Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
Amen amen amen qal hwiet yesmalen hwen 🙏🙏🙏
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐና ጸጉኡ የብዘሐልና እግዚአብሔር አምላኽና 🤲🤲🤲
amen amen amen ቃለ ሂወት የስምዐልና ልመናኩምን ፀለትኩምን ያማላልአና ወለዱና👏ክብርን ምስጋናን ንልኡል እግዚኣቢሔር ኣምላክና ይኩን🌅
Amen
ብሓቂ ቃል ህይወት የሰምዕልና ፅጉኣ የብዘሕልክ
ዳዊት 95 (Psalms)1፤ ንዑ፣ ንእግዚኣብሄር ብሓጐስ ንዘምር፣ ንኸውሒ ምድሓንና እልል ንበለሉ፣2፤ ብምስጋና ኣብ ቅድሚኡ ንብጻሕ፣ ብመዝሙር እልል ንበለሉ፣3፤ እግዚኣብሄር ዓብዪ ኣምላኽ፣ ኣብ ልዕሊ ዅሎም ኣማልኽቲ ድማ ዓብዪ ንጉስ እዩ እሞ፣4፤ መዓሙቚ ምድሪ ኣብ ኢዱ፣ ምብራኽ አኽራን ከኣ ናቱ እዩ።5፤ ባሕሪ ናቱ እዩ፣ ንሱ ፈጠሮ፣ ንንቑጽ ምድሪውን ኣእዳዉ ገበራኦ።6፤ ንዑ፣ ፍግም ኢልና ንስገድ፣ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር፣ ፈጣሪና፣ ንንበርከኽ።7፤ ንሱ ኣምላኽና እዩ፣ ንሕና ድማ ህዝቢ መጓሴኡ፣ ኢዱ እትኽብክበን ኣባጊዑ ኢና እሞ፣ ሎሚ ድምጹ እንተ ሰምዕኩም፣8-9፤ ከም ኣብ መሪባ፣ ከምቲ ብመዓልቲ ማሳ ኣብ በረኻ፣ ኣቦታትኩም ኪፍትኑኒ፣ ኪዕዘቡኒ ኸለዉ፣ ግብረይ ዝረአዩ ዄንኩም፣ ልብኹም ኣይተትርሩ።10፤ በቲ ወለዶ እቲ አርብዓ ዓመት ተመነወኒ፣ መገደይ ዘይፈለጡ፣ ብልቦም እተጋገዩ ህዝቢ እዮም፣ በልኩ።11፤ ስለዚ፣ ኣብ ዕረፍተይ ኣይኪአትዉን እዮም፣ ኢለ ብዅራይ መሐልኩ።
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስምዐልና📖
አሜን አሜን አሜን ክቡር ሓወይ
Egziabher xegu yebzh dyaqon hawey
Amen amen amen qal hwiet yesmalen hwen 🙏🙏🙏
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐና ጸጉኡ የብዘሐልና እግዚአብሔር አምላኽና 🤲🤲🤲
amen amen amen ቃለ ሂወት የስምዐልና ልመናኩምን ፀለትኩምን ያማላልአና ወለዱና👏ክብርን ምስጋናን ንልኡል እግዚኣቢሔር ኣምላክና ይኩን🌅
Amen
ብሓቂ ቃል ህይወት የሰምዕልና ፅጉኣ የብዘሕልክ
ዳዊት 95 (Psalms)
1፤ ንዑ፣ ንእግዚኣብሄር ብሓጐስ ንዘምር፣ ንኸውሒ ምድሓንና እልል ንበለሉ፣
2፤ ብምስጋና ኣብ ቅድሚኡ ንብጻሕ፣ ብመዝሙር እልል ንበለሉ፣
3፤ እግዚኣብሄር ዓብዪ ኣምላኽ፣ ኣብ ልዕሊ ዅሎም ኣማልኽቲ ድማ ዓብዪ ንጉስ እዩ እሞ፣
4፤ መዓሙቚ ምድሪ ኣብ ኢዱ፣ ምብራኽ አኽራን ከኣ ናቱ እዩ።
5፤ ባሕሪ ናቱ እዩ፣ ንሱ ፈጠሮ፣ ንንቑጽ ምድሪውን ኣእዳዉ ገበራኦ።
6፤ ንዑ፣ ፍግም ኢልና ንስገድ፣ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር፣ ፈጣሪና፣ ንንበርከኽ።
7፤ ንሱ ኣምላኽና እዩ፣ ንሕና ድማ ህዝቢ መጓሴኡ፣ ኢዱ እትኽብክበን ኣባጊዑ ኢና እሞ፣ ሎሚ ድምጹ እንተ ሰምዕኩም፣
8-9፤ ከም ኣብ መሪባ፣ ከምቲ ብመዓልቲ ማሳ ኣብ በረኻ፣ ኣቦታትኩም ኪፍትኑኒ፣ ኪዕዘቡኒ ኸለዉ፣ ግብረይ ዝረአዩ ዄንኩም፣ ልብኹም ኣይተትርሩ።
10፤ በቲ ወለዶ እቲ አርብዓ ዓመት ተመነወኒ፣ መገደይ ዘይፈለጡ፣ ብልቦም እተጋገዩ ህዝቢ እዮም፣ በልኩ።
11፤ ስለዚ፣ ኣብ ዕረፍተይ ኣይኪአትዉን እዮም፣ ኢለ ብዅራይ መሐልኩ።
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስምዐልና📖
አሜን አሜን አሜን ክቡር ሓወይ
Egziabher xegu yebzh dyaqon hawey