Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
እግዚኦ መሃረነ ክርስቶስ አቤቱ ዓይነ ልቦናና አበርሀልና ብምሕረትካ ጠብተና😭ብሓቅ ቃለ ህይወት የስምዐልና ክቡር ሓውና እግዚአብሔር አምላክ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባርከልካ🙏🙏🙏
ኣቲ ማርያም ዓላ ተለመኒ ወይ ጉድ ደቀይ ከምዚ ኣለዱ ጽብቅ ትምህርቲ ናይ ሎሚ ትውልዲ ብኣካዳድናና ንእምነትና ዝገልጽ ኣኮነን ጠፊእና ኣለና አምላክ ልቢ ይሃበና 🙏🙏🙏💒💒💒
ቃለ ህይወት የስምዐና ክቡር ሓዊና ኣሜን (3)🙌🙌🙌🤲🤲🤲🤲👏👏👏👏👏👏🙏🙏🙏❤️❤️💛
ንዓቶም መዋፅኦ ይፍጠሮሎም ሓላዊና መልኣክ ኣይግሽ መስተዉዓኒ ልቦናና ይክፈተልና ቃለ ሂወት የስመዓና ፀጋ በረከቱ የብዝሓልኩም
ቃለሂይወት የስምዓልና ኣምላኽ ! ኣጎልጉሎትካ ይባርኽ ኣምላኽ !
ኣምላኸይ ምስትዉዓል ዓድለና ንሕና ሓበሻ እኮ ንገብሮ ኣይንፈልጥን. ፅባቀ እናመሰለና ካብኣቶም ንላዕሊ ኮይኑ ህዝብና. ምክሪ ዘይንቅበል. በዚሕና. እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ. ብቻ ኣምላኽ ምሕረት የዉርደልና 👏👏👏👏
መምህና እዞም ዝፃረፉ ሰባት ኣይትገደሰሎም
ቃለ ሂወት የስምዓልና ክቡር ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እግዝኣቢሔር ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ።
ብጣዕሚ ፀብቅ እዩ ቀፅለሉ😘
ቃለ ህወት ያስመዐልና ክቡር መምህርና ጸጋኡ የብዘሐልኻ አሜን ፫💐🙏
ቃል ህይወት ያሰማልን ወንድምችን እግዚአብሔር ይሰጥልን አሜን አሜን አሜን🙏🙏🙏
ቃለ ህይወት የስምዕልና ሓወይ ናተይ ዕደመን ጥዕናን ይሃብካ ፋጣር
ኦ ኣምላኽ ኣቦይ ይቅረ ይብለኒ እምበር ኩሉ ዝብለካዮ ኣነ ይግበሮ ክዳነይ ኩሉ ዝተቀደደ ፆጉረ የበለይ ኣነስ እንታይ ከ ዘይገበርኩ እሞ ክርስተያን እየ ይብል ኡፍፍፍ ይቅረ ይበለና ህዝበይ ብዘይ ፍላጥ ይጥፍእ ኣሎ 😭🙏🙏🙏
Amen Amen Amen Kal hiwet yesmeana
ቃለ ሂወት የስማዓልና🙏 ከብር ሓውና እግዚአብሔር ኣምላክ ምስትውዓሉ ይሓበና 🙏🙏🙏 ነዓካ ከአ ጥበብን ጸጉኡን ይብዛሓልካ 🙏
ኣንቅሓዮ ነዚ ህዝቢ ብጣዕሚ ንፋዕ ካብ ኣምላኽ ርኸቦ
በሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና በተለይ ንሕናስ በኣካዳድና ጠፍእና እና እግዝኣብሔር ኣምላክ ዓነ ልቦና ይክፈተልና🙏⛪️✝️
Kale hewat yesemalena ezhaway Ajoka egzabher mesaka eyo etegebro nexeboke kesabzkona amlke aygadefekanoGen nekolo delow tenkek mebal thanks
ኣጆካ በርትዕ ኣይትሕመቕ ብተቕርቦ ኩሉ ማሃርን ማዓድን ሕጉሳትን ኣድነቕትን ኢና ኣጆካ ኣጆካ ቀጽሎ። ኣበይ እሞ ከማካ ዓቕሚ እንተዝህልወኒ ።ኣጃካ ንፉዕ ኢካ ካብ ብዙሕ ሜዳታት ዜናታት ዓለም ሰሚዕካ ኣንቢብካ ተማራሚርካ ንትህበና ትምህርቲ ብወገን ኣዝየ ኢየ ዘድንቀካ። እቶም ንክሰምዑን ክማሃሩን ዘይደልዩ ሕማቕ ዝጽሕፉ ኣምላኽ መንገዲ ቅኑዕ ክመርሖም ጸሎት ንግበረሎም። ኣሜን ኣምላኽ ምስ ኩልና ይኩን።ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ።
Qal hiwet yesmialna kbur hawey 🙏 amen 🙏 amen 🙏 amen 🙏
ቃል ህይወት የስማዓልና እግዚኣብሄር ኣምላክ ብምሕረቱ ይጠምተና
qale hiwet yesmealna zhawey egizabher Amlak mengedi yeman ymrhana 🙏🙏🙏
Amen amen amen kal hiwet yesmeana Deacon hawey Egzabher tibebu yebzahlka biflat kone bzey filat zgebernayo ykre ybelena Fetari nezom haxir zkdenu mewaxeati yfiterelom
እዋይ ኣምላኸይ ራህርሃልና ሓደራኻ 🤲🤲🤲😢😢🙏🤦
ናይ ብሓቂ ከብር ሓወና ብፍላጥ የከን ብዘይ ፍላጥ ንገንሮም ነገራት ኣለው ግን እንታይ እሞ እቲ ኩሉ ዝፀውር ከብር እግዚኣብሔር ኣምላክ የቀር የበልና እንበር 🙏🙏🙏😭
ብስም ኣብን ወልድን መንፈስ ቅዱስ ሓደ ኣምላኽ ኣሜን. ብመጀመርያ ቃለ ህይወት የስምዓልና ሓውና ቀጺሉ እዚ እትገብሮ ዘለኻ ዓስቡ ብዙሕ እዩ እሞ ንዓይን ንብዙሓት ንክርስቲያን የሕዋተይን ካብ ናይ ነብሲ ሞት ዘድሕን እዩ እሞ ቀጽሎ እግዚአብሔር ብሓይሉ የበርትዕካ ዝሓወይ ኣሜን።
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብር ሓውና መስተውዐሊ ልቦና ይፍጠረልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ሓወይ ናተይ ብርታዓካ ይሰስን ኣቤቱ የፅንዕካ እግዚኣብሔር ኣምላክ
Kalehiwet yesmalna tesh you did good job very informative advice 👏 👍 👌
Amen amen amen kal hiwet yesmana
ኣጀኻ ኣይትፍራሕ እግዛኣብሄር ምሳኻ እዩ። ኣነ እዉን ከምዝናትካ የጋትመኒ እዮ ሸር እንተገረዪ✝️
ኩቡር ሓውና ጽቡቕ ኣስተምህሮ ናይ ብሓቂ ኣምላክ ዓድምርን ይዕናን ይሃብካ ። ከምዚ ትብሎ ዘለኻ ኣብቲ ንጥቀመሉ ባንክ ኢዚ ትብሎ ዘለኻ ባንዴራታት ኣሎ ኢንታይ ክንገብር ንኽእል ።
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ክብር ሓውና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ
Amen amen kale hiwet ysmealena amlak xegeu ybzalha behaki wetru abe tegebro egziabiher amlak mesaka ykune
እግዝዮ!ኦ ኣምላኽ ኣካይዳና ከነጸብቕ ሓግዘና።
እዝግዮ መሐረና ክርስቶስ 🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾
Amen amen qal hiwat yesmalena
ቃለ ህይወት የስም ኣልና ኩቡር ሃውና ኣሜን
ኣዮኻ ዝሓወይ ጸጉኡ የብዘሐልካ ቀጽለሉ ደኣ ✅️✅️ጸሎት አምብርሃን ጸሎት ቁዱሳን ኣይፈለይካ🤲🤲🤲
qal hiwet yesmealna hawey,zben agolgulotka ybarek
Kal hiwet yasmialna bruk hawey
ኩቡር ሓወይ ጹብቅ ትምህሪቲ ኢዩ
ቃለ ህይወት የስምዐልና
እግዛኣቢሄር ጸጊኡ የብዝሓልካ ኣዝዩ መሃርን ጠቃምን መደብ ኢካ እተቅርብ ኣብዛ ናይ ሎሚ ሓንቲ ርኢ ኣላትኒ ከም ናይ ኣዋልድ ይክደኒ ዝበልካያ ንምኻኑ እዚ ንክደኖ ኣከዳድና ክርስትያናዊ ድዩ ዘመን ኣምጺኦ ኣከዳድና'ዶ ኣይኮነን።ኣከዳድናና ከም ናይተን ዘዕበያና ኣዴታት ክከውን እንድዩ ዝግባእ ንሱ እዩ ክርስትያናዊ ኣከዳድና ንዑ እባ በጃኩም የሕዋትኩም ደቀንስትዮ እንዳጠፋእና ሱቅ ኢልኩም ኣይትራዩና።ብዛዕባ እዚ ኣብ ዝቅጽል መደብካ ከተቅርበልና ክጽበ እየ።
egzabiher kab klu yjmhalwena
Kale hiwet yesmalna kbur memhrna xegu yebzhalka
Amen Amen Amen Qal Hiwet yesmealna
kale hiwet yasemalen 🙏🙏🙏
Egziabiher mhret yewrdelna kale hiwet ysmalna
Amen (3)qal hiwet yesmalna kbur hawna
ቃል ሂወት የስመዓልና ክቡር ሓወይ ብትክክል ብዘይምፍላጥ ኩሉ ንብረትናን ክዳውንትናን ንጥቀመሉ ኢና
እቶም ዘፋራርሑ ከኣ ከምኦም ዝኮኑ ኢዮም እሞ ኣይትገደሰሎም
Yekenyelna Hawena. Nikinfelton kintikekin negir mihibarka. Wala nihade seb tehagezka bezy habereta tehibo tsubuk iyu.Igziabher niagelgelotka yibarekelka.
Amen Amen Amen qal hiwet yesmealna 🙏🙏🙏
Kale hiwet yesmalna kbur hawna Ezgabher amlak xega menfes kdusu yebzhalka nana ndkumat hatyatenatat deku kea kab meat gud yedhnena 😭❤💒💒🙏🙏
ቃለ ህይወት የስምዐና ክቡር ሓውና🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤
Amlak mengedi Yeman yemrhana 🇪🇷🙏🙏🙏
ቃለ ህወት የስምዓልና መምህር ሓወይ ዓቢ ትምህርቲ ዩ ተማሓላልፍ ዘለካ የቀኔልና።
ቃል ህይወት የስምዓልና። እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሓልካ ዝሓወይ። ናይ ብሓቂ ብጥዓሚ"ዩ ዝሕዝን እዚ እዋን። ንዓኻ ስለቲ ዝማዓድካና እግዚአብሔር ጸጉኡ የብዝሓልካ። ነቶም ብዘይ ፍላጥ ይኹን ኮነ ኢሎም ብፍላጥ ብጅልጃል ክዳን መሊሶም ዝኸዱን/ዝኸዳን እግዚአብሔር ምስትውዓሉ ይዓድለና፣ ይቕረ ድማ ይበለልና። ኣጆኻ እቶም ዘፍርሕ ኣይተምጽኣልና፣ ስራሕካ ዘይትገብር እንታይ ገደሰካ ኣብ ዘይምልከተካ ትኣቱ"ዶ ገለ መለታት እንዳ በሉ ዝዛረቡን ዘፈራርሑን ናይ ሰይጣን ነገር እዩ። ምኽንያቱ ሰይጣን ንኹፉእ እምበር ንጽቡቕ ኣይዕጠቕን እዩ።
ቃል ሂወቱ የስምዓልና ክቡር ሓውና ብውልቅኻ ብኸመይ ክንረኽበካ ንኽእል
Kale hiwet yesmalna hawna.🙏🙏🙏❤❤ God bless u and we need more helpfull videos from u. don't mind what other people said just do what u have to do and I will support u all time bro.
Amen amen amen
kale hiwet yesmealna
Egzabher ybarka xgeu ybzhlka kb kmziom yswerna mhrtu ywerdelna nzom tefeom zelewu yhwat baelu ymlsom
Egzgyo meharena krstos qale hiwet yesmalna kbur hawna
Kalie ke b xeguri ke fuluy ygebru do tegedisika meliseley
እግዚኣብሔር ዝናብ ምሕረቱ የዝንበልና 🙏🏿ኣናብባኻ ድማ ሕጂ ጽቡቕ ኣሎ 💚🖤
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐና ክቡር ሓወይ ፀግኡ የብዘሐልካ ድሕሪኡ ኣይዘካ ሰብ ዝበለ ይበል ስኣን ምርዳእ እዮም ከምኡዝበሉ
Kale hiwet ysmalna amen amen amen sel kul nger gezabher bmhrtu ytmtna 🙏🙏🙏 kbur hawna kea xegu ybzhalka abe xeltka zekrna neay nhttna yehwatka
Qale hiwet yesmealna neaka dma xegau yebzhalka
Qal hiwet yesmalna kubur hawna thanks
Thank you bro🥰🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏🙏
ቃልህይወትየሰመዐልናክቡረመምህረን🤲🤲🤲😔😔😔😓😓😓
Amen🙏🙏🙏 qale hiwet yesmalna hawna amlak mhretu ylakelna btami teqamn mharn eka tmxalna qexlo 👍👍👍🙏🙏🙏
Kubur hawna qale hiwet yesmalna 🙏🙏
ዋውውውው ኣነ ኣይልጥን ኔረ የከንየልና ዝሓወይ
qale hiwet yesmalna ajoka bertei
Amen Amen Amen Kale hewit yesemalna hawna 🤲🤲🤲🙏🙏✝️🙏✝️🙏✝️🙏
kexlo kubur hawna
Amen Amen Amen ❤️❤️❤️
ቃል ሂወት የስመዓልና ሓዉና ኣምላክ ይሓልወና
Oh amlakey kabzi kfue zemen awxana
God blass u kale hiwet yesmalna
አበይ ነስተብእል እለና ኢልካና ኢካ አምላክ ልበና ይሃበና😢😢
እተ'ን ባንዴራ ኹለን ትርጉመ'ን ግለጸልና። ምኽንያቱ ኽንፈልጦ። ኣለና። ,Thank you
Qale hiwet ysmealna hawey tbark
kale hiwet yesemalna hawena
Amlkie yqra ybalna 🙏🙏🙏
Egzabher amlak nay agelglotka zeben ybark
Oyyyyyyy ezigio Amlak Baellu ab Kusun yekimtena
Amen amen amen 🙏🏾🙏🏾❤️❤️
Qale hiwet yesmaelna hawey natey
ቃል ሂወት የስማዓልና
ይቅረበልን😭😭😭😭
ፈጣሪ ካብዚ መፈንጠራ ድያብሎስ እሰውረና ስደትና የሕጽረልና። ካብ ዚ ናይ ጸበባ ዘመን የንግፈና መድሓነዓልም ክርስቶስ ከም ግብርና ዘይኮነስ ከም ምሕረቱ እኪደና። ሓወይ ንፉዕ ኢካ በርትዕ ፈጣሪ ጸግኡ የብዝሓልካ።
ኣሜንንንንን
ቃል ህይወት የስመዐልና ዝሓወይ።
Amen (3) qali hiwet yesmalna
Nay Bhaki hawna 🙏✝️🙏✝️🙏💒✝️
Kale hiwet yesmealina ajoka kea amlak alo misaka
Amen
እግዚአብሔር አምላክ ምስትውዓል ይዓድሎም ፀጉኡ የብዘሐልካ ክብር ሓውና እስቲ አብ ምግቢ ገለ ነገር ተልዩ ሕሹክ በለና ዝገብርሉ ነገር ይህሉይኮን ዩ 👏
እግዚኦ መሃረነ ክርስቶስ አቤቱ ዓይነ ልቦናና አበርሀልና ብምሕረትካ ጠብተና😭ብሓቅ ቃለ ህይወት የስምዐልና ክቡር ሓውና እግዚአብሔር አምላክ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባርከልካ🙏🙏🙏
ኣቲ ማርያም ዓላ ተለመኒ ወይ ጉድ ደቀይ ከምዚ ኣለዱ ጽብቅ ትምህርቲ ናይ ሎሚ ትውልዲ ብኣካዳድናና ንእምነትና ዝገልጽ ኣኮነን ጠፊእና ኣለና አምላክ ልቢ ይሃበና 🙏🙏🙏💒💒💒
ቃለ ህይወት የስምዐና ክቡር ሓዊና ኣሜን (3)🙌🙌🙌🤲🤲🤲🤲👏👏👏👏👏👏🙏🙏🙏❤️❤️💛
ንዓቶም መዋፅኦ ይፍጠሮሎም ሓላዊና መልኣክ ኣይግሽ መስተዉዓኒ ልቦናና ይክፈተልና ቃለ ሂወት የስመዓና ፀጋ በረከቱ የብዝሓልኩም
ቃለሂይወት የስምዓልና ኣምላኽ ! ኣጎልጉሎትካ ይባርኽ ኣምላኽ !
ኣምላኸይ ምስትዉዓል ዓድለና ንሕና ሓበሻ እኮ ንገብሮ ኣይንፈልጥን. ፅባቀ እናመሰለና ካብኣቶም ንላዕሊ ኮይኑ ህዝብና. ምክሪ ዘይንቅበል. በዚሕና. እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ. ብቻ ኣምላኽ ምሕረት የዉርደልና 👏👏👏👏
መምህና እዞም ዝፃረፉ ሰባት ኣይትገደሰሎም
ቃለ ሂወት የስምዓልና ክቡር ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እግዝኣቢሔር ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ።
ብጣዕሚ ፀብቅ እዩ ቀፅለሉ😘
ቃለ ህወት ያስመዐልና ክቡር መምህርና ጸጋኡ የብዘሐልኻ አሜን ፫💐🙏
ቃል ህይወት ያሰማልን ወንድምችን እግዚአብሔር ይሰጥልን አሜን አሜን አሜን🙏🙏🙏
ቃለ ህይወት የስምዕልና ሓወይ ናተይ ዕደመን ጥዕናን ይሃብካ ፋጣር
ኦ ኣምላኽ ኣቦይ ይቅረ ይብለኒ እምበር ኩሉ ዝብለካዮ ኣነ ይግበሮ ክዳነይ ኩሉ ዝተቀደደ ፆጉረ የበለይ ኣነስ እንታይ ከ ዘይገበርኩ እሞ ክርስተያን እየ ይብል ኡፍፍፍ ይቅረ ይበለና ህዝበይ ብዘይ ፍላጥ ይጥፍእ ኣሎ 😭🙏🙏🙏
Amen Amen Amen Kal hiwet yesmeana
ቃለ ሂወት የስማዓልና🙏 ከብር ሓውና እግዚአብሔር ኣምላክ ምስትውዓሉ ይሓበና 🙏🙏🙏 ነዓካ ከአ ጥበብን ጸጉኡን ይብዛሓልካ 🙏
ኣንቅሓዮ ነዚ ህዝቢ ብጣዕሚ ንፋዕ ካብ ኣምላኽ ርኸቦ
በሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና በተለይ ንሕናስ በኣካዳድና ጠፍእና እና እግዝኣብሔር ኣምላክ ዓነ ልቦና ይክፈተልና🙏⛪️✝️
Kale hewat yesemalena ezhaway
Ajoka egzabher mesaka eyo etegebro nexeboke kesabzkona amlke aygadefekano
Gen nekolo delow tenkek mebal thanks
ኣጆካ በርትዕ ኣይትሕመቕ ብተቕርቦ ኩሉ ማሃርን ማዓድን ሕጉሳትን ኣድነቕትን ኢና ኣጆካ ኣጆካ ቀጽሎ። ኣበይ እሞ ከማካ ዓቕሚ እንተዝህልወኒ ።ኣጃካ ንፉዕ ኢካ ካብ ብዙሕ ሜዳታት ዜናታት ዓለም ሰሚዕካ ኣንቢብካ ተማራሚርካ ንትህበና ትምህርቲ ብወገን ኣዝየ ኢየ ዘድንቀካ። እቶም ንክሰምዑን ክማሃሩን ዘይደልዩ ሕማቕ ዝጽሕፉ ኣምላኽ መንገዲ ቅኑዕ ክመርሖም ጸሎት ንግበረሎም። ኣሜን ኣምላኽ ምስ ኩልና ይኩን።ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ።
Qal hiwet yesmialna kbur hawey 🙏 amen 🙏 amen 🙏 amen 🙏
ቃል ህይወት የስማዓልና እግዚኣብሄር ኣምላክ ብምሕረቱ ይጠምተና
qale hiwet yesmealna zhawey egizabher Amlak mengedi yeman ymrhana 🙏🙏🙏
Amen amen amen kal hiwet yesmeana Deacon hawey Egzabher tibebu yebzahlka biflat kone bzey filat zgebernayo ykre ybelena Fetari nezom haxir zkdenu mewaxeati yfiterelom
እዋይ ኣምላኸይ ራህርሃልና ሓደራኻ 🤲🤲🤲😢😢🙏🤦
ናይ ብሓቂ ከብር ሓወና ብፍላጥ የከን ብዘይ ፍላጥ ንገንሮም ነገራት ኣለው ግን እንታይ እሞ እቲ ኩሉ ዝፀውር ከብር እግዚኣብሔር ኣምላክ የቀር የበልና እንበር 🙏🙏🙏😭
ብስም ኣብን ወልድን መንፈስ ቅዱስ ሓደ ኣምላኽ ኣሜን. ብመጀመርያ ቃለ ህይወት የስምዓልና ሓውና
ቀጺሉ እዚ እትገብሮ ዘለኻ ዓስቡ ብዙሕ እዩ እሞ ንዓይን ንብዙሓት ንክርስቲያን የሕዋተይን ካብ ናይ ነብሲ ሞት ዘድሕን እዩ እሞ ቀጽሎ እግዚአብሔር ብሓይሉ የበርትዕካ ዝሓወይ ኣሜን።
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብር ሓውና መስተውዐሊ ልቦና ይፍጠረልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ሓወይ ናተይ ብርታዓካ ይሰስን ኣቤቱ የፅንዕካ እግዚኣብሔር ኣምላክ
Kalehiwet yesmalna tesh you did good job very informative advice 👏 👍 👌
Amen amen amen kal hiwet yesmana
ኣጀኻ ኣይትፍራሕ እግዛኣብሄር ምሳኻ እዩ። ኣነ እዉን ከምዝናትካ የጋትመኒ እዮ ሸር እንተገረዪ✝️
ኩቡር ሓውና ጽቡቕ ኣስተምህሮ ናይ ብሓቂ ኣምላክ ዓድምርን ይዕናን ይሃብካ ። ከምዚ ትብሎ ዘለኻ ኣብቲ ንጥቀመሉ ባንክ ኢዚ ትብሎ ዘለኻ ባንዴራታት ኣሎ ኢንታይ ክንገብር ንኽእል ።
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ክብር ሓውና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ
Amen amen kale hiwet ysmealena amlak xegeu ybzalha behaki wetru abe tegebro egziabiher amlak mesaka ykune
እግዝዮ!
ኦ ኣምላኽ ኣካይዳና ከነጸብቕ ሓግዘና።
እዝግዮ መሐረና ክርስቶስ 🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾
Amen amen qal hiwat yesmalena
ቃለ ህይወት የስም ኣልና ኩቡር ሃውና ኣሜን
ኣዮኻ ዝሓወይ ጸጉኡ የብዘሐልካ ቀጽለሉ ደኣ ✅️✅️ጸሎት አምብርሃን ጸሎት ቁዱሳን ኣይፈለይካ🤲🤲🤲
qal hiwet yesmealna hawey,zben agolgulotka ybarek
Kal hiwet yasmialna bruk hawey
ኩቡር ሓወይ ጹብቅ ትምህሪቲ ኢዩ
ቃለ ህይወት የስምዐልና
እግዛኣቢሄር ጸጊኡ የብዝሓልካ ኣዝዩ መሃርን ጠቃምን መደብ ኢካ እተቅርብ ኣብዛ ናይ ሎሚ ሓንቲ ርኢ ኣላትኒ ከም ናይ ኣዋልድ ይክደኒ ዝበልካያ ንምኻኑ እዚ ንክደኖ ኣከዳድና ክርስትያናዊ ድዩ ዘመን ኣምጺኦ ኣከዳድና'ዶ ኣይኮነን።ኣከዳድናና ከም ናይተን ዘዕበያና ኣዴታት ክከውን እንድዩ ዝግባእ ንሱ እዩ ክርስትያናዊ ኣከዳድና ንዑ እባ በጃኩም የሕዋትኩም ደቀንስትዮ እንዳጠፋእና ሱቅ ኢልኩም ኣይትራዩና።ብዛዕባ እዚ ኣብ ዝቅጽል መደብካ ከተቅርበልና ክጽበ እየ።
egzabiher kab klu yjmhalwena
Kale hiwet yesmalna kbur memhrna xegu yebzhalka
Amen Amen Amen Qal Hiwet yesmealna
kale hiwet yasemalen 🙏🙏🙏
Egziabiher mhret yewrdelna kale hiwet ysmalna
Amen (3)qal hiwet yesmalna kbur hawna
ቃል ሂወት የስመዓልና ክቡር ሓወይ ብትክክል ብዘይምፍላጥ ኩሉ ንብረትናን ክዳውንትናን ንጥቀመሉ ኢና
እቶም ዘፋራርሑ ከኣ ከምኦም ዝኮኑ ኢዮም እሞ ኣይትገደሰሎም
Yekenyelna Hawena.
Nikinfelton kintikekin negir mihibarka.
Wala nihade seb tehagezka bezy habereta tehibo tsubuk iyu.
Igziabher niagelgelotka yibarekelka.
Amen Amen Amen qal hiwet yesmealna 🙏🙏🙏
Kale hiwet yesmalna kbur hawna Ezgabher amlak xega menfes kdusu yebzhalka nana ndkumat hatyatenatat deku kea kab meat gud yedhnena 😭❤💒💒🙏🙏
ቃለ ህይወት የስምዐና ክቡር ሓውና🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤
Amlak mengedi Yeman yemrhana 🇪🇷🙏🙏🙏
ቃለ ህወት የስምዓልና መምህር ሓወይ ዓቢ ትምህርቲ ዩ ተማሓላልፍ ዘለካ የቀኔልና።
ቃል ህይወት የስምዓልና። እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሓልካ ዝሓወይ። ናይ ብሓቂ ብጥዓሚ"ዩ ዝሕዝን እዚ እዋን። ንዓኻ ስለቲ ዝማዓድካና እግዚአብሔር ጸጉኡ የብዝሓልካ። ነቶም ብዘይ ፍላጥ ይኹን ኮነ ኢሎም ብፍላጥ ብጅልጃል ክዳን መሊሶም ዝኸዱን/ዝኸዳን እግዚአብሔር ምስትውዓሉ ይዓድለና፣ ይቕረ ድማ ይበለልና። ኣጆኻ እቶም ዘፍርሕ ኣይተምጽኣልና፣ ስራሕካ ዘይትገብር እንታይ ገደሰካ ኣብ ዘይምልከተካ ትኣቱ"ዶ ገለ መለታት እንዳ በሉ ዝዛረቡን ዘፈራርሑን ናይ ሰይጣን ነገር እዩ። ምኽንያቱ ሰይጣን ንኹፉእ እምበር ንጽቡቕ ኣይዕጠቕን እዩ።
ቃል ሂወቱ የስምዓልና ክቡር ሓውና ብውልቅኻ ብኸመይ ክንረኽበካ ንኽእል
Kale hiwet yesmalna hawna.🙏🙏🙏❤❤ God bless u and we need more helpfull videos from u. don't mind what other people said just do what u have to do and I will support u all time bro.
Amen amen amen
kale hiwet yesmealna
Egzabher ybarka xgeu ybzhlka kb kmziom yswerna mhrtu ywerdelna nzom tefeom zelewu yhwat baelu ymlsom
Egzgyo meharena krstos qale hiwet yesmalna kbur hawna
Kalie ke b xeguri ke fuluy ygebru do tegedisika meliseley
እግዚኣብሔር ዝናብ ምሕረቱ የዝንበልና 🙏🏿
ኣናብባኻ ድማ ሕጂ ጽቡቕ ኣሎ 💚🖤