Eritrea, ኣጀማምራ ኲናት ኢትዮ-ኤርትራን ምርሻን ኣባላት ሃ/ኣገልጉሎትን፡

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 23 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 155

  • @abitifili3597
    @abitifili3597 3 місяці тому +1

    ኣነን ደቂ ሃገረይን ዝሓለፍናዬ

  • @kelatiteweldemedhin6613
    @kelatiteweldemedhin6613 6 місяців тому +9

    ናይዚ ወዲ ዝገረመኒ ዘይርስዕ ምኳኑ እዩ። ንዓይ ይዝከረኒ ብዛዕባ ምርጫ ናይ ባይቶ ካብ ኣዘዝቲ ቦጦሎኒ ንላዕሊ ኔሩ ንኣዛዚ ክፍለ ሰራዊትና ንወዲ ስሌማን ክንመርጽ ይጉስጉሱና ኔሮም ንሕና ግን ምስ ኣባላቶም ምድንጋጽ ዘለዎም ኢና መሪጽና ምክንያቱ ዶሞዝ ክበልዑ እምበር ካልእ ዋጋ ከምዘይብሎም ንፈልጥ ኔርና፡ እንታይ ዋጋ ኣለዎ ባዕለቀም ንወዲ ሱሌማን እዩ እቲ ዕድል ተዋሂቡ😮

    • @Wediharestay
      @Wediharestay 6 місяців тому +2

      ንሕና ውን ልክዕ ንኣዛዚ ብርጌድ 4 ክፍለ-ሰራዊት 18 ወዲ ሓጎስ መሪጽና፡ ዝሓሸ ንሱ ኔሩ ካብታ ናይ ወዲ ፍርዙን ክ/ሰ 18

    • @Welqaithumera
      @Welqaithumera 6 місяців тому +3

      @@kelatiteweldemedhin6613 ንስኻ'ውን ካብኡ ኣይትሓይሽን ኢኻ ፡
      ብስብስ ሌባ ጨምላቕ ፡
      ዓርኪ ሰባር ነቕዕ ኢለካ ኣለኹ፡
      ተውዲብኩም ትሰርሑዎ ፊልም ኤርትራዊ ብማዕዶ ኢዩ ዝግጥመኩም።
      መን ሓሪፍ መን ሪፍ ?

    • @Welqaithumera
      @Welqaithumera 6 місяців тому +1

      ወድዛ ኣንጺፋ-ቑልጭ ምበልኩኻ ግን ይተረፈኒ

    • @Yacob-bn1jw
      @Yacob-bn1jw 5 місяців тому

      ZAKHLEN TIHINEN BALEMARYAM YBLA::​@@Welqaithumera

    • @yonaskeshi1863
      @yonaskeshi1863 4 місяці тому

      ​@@Welqaithumeraሓሳዊ እዩ ኣነ ኣብኡ ኔረ ኣብቲ ናይ ተከዘ መጥቃዕቲ ዝበዝሕ ዘረቡኡ ሓሶት እዩ
      😊ንምንታይ ይሕሱ ኣሎ ግን ገርመኒ ኣሎ

  • @amanielgebrerufael
    @amanielgebrerufael 3 місяці тому +1

    ዘሕዝን ታሪኽ ሲኦል ኤርትራውያን

  • @DawitWeldemariam-ew8qx
    @DawitWeldemariam-ew8qx 6 місяців тому +7

    ኣጸልሞም ኢሎም ክንደይ ከፊሎምካ ከምዚ ኣይነት ስነምግባር ኣብ ኤርትራ የሎን እዚ ናይ ወያነ ስራሕ እዩ ከሉ ግዜ ሓሳዊ ገጹ ከይተራእየ እዩ ዝዛረብ ድራማ ተጋሩ ዩ

    • @brhanemichael4131
      @brhanemichael4131 6 місяців тому +1

      😂😂😂😂ሕልኩስ ሓቂ ኢዩ ዝዛረብ ዘሎ

    • @goitommaru1990
      @goitommaru1990 3 місяці тому

      ኣታ ባርያ ኩልና ዝናብርናዮ ሓቂ እዩ

  • @BETESEB1972
    @BETESEB1972 6 місяців тому +3

    ዘሐጉሰኒ ነቶም ሓሰማታት ህግደፍ ቀቲሎም ነብሶም ዘጥፍኡ ንዓይ ጀጋኑ እዮም

  • @sisaytsegay8939
    @sisaytsegay8939 6 місяців тому +4

    History will repeat itself....wait ....tnx
    For the truths.

  • @Welqaithumera
    @Welqaithumera 6 місяців тому +7

    ትግራዋይ ሓሳዊ ፡
    ኤርትራ ብካራ ኣይትሓርድን እያ።
    ናይ ተጋሩ ጠባይ ንትርጋሩ ንግደፎ።
    ህሉው ሕሉፍን ሁሉውን ኩንታት ተጋሩ ጽቡቕ ጌርና ኢና ንፈልጦ።

    • @Wediharestay
      @Wediharestay 6 місяців тому +2

      ሰትት ከዛብ፡ ባዕለይ እንድየ ኣብኡ ዝነበርኩ ፡ ምርሻን ምሕራድ ብወግዒ ኢዩ ኔሩ።ብዙሕ ዝረሰዖ ኣሎ ከማን።

    • @senaitkfle3979
      @senaitkfle3979 6 місяців тому

      ​@Wከዛብediharestay

  • @goitommaru1990
    @goitommaru1990 5 місяців тому

    ናይ በሓቂ ታሪኽ ኣነ ኣብ መንጠብጠብ ነረ 381 እንዳ ሞርታር ናይ ምሸት ካብ ስምበል ጥበጊስና መናውራ ብምግባር ንናይ ዛላምበሳ ኩናት ንምክፍፋል ከምዝነበረ እዩ ነይሩ

  • @michaelmarikos8813
    @michaelmarikos8813 6 місяців тому +3

    ነቶም ዘይነበሩ ድኣ ድፎኖም ስቅ ኢልካ ከዛብ። ባዕልና ኢና ንፈልጦ እቶም ዝነበርና። 🤮🤮👃👃

  • @johnhabte6743
    @johnhabte6743 6 місяців тому +6

    ንስኻ እቲ ለሃጃኻውን ትግራዋይ ኢኻ እንደገና ሓሶትን ሓቅን ሕውስውስ ዝበለዩ ዘረባኻ ብመጀመርታ ፕረዝደንት መጺዩ ተዓሊም ዝጅምሮ ዝበላዮ ውጹእ ሓሶት ኮይኑ ግን ቀዳመይቲ ሓቂ ዘምጻእካያ እዚ ከምዚ ኢልና ኬድና ምልሻ ገለዮም ኔሮም ባድመዶ ገምሃሎዶ ኣጥቂዕና ሒዝናዮ ኢልካ ንሕና ከም ዝጀመርናዮ ኲናት ትዛረቦ ዘለኻ እዚ ድሕሪ እቶም ሸሞንተ ኣባላት ብወያነ ምቅታሎምዩ እዚ ንስኻ ዘይኮነ ተመለሱ እናተባህሉ ኣብዮም ኣብ ቦታና ኣትዮም ኢሉ ጻድቃን ዝተዛረበሉ ሓቂዩ ስለዚ ጠንቂ ንሱዩ እዚ ንስኻ ትብሎ ዘለኻ ሳዕቤንዩ
    ውጩ ኔሩ ኢልካና ኣብ መጥቃዕቲ ናይ ቀዳማይ ወራር ከባቢ ባድመ ሓሳዊ ውጩ ን2001 ሒዙ ኣብ ከባቢ ዛላምበሳዩ ኔሩ ሓሳዊ ኢኻ
    ካልእ ንዋልቃይት ኬድና ኣጥቂዕና ኣታ ክንደይ ትሕሱ ዘይነበረ ትዓፍር
    ምርሻን ድማ ኢልካ ናይ ዕቁር ሰራዊት ኣባልሲ ኣባኹም ተረሺኑ ክክክክ ንሳ ነቲ ካልእ ኩሉ ኣፍሪሳትልካ ሓሳዊ
    ኣስዒብካ ሰራዊትና ካልኣይ ንዋልቃይት ከጥቅዕ ከምዝኸደን ኣብኡ ሓደ ዓርኩ ዝተረሸኖ ቆልዓ ንመራሒ ቦጦሎኒ ከም ዝሃረሞ እንደገናውን ክሕዝዎ ክብሉ ተታዂሱ ተወጊኡ ከም ዝሓዝዎን ብኻራ ከም ዝሓረድዎን ተዛሪብካ ነቲ ሓራዲ ኣስላማይ ጌርካዮ ክክክክ ኣየ ተጋሩ ኣስላማዩ ዝሓርድ ንምባልዩ ክክክክ ርእሲ ኩዕንቲ እቲ ኮይኑ እቲ መሰረቱ ኩሉ ሓሶት እንድዩ ክትፈልጥ ብኻራ ሰብ ዝቀትል ኤርትራዊ የብልናን ከምኡ ዝገብር ከምኡ ይነግር ኢሎም
    ደሓር ንስኻ ኤርትራዊ ተትኸውን ወያነ ዝተዓወተትሉ ጥራይ ኣይመምጻእካን ሓሳዊ ክትፈልጥ ንስኻ ትግራዋይ ኮንካ ብገለ ዝኣከብካዮን ሓሶትን ሓዋዊስካ ኢኻ ትዛረብ ዘለኻ

  • @hadushgeremdhn349
    @hadushgeremdhn349 6 місяців тому +1

    ኩላ ሓቂ እዩ ገልጽዋ እዞም ኣስናን ዘይብሎም ኣኽላባት እስያስ ኣብቲ ግዜ እቲ ዕረፍቶም ኣቆርጾም ብዘብዘብ ናብ ዝመጽለን ሃግራት ዝተመለሱ ሕጅ ዉሕ ዉሕ ክብሉኻ እዮም

  • @ees988
    @ees988 3 місяці тому

    😢😢

  • @abitifili3597
    @abitifili3597 3 місяці тому

    ዕለት 14 ምሸት ኣባላት ሓይሊ ባሕሪ ንትኹል መጺና ሓንቲ ቦጦሎኒ 400 ሰባት ንኸውን ብ ሰመረ (ባርኖስ) ትምራሕ : ሰብ ሕለታ ሞሊቓ እያ ኣብቲ ቦታ

  • @yemaneokubazghi1118
    @yemaneokubazghi1118 6 місяців тому +2

    ሓሳዊ 97 ኣይኮነን ሓምሻይ ዙርያ ብሽም ሓምሻይ ዙርያ ዕላል ኣቋርጽ ሓሳዊ

  • @skking3686
    @skking3686 6 місяців тому +1

    ኣነ ኣባል 5ይ ዙርያ እየ ንስኻ ተሓውሱካ ኣሎ ካብ ሰዋ ክሳብ ባድመ ሕውስውስ ኣቢልካዩ ሓሶትውን ኣለወ እቲ ትዛረቦ ፈሊጥካ ድኻ ብዛይ ምፍላጥ ኣላ ድሕር ቀደማይ ወራር እዩ መጀመርታ ኩናት ኣብዓድ ጸጸር ዕርድ ማትያስ እዩ ነሩ እቲ ፈለማ ውግዕ ቅድሚኡ ወያነ ውግ ከምዝጀመረት ካብቶም ሓይልታትና ከምዝቀተለት ረሲእካ ብዙሕ ሽግር ኣብ ህዝብና ገራ እያ 381 እና ካብ ቶጋን ተበጊስና ናብ ሸሸቢት ኣቲና ይዕርፍና ወያነ ምድለዋቱ ምስተሰመኣ ናቡኡ ኣቢልና ካብ ሸሸቢት ናብ ዕርድ ማትያስ ኣድ ጸጸር ኔርና እንበር ሽራሮ ኣይነበርናን እዚ ካብ ሰብ ዝሰማእካዩ ዘይተረደኣካ እዩ ትመስል ነቲ ሕክያ ጽቡቅ ኣይሰማእካዩን😂 ውጩ ባድሜ ኣይነበረን ሓሶት እዩ

  • @habtaebzerimariam6661
    @habtaebzerimariam6661 3 місяці тому

    ትግራዋይ ሓሳዊ ኣፍካ ዕጾ ሃዳሚ

  • @beayemehari4837
    @beayemehari4837 5 місяців тому

    Bravo 👏.

  • @tesfalemaraya50
    @tesfalemaraya50 6 місяців тому +1

    Arkey jgna edkum keep going

  • @fretatesfay343
    @fretatesfay343 5 місяців тому

    ኣዋይ ህዝበይ አሕ አሕ አሕ

  • @G.M.-yg2gj
    @G.M.-yg2gj 6 місяців тому +2

    nisikake selayi 5y zuria kem filipos tifitsim kim zineberka tifilet ika hasawi

  • @robelteclemichael763
    @robelteclemichael763 6 місяців тому +1

    ሳሕሳሕ ትግራዋይ ጽርይ ውዒሉ እንተሓደረ ርስሓት ናይ ልሃጅኡ ኣይጠፍእን ዩ😂

  • @tediambes3908
    @tediambes3908 4 місяці тому

    Bi issias bi agame kulu eyu tewagina. Eritrea wana sina

  • @Insider24840
    @Insider24840 6 місяців тому +1

    💙💙💙

  • @MesudImam
    @MesudImam 6 місяців тому +1

    Fesfas hasawi

  • @worshipembassy5508
    @worshipembassy5508 6 місяців тому +1

    ወዲ ሃይለ ኣስመራ ሹቅ ክይከውን ታሪክ ኣለዎ ዓርኩ ረሽንሙ ለክምዎም ጥፊኡ😢

  • @nimrod6964
    @nimrod6964 Місяць тому

    😅🤠😅🤷🏿‍♂️ ተጋሩ ግን ጉዳይ ጥምየትኩም ዘይትገብሩ 🤣😅🤠 ፕሮፓጋንዳ ዓቕምኹም ኣይኮነን 👋🏿

  • @eyasukflemariam8184
    @eyasukflemariam8184 5 місяців тому

    😭😭😭😭😭😭😭😭🙏

  • @kerenb6757
    @kerenb6757 6 місяців тому +1

    Hasawi chenawi agame

  • @BETESEB1972
    @BETESEB1972 6 місяців тому +1

    ርግጽፕኛ እየ ኣሽመላሽ እኮ ደሙ ደም ከልቢ ኮይኑ እዩ ንዘይትፈልጥዎ 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

    • @negashzemuy3484
      @negashzemuy3484 5 місяців тому

      Heki testen aithsu abau ziineberu. iesemsika alewu bgenzeb aiettlel

  • @berheandeberhan1871
    @berheandeberhan1871 6 місяців тому +1

    ንስኻ ሓሳዊ ትግራዋይ ኢኻ።

  • @Isenal-
    @Isenal- 2 місяці тому

    ኤርትራዊ ኣይኮነን እዚ ዝዛረብ ዘሎ ትግራዋይ እዩ። ሓሶት ጽቡቕ ኣይኮነን ዋላ ነዚ ቻነልኩም ጽቡቕ ኣይኮነን። ሓሶት ኩሉ ሰብ ይፈልጦ እዩ ሓሶት ምዃኑ።

  • @nisonia9488
    @nisonia9488 6 місяців тому +3

    ትግራዋይ ሙኻኑ ብላህጅኡ ፍሉጥ፣ወዲ ጁንታ

  • @tediambes3908
    @tediambes3908 4 місяці тому

    Eritrea ko, issiasn agamen eyom xelata..issias, Ethiopiawi n siltanun bizaaba tigrawinetu kea zekibir eyu. Behaxiru xere Eritreawi eyu......

  • @yonaskeshi1863
    @yonaskeshi1863 6 місяців тому +1

    እስኻ ዉጹእ ትግራዋይ እንዲኻ እንተኾነ ግን ሳዋ ታዓሊምካ ክትከውን ትኽእል ኢኻ እቲ ኣብ ተከዘ ዝነበረ መጥቃዕቲ ካኣ ሓደ ኣብ መንጎና ኢውርትራዊ ተመሲሉ ዝጸንሐ ኣባል ኣብታ ናይ መወዳእታ ሳዓት መጥቃዕቲ ትጅመረላ ህሞት ስለዝሃደመ እታ መጥቃዕቲ ኣብዘይሳዓታ ተጀሚራ ወያነ ካኣ ክሃድማ ዕድል ረኺበን እቲ ሽዑ ዝኸድዐ ኣባልና ዋላ ንስኻ ትኸውን ምኽንያቱ እታ ኩነታት ፈሊጥካያ እንተኾነ ግን ምርሻንዶ ሓላፊ ተቐቲሉ ትብሎ ዘለኻ ግን ነቲ ክድዓትካ መራጎዲ እዩ

  • @TesfahiwetOkbagergs
    @TesfahiwetOkbagergs 6 місяців тому +1

    Hasawi

  • @noahluca5361
    @noahluca5361 5 місяців тому

    ወሪርካ ክተብቅዕ'ሲ 1ይ 2ይ ወራር ኢልካ ዘረባ ሎ?

  • @Hosaena806
    @Hosaena806 6 місяців тому

    Nay tilian border 😎

  • @T.T.R-m9r
    @T.T.R-m9r 4 місяці тому

    Chid 100%Tigraway

  • @andayaman4097
    @andayaman4097 6 місяців тому +2

    ጭው ዝበልኩም ተጋሩ ትግርጫኹም ፉሉጥ።

  • @BiniamYemane-c3x
    @BiniamYemane-c3x 5 місяців тому

    ያአ ኔረ እየ ጹቡቅ ኣሎካ ክ/ሰ ፣26 ድከፋኣ ኣሃዱ

    • @musiegoitom1040
      @musiegoitom1040 4 місяці тому

      ቀዛፊ 39 ኑጹሃት ኢዩ ረሺኑ
      ንሕና ካብቶም ናይ ገልዓሎ ኢና ።
      እዚ ሓውና ብኑጹር ኢዩ ዝዛረብ ዘሎ

    • @musiegoitom1040
      @musiegoitom1040 4 місяці тому

      ካባና ውን ኣብ ማይ ሳግላ ዝተርርሸኑ ኔሮም

    • @musiegoitom1040
      @musiegoitom1040 4 місяці тому

      ሰብ ኽርሽኑ ዘይፈርሕስ ሰብ ክዛረብ ክፈርሕ ዝገርም ኢዩ ።

  • @tediambes3908
    @tediambes3908 4 місяці тому

    Gin bikali ewe gin bi personal nere nay berged bikemzi ayreakun ..ezi kulu tiblo zeleka gin tikikil

  • @samuelbahta6127
    @samuelbahta6127 6 місяців тому

    Awa Ata bejaka aba teseter abu zeyneber eritreawi ako yelon feshkal

  • @melakenemariam6588
    @melakenemariam6588 6 місяців тому +2

    Exactly happened

  • @Wediharestay
    @Wediharestay 6 місяців тому +2

    Welcome Eriman 💙

  • @senaitgeremedhin6515
    @senaitgeremedhin6515 5 місяців тому

    ትግራዋይ ኢኻ። ዝኣምነካ የልቦን።ወላ ወገንካ ህዝቢ ትግራይ ፍጹም ኣይኣምነካን ኢዩ።

  • @Mxiwae1991
    @Mxiwae1991 6 місяців тому

    Yais yedanagr aleku elu endiu bnatus hasbu ezi kofkaf tgraway hasawi

  • @tediambes3908
    @tediambes3908 4 місяці тому

    Tikikil behaki

  • @tediambes3908
    @tediambes3908 4 місяці тому

    Hakika aleka zerebakas....kulu xibuk aleka..

  • @harerta20088
    @harerta20088 6 місяців тому

    ኣንታ ሕልኩስ #ወራር ወያነ ዶ ኲናት ኢትዮ-ኤርትራ?

  • @135abraham
    @135abraham 6 місяців тому +10

    Tigiraway kelo kemey yezentiw alo tigrignu simiwo

    • @melakenemariam6588
      @melakenemariam6588 6 місяців тому +1

      Afafe

    • @embasoyrafenqil6575
      @embasoyrafenqil6575 6 місяців тому +3

      Zneberna ,nmskr ane 5y zur eye ziblo zelo kulu haqi eu . Znebernayo kulu ayreseon .

    • @meharigebru4079
      @meharigebru4079 6 місяців тому

      Aygermekan Ezi Eko Hji seb Yedenagr Aleku kieleyo Elu Eu Orginal Tigraway Eu

    • @robelteclemichael763
      @robelteclemichael763 6 місяців тому

      ኣነ ንባዕለይ እንታይ ዮም እዞም ናይትግራይ ልሃጃ ዘለዎም ከመይ ዮም ኣብ ጸለመ ተዋፊሮም ክብል ጸኒሐ

    • @thomasberhane3295
      @thomasberhane3295 6 місяців тому

      Nkgermeka eta zhasebkuwa ika tshifkaya.

  • @MenghesteabAbraha
    @MenghesteabAbraha 6 місяців тому +1

    Do you know what you are telling .How do you think EPLF har clever and they know everything all the mountains name.Tell us you are weyane,you dont know what you are telling wrong information.

  • @G.M.-yg2gj
    @G.M.-yg2gj 6 місяців тому

    WEYANE KIDMY 3 WERKY IYA AB BADME KEBABIAN JEMIRA ..WEDEYAY TENEGHIRUWO SHELEL ILUWO KUNETAT MIS BERTEE KIZERAREB NAB ADDIS ABEBA KEDE.GUDAY TEFETSIMU SILE ZINEBERE BEZI MIKNIYAT ERITRA TEKERIBA AY NEBERETIN TEAMITA NI KUNAT YEITIYOMUKUM

  • @brhanemichael4131
    @brhanemichael4131 6 місяців тому

    እዚ ኩሉ ዝጠቅሶ ዘሎ ቦታታት ጽቡቅ ጌረ ኢየ ዝፈልጦ ሓቂ ተዛሪቡ😢😢

  • @Kudustekiehagos
    @Kudustekiehagos 6 місяців тому +1

    Tigraway lahja

  • @AryaFry-ii7ir
    @AryaFry-ii7ir 6 місяців тому +1

    Heswi gezkift

    • @menghis1481
      @menghis1481 6 місяців тому

      ዝነበረ ይነግር ኣሎ። ሓጻቢ ስሓኒ ትም ኣልካ ስማዕ። ጠራጢ

  • @tediambes3908
    @tediambes3908 4 місяці тому

    Entay dea dehan do adi? Eleka eleka.......

  • @G.M.-yg2gj
    @G.M.-yg2gj 5 місяців тому

    KIFLY SILEYA KAB NEBERKA ..NISIKAWIN NEZEN AWALID SELIKA NEZOM HALIFTY TEREKIBOM NERKA IKA MALET IY..NEZOM MENISEY 5TH ZURIA SELIKA AHLIFKA KEM TUHIBOM ITAAMAMEN IYE..AB MEWEDAITA GUHIFOMIKA ..KAB HAGHER WETSIKA YEHEZIN IYU

  • @biniamteklay7452
    @biniamteklay7452 6 місяців тому

    Hasawi tegraway keykewen alewo wela eti azerarebeu tegraway EU zetem

  • @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
    @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 6 місяців тому

    Dob wey Badime ayikonen tebahlkum biweyanen bishaeboyan shaebiya kunat zikefete elama ethiopia kijiz mengisti mihilbat agenda silezihaze eyu.Eritra gin Badime ayikonen mikniatu 4likum eyu dinkurna ayitingeruna.

  • @brhanalem5387
    @brhanalem5387 6 місяців тому

    8 ሰብ ዶ ንሰላም ክብሉ ምስከዱ ኣየቃበጽዎምን 5 ዋእ ንሰላም ክብል ዝከደ ዳ ኣ ትቀትል

  • @G.M.-yg2gj
    @G.M.-yg2gj 6 місяців тому

    NISIKAWINERITRAWI KEY RESHENKA AY TITERIFIN IKA HASAWI SELAYI WEYANE...DIMTSIKA TIGRAWAY YITIIM IKAN HASAWI

  • @G.M.-yg2gj
    @G.M.-yg2gj 6 місяців тому

    HAKI IYU 8 SEB ERITRAWYIAN TEGADELTY KETILOMILNA.....JEBHA IWIN WEYANE ABTY MERIET TIBLO ZELOKA BIZUHAT KETILOM IYOM...1984 JEBHA MIS HADEGUWO..WEYANE HIZATO

  • @SalihAbdellaAbdell
    @SalihAbdellaAbdell 6 місяців тому

    Ab maylam zetemareket ab ilala zewedaka kelite men iyu atta hasawi madanagare

  • @BereketWeldegebriel
    @BereketWeldegebriel 6 місяців тому +1

    ወያነ ካብ በዓል እንዳዕሸ ባዕሉዩ ተመሊሱ ዝበልካዮ ውጹእ ሓሶት።99% ኣሉታዊ ጎኒ ሰራዊትና ኢኻ ገሊጽካዮ።ንወያነ ዝምልከት ንዐኦም ዝምጉስ ወይ ሓያላት ምንባሮም ኢኻ ትገልጽ ዘለኻ።ብሓቂ ትከታተል እንተኔርካ፡ዕለት 25/05/2000 ካብወሃቢት ዝባሃል ወይ እንዳተለስኮፕ ዝባሃል ቦታ ከነዝልቅ'ንከለና ክፍለሰራዊትና ዝለዝተደፈኤ ዘይኮነስ፡ሰራዊት ወያነ ምስ ኣዝየን ብዙሓት ታንክታቱ ብተኺሎ ጌሩ ንማይዓይኒ የምርሕ ስለዝነበረ፡ነቲ ኣብምድፋእዋልታ ኮይኑ ዝከላኸል ዝነበረ ሰራዊት፡ናይ 271 ኮሙኡውን ብወዲክፍለ ናይእንዳርባዕተ ኣዛዚ ዝነበረ ዝምራሕ ብብዝሒ ሞርታር ዝዓጠቀ ሰራዊት ንምክልኻል ተባሂሉ'ዩ።ትዝክር እንተኾይንካውን ነቲ ኣጋር ሰራዊት ወያነ ብሞርታር ጌሮም ምስደሰቅዎ'ዩ እግረይ ኣውጽኒ መረብ ዝሰገረ።እምበር ወያነ ደኣ መዓልቲ ናጽነት መዓልቲ ሓዘን ክንቅይራ ኢና ኣስመራ ክናኣቱ ኢና ኢሉኳዩ ገለ ሰራዊቱ ብጸሮናብደቂለይፋይ ጌሩ ዓዲቀይሕ፡ብማይዓይኒ ጌሩ ገሊኡ ንደቀምሓረ ገለ ከኣ ብቅናፍና ጌሩ ንመንደፈራ፡ብዓረዛ ጌሩ ንበዓል ድባርዋ፡ብዓድዃላ ጌሩ ንመንደፈራ፡ብጻዕዳቃላይ ጌሩ ብድርኮ ቆሪጹ ንመስመር ዓድዃላ መንደፈራ ክቆርጽ ኢሉዩ ተበጊሱ ኔሩ።ኣብዓዲበጊዖ ሰፍ ዘይብል ክሳራ ምሰጋጠሞ ግን ክቅጽል ኣይከኣለን ዘይኮነስ ጭሩኡ ደጒሉዩ መረብ ሰጊሩ።ስለዚ ንመንግስቲ ስለዝጸላእካ ዘይኮነን ዘይነበረን ታሪኽ ኣይተሕልፍ።ብዛዕባ መግቢ ዋሕዲ ኔሩ ክኸውን ይክእልዩ።ከምዚትብሎ ዘለኻ ዝተጋነነ ጥሜት ግን ኣይነበረን።

  • @eyasuasfaha7665
    @eyasuasfaha7665 5 місяців тому

    ሓሳዊ ወዓግ

  • @habtomgebrengus-it1om
    @habtomgebrengus-it1om 6 місяців тому

    Ferah menfes aloka. Wala fltet yeblkan. Tegadelti eyom merihom neta hager zdhanwa. Mosaom aytklayom.

  • @AkliluKaleab
    @AkliluKaleab 6 місяців тому +2

    ክክክክ ድፍን ድፍን ብሓሶት ብዙሓት ተጋሩ ነሮም ኣብ ኤርትራ ዝቕመጡ ንሳዋ ዝተዓለሙ እዚ ፍሉጥ ሓደ ካብኦም ዩ:: ድሓር እኮ ተሳሒቦም ዮም ንድሕሪት እዚ ሓደ ካብኦም ዩ::

  • @solpaul9065
    @solpaul9065 6 місяців тому

    nay. Tgraway. Dmtxi. Eyu

  • @tediambes3908
    @tediambes3908 4 місяці тому

    381,2 BERGED NERU SHEGEG

  • @AkliluTedi
    @AkliluTedi 6 місяців тому +2

    keZaB 😂

  • @Cheallo
    @Cheallo 6 місяців тому

    He is pure Eritrean I know him

  • @GHBeraki
    @GHBeraki 6 місяців тому +1

    Sellka areyana

  • @teagestesfalidet5763
    @teagestesfalidet5763 6 місяців тому

    Ewae ane aba nere gin hassawi eka please kemzi zamesele tendino zkone hasot aysemaekun
    Bejakum byen yrekbekum eti haqi kinegro nezi hizbi

  • @meharinguse9501
    @meharinguse9501 6 місяців тому

    ሓሳዊ ትግራዋይ እካ ትጥዕም ድምጽካ መንነትካ ግለጽ ጽቡቅ ገርካ።ተጋሩዊን ምሳና ሓመድ ድፋጮም ሰትዮም እዮም።ሓድ ነሩ ምሳና ኣብዚ ኩሉ ኩነታት ተካፊሉ። መንነትካ ግለጽ ክናምነካ

  • @robielmelake2842
    @robielmelake2842 6 місяців тому

    Kulu gze shaibia ena anta hadami tgraway eritrawi tebea jgna enber jasus kemizikemaka aykownn eyu hasawi

  • @mahanahoaolomun2341
    @mahanahoaolomun2341 6 місяців тому

    ትግራዋይ ምኻኑ ተገጢሙ ክክክክ

  • @lettetecle4258
    @lettetecle4258 6 місяців тому +1

    Amlak ezom saiten tigaru arehekelrna🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😭😭😭😭

  • @germaymebrahtom436
    @germaymebrahtom436 6 місяців тому

    አብ ትኩል ልዕሊ 1ሺሕ ሠራዊት ህግደፍ ተማሪኾም ነዚአ ረሲዕካያ

  • @LualAbraha
    @LualAbraha 6 місяців тому

    Arga 8zurya. Zgab..zmtu

  • @AbrahamTecle-r6r
    @AbrahamTecle-r6r 6 місяців тому +1

    ስራሕ ወያኒ አምጺ ጺእካያ ዘን ደቂ አንስትዮ ትግራይ 1ሓላፈፊ 40ዘጥነሰ ከም ዘሎ ትፈልጡ ዶ?

  • @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
    @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 6 місяців тому +1

    Eseyas nikulu eritrawi ashkiewo eyu.higi zilebemkum ewn ayikefien eyu.Eritrawiyan maebilu tselaekum filetu.

  • @M.G-j5w
    @M.G-j5w 6 місяців тому +1

    Imo bi Hiwet eritrawyia kab Wetrhader amharay zikefe ikum Ni deki hagherkum tetsaeitkumlen yehezin iyu

  • @ጋንታፊተውራሪፈንቅልቀጣን

    ሓሶትን ዝሑሱ ን ሰብ ጸላእኩ ካብ ምስርዕ ጅግንነት ምውርራስን ሸተት እንትይልካ ከምኡ'ዩ ክትሕሱ ጥራይ ዘለካ በርከ ንሱ'ዩ እቲ ናይ ጎሓፍ ባዓቲ ታሪኽ !!!

  • @awettedros6706
    @awettedros6706 6 місяців тому

    nta ma lele 🤣🤣🤣
    Kidd yakhi kezab wahid

  • @MusieMusie-c9h
    @MusieMusie-c9h 6 місяців тому

    Ok. Zigermeka felitnaka abi 5zur buzahat teweledti tegaru xenihkum endikum eska win hade kabatom eki anta wedi megabit

    • @Insider24840
      @Insider24840 6 місяців тому

      ክላእ ደንቆሮ፡

  • @ኢንሻኣላህ
    @ኢንሻኣላህ 6 місяців тому

    Entay de,a Haraday islamay gerkayo,,,kkkkkkkk Aga,ezyan tekeyrka dika kkkkkk

  • @iskatl1098
    @iskatl1098 6 місяців тому

    ኩሉ ዝብሎ ዘሎ ሓቂ እዩ ኣየጋነነን ።

  • @LualAbraha
    @LualAbraha 6 місяців тому

    Ew

  • @AryaFry-ii7ir
    @AryaFry-ii7ir 6 місяців тому

    Aegamgedfe aeluku

  • @alfaomega8110
    @alfaomega8110 6 місяців тому

    Kezzab.

    • @menghis1481
      @menghis1481 6 місяців тому

      ንስካ ታሪኽ ኣልቦ ሽንቲ። ታሪኽ ይንበብ ኣሎ

  • @tekestekidane3545
    @tekestekidane3545 6 місяців тому

    Algis hasawi

  • @ILoveCountry1962
    @ILoveCountry1962 6 місяців тому

    Bu😮 eritreawi du yekwen eze loqmax hasawi😂😂 ygerm yu

  • @AkalGebremikael
    @AkalGebremikael 6 місяців тому

    Hasawi boxhaf eka tfelta haseway eka nsika kb tigreway enty txba hesat txeba

  • @jberaki7078
    @jberaki7078 6 місяців тому

    ዓጋመ ዋሒድ

  • @MhrtabTakste-ml8nn
    @MhrtabTakste-ml8nn 6 місяців тому

    Yas xebuq alka galxekyo

  • @Halamadrid676
    @Halamadrid676 6 місяців тому

    በቃ ፍሊጶስ ኣብ ኩሉ ኢኹም ተእትዉዎ 😂😂😂

  • @tewe8491
    @tewe8491 6 місяців тому

    ብዓጋመኛ እነዳተዛረብካስ ትሕሱ ዓጋመ😂😂😂

  • @HyseniElsa-i8j
    @HyseniElsa-i8j 6 місяців тому

    Hasawi jelgad tarik ayitehawawus

  • @mathewostsegay4868
    @mathewostsegay4868 6 місяців тому

    እንታዩ ዝብል እዚ ኸ ሓሳዊ

  • @samsonhaile5072
    @samsonhaile5072 6 місяців тому

    ክክክል ያ ተጋሩ ኢኩም ቆንዳፋት ኢኩም ተገጢምክን