"እቲ ብሄራዊ ክሕደት ዝፈፀመ ፅግዕተኛ ጉጅለ ሓፍ በሊ ወይ ኮፍ በሊ ኢሉ ዝእዝዛ ትግራይ ክትህሉ እዩ ዝደሊ"

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 2 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 35

  • @GirmayWoldegiyorgis-fp9zy
    @GirmayWoldegiyorgis-fp9zy 8 днів тому +4

    ምስወይን ንቕድሚት ትግራይ ትዕወት

  • @FjfDo
    @FjfDo 8 днів тому +1

    ዕልልልልልል
    ዕሰል ኣብ ወፍሪ እምቢታ
    ኣብ ጎኒ ህወሓት ብምዕሳል ካብ ናይ እርሰበርስኻ ምጥፋእ ንድሓን ❤
    ዓወት ን ❤ ህ ወ ሓ ት ❤

  • @amanielgebrerufael
    @amanielgebrerufael 8 днів тому

    ጠንካራ መራሒ መጻኢት ትግራይ በርትዕ

  • @フリーダム-o2n
    @フリーダム-o2n 8 днів тому

    Great job Jeganus Tigray shall prevail 💯💯💯💛❤💛❤✌✌✌✌

  • @aatsedemekebeb2494
    @aatsedemekebeb2494 8 днів тому +1

    VIVA & WEYEN TIGRAY TEEWT .❤❤❤🎉🎉🎉 We proud of WEYEN ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @BahreNeGash
    @BahreNeGash 8 днів тому +1

    The courage of the speaker to tell it like it is admirable.
    Keep up the great work, exposing the true colors of the TPLF warmongers. 👍

  • @arielasgedom3242
    @arielasgedom3242 7 днів тому

    God bless you

  • @אברהטנוגוסי
    @אברהטנוגוסי 7 днів тому

    ❤️💛❤️💛❤️💛❤️👍👍👍

  • @Abebagyohans
    @Abebagyohans 8 днів тому +1

    ❤❤❤❤❤

  • @HaftomMebrahtu-m2g
    @HaftomMebrahtu-m2g 8 днів тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ነፃነት-ቈ7ነ
    @ነፃነት-ቈ7ነ 8 днів тому +1

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @WediMemher
    @WediMemher 8 днів тому +3

    ጀነራል ፃድቃንን ጌታቸውን ልኡኻት ብልፅግና እዮም። እታ ን800 ዓመታት ደም ትግራዋይ ሰትያ ዘይትፀግብ ኢትዮጵያ ሓዲጎም ምስ ኤርትራ ሰላም ከይፍጠር ዝሰርሑ ከም ገብሩ ጎጃሜ ኣብ ውሽጥና ኮይኖም ዝሰርሑ እዮም። እንዳ ገብሩ ጎጃሜ ኢትዮጵያ ዝሰርሐቶ ሕማቕ ገበን ኩሉ ናብ ኤርትራ እዮም ዘጣብቑላ። ሎሚ ወርቂ ትግራይ ብኢትዮጵያ እናተጓሕጎሐ መዐደጊ ድሮን ይኾን ኣሎ። ኮይኑ ግን እንዳ ገብሩ ጎጃሜ ኣብ ዘይወዓለቶ ንኤርትራ የጣብቑላ። ተጋሩ ኤርትራን ኢትዮጵያን ብረብሓ ትግራይ ኢና ክንምዝኖ ኣለና። ኤርትራ ምስ ትግራይ ዘሎዋ ጎነፅ ዶባዊ እዩ። ዶብ ብውሳነ UN ክጠረር ጥራይ ይሓቱ። ከም ኢትዮጵያ ትግራይ መፂኦ ዕጥቅኹም ፍትሑ፣ ኢድኩም ሃቡ፣ ባንክኹም ኤሌትሪክኹም ወርቅኹም ቴሌኹም ክንቆፃፀር ኣይደልዩን። ኣይደልዩን ጥራይ እንተይ ኮነስ ኣይሓልሙዎን። ስለዙይ ብዓይኒ ረብሓ ትግራይ ካብ ግዝኣተ ኢትዮጵያ ናፃ ምውፃእ፣ ምስ ኤርትራ ሰላም ምፍጣር ወሳኒ ጉዳይ እዩ። ምስ ታሪኻዊት ቀንደኛ ፀላኢት ኢትዮጵያ ምስላፍ ግን ውድቀት ትግራይ እዩ።
    ህወሓትከ ኣጀንድኣ ኢትዮጵያ ድዩ ሓዲጋቶ እያ።

  • @AliTadesse-p1i
    @AliTadesse-p1i 8 днів тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @kiros1655
    @kiros1655 7 днів тому

    አጂኩም ከይትሕፉርና ናአኩም ሕዝና አይንፈሪሕን

  • @سميرة-م1ظ
    @سميرة-م1ظ 6 днів тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ftsumbrhanalemngus9052
    @ftsumbrhanalemngus9052 8 днів тому +1

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤

  • @embayegebremedhin8170
    @embayegebremedhin8170 8 днів тому

    ነዞም ህዝቢ ትግራይ ዝጠለሙ ከዳዓት ጊዜ ኣይንሃቦም!
    ፃድቃን ገብረትንሳኤ ዝበሃል ከዳዕ ውዕል ፕሪቶርያ ብግቡእ ይተግበር ኢልካ ምጥያቕ ከምወንጀልን ምፅሕታር ውግን እዩ ብዝብል መፈራርሒ ህዝቢ ትግራይ ርእሱ ኣድኒኑ ተሰኩኑን ሓደነቱ ተዘሪጉ ንኽነብር ምስ ፀላእቲ ህዝቢ ትግራይ ኮይኑ ይሰርሕ ኣሎ። ብኻልእ ወገን ድማ ሓይሊ ምክልኻል ትግራይ ፈሪሱ ምስ ምክልኻል ሰራዊት ኢትዩጵያ ተሓዊሱ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ወራር ንኽፍፀም ምስ ኣብይ ኣሕመድ ብምምሽጣር ህዝቢ ትግራይ መወዳእታ ናብዘይብሉ ውግእ ከእቱ ይፅዕር ኣሎ። ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ተጋሩ ወታደራዊ ክኢላታት ብኣብይ ኣሕመድ ዝተረሸኑን መብዛሕትኦም ሃለዋቶም ምጥፍኡን ንዘለአኣለም ዘይርሳዕ ሓዘን ተሸኪምና እናሃለና ንቶም ዝተረፉ ጀጋኑ ተጋደልቲ TDF መሊስና ንኣብይ ኣሕመድ ነረክቦም ምባል ብጣዕሚ ዘሕዝንን ዘደንግፅን እዩ። ፃድቃንን ኣብይን ናይ መወዳእታ ዕላምኦም ህዝቢ ትግራይን ኤርትራን ኣድኪምካን ኣድኪኻን ኣብይ ኣሕመድን ዒሚራት ዓረብን ብሓይሊ ጨፍሊቖም ዝገዝእዋ ኢትዩጵያ ምፍጣር እዩ። ከዳእ ፃድቃን ገንዘብ እንተረኺቡ ዋላ ደቁ ካብምሻጥ ንድሕሪት ዘይብል ስሱዕ ሓሰማ 🐖 እዩ።

  • @GirmayBerhanu
    @GirmayBerhanu 6 днів тому

    ኣነ ዝገርመኒ ሰባት ስለ ትግራይ ምንም ዘይ መስሎም ትግራይ ናይ ጦርነት ዓውዲ ንዘይ ምዃን ዝሰርሕ መንእሰይ ዘይለ ምዃኑ!!

  • @TigrayChannel-j2k
    @TigrayChannel-j2k 8 днів тому +1

    ❤️❤️❤❤❤❤💛❤❤❤❤❤❤💊💊💊💊💊💊💊🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💪✊

  • @abeyhaileselassie3040
    @abeyhaileselassie3040 8 днів тому

    ኽላእ ፎሽካል

  • @atakltikassa7296
    @atakltikassa7296 8 днів тому

    Shame Shame mercoo mercoo Plc Sebhatezem.

  • @MeklitMekonnen-t1b
    @MeklitMekonnen-t1b 8 днів тому

    Minimize politics by blame, and maximize your efforts to incorporate the fundamental good governance elements, ie, meritocracy, equality of opportunity, cooperative instead of enabling oligarchy to prevail

  • @embayegebremedhin8170
    @embayegebremedhin8170 8 днів тому

    ጀነራል ተኽላይ (ወዲ ኣሸብር) ዓበይቲ/ወለዲ ንህወሓት ይፈትውዋ ደቆም ወይ ድማ መናእሰይ ከዓ ንህወሓት ይፀልእዋ ኢሉ ተዛሪቡ ምስሰማዕኩስ ገሪሙኒ። ከምኡ ተዝኸውን ነይሩ እኒ ፃድቃን፣ ኣረጋዊ በርሀ፣ ሃለቃ ፀጋይ፣ ተኽለወይኒ፣ ቴድሮስ ሓጎስ፣ ገብሩ ኣስራትን ካልኦት ኣዕርኽቶምን ንህወሓት ኣይምፀልእዋን ነይሮም። ኣባዲ ዘሙ እኳ ምስ ወዱ መዘክር ክልቲኦም ፀላእቲ ህወሓት እዩም። ሕዚ ኣብ ላዕለዋይ መሪሕነት ህወሓት እኒ ኣማኑኤል፣ ሊያ ካሳ፣ ዶ/ራት ፍስሃን ሰለሞንን ካልኦት መናእሰያት ኣባላት ህወሓት ምስ ዓበይቶም ኮይኖም እዮም ንህወሓት ዝመርሕዋ ዘለዉ። ልዕሊ ኩለ ፖለቲካዊ ኣረአእያ ኣብ ደረጃ ፅርየትን ብልሒ ኣተሓሳስባን እምበር ኣብ ኣፈላላይ ዕድመ ዝተመስረተ ኣይኮነን ። ወዲ ኣሸብር ማሕበራዊን ፖለቲካውን ፍልጠትን ብልሒን ዘለዎ ወታደራዊ ክኢላ ይመስለኒ ነይሩ። ሕዚ እንትሪኦ ግና ወዲ ኣሸብር ተኹሲን ንግድን እምበር ካሊእ ፍልጠቱ ክንዲ እቲ ኣዕቢና እንሓስቦ ኣይኮነን። መቸም ክዳንን ገንዘብን ዘይሽፍኖ ነገር የለን! ዓለም ትሸዓተ!

  • @SelamKidan-o6u
    @SelamKidan-o6u 7 днів тому

    ❤❤❤❤❤❤❤😂

  • @arielasgedom3242
    @arielasgedom3242 7 днів тому

    Woyen media, can you open the join account on your platform? I want to contribute some money.

  • @ArayaAmare-f9u
    @ArayaAmare-f9u 8 днів тому

    መናእሰይ ትግራይ እንተኣነ ዝምነየልኩም ተማሂርኩም ናይ ሓደሽቲ ቴክኖሎጂ ፈጠራ ወነንቲ ኮይንኩም ንባዕልኹም ን ንቤተሰብኩም ለዊጥኩም ከምኡ ዉን ብመስዋእትኹም ካብ ፅንተት ንዘድሐንኩማ ዉቅብቲ ትግራይ ናብ ብራኸ ዕቤት ክትወስድዋ ምርኣይ እዩ። ካብ ንዓበይቲ ወለድኹም ምፅራፍ ነፃ ኩኑ ኣይምጥነኩምን ።

    • @AyalewAlemu-m5y
      @AyalewAlemu-m5y 8 днів тому

      ባንዳ ዝኮነ ባንዳ ክበሃል አለዎ
      አይመጥነኩምን ዝበሃል አይሰርህን።

  • @mgebre7220
    @mgebre7220 8 днів тому

    Eseka ke? Nay mekete genzeb Diaspora le lakenayo abey Waälebeliäkum kefeleth ädi tehemesewa alekum abebden ay nelakey

    • @AmirNuru-l3t
      @AmirNuru-l3t 8 днів тому

      መንዩ ዝሕምስ ዘሎ? ቀተልቲ ዘፋነው? ሰራዎት ትግራይ ይበተን ዝበለ? ህዝቢ ናብ መረበቱ ብዛዕባ ምምላስ ከይዛረብ ኣፉ ዝሃተመ? ልሙዕ መሬትናን መኣድናትን ትግራይ ኣረኪቡ ክዛረብ ዘይኽእል? ኣነ ኣብ ትሕቲ ፌደራል መንግስቲ እየ ኢሉ ከይሓነኸ ዝኸድዐ? መንዩ ሓድነት ትግራይ ክፈርስ ኣብ ግልተ ገፅ ዝሰርሕ ዘሎ?

    • @ነፃነት-ቈ7ነ
      @ነፃነት-ቈ7ነ 8 днів тому +1

      ኣነ ፃድቃን ግን ንበዓል ኣባይ ፀሃየ ስዩም መስፍን ዘቕተሎም እዩ ዝመስል ነቶም ኮር ሕውሓት ቀቲሉ ንደብረፂዮን ንደገ ኪድ ህደም ዝበሎ ብዕላማ ምዃኑ'ለ ሕጂ ይብርሃልና ኣሎ ! ፃድቃን ኣመሪካ ዩ ኣሚኑ😢😢😢😢😢😢

    • @mgebre7220
      @mgebre7220 8 днів тому

      Nay mekete genzeb entay aganiwo mes ketelet abay schade mes seyoum mesefen?aytedanageru jeneral sarkan jegena ,besetueyom neyerom hamey lebelekum zergeti ädie eya tigray amesia tegaru tekoyenku lebi geberu.

  • @yordanoskidane7897
    @yordanoskidane7897 8 днів тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤

    • @kiros1655
      @kiros1655 7 днів тому

      ❤❤❤❤❤❤❤❤❤