መጻምዲ ንምምራጽ ቅኑዕ መምዘኒ ይህልኻ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 14 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 42

  • @ማርያመይኣዶጎይታ
    @ማርያመይኣዶጎይታ 11 місяців тому +3

    በስም ስላሴ ተመስገን ኣምላከይ ✝️🕯ንዙይ ቅዱስ ቃል ክሰምዕ ዝገበርካኒ
    ብሓቀ ቃል ህይወት የስመአልና ክቡር መምህርና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ✝️✝️🥰🥰🥰🌿

  • @ههههه-ن3س
    @ههههه-ن3س 7 місяців тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Bሓፍቲንጉሰ
    @Bሓፍቲንጉሰ 8 місяців тому +1

    ቃለ ህይወት የሰመዐልና መምህር
    ፀጉኡ የብዝሕ እግዚአብሔር አምላክ አሜን፫❤❤❤

  • @abrahamghebru8562
    @abrahamghebru8562 7 місяців тому

    Besmeab Besmeab besmeab
    Nezi qudus qal zesmeanai
    Amen Amen Amen Qal hiwet yesmealna
    xegeu yebzhalka kubur hawuna ❤❤❤

  • @tabiemicheal91
    @tabiemicheal91 3 місяці тому

    Amen Amen Amen 🙏🙏🙏qal hiwet yesmalina kibur hawey🙏🙏🙏❤❤❤

  • @ኪረሳዊትጓልፅዮንማርያም

    አሜን አሜን አሜን

  • @BiniamZeremariam-u1b
    @BiniamZeremariam-u1b Місяць тому

    Amen Amen Amen 🙏 qale hiwet yesimalena

  • @misgnaoqubaghebreal4343
    @misgnaoqubaghebreal4343 Рік тому

    Amen amen amen kubur hawey qale hiwet yesmalna Ab zleale meareg yebxhka ztemharnayo ab lbna yehdro

  • @ማርያምበጣምእዉዳታለው

    ባሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክብር መምህርይ ሓውና ደስ ዝብል ምኽሪ እዩ እና አነስ መንፈሳዊ እየ እሎም ይቃረቡኒ እሞ ዘይድሊ ይዛረቡ ሕጂ ግን አብ ስደት ስለ ዘለኩ ልበይነይ መርጸ በይንካ ጽብቁ ክዘይኾነ ይፈልጥ እየ ሕጂ ግን እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ቃሉ ክስምዕ ስለ ዝገበረለይ አምላክ ይመስገን ንዓይ ስደተኛ ሓፍትኹሞ ብጸሎትኹሞ ዘኹሩኒ ፍቅራተይ 😢😢😢👏👏👏🙏🙏🙏

  • @nebyattesfazgi3423
    @nebyattesfazgi3423 9 місяців тому

    Amen (3) qalehiwetu yesimialina

  • @habenbelay-k5e
    @habenbelay-k5e 6 місяців тому

    ቃል ሂወት የስምዓልና ጸጉኡ የህብኩም ፈጣሪ

  • @BiniamTesfay-ke5hq
    @BiniamTesfay-ke5hq 5 місяців тому

    Temesgen goytay sletkulu zkefelkaley meswaetn sleti zeywudae mhretkan ❤❤❤

  • @ግዘ
    @ግዘ 3 місяці тому

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና❤❤❤❤❤

  • @kirostesfahans
    @kirostesfahans Рік тому +1

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና መምህረይ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን የሓበኩም ቀጺለ ድማ ክሓተኩም ከመይ ገርካ ናዓካ ትመስል ትረክብ ትሕትና ዘለዎ ኩሉ ፍርሓት እግዚኣብሄር ዘለዋ ትርክብ ኣነ ንባዕለይ ካብ ዝኮነ ወልፊ ናጻ ኢየ ሕጂ ድማ ምሳይ ትከይድ ደልየ ክቡር መምህረይ ሓሳበይ ከተካፍለኒ ደልየ ነረ ናዓይ ትረክብ ናበረይ ክሰደልካ ኢየ ክቡር መምህረይ ኣብታ ቻነልካ ጽሙቅ ገስካ ከትቅርበለይ ብትሕትና ይሓተካ እማ ከም ዝከምይ ተዋህዶ ኦርቶዶክስ ክትከውን ኣለዋ ዝከበርካ ሓወይ ብትሕትና ይላበወካ

  • @keseteyohans8195
    @keseteyohans8195 9 місяців тому

    kal hiwet yesmalna kubur hawey❤❤❤

  • @aaisha2510
    @aaisha2510 Рік тому

    ቃለ ህይወት የስመዐልና

  • @aadddaddrg2016
    @aadddaddrg2016 2 роки тому +1

    ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡረይ እዝይ ክንገብር እግዚኣብሔር ኣምላክ ይሓግዘና አሜን 🤲🤲🤲

  • @gfgffy8060
    @gfgffy8060 Рік тому +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏

  • @meazygaltigray2892
    @meazygaltigray2892 Рік тому

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም ክቡር መምህር ንመጀመርያ እየ መፅአ ብጣዕሚ ምክርን ተግሳፅን እግዚአብሔር አምላክ መሰተውዐሊ ልቦና ይሃበና 👏

  • @WediKeshi-sf6hr
    @WediKeshi-sf6hr 5 місяців тому

    Aemen Aemen Aemen kale hiwet yesmaena. Tekone gn. Kab agziaebhar amlak zblo elnas sinit fkri hizna lali 10 aemet tefalalina bkal kidan nnebr aelena. Kltena nxbe maado maado nezom kemana rayom. Zferhu kaae aelewu

  • @TigstiWerie
    @TigstiWerie 9 місяців тому

    Amlak ybarka

  • @ሳራጓልትግራይድንግልማርያ

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ኩቡር መምህር ፀጉኡ የብዝሕ አግዚኣብሔር. ልበይ ተንክፈኒ ናይ መጨረሻ ሳኣን ዉላድ አልትብል

  • @ትርሓ_ሥፈታዊት-ኣቦኣ

    _ብሓቂ። ቃል ህይወት የሥመዐልና ደስ ዝብል ትምህርቲ ጸግኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ክቡር መምህርና💐❤️_

  • @selamgebrehiwet
    @selamgebrehiwet Рік тому

    Kale hiwet yesmealna

  • @AsefuNhesu
    @AsefuNhesu 3 місяці тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @kerysss-tt1ue
    @kerysss-tt1ue Рік тому

    ጥዑም ምኽሪ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዓልና 👏

  • @titigezaei138
    @titigezaei138 Рік тому

    Amen amen amen kale hiwet ysmealna ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @musseteklit2860
    @musseteklit2860 3 роки тому +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስማዓልና።እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሕ ኣብ ጸሎትካ ዘክረኒ ሓዉና ወልደሙሴ ኢልካ ላንጋ ላንጋ ተሪፈ ዘለኹ ኩሉ ጸገመይ ዘርዚርካዮ።

    • @zarahiwot3827
      @zarahiwot3827  3 роки тому +1

      ኣምላኽ ብርትዐ ይሃብካ ሓቢቢ! ጸሎት ቅዱሳን ወለድኻ ኣይፈለየካ።

  • @ብርሃንሓፍቲኪዱሓላል

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐና ክቡርመምህርና

  • @ምልአትስምረት
    @ምልአትስምረት Рік тому +1

    ❤❤❤🙏🙏🙏

  • @sadsashacg6910
    @sadsashacg6910 9 місяців тому

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @mebrhittube7401
    @mebrhittube7401 2 роки тому

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሕ

  • @abrhamzemichael9749
    @abrhamzemichael9749 2 роки тому +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ስለ ቲ፡ካብ መዓር ወለላ ዝጥዕም ቃል ኣምላኽ ቅዱስ ዝኾነ ማዕዳን ምኽርን መኺርካና ኢኻ። ሞ። ብጣዕሚ ኢየ።ዘመስግኖ ንፈጣሪ ምኽኒያቱ ካብ ዝተፈላለየ ዘየድሊ ነገራት። ከዊሉ ናብዚ ምኡዝ ዝኾነ ምኽርን ማዕዳን ሰሚዕኻዮ ዘይጽገብ ክካፈሎ ዝገበረኒ ደጊመ ክብርን ምስጋናን ከቕርብ ይፈቱ ፡ ስለቲ ጥበቡን ጸጉኡን ዝገለጸልካ።ጸግኡን በረኸቱን የብዝሓልካ።

  • @simonberhe6684
    @simonberhe6684 2 роки тому +1

    ቃለ ሂወት የስመዓልና ጽግኡ የብዝሓልካ ሓወይ

  • @habtomtekle9100
    @habtomtekle9100 3 роки тому +1

    ንመጀመርታ ግዜ እየ ዝከታተለካ ዘለኹ እሞ ብጣዕሚ ኣድኒቀካ ኩሉ ምስ ኩነታት ዝኸይድ ምኽርን ተግሳጽን።

  • @aadddaddrg2016
    @aadddaddrg2016 2 роки тому +1

    ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡረይ እዝይ ክንገብር እግዚኣብሔር ኣምላክ ይሓግዘና አሜን 🤲🤲🤲

  • @NahshhJeheh
    @NahshhJeheh 2 місяці тому

    ❤❤❤❤❤❤

  • @aadddaddrg2016
    @aadddaddrg2016 2 роки тому +1

    ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡረይ እዝይ ክንገብር እግዚኣብሔር ኣምላክ ይሓግዘና አሜን 🤲

  • @aadddaddrg2016
    @aadddaddrg2016 2 роки тому +1

    ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡረይ እዝይ ክንገብር እግዚኣብሔር ኣምላክ ይሓግዘና አሜን 🤲