ኣቃልቦ ክገብርሉ ይግባእ
    እንተ ደይኮይኑ ደድመጸ እዚ ይጽብቅ
    እንዳበልካ ብህልካን ልምድካን ሰንዲካ ኣብ ጽንጽዋይ ምንባር እዩ
    (እዚ ቀይሕ ቆቢዕ ጣዖታዊ ባህሊ
    እዩ ስለዚ ምስትውዓል የድሊ)
    ሰላም ወሰናይ ብሩክ ምሸት ይግበረልና እግዝኣቢሄር ኣምላክና።

  • @geni8007
    @geni8007 18 днів тому +1

    Hiyab meliwiwat bahilna aykonen mis nay eritrawi quteba zekeyd aykonen . Sidrana temawitom kidan yekednuna nerom 😟

  • @MenghesteabAbraha
    @MenghesteabAbraha 18 днів тому +2

    Habesha are Ethiopians that is why we say to these youtube dont say us habesha we are Eritreans say habesha cancel the word habesha in Eritrea replace it by Eritrea

    • @cinemasemere
      @cinemasemere  13 днів тому

      The question 🙋🏻 habesha anybody soon Answer with explanation .Thank you everybody for your support us ጉዳይ እዛ ሓበሻ ኣብዚ ቀረባ ግዜ መልሲ ክትመጸኩም እያ ኣይተርሕቁ Stay tuned

  • @negasiberhe1504
    @negasiberhe1504 18 днів тому +1

    Soory qdm baal nay habesha zbahal semiea ayfeltn ab hagerna zelew haymanot (4) eyen nsen dma Muslim Orthodox cotolik keniesha eyen ayneytie eya baal nay habesha

  • @NatnaelAndeberhan
    @NatnaelAndeberhan 18 днів тому +1

    First of all, you correct your question. There's no Christmas, which is called habesha Christmas or teleyan Christmas. Because there are habesha, who are Catholic or protestant and there are many white people who are orthodox , Russia, Ukraine, Serbia, Greece exetra. And these countries are celebrating in January.

    • @cinemasemere
      @cinemasemere  13 днів тому

      Thank you soon Answer the question stay tuned

  • @betrihaki3884
    @betrihaki3884 18 днів тому +1

    25:35 Yonan Tekeste ANE NATEYI RIYITO KINEGREKI: NIAKI MARA MARAAAA YIFETWEKI YIYE, GITMI KITIGETMI KELEKI BITAYIMI YIYE ZEDNIKEKI, KEMAYI ZIFETWEKI YELEN
    I give you my ' LIKE ' ALWAYS
    ua-cam.com/video/uX-snkkS_1M/v-deo.html

    • @cinemasemere
      @cinemasemere  13 днів тому

      Thank you we have a lot getimetata soon kefeniwo eye stay tuned

  • @yodithailehagos1326
    @yodithailehagos1326 18 днів тому +2

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @me-fs4yy
    @me-fs4yy 14 днів тому +1

    St.clause can representing Jesus birthday absolutely wrong? Guys be own yourself ?

  • @alemxaerieya77
    @alemxaerieya77 18 днів тому

    Kterf eyu zelewo ezi nukelas do gele zblwo xhdi gele mele nahna aykonen kterf alewo xbah selam ayhbenan eyu

  • @MenghesteabAbraha
    @MenghesteabAbraha 18 днів тому +3

    Semere Chanel please ask eritreans excuse because you are saying Habesha Habesha i hate these word

    • @cinemasemere
      @cinemasemere  13 днів тому

      The question 🙋🏻 habesha anybody soon Answer with explanation .Thank you everybody for your support us ጉዳይ እዛ ሓበሻ ኣብዚ ቀረባ ግዜ መልሲ ክትመጸኩም እያ ኣይተርሕቁ Stay tuned

  • @becomei
    @becomei 18 днів тому +5

    እዋ እንታይ ወሪድኪ ዳኣ ሓድሽ ዓመትን ልደትን ምድሪ ጉሓፍ ትደፍእልና ከይሓፈርኪ ካኣ ትደጋግምዮ ልደት ጥልያን ዝብሃል የለን ናይ ሓበሻ ልደት ዝብሃል የለን
    ናይ ኣመንቲ ካቶሊክን ኣመንቲ ኦርቶዶክስን ልደት ኢዩ ዘሎ
    ክትፈልጢ ካኣ ሓበሻ ማለት ኢትዮጵያ ማለት ኢዩ ኢትዮጵያ ማለት ካኣ ጸሊም እምኒ ሓረሮ ማለት ኢዩ ንኤርትራዊ ሓበሻ ኣይንታዩን ኢዩ
    ኣብቲ ቤተክርስትያን ናይ ካቶሊክ ኪዲ እሞ ቡዙሓት ኤርትራውያን ልደቶም ሙኳኑ ክትፈልጢ ኢኪ

    • @AlexkidaneNegasi
      @AlexkidaneNegasi 18 днів тому +1

      ኣብ ኣስመራን ከባቢኣን ልደት ጥልያ እዩ ዝፍለጥ ኣብ ክልእ ከባቢ ኣይፈልጥን እየ።

    • @semharkahsay1946
      @semharkahsay1946 18 днів тому

      ትግርኛ ን ትግሬን ሓበሻ ኢና ኤርትራውያን ኢና። ነዓኻ ኣይንታይካን ኢዩ ካብቶም ሸውዓተ ብሄራት ተኾይንካ ዘይምልከተካ ኣይትዛረብ።ብሌን ተኾይንካ ናይ ኣገውካ ግበር።

    • @becomei
      @becomei 18 днів тому

      @@AlexkidaneNegasi ናብ ቤተክርስትያን ካቶሊክ እሞ ኪድ እቲ መልሲ ኣቡኡ ኣለካ ጥልያን ዲዮም ክጸንሑካ ዋላ ኤርትራውያን

    • @becomei
      @becomei 18 днів тому

      @@semharkahsay1946 ወያል ኣራይት ኩዑንቲ ቆማል ከዛብ ንጅስ

    • @yakobwelday5393
      @yakobwelday5393 17 днів тому

      ኣብ ደገ ደሎ ህዝቢ ኤርትራ ባህሉን ሃይማኖቱን ከይጠፍእ ይሕሉን ይቃለስን፡
      ኣብ ኤርትራ ክኣ ብዓል ፈረንጂ ጽንጽዋይ ተብዕሉ ፡
      እገርም እዩ፡
      ደድመጸ ባዕዳዊ ጽውጽዋይ ምቅባል
      እዩ፡
      ዋጋ ናቱ ግን ከቢድ እዩ።

  • @MussieGebre
    @MussieGebre 18 днів тому +15

    Please dont say habesha .we are eritreans. Thanks

    • @NahomTsegai-u8c
      @NahomTsegai-u8c 18 днів тому +1

      We are also habesha

    • @semharkahsay1946
      @semharkahsay1946 18 днів тому +1

      @@MussieGebre ችድ መልመጺ ሓበሻ ኢና ኤርትራውያን ኢና ።ባኣኹም ቦኹባዃት ሓንጎል ተረቢሽና ንሕና ንሕና አይኮናን እንዳበልኩም ። ኣቦታትኩም እንዳኸሓድኩም ትረኽብዎ ክብረት የለን ጎሓፋት።

    • @kabiefrem5824
      @kabiefrem5824 13 днів тому

      ኣመንዝራ ድቃላ ኢኪ ንስኪ😅ሓበሻ የዕራብ ዝብሉና እንበር ምስ ባህልና፡ ቃንቃና ምትሕሓዝ ዘይብሉ ቃል እዩ። ብሄርና ፍሉጥ ታሪክና ጽቡቅ ጌርና ንፈልጥ ህዝቢ ኢና ። ጋል ሓበሻ እየ እንተልኪ ግን ንዓኪ ይምልከት​@@semharkahsay1946

    • @cinemasemere
      @cinemasemere  13 днів тому

      Thank you for your comment

    • @yk.7053
      @yk.7053 6 днів тому

      And habeshas

  • @kisanet4715
    @kisanet4715 18 днів тому +2

    ንሽተይ ድያ ዓባይ ደይትርዳኣካ በዓል ፈረንጂ ይፈቱ ቅንዝር

    • @GiorgioIdo
      @GiorgioIdo 14 днів тому

      Nay bhaqi...ewyyy dhan bzebay bzuh aytchanek eka...😢

  • @senaitamlesom1773
    @senaitamlesom1773 17 днів тому +1

    Eway hawey meare des kibl zerebaka tikikil tezaribka deka mihgaz sidra siwat mihgaz tsubuq hasab

  • @genettewelde950
    @genettewelde950 18 днів тому +1

    ጌጋ ብባህልናን ብሃይማኖትን ቅብል አይኻነን ክቆረጽ ዘለዎ ነገር እዮ!!!!!!

  • @Karlos-one
    @Karlos-one 18 днів тому +2

    Eritrea not habesha

  • @ellenisibhatu8157
    @ellenisibhatu8157 18 днів тому +3

    We are Eritrean please don't say Habesha

  • @debishgirmay3268
    @debishgirmay3268 18 днів тому

    Iedat eti neburena zaytgbrulena geda babiu tfenayo delena kayakelena leweti abe resi n abe sunklan sheguran deleu meraim thabkum hguzu methgegaze ue bhlena tblewo.

  • @ddyy5110
    @ddyy5110 18 днів тому +2

    ኣብ ገሊኡ ዓዲ ምናልባት ኡጋንዳ "ጎዳና ኤርትራ" ተባሂሉ ዝተሰናደው በዓል እዩ እምበር ኣብ ኣስመራ ዘሎ ህዝቢ ዝነብረሉ ናብራ ንፈልጦ ኢና። ራድዮ ናይ ሻዕቢያ ዝመወሎ መደብ እዩ

  • @EriSuperBug
    @EriSuperBug 13 днів тому +1

    Boring

  • @seattlewa.
    @seattlewa. 18 днів тому +1

    all religion around the world is business I loved people love buying new clothes etc.

  • @genetgirmay7826
    @genetgirmay7826 18 днів тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @AmanuelTekle-rf5bi
    @AmanuelTekle-rf5bi 18 днів тому +2

    🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹❤️❤️❤️🌹🇪🇷🇪🇷🌹🌹❤️🌹🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🇪🇷🌹🇪🇷❤️❤️🌹🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹❤️

  • @FjV-w3y
    @FjV-w3y 16 днів тому +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤