The king of TIGGER TIGRIYANS TPLF❤ The king of TIGGER TIGRIYANS TDF❤ Absolutely regardless Genius tough faster fighter in the world our GENERALS CORENIALS long live state TIGGER TIGRIYANS TIGRAY❤❤❤ ብስሬና ብቅልፅምና❤
To Bisrat (or you who can contact him)! in order for the audience to provide a thoughtful comment or response, please provide the written version of such messages or letters; it would be wise to always do so with such messages. Thanks
If TDF is disarmed the people of Tigrai will be vulnerable. Engage the people in the struggle. Stop Ghetachew and tsadkan from doing farther damages. Why are they given the chance to bring chaos and anarchy. Action by the people is absolutely needed before it is too late. Tigrai without TDF IS SCARY.
To TIGRAY PRESS WHY DON'T YOU INVITE General Tzadkan to ask all this questions and he can express and explain to the Tigrayans people?thank you in advance.
The fundamental failure of the Pretoria agreement is the result of dismantled publicly elected assembly. This was suggested by Tsadkan and Assefa. The main reason why we are in this mess is because the regime in Addis could not accept our rights to elect our leaders. This action is perpetuating time and again.
ሰላም ብስረት ብጣዕሚ ትኽክልን ወቅታው እዩ በርትዕ ቀፅልሉ
ብሲራትሐወይ ቃልሲካክዕወት ኩሉትግራዋይአብ ጉንካ ከምንከዊን ፈልጢካ ቃሊሲካ ክትበሪትዕ አለካ አጀኳ ቀፂል
ትግራይ ሂዚቢ ትግራይን መንእሰይ ትግራይን አድታት ትግራይን እንቢ ንመግዛእቲ ፃዲቃን በሉ ትግራይ መንእሰይ ትግራይ ከይቲጊራህ
ናይ ፃድቃን ጉድ ኩሉ ትክክል አዩ ሰራዊት ትግራይ ኮነ ጀነራላት ትግራይ ሕጅውን ከይበአስ ከባርርዎ ይግባአ ስቅ አተተባህሉ ካልእ ክሰርህ አዩ ዓዲ ከፍርሳ አዩ
ህዝቢ ትግራይ ኣብዚ ሕዚ ሰዓት ካብቲ ዘለናዮ ፀገም ምውፃአ አዩ ዠደሊ አምበር ሓድነት ተጋሩ ዝዘርግ መፀለምታ ኣይደልይን ፍታሕ አዩ ዝደሊ አዚ ናይ ድሑራት ኣተሓሳስባ ቁቡልንት የብሉን ካብ ሕሉፍ ዘይትማሃሩ ስልጣን ርስት ዝገብርኩም ሕዚውን ስልጣን ንደቅኹም ተዳልዉ ናይቲ ስርዓት ተጠቀምቲ ዝኾንኩም ሽርሕኹም ፈሊጥናዮ ኢና የኣክል
ነምሲግን ብሲራት ሐዉና ከምዚይ ጉዱስ ትግራዊይ ንትግራይ❤❤🙏🙏✝✝❣
ብስራት እቶም ተጋደልቲ ዝፃሓፍዎ ታሪኽ ፃድቃን ሓቂ ምዃኑ አይትጠራጠር።
ጽቡቅ ጅማሮ እዩ ቀጽለሉ ትግራይ ፕረስ
ትግራይ ቢኒ ፃዲቃንን ብዞአቶም እባ ተዋረደት ትግራይ ንካልአይ ጊዚየ የዋርዳ አሎ ፃዲቃን ተሂዚንኒ ትግራይ አደይ✝✝✝✝✝✝✝
ጀ/ል ፃድቃን ኣፍቲ ሕሉፍ 17 ዓመት ቃልሲ ኣብመኸተ ፅንተት ዝገበሮ ኣበርክቶ ክብሪ ይህብ ኣብዛ ፀባብ መድረኽ ኣብልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝፈፀሞ ክሕደት መዳርግቲ የብሉን ህዝቢትግራይብትሪ ክቃለሶ ይግባእ ዓለም ዓቀፍ ምሁራት ውክልንኦም የልዕሉ ።
ብስራት እዋናውን ወቅታዉን ዝኾነ ኣጀንዳ እናቅረብካ አብ ጎኒ እቲ ድምፂ ዝሳኣነ ድምፂ ብምዃንካ አዚና ነምስግን❤❤❤❤❤
I consider you as very dependable information source. Good job and keep it up!
እዚ ፃድቃን ዝበሃል ኣራዊት ኣብዝሓለፉ 2ተ ዓመታት ንህዝቢ ትግራይ ኣብ ልዕሊ እዚ ዘርዚርካ ዘይውዳእ ፀገማቱን ሓዘኑን እቶም ን ግምት ዝተውሃቡዎ ስራሕቲ ኣብ ክንዲ ምፍፃም ስድርኡ ኣብ ውሑስ ቦታ አቐሚጡ ሐዚ ሪፎርም የድልየና ይብለና ኣሎ። ዓገብ ንበሎ ተጋሩ ታሪኹ ምግላፅ እንተየድለየ እቲ ዝፍፅሞ ዘሎ ክሕደት ጥራሕ ካብ እኹል ንላዕሊ ዩ።
ሰላም ብስራት እንካዕ ብዳሓን መጻእካ ኩቡር
@@DayrylKagete እዚ ክሉ ኔትወርክ ኮነ ኢልካ ጸለመ ን ደቂ መቀለ ንደቂ አጋመ ን ደቂ ቴምቤን ሐዲሽ ነገር አይኮነን ኤምበርከ ጎጅለ አድዋ ደቂ መሳፍንቲ ልኡል መንገሻ ኡዱ ዳበለት ዝረሸነቶም ሕጂ ድማ ጎጅለ ዝለመደቶ ውዲት ቅንጸላ ንምግባር መንጸፍ Propaganda እያ ትገብር ዘላ ትግራይ ዋጋ ከፍላ እዩ ጸለመ ጀነራል ጻድቃን ዝአረገ ዝሐመቀ ጽንተት ጎጅለ ጎባኤ ዳግማይ ቅንጸላ ትገብሮ ዘላ ውዲት እዩ.
ግም ሸታት ለመቲ😂@@toyotaw2500
ሰላም ብስራት ቀፅሉ ጅግና
Congratulations to all Tegaru the TPLF party will be PROSPERITY party in the future.
ብስራት ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
ፅብቅ እዩ በርትዕ ቀፅለሉ
ሠላም አሕወተይ ከመይ አለኩም❤💛❤💛❤💛❤💛❤
ብስራት ኩልግዜ እየ ዝከታተለካ ፅቡቕ ኢኻ ብፍላይ ምስ ብርሃነ ሰብዝሰኣነ እንትቀርብ ከለኻ ደስ በሃሊ እዩ ሓደሓደ ግዜ እትቕርቦ ዋላውን ጠቃሚ እንየኾነ ኝኝኝኝኝኝኝ መሰልቸዊ ይኸውን ኣሎ ኣይተንወሓዮ
አጀማምራ ናይዞም አቅረብቲ ብጣዓሚ ትክክል እዩ ። አነእውን ነባር ተገዳላይ እየ እቲ ዝብሃል ዘሎ ዋላ ኩሉ አይኹን እቲ ዝቀርብ ዘሎ መብዛሓትኡ አነውን ዝፈልጦ ሓቂ እዩ መናአሰይ ትግራይ ንዓና መሪሑ ዝኻሓደና ንዓኹም መራሒ ክኸውን አይኽእልን ንባዓልኹም ክትብሉ ተጠንቀቁ ንወለዶ እዚአእየ ክብል ዝደሊ ። ጀ ል ፃድቃን ንቶም 17 ዓመት ተቃሊሶም ኢተማጀር ክኸውን ዝገበሩ ተጋደልቲ ጥራሕ አይኳነን ኪሒዱ ንዞም ናይመኸተ ተጋደልቲ እውን ሕይ ይኽሕድ አሎ እዩ ።
ብስራት ሓወይ ንግምት ክትሓተለይ ዝደልያ ሰራዊት ኢትዮጵያ ድሕሪ ዉዕል ፕሪቶርያ ብዶባት ኤርትራ ዝነበረ ለቂቁ ክኸድ ከሎ ባዓል ጌታቸዉ ክሓቱ ኣይተሰምዑን ። ሀዚ ንምንታይ ሰራዊት ኢትዮጵያ ይእተወልና ክብሉ ኪኢሎም?
አብ እዋን ኦሮማራ እውን ነቲ ዝካየድ ዝነበረ ፀረ ህወሓት ዓመፅ ቤንዚን ንምውሳኽ ኣብ ኦነግ ዝነበረና ኣተኣላልያ ጌጋ እዩ ኢሉ ብምዝራብ አብ ልዕሊ ተጋሩ ፅልኣት ክዓቢ ዝገበረ እዩ ፃድቃን።
The king of TIGGER TIGRIYANS TPLF❤ The king of TIGGER TIGRIYANS TDF❤ Absolutely regardless Genius tough faster fighter in the world our GENERALS CORENIALS long live state TIGGER TIGRIYANS TIGRAY❤❤❤ ብስሬና ብቅልፅምና❤
በይዛ ህዝቢ ናዕ በል ዋ ኣይትሓሱ
Useless media what he said is to give power to new generation. He is right.
ትግራይ ንምፊራስ ብተጋሩ አገብ በል መንእሰይ ትግራይ ንምፊራስ አይከናካን ንትግራይ ተሰዊእካ ንሲልጣን ፃዲቃን አገብ በል
እዙይ መፀለምታዩ፣
ጄ/ል ብውልቁ ኩሉነገር ክገብር ኣይኽእልን፣ኣሽንኳይዶ ንሱስ ጠ/ሚ መለስኳ ብውልቁ ኩሉ ነገር ክውስን ኣይኽእልን፣
ዓቕሊፅበት ሃጠቀጠውዩ፣
ኣይትጋጌ ሊዕሊ እቶም ምስኡ ዝነበሩ ዝፈልጥ ምስክር የለን።
Thank you ate Bisrat
Well done Bisrat Kebede!
አሰማዕን
❤❤❤❤❤❤
ኣነ ዝብል ስለምንታይ ከ ምዚ ዓይነት ገበን ዝፈጽሙ ንህዝቢ ኣየፍለጡ ወይ ኣየጥፍእ ዎም.
ፖሎቲከኛታት ትግራይ ሽግር አለውም ንህዝብኻ ዘይምሕባር ሕማቅ ይኹን ፅቡቅ ህዝቢ ክፈልጦ ኣለዎ, ሕግዶ ይሓይሽ ምስ ሳዖረረ, ኣክንዲ ብጋንኡ ምእላይ.
መንእሰይ ትግራይ እተሰወኤሉ ንትግራይን ንአዶታት ንአሐትን ንመሬት ትግራይን እተሰወኤሉ እዩ እሞ ከይቲታለል መንእሰይ ትግራይ ከየታልለካ ፃዲቃን ንባእሉ እንበር ንትግራይ ምንም👌👌👌👌👌👌✝✝✝✝
To Bisrat (or you who can contact him)! in order for the audience to provide a thoughtful comment or response, please provide the written version of such messages or letters; it would be wise to always do so with such messages. Thanks
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ሰላም ስላም
ህውሃት አብ ሚድያ ክብርትኡ አለዎም ህውሃት እቲ አሎ ዝባሃል አብይ ትካል እዩ ናይ ህዝቢ ውድብ እዩ ።
🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉
Great job brother 👏
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
በስራት በሰንኪ ፃድቃን ትግራይ ትፈርሰ ኣላ ታሓታቲ ንሱ እዩ
ፅቡቅ ጅማሮ እዩ በስልኪ ሐሳብ ምቅባል ቀፅለሉ
አይስማኦን
❤
Tsadkan's strategy is FASCISM.
እቲ ሓቂ እኮ እተን ጀጋኑ ነባራት ተጋደልቲ ኣደታት ዞባምዕራብ ሽረ ብዛዕባ ፃድቃን ገሊፀነኦ እየን እንተኾነ ግንሓቂ ስለተዛረባ ጉጅለ ልምዓት ማኣምን መጉራዕቲ ኣግቶት ሸራሙጥ ዝብል ግዕዙይ ዝኾነ ፀርፍታተት ብደገፍቲ ፃድቃንን ብግምትን ደገፍቱን ተፀሪፈን እየን
Wow that 💔
እዚኣቶም ድላዮም እንዳገበሩ ህዝቢ ከንፈሩ እንዳመጠጠ ስቕ ኢሉ እንድሕር ዝሪኦም ኮይኑ; ሒዚውን ዝባኣሰ ነገር ክፍፅሙ ኢዮም:: ህዝቢ ሆ ኢሉ ወፂኡ ከይዋዓለ ከይሓደረ ከባሮም ኣለዎ:: "ሳይቃጠል በቅጠል" ከምዝብልዎ ኣምሓሩ.
ሓደ ሰብ አብ ትግራይ እንተመይቶ ታሓታቲ ፃድቃን እና ጊታቸው እዩም
If TDF is disarmed the people of Tigrai will be vulnerable. Engage the people in the struggle. Stop Ghetachew and tsadkan from doing farther damages. Why are they given the chance to bring chaos and anarchy. Action by the people is absolutely needed before it is too late. Tigrai without TDF IS SCARY.
እቱም ንዓድኹም እትጣበቁ ናይሓቂ ንሕዝቢ ታሓስቡ ሙሁራት ተጋሩ ሕዝብኹምን ዓድኹምን ሕዚ እንተዘይበፂሕኩሙሉ ማዓዝ ዳአ እዩ እቱ እዋን?
Selam Bisrat ❤❤❤
The ግዛዊ አስተዳደር እስካሁን ለህዝብ ትግራይ ምን አደረጉ ወይም ምን አተገበሩ?
ኣብ'ዝተፈላለየ ናይ ዓለም ክፋል ዝነብሩ ነባራት ተጋደልቲ ውድብ ህወሓት (ውድቦም ) ኣጋጢሙዎ ዘሎ ናይ ጥልመት ፈተናን ናይ ጥፍኣት ውዲት ንምብዳህ ተኣኻኺቦም ድምፆም ስለዘስምዑ ብጣዕሚ ዓቐን ዘይብሉ ታሕጓስ ተሰሚዑኒ ኣሎ!
ነባራት ተጋደልትና በጃኻትኩም ድሃይኩም ኣይተጥፍኡ፥ ንቡዙሓት ናይ ተስፋ ድምፂ ኢኹም!!😊
እዞም ሰባት እዚኦም ነህዝቢ ትግራይ ንዕቐት እዩ ከምዚ ዝገብሩ ዘለው እምምበር ሕዝባውነት እንተዝስሞኦም ከምኡ አይምገበሩን ትግራዋይ ክነቅህ አለዎ
ክልተ ደቂ እውን ዓብዪ ማሽነሪ ሒዞም ወርቂ ንክኽቡቱ ተዋፊሮም ኣለው። ብዋናነት ሰራዊት ትግራይ ካብ በሪ ኣ ኣ ደ/ብርሃን ክምሰን ክጭፍጨፍነ ዝገበረ እዩ። ገና ድማ ብዙሕ ጉዱ ክወፅ እዩ።
እወ አለዉ ወላ ጓሉ ተቀረየት ወርቂ ተጋሩ ትግሕጦ ሃፍቶም ይክዕብቱ አለዉ ንተጋሩ አጀዳታት እሃቡ
Thank you bisrat
Kettalelu !
ብሓሶትን ብፀለመን ዝፍጠር ነገር የለን ንትግራይ'ዉን ኣይጠቅምን
የቅንየልና ቀፅልሉ
ሰላም
እዚ ኹሉ ጉድ ጀ/ፃድቃን ክሳብ ሎሚ ንምንታይ እዩ ተሓቢኡ ነይሩ?
Getachew’s daughter is also living in America.
Selam Tigray presse
ናብ ብስራት (ወይ ክትረኽብዎ እትኽእሉ)! ሰማዕቲ ወይ ተኸታተልቲ ብሱልን ጥሉቕን ርኢቶ ወይ መልሲ ክህቡ ንኽኽእሉ፤ በጃኻ ኣብ ኹሎም ከምዚኦም ዝመሰሉ መልእኽትታት፣ ተኸታተልትኻ ነቲ ጽሑፍ’ውን ክርኽቡ ከምዝኽእሉ ግበር፡፡ የቐንየለይ።
😭😭😭
አይስማዕን
ሰላም ❤️💛
ሕድ ሕድ ውሳነታትን ተግባራትን ድምር ናይ ኩሎም ኣመራርሓ እምበር ንፃድቓን ጥራሕ ዝብፅሖ ኣይኮነን። መሪሕነት ውድብ እንትፍጠር ፀረ ህዝቢ ብምንባሩ እምበር ኣብ ከይዲ ዝተፈጠረ ፀገም ኣይኮነን።
ዘይምዕዳል ኮኑ እበረ ሃገር ኣብ ሕምስምስ ዘኣተዋ ኣድታት ጎቲቶም ናብራኸ ጫፍ ክተቀን ዝገብሩ ምኹር ተሞኹሮ ዘለዋም ብዕድመ ዝፀገቡ ደቂ ሰብዓ እዮም ታሪክ መዛጋብቲ ኣለም ዘርዒና ፡፡ እተ ናሕና ደቂ ስሳ ደቂ ሰብዓ ሚሒር ስልጣን ስሰዐ ወይ ክተር ፅሊኢት ዘሕደርዎ ንምርዋይ ላእልን ታሕትን ይብሉ ኣለዉ እትዘሐዝን ንቲ ቀያሕትን ፀለምትን ገቢሩ ኣብ ክብሪ ማማ ዘኾሮም ሕዝቢ ትግራይ ፍፁም ክሕደት ጢሒሎም ምስ ፀላኢ ደምበ ተነኺሮም ትግራይ ንክቡቱኑ ዘይፍንቅልዎ እምኒ የለን፡፡ እም እንታይ ይገበር
To TIGRAY PRESS WHY DON'T YOU INVITE General Tzadkan to ask all this questions and he can express and explain to the Tigrayans people?thank you in advance.
ብደቂ ድኻ ይጻወቱ አለው ንምንታይ ደቁ ንአሜርካ ሰዲዱ
ክንፈ ገ/መድሂን
ሐሳዊ ኢኻ ጉጅለ ፍትህ
EWE SEBUK YISEMAE EYU.
አይስማዕን ዘሎ
ወንጀል ፈፂምካ ብሕጊ የጠይቀካ እዩ ፃድቃን ሓደ እዩ ግን ናይ ውድብ ጉዳይ እዩ ንስኻ ፍርድቤት አይኮንካን አይትጋገ
ጌታቸው ረዳ፣ ፃድቃን፣ ወዲ ወረደ፣ ወዲ ኣሸብርን ካልኦት ጠላማት ኣባላት ጊዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ቀተልቲ ህዝቢ ትግራይ ብሕጊ ንኸይሕተቱ ፈቲሖም ዝሰደዱ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝተፈፀመ ጀኖሳይዳዊ ገበን ብሕቡራት መንግስታት ዝግበር ዝነበረ ምርመራን ምርግጋፅ ተሓታትነትን ንኽቋረፅ
ዝገበሩ ባንዳታት ንህዝቢ ትግራይ ምሳኻ ኣለና እናበሉ ብእንግድዑ ዝወግእዎ ገበነኛታት እዩም። ጌታቸው ረዳን ኣባላት ግ.ም.ት ዝኾኑ ሓገዝቱን ብገንዘብ ኣብይ ኣሕመድ ተደሊሎም ንህዝቢ ትግራይ ካልኣይ ዝቐተልዎ ጠላማት እዩም። መስዋእትን ደምን ህዝቢ ትግራይ ግና በኸንቱ ፈሲሱ ኣይተርፍን! መዓልቶም ይፀበዩ። ህዝቢ ትግራይ ፍትሒ ከይረኸበ ክሳዱ ኣድኒኑ ኣይነብርን! ዘበት!
ናይ ኣልታህድ ኦፕርሽን ዝነበሩ ፍፃመታት እውን ክቕፅሉ እዮም
ቀፀላ ምጉላት እየ በርትዑ.
ገና ክንደይ ጉድ እዩ ዘሎ
The fundamental failure of the Pretoria agreement is the result of dismantled publicly elected assembly. This was suggested by Tsadkan and Assefa. The main reason why we are in this mess is because the regime in Addis could not accept our rights to elect our leaders. This action is perpetuating time and again.
T P L F ምምራህ አይክእሉ ኢልካ ዝዝረብ ዘረባ ግን እንታይ ማለት እዩ?ን27ሸውዓተን ዓመት ዳአ ከመይ ገይሮም 120 ሚልዬን ህዝቢ የማህድርዎ ነይሮም ?
ዝተምሃርካ ኢካ ትመስል ግን ብዙሕ ኢዩ ዝተርፈካ ዝወረደ መልእክቲ ክንብብ ወይ ዓቢ ነጥቢ ዝረከብካ መሲሉካ ንባእልካ ኢካ ኣብ ትዕዝብቲ ኣቲካ ወግነኛ ዓለታዊ
አረ በርትኡ ምድያታት ብሥራት ሓውና በርትእ።
ምሩፅ ሚድያ
ስለምታይ ሻዒቱ ግብ እ መቅ ጻ እ ቱ ዘይወሰደ?
አታ ክንደይ ትሕስዉ
መን መን ዝባሃሉ እዮም 1993 ንባጫ አባዱላ መን ንቅድሚት አምፂዕዎም
ጉድን ጭራን እናሓደረ ይወፅእዶበሉ ወይ ፃድቃን ኮሓሊ መሲሉስ ንትግራይ ከንቁር ድዩ ዝፍትን ዘሎ ሰላህ ጉልድም ማለት ከምዙይ እዩ።
አይትሓሱ ምልሓስካ ተቆረፅ
ጻድቃን አብ ስልጣን እንተመጺኡ ካብ ነበር ናይ ሱርያን ዝከፍአ ጨፍጫፊ እዩ
Tsdeken is showing signs of Stockholm Syndrome, along with his associates. 😢
Bisrat zitsahafwo kulu tikimil hiwahat ygeltson eyu , yikirta sihtet yeblun. Gelbitka reayo tikimil eyu.
ጌታቸው ረዳ፣ ፃድቃን፣ በየነ ምክሩ፣ ወዲ ኣሸብርን ኣረጋዊ በርሀን ተጋሩ እዮም እንብሎም ትግርኛ ስለዝዛረቡ እዩ። ብመሰረቱ ዝኾነ ሰብ ብስነ ልቦናዊ እምነቱ ዕላምኡን እምበር ዝዛረቦ ቋንቋ ወይድማ ዓፅሙ ደሙ ወይ ስግኡ መርሚርካ ኣይኮንን መንነቱ ዝፍለጥ። ብመንፅር እዚን ሕዚ ብንሪኦ ዘለና ግብረ ክፍኣተኦምን ጥልመትን ግና እኒ በዓል ጌታቸው ረዳ፣ ፃድቃን፣ በየነ ምክሩ ወዲ ኣሸብርን ኣረጋዊ በርሀን ንኸብዶም ዝሓድሩ ዓዋናት ዔዋሉ እምበር ተጋሩ ኣይኮኑን።
Kife
እዚ ኹሉ ትብሎ ዘለኻ ሓቂ እንተኾይኑ ንምንታይ ከዚ???ቅድሚ 25 ዓመትን ቅድሚኡን ዝተፈፀሙ ታይ ተደልዩ? ከምዚ ዓይነት ሰብከ እንተኾይኑ ንምንታይ ናብ ፕሪቶርያ ተላኢኹ? ዓያሹ ህወሓት ገበነኛ ሒዝካ ምጉዓዝ ኣመልኩም'ዩ።
Kinfe Gebremedhin
ኸዚ እስኻ ብምንታይ መልክዑ ኢኻ ተቅርቦ ዘለኻ ይምልከተካ ድዩ ኾይኑ ዝኾነ ከይኑ ኣብ ልዕሊ ፃድቃን ዝቀርብ ፀለመ ልቲ ሓቂ ዘይፈልጥ ፀማም ወይ ዕቤትን ስልጣነን ትግራይ ዘይደሊ ወይ ድማ ኣብ ሰፈሕ ሕመቅን ግዕዘይናን ኣቱዩ ሰላም እንተኮይና ትግራይ ክሕተት እየ ኢሉ ዝፈርሕ ጥራሕ ነዞም ሰባት(ንፃድቃንን ገታቸዉን) እዚኦም ይቃወሞም ይፀርፎም ይዉዕልሎ
ሓቂ እዩ ኩሉ ዝፈልጦ እዩ
Diaspora klaal alewo serawit tgray etqu kfeth yeblun