Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ብጣዕሚ እየ ዘውብረኩም ሓዳርኩም እግዚኣብሔ ይባርከልኩም እዛ ጥቅሲ ንዓኩም ተኪእልኩም መጸሓፍ ቅዱስ ክዓ ኣብቡ ንሱ እዩ መሰረት ቅድስና ቡርኻት❤ እዛ ቡና ክዓ ምስ ሓጥያት ዘትኣስር የብሉን ሓጥያት ክዓ የኮነን ። 1ይ ቆሮንቶስ 7 ] 2 ግናኸ ካብ ምንዝርና ምእንቲ ኪርሕቕ፥ ነፍስ ወከፍ ሰብኣይ ናይ ገዛእ ርእሱ ሰበይቲ ትሃልዎ። ነፍስ ወከፍ ሰበይቲውን ናይ ገዛእ ሰብኣይ ይሃልዋ።3 ሰብኣይ ንሰበይቱ ዚግብኣ ይግበረላ፥ ከምኡውን ሰበይቲ ንሰብኣያ ዚግብኦ ትግበረሉ።4 ሰበይቲ ኣብ ሰብነት ሰብኣያ እምበር ኣብ ገዛእ ሰብነታ ሥልጣን የብላን። ከምኡ ኸኣ ሰብኣይ ኣብ ሰብነት ሰበይቱ እምበር ኣብ ገዛእ ሰብነቱ ሥልጣን የብሉን።5 ንጸሎት ዚኸውን ጊዜ ምእንቲ ኽትረኽቡ ኢልኩም፥ ንውሱን እዋን ብስምምዕ ክልቴኹም ዝገበርኩምዎ እንተ ዘይኮይኑ፥ ሓደ ነቲ ሓደ ናይ መውስቦ ግቡኡ ኣይኽልኣዮ። ንነፍስኹም ብዘይ ምምላኽኩም ሰይጣን ምእንቲ ኸይፍትነኩም ከኣ ከም ብሓድሽ ተራኸቡ።6 እዚ ግና ከም ምኽሪ እምበር፥ ከም ትእዛዝ ኣይኮንኩን ዝብል ዘሎኹ።7 ኵሉ ሰብ ከምዚ ኸማይ ኪኸውን ምፈቶኹ ነይረ፥ ግናኸ ነፍስ ወከፍ ካብ ኣምላኽ ዝተቐበሎ ናይ ጸጋ ውህበት ስለ ዘለዎ፥ እቲ ሓደ ኸምዚ፥ እቲ ሓደውን ከምቲ ውህበት ኣለዎ።8 ንዘይተመርዓዉን ንመበላሉን ግና ኸምዚ ኸማይ ኮይኖም እንተ ነበሩ ንኣኣቶም ጽቡቕ እዩ እብል ኣሎኹ።9 ገዛእ ርእሶም ኪመልኩ እንተ ዘይተኻእሎም ግና ይመርዓው። ከመይ ብፍትወት ካብ ምንዳድ ምምርዓው ይኃይሽ።10 ነቶም ዝተመርዓዉ ድማ ከምዚ ዚስዕብ እእዝዝ ኣሎኹ፥ እዚ ትእዛዝ እዚ ግና ናይ ጐይታ እዩ እምበር፥ ናተይ ኣይኮነን፦ እታ ሰበይቲ ካብ ሰብኣያ ኣይትፈታሕ።11 እንተ ተፈትሐት ከኣ በኪ ትንበር ወይ ምስ ሰብኣያ ትተዓረቕ። ሰብኣይውን ሰበይቱ ኣይፍታሕ።12 ነቶም ዝተረፉ ድማ፥ ብጐይታ ዘይኮነስ ኣነ ባዕለይ ከምዚ ዚስዕብ እብሎም ኣሎኹ፦ ሓደ ክርስቲያን፥ ክርስቲያን ዘይኮነት ሰበይቲ እንተ ኣላቶ፥ ንሳ ድማ ምስኡ ኽትነብር እንተ ፈተወት፥ ኣይፍትሓያ።13 ሰበይቲውን ክርስቲያን ዘይኮነ ሰብኣይ እንተ ኣለዋ፥ ንሱ ኸኣ ምስኣ ኺነብር እንተ ፈተወ፥ ንሰብኣያ ኣይትፍትሓዮ።14 ከመይ እቲ ክርስቲያን ዘይኮነ ሰብኣይ ብሰበይቱ ተቐዲሱ እዩ። እታ ክርስቲያን ዘይኮነት ሰበይቲውን በቲ ኃው ተቐዲሳ እያ። ከምኡ እንተ ዘይከውንሲ ውሉድኩም ርኹሳት ምኾኑ ነይሮም። ሕጂ ግና ቕዱሳን እዮም።15 እቲ ክርስቲያን ዘይኮነ ኪፍለ እንተ ደለየ ግና ይፈለ። ኣብ ከምዚ ዘኣመሰለ እቲ ኃው ወይ እታ ኃብቲ ትኁዛት ኣይኮኑን። ኣምላኽ ብሰላም ክንነብር እዩ ዝጸውዓና።16 ኣቲ ሰበይቲ፥ ንሰብኣይኪ እንተ ኣድኃንክዮ እንታይ ትፈልጢ᎒ ወይስ ኣታ ሰብኣይ፥ ንሰበይትኻ እንተ ኣድኃንካያ እንታይ ትፈልጥ᎒
ተጋሩዋይ 20k እስከ ነእትዎም ዞም ፍቁራት ስድራ ❤
ሳብስክራይብ ግበርለይ🎉
❤❤❤❤😊
ኣሰይይይይይ ፅሩያት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ❤❤❤ጋሻ እየ ዋ ላይክ እማ ሃብኒ ተጋሩዋይ ሽኮራት🎉🎉🎉❤❤❤❤
ደምሪን❤
ብሩካተይ ከመይ ደሰ ከምትብሉኒ ካብ fb ጎዩ ዝመፀ ከማይ like ❤❤❤
አነ አብ ሓፂር ግዜ እየ ተካታቲለዮም ደስ ክትብሉ ኩሉ ግዜ ብእግዚአብሔር ሕጉሳት ኮንኩም ንበሩ ፅሩያት ናትና💛❤🥰🥰
ኣብ መቀለ ተኮንኪስ ናይ ሰንበት ትምህርቲ ምማሃር ፅቡቁ እዩ ዛሓፍተይ ማለት ኣይናይ ሓጥያት ኣይናይፅድቂ ትፈሊ ኢካ❤❤❤
ንምኽርኺ ብልቢ ነመስግን ክብርቲ ሓፍትና።❤❤🎉🎉
ቡን ሓጥያት ኣይኮነን ወልፊ ግን ሓጥያት ዩ ::ንቡን ሓጥያት ዝገብሮ እንታይ ዩ ተባህሊ 1/ብባዓልን ብስራሕን ቡና ሙቃጥ ሓጥያት ዩ ፅብቅ ኣይኮነን 2/ ከምቲ ዝበልክሞ ሕሚት ዉን የምፅእ ዩ ሕሜት ድማ ሓጥያት ዉን ዩ ::3/ አብ ቡን ክፈልሕ ከሎ ዕጣን ዘይብሉ ፋንድሻ ዘይብሉ ገለ ዘይብሉ እንዳ በልካ ንልብኻ ምእማን ዉን ፅብቅ ኣይኮነን ይፈትወኩም እየ ጎቦዛት ጠንካራታት ሰብ ሓዳር ♥️🌹
ቃለ ህይወት የስመዐልና❤
ሓዳር ክብር እዩ ደግም ሓደ ስጋ እምብር ክልተ አይኮኑን እቲ አምላክ ዘጋጠሞ ሰብ አይፍለዮ ወንጌል ማቴዌስ 19~6 ብ እዉነት እናተጨነኪ ይፀንሑ እሞ ናትኪሞ ቩድዮ ተሩኤ ይሑጎስ ኩሉ ግዜ ሓጎስ ይሃብኪም እግዚአብሔር አምላክ❤❤❤❤❤
ንስለ ወርቃዊ ምኽርኺ/ኻ ብልቢ ኢና ነመስግን።❤❤🎉🎉
@@GhirmayKidaneSkufሳብስክራይብ ግበርለይ
ብጣዕሚ ደስስ ክትብሉ ፍቅርኩም የብዘሐዮ ብእግዚብሄር እናተሓጎስኩም ክዓ ንበሩ ብርኳት ፅቡቃት ኣሕዋትና 🙏🥰💙🥰ኣብ ስደት ዘለና ድማ ኩሉ ሓሊፍ ሓሳብ ልብና ስሚሩ ናብ ዓድና ምስተመለስና ከም ናቶም ሓጎስ ዝሞለኦ ሓዳር ይሃበ ፈጣሪ 🙏🙏ኣሕዋተይ💙 31:02
Amen@@TsgeHaylkros-vw4wh
ነቢዑ ኣንቢዕኒ ግን ፎቤን ሓፍተይዝጎድኦ ን ዘይጎድኦን ሕቶታት ትፈልጢ ኢኪ ዘይምትረፍክዮ ነይርኪ ንካልኣይ ጊዜ ከይድገም😢😢
ማህየ ሳብሰክራይብ ❤👏
ፅላኢኻ ይንባዕ ግርምሸይ ርግፀኛ እየ ንኣዴኻ ኢኻ ክትብል ነቢዒኻ ያኣኺ ናዓናም ለይቲ ምድሪ ኣኒቢዕካና ይቅር እዚይ ኣግኒናስ ስቕ ኢልና እና እንነብዕ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም❤❤❤
ሳብስክራይብ ግበርለይ
ጹየነይ ፍቅር ማዓር አፋ ናፊቅናያ አምፅዋ
ሳብሰክራይብ ♥️👏
ኣነ ኣለኩ ንባዕልቲ ገዛኻሰ ርኢይ ምሰ ኣበልኩዎ ኣብዚ ምዲያሰ ፋትየያ ከምዙ ለዎህ ግልፂ ኮይና እያ ትሰምዐኒ በዚ ኣጋጣሚ ካብ ሰደት መፂኣ ማሓዛይ ኪትኮኒ ተሰፋ ይገብር የኔ ቆንጆ መልሰለይ ኢኺ
ወድነይ ምበልኹ ግን ዓለም ጨካን ጠልማትኒ ኣሕ😢😢😢
እሰይይ ፅቡቃት ስድራ ክንደይ ደስ ክብሉኻ ❤❤❤ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም
ውይ ግርምሸይ ትልዕል ያ ጎይታዋይ ❤
ዝናይኩም ፍቅሪ፤ሓዳር ለአና ለ ይዓድለና
የኔ የዋህ ፌቡዋይ ኣነ ብቀረባ ስለ ዝፈልጠኪ ብጣዕሚ ጥዕምቲ እኺ ወለላይ❤እና ፈቅርኹም ይብዛሕ🙏🥰🥰🥰
አነስ ክፈትወኩም ፌብየይ ስሓቃ ደስ ክብል ብሓቂ ግርምሸይ ፅልኢ ክፉእ ምስ ኩሉ ፍቅሪ ፅቡቅ ይመችኩም❤
ፈቪተይ ፅብቅቲ ግርምሸይ ወደነይ ፀላእካ ይንባዕ
ሳብሰክራይብ ❤👏
ሰይ ድስ ዝብሉ ስድራ ሓዳርኩም ይባረኽ ይሕዋተይይይ❤❤❤
እቤየት ምስ በና ዘሎ ዕላለ ኮ ደስ ክበል😁ሶ ሓዳርኩም ይበረኩለኩም ፈጣሪ ግርማሸይ ውን ኣጀካ♥️🥰
ፀላኢኻ ይባዕ ክብር ሓወይ ኣጀካኒ😥👏
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚኣብሄር ኣምላክ ሙጩዋት ስድራ❤❤❤❤
ፆም ስለ ዘስዕር እዮ ብሩካተይ
አሰይ ደስ ዝብሉ ስድራ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እና ኣሜን 🙏❤
ፅሩያትዓለምዕድመንጥዕናንይሃብኩምፈጣሪ
ግርምሸይ አጀካ 😢ፍቅርኩም የብዘሐዮ ጽቡቃተይ❤👏
ኣሰይ ምቅራት ስድረ እግዚአብሔር ኣምላክ ሓዳርኩም ይበርከልኩም ክስካብ መጨረሻ ደሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ምስ ደቁኩም ❤❤❤
ማርያምን ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ፍቅርኩም የብዘሐዮ ፅርያተይ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
ሰበይትኻ ህድኣታ ደስ ክብለኒ ማዓት እዩ ሙቁራት ❤❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ፅሩያት ፍጥረት ❤❤❤ ካብ ስደት ምስ ኣተኩ ምስ ምስስባአየይ ምስ ጋለይ ከምኩምከ ሕልፍ ተስፋ ገብር ፈጣሪ ቅዱስ ፍቃዱ ይኩን ብጣዕሚ እኩም ደስ ትብሉኒ ❤❤
ሳብስክራይብ ግበርለይ❤🎉
እሺ@@merhawitmuaz1619
ፅሩያት ስድራ እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ክብራት ኣሕዋተይ ❤❤❤❤❤
ደምሪን ወለላይ❤
ዋይ ባቡ እዩ ናብዙይ አምፅእኒ ማርያምን ብስሩ ርእኩም አይፈልጥን ነይረ ቆናጁ❤❤
ዋላ ኣነ❤❤❤🎉🎉🎉
ሓቂክም እክም ሰብ ዘይርኣዮ እየ ዝፃረፍ ብዝሕ እይትገደሱ ልባማት ደስ ክትብሉ
እንኳዕ ድሓን መፃእኹም ምቁራተይ❤❤❤ናይ ቡና በሓቂ ቃለ ሕይወት የስምዐልና ይብል ። ኣባይ ሕጎይ ኔሮም ቀሺ ዮም ኔሮም ሐዚ ኣደይ ትሓቶም እሞ ቡና ሓጢኣት ድዩ መፅሓፍ ታይ ይብል ትብሎም ? ሐዚ ኣብ መፅሓፍ ሓጢኣት ዩ ዝብል የለን ኣልሸ ኣንቢበ የ ይብሉና ። ሓጢኣት ዝኾን ግን ይብሉና ከምቲ ግሩም ዝበሎ ሰብ ሕሜታ ልክዕ ከም ስጋ ሰብ ምብላዕ ዩ ሕሜት ይብሉና ነዉሪ ዩ ካልኣይ በዓሉ ይኹን ቀዳመ ሰንበቱ ይኹን ምዉቃጥ ክኸዉን የብሉን ተኺእልና ዘይ ምስታይ ይሐይሽ ኢሎሙና ማለት ዩ ። ከም ኣቦና ብርሃነ ዓለም ቅዱስ ጳዉሎስ ዝበሎ ኩሉ ተፈቒዱለይ ዩ ኩሉ ግን ኣይጠቕመንን ከም ዝበሎ ማለት ዩ ። ሐዚ ሱስ ዝኾነና ኣለና ዘይንኽእል ከይሰተና ተዉዒልና ዘሕመና ስለዚ ንሕና ንሱስ ክንግዛእ ኣይብልናን ይብሉ ኣቦታትና ለ ከሸንፈና ኣይብሉን ተዝቐርስ ንጥቀም እንበር ኣይንጉዳእን ዩ ። ኣጋጣሚ ድማ ኣነ ኣይሰትን 😅 ብዘይ ምስታየይ ድማ ዝጎደለኒ የብለይን ። ሓጢኣት ከምዘይኮነ ግን ንረዳእ ።
አሜን፫ ፅሩያተይግን እንታይ ድየ ክብለኩም ደልየ እዛ መስመያ ግን ደዉ ኢልኩም ኢኹም ክትሰምይ ዋ ነይርኩም ❤❤❤
ዕድመነ ጥዕናን ይሃቡኹም እግዚአብሔር❤❤❤❤❤
አጆካ ዝሓወይ አብ ዓለም ዝነብር ሰብ የለን ኩልና ናብኡ እና😢❤❤❤
ግርምሽይ ከመይ ዲየ ሓዚነ ምሳኣኻ ብኽየ😢 ብዝኾነ ብጣዕሚ አኢኩም ደስ ትብሉ ፈቩዋይ ለባም ምስትዋዓሊት❤ሓዳርኩምን ደቅኹምን ኣምላኽ ይባርኮ❤❤❤❤❤
ፅሩያት ስድራ ሓዳርኩም ይባረክ ዞም ናትና💪💪💚💚🌹🌹🌹🌺🌺💟💟💟💟💟💪💊💊💊💊
ዕደመን ጥዕናን ይሃብኩም ፍቅሩኩም❤ የብዛሓዮ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉ኣብ ስደት ዘለና ኣብ ፀለትኩም ዘኩርና ፍትዋተየይ🎉🎉💚💚💚💚🌹💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚🌹🌹🌹🌹💛💛💛💛💚💚💚🌿
😮እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ምቁራተ ሰድር ኣንኻዕ ብሰላም ምጽእኩም ሶ ሕዳርኩም ይባረክ 🙏♥️ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ♥️🙏
ኣሜን ብልቢ ኢና ነመስግን።❤❤🎉🎉
@@GhirmayKidaneSkuf ♥️🙏
@@GhirmayKidaneSkuf☕ቡና ሰብ ስለ ንሕምይ አዩ ሕጥይት ዝብሃል አምበር
ኣስይ ብሩካተይ 😘😘😘😘😘ሶ ዕድመን ጥዕናን ይሃቡኩም 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿❤️
ሓቂ እያ ብሓደ ግዜ ርኢካዮ ደስ ዝብለካ ሰብ ኣሎ እዩ❤😂
ቡና ሓጥያት የብሉን ኣበየናይ መፅሓፍ ኣሎ ።
አብ ሰሊጥን ኣሎ እዩ 😂
ድርሳን ፅዮን ዜና ሰላሴ አብ ገልታት ቅድሳን እውን አሎ እዩ ናይ ደይብሎስ መሰውእቲ እዩ አይሰተን
ቡና. ሓጥያት. እይኮነን. ኣብ ትምህርቲ ኣቦታትና ዉን. ኣየምሀሩን. ሰለዚ. ቆፅሊ እዪ ሓጥያት. ኣይኮን
@@GmhlHpyu አወ ሓጥያ እይኮነን እዩ ናይ ብሓቂ
ደስ ክትብሉ ዞምየሕዋተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤
ፅቡቛት ስድራ ሓዳርኩም ይባርኽ❤❤ተጋሩ ኣሕዋተይ ነተባባዓዮም🥰
ኣነስ ዝነብዕ ወዲ ከሕዝነኒ ማርያምን ነቢዑ ኣንቢዒኒ
ብጣዕሚ ይቕሬታ።
ባሓደ ግዜ ሪኢካ ክትፈትዋ ትክእል ኢካ ዓርከይ ክትብላ ግን ኣይትክእልን ማለት ዓርኺ ክትመርፅ ኣለካ ኣለኺ ምስ ግዜ ብጠቅሙ ድዩ ዝቀርበካ/ኪ ዋላ ማሓዛ ክትኾኖ እዩ ግዜ ጌርኻ ትፈልጦ እና ብጣዓሚ ኢና ንፈትወኹም❤
ብን ሓጥያት ዘገበሮ ዉልፊ ነፆም ኣቸጋሪ ኩምዙ ዘበልኩምወ መስለኒ
ፅብቃተይ❤
Woww I really felt sad by the question regarding inviting a guest ,my God this war has a lot of bad memories ,may God change the situation between tgrai and Ertrea ,finally I appreciate all the personality you reflect as couples ,maryam thalkum
ኣሜን ሽኮራተይ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
ፅሩያት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
ቡናስ ሓጥያት እያ ምስ ቁርሳ ምስ ሕሜታ ሓዊስካ ዋላ ውን እታ ተኽሊ ፈቲኹም ፀሊእኹም ኣሕዋተይ መፅሓፍ እንተደሊኹም ክንሕብረኹም❤
ጨለ ኣብ ምንታይ መፀሒፉእዩዘሎ😊
Bhaki😢
@@edon7537 ዜና ሰላሴን ድርሳን ፅዮን ገሊ ቅድሳንን አሎ እዩ
ሓዳርኺም ይባረኽ ምቁራተይ 🎉🎉🎉🎉
አሜን አሜን አሜን መቅራተይ ሰደትና ይሕፅሩ ንዓኩም የመሰለና❤
ላለ ኣነ ኣብfacebook እየ ዝፈልጠኩም 2 ዓመት ገይረ አለኩ ኣብ ናይ ባብ ብራኪይ ግን ደንግፀ ቀልጥፍኪይ ኢኪ ኩርኪ ብዝተረፍ ናይ ሳሓቅ ምንጭይ ኢኩም ዛም ናተይ
ሽኮራት 💐💐💐
ደስ ክትብሉ ሓዳርኩም ይባረክ ግርምሸይ🙏💚
ሳብስክራይብ ግበርለይ🎉❤
ደሰ ትብሉ ሰድራ ብተለይ ፎቡ ደሰ ትብል
ደስ ክትብሉ መዓት🥰 ኩሉ ጊዜ ሰምበት ብኸምዚ ዓይነት ቪድዮ ምጹ ሽኮሪናታት
አሜን አሜን አሜን 🤲🤲
ደስ ክብልካ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም🙏🙏🙏❤️❤️❤️🥰🥰🥰
ብዘይ እንከን (ብዘይ ጎናዊ ፀገም ክትብል እያ ደልያ) ተረደአላ ግርሙሽ😘❤
Meqray amlak Emden Tenan yehabkum betami eye zefetwekum qexlw hafetkum kan 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ቡሩካተይ ሓዳርኩም ይባርከልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ይባርከርኩም❤🎉
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ምቅራት❤❤❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ደሰ ባሃልቲ ሰብ ሓዳር ቀፅልሉ ግርምሸይ ለ ኣጆኻ❤😍😍👏
አሰይ ደሰ ክትብሉ ሓዱርኩም ይባረክ ክቡራተ ሰድራ❤
ደስ በሃልቲ ሓዳርኩም ይባረክ❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሕዋተይ❤❤❤❤
እንኳዕ በሰላም መፅእኩም ፁሩያት❤❤❤
ብሩኻት የሕዋተይ ሓዳርኩም ይባረኽ ዞም የሕዋተይ ❤❤❤
አሰይ ፅርያት ሓዳርክም ይባረክ❤❤❤❤❤
ደስ ብሃልቲ ፅሩያት❤ ብሓደ ጊዜ ሪእካ ዝፉተ የለን መጀመርያ ትላለ ካብኡ ምስተላማመድካ ኢካ ዕርክነት ትምስርት ይብል ብወገነይ👍 ፀላኢካ ይንባዕ ግርሙሸይ😢
❤❤❤❤❤. ዓሽ. ደስክትብሉ. ፍቅር. የብዛሓዮ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
እሰይ ደስ ክትብሉ 💜🤗☺
ሙቁራት ሓዳርኩም ይባረክ አሕዋተይ
ግርሚሽ እቲ ሕቶ ትኽክል እዩ ኣይትሸፋፍኖ
ግርምሸይ ለባም ወዲ ዓደይ ፍቅርኩም የብዛሓዮ❤❤🙏🙏🙏
ኣሜንንንን
እዉይ ደስ ትብሉ እግዝያብሔር ብፍቕሪኹም ያንብርኹም 👏😍♥️
ኣቱም ምቁራት ስድራ. ሓዳርኩም ይባረኽ❤❤❤
አሜን❤👏🥰
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤❤
ቡና ሓጥያት ኣይኮነን የግዳስ ሓጥያት ክኸውን ዝኽእል ናሰተና ንሰብ ናሓመና እንተሰቲናዮ ኻብኡ ድማ ከም ኣምልኾ ማለት ዕጣን ተዘይጠይሹ ደስኣይብለንን እንብሎ ነገር እዩ ናብቲ ሓጥያት ዘእትወና ዝኾነ ይኹን ናይ ፍጥረት እግዝኣብሄር ርኽሰት የብሉን ኩሉ ፍጡር እግዝኣብሄር ዝፈጠሮ ርኹስ የለን ባዕልና ኢና ናብቲ ሓጥያት ነእትዎ ዘለና
ዕድመን ጥዕናን ይሃቡኩም ፈጣሪ ሓዳሩኩም ይባረክ❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ትግራያ ደስሲሉ በርቱ❤❤❤
❤❤❤ሓዳርኩም ይባርከልኩም ኩቡራት ስድራ😢
ኣሰይ ደስ ክትብሉ ሓዳርኩም ይባረክ ኣሕዋተይ መዓረይ❤❤❤
ሰላምኩም ይብዛሕ ፅሩያት ስድራ ብጣዕሚ ኢኹም ደስስ ትብሉኒ❤❤
ኣሜን፫ ክብራተይ ኣሜን፫ተጋርዋይ 20kነአትዎም❤
አሜን አሜን አሜን💚
ኣሰይይይይይ ደስ ከብለካ ❤❤
ኡፍፍፍፍ ኡፍፍፍፍ መጨረሻ ግን ኣብክይኒ ከምዚ ሕቶ ኣይትሕተትዮ 😢😢😢😢😢😢
Amen Amen Amenn❤❤❤❤
እሰይይይ ፅሩያተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ🙏♥️🍇ዶሞ ሓዳርኩም ይባረክ ፍትዋተይይ🙏♥️💙🥰🥰🥰🥰
Shkorat❤️🥰❤️
ብጣዕሚ እየ ዘውብረኩም ሓዳርኩም እግዚኣብሔ ይባርከልኩም እዛ ጥቅሲ ንዓኩም ተኪእልኩም መጸሓፍ ቅዱስ ክዓ ኣብቡ ንሱ እዩ መሰረት ቅድስና ቡርኻት❤
እዛ ቡና ክዓ ምስ ሓጥያት ዘትኣስር የብሉን ሓጥያት ክዓ የኮነን ።
1ይ ቆሮንቶስ 7 ]
2 ግናኸ ካብ ምንዝርና ምእንቲ ኪርሕቕ፥ ነፍስ ወከፍ ሰብኣይ ናይ ገዛእ ርእሱ ሰበይቲ ትሃልዎ። ነፍስ ወከፍ ሰበይቲውን ናይ ገዛእ ሰብኣይ ይሃልዋ።
3 ሰብኣይ ንሰበይቱ ዚግብኣ ይግበረላ፥ ከምኡውን ሰበይቲ ንሰብኣያ ዚግብኦ ትግበረሉ።
4 ሰበይቲ ኣብ ሰብነት ሰብኣያ እምበር ኣብ ገዛእ ሰብነታ ሥልጣን የብላን። ከምኡ ኸኣ ሰብኣይ ኣብ ሰብነት ሰበይቱ እምበር ኣብ ገዛእ ሰብነቱ ሥልጣን የብሉን።
5 ንጸሎት ዚኸውን ጊዜ ምእንቲ ኽትረኽቡ ኢልኩም፥ ንውሱን እዋን ብስምምዕ ክልቴኹም ዝገበርኩምዎ እንተ ዘይኮይኑ፥ ሓደ ነቲ ሓደ ናይ መውስቦ ግቡኡ ኣይኽልኣዮ። ንነፍስኹም ብዘይ ምምላኽኩም ሰይጣን ምእንቲ ኸይፍትነኩም ከኣ ከም ብሓድሽ ተራኸቡ።
6 እዚ ግና ከም ምኽሪ እምበር፥ ከም ትእዛዝ ኣይኮንኩን ዝብል ዘሎኹ።
7 ኵሉ ሰብ ከምዚ ኸማይ ኪኸውን ምፈቶኹ ነይረ፥ ግናኸ ነፍስ ወከፍ ካብ ኣምላኽ ዝተቐበሎ ናይ ጸጋ ውህበት ስለ ዘለዎ፥ እቲ ሓደ ኸምዚ፥ እቲ ሓደውን ከምቲ ውህበት ኣለዎ።
8 ንዘይተመርዓዉን ንመበላሉን ግና ኸምዚ ኸማይ ኮይኖም እንተ ነበሩ ንኣኣቶም ጽቡቕ እዩ እብል ኣሎኹ።
9 ገዛእ ርእሶም ኪመልኩ እንተ ዘይተኻእሎም ግና ይመርዓው። ከመይ ብፍትወት ካብ ምንዳድ ምምርዓው ይኃይሽ።
10 ነቶም ዝተመርዓዉ ድማ ከምዚ ዚስዕብ እእዝዝ ኣሎኹ፥ እዚ ትእዛዝ እዚ ግና ናይ ጐይታ እዩ እምበር፥ ናተይ ኣይኮነን፦ እታ ሰበይቲ ካብ ሰብኣያ ኣይትፈታሕ።
11 እንተ ተፈትሐት ከኣ በኪ ትንበር ወይ ምስ ሰብኣያ ትተዓረቕ። ሰብኣይውን ሰበይቱ ኣይፍታሕ።
12 ነቶም ዝተረፉ ድማ፥ ብጐይታ ዘይኮነስ ኣነ ባዕለይ ከምዚ ዚስዕብ እብሎም ኣሎኹ፦ ሓደ ክርስቲያን፥ ክርስቲያን ዘይኮነት ሰበይቲ እንተ ኣላቶ፥ ንሳ ድማ ምስኡ ኽትነብር እንተ ፈተወት፥ ኣይፍትሓያ።
13 ሰበይቲውን ክርስቲያን ዘይኮነ ሰብኣይ እንተ ኣለዋ፥ ንሱ ኸኣ ምስኣ ኺነብር እንተ ፈተወ፥ ንሰብኣያ ኣይትፍትሓዮ።
14 ከመይ እቲ ክርስቲያን ዘይኮነ ሰብኣይ ብሰበይቱ ተቐዲሱ እዩ። እታ ክርስቲያን ዘይኮነት ሰበይቲውን በቲ ኃው ተቐዲሳ እያ። ከምኡ እንተ ዘይከውንሲ ውሉድኩም ርኹሳት ምኾኑ ነይሮም። ሕጂ ግና ቕዱሳን እዮም።
15 እቲ ክርስቲያን ዘይኮነ ኪፍለ እንተ ደለየ ግና ይፈለ። ኣብ ከምዚ ዘኣመሰለ እቲ ኃው ወይ እታ ኃብቲ ትኁዛት ኣይኮኑን። ኣምላኽ ብሰላም ክንነብር እዩ ዝጸውዓና።
16 ኣቲ ሰበይቲ፥ ንሰብኣይኪ እንተ ኣድኃንክዮ እንታይ ትፈልጢ᎒ ወይስ ኣታ ሰብኣይ፥ ንሰበይትኻ እንተ ኣድኃንካያ እንታይ ትፈልጥ᎒
ተጋሩዋይ 20k እስከ ነእትዎም ዞም ፍቁራት ስድራ ❤
ሳብስክራይብ ግበርለይ🎉
❤❤❤❤😊
ኣሰይይይይይ ፅሩያት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ❤❤❤
ጋሻ እየ ዋ ላይክ እማ ሃብኒ ተጋሩዋይ ሽኮራት🎉🎉🎉❤❤❤❤
ደምሪን❤
ብሩካተይ ከመይ ደሰ ከምትብሉኒ ካብ fb ጎዩ ዝመፀ ከማይ like ❤❤❤
አነ አብ ሓፂር ግዜ እየ ተካታቲለዮም ደስ ክትብሉ ኩሉ ግዜ ብእግዚአብሔር ሕጉሳት ኮንኩም ንበሩ ፅሩያት ናትና💛❤🥰🥰
ኣብ መቀለ ተኮንኪስ ናይ ሰንበት ትምህርቲ ምማሃር ፅቡቁ እዩ ዛሓፍተይ ማለት ኣይናይ ሓጥያት ኣይናይፅድቂ ትፈሊ ኢካ❤❤❤
ንምኽርኺ ብልቢ ነመስግን ክብርቲ ሓፍትና።❤❤🎉🎉
ቡን ሓጥያት ኣይኮነን ወልፊ ግን ሓጥያት ዩ ::
ንቡን ሓጥያት ዝገብሮ እንታይ ዩ ተባህሊ 1/ብባዓልን ብስራሕን ቡና ሙቃጥ ሓጥያት ዩ ፅብቅ ኣይኮነን
2/ ከምቲ ዝበልክሞ ሕሚት ዉን የምፅእ ዩ ሕሜት ድማ ሓጥያት ዉን ዩ ::
3/ አብ ቡን ክፈልሕ ከሎ ዕጣን ዘይብሉ ፋንድሻ ዘይብሉ ገለ ዘይብሉ እንዳ በልካ ንልብኻ ምእማን ዉን ፅብቅ ኣይኮነን
ይፈትወኩም እየ ጎቦዛት ጠንካራታት ሰብ ሓዳር ♥️🌹
ቃለ ህይወት የስመዐልና❤
ሓዳር ክብር እዩ ደግም ሓደ ስጋ እምብር ክልተ አይኮኑን እቲ አምላክ ዘጋጠሞ ሰብ አይፍለዮ ወንጌል ማቴዌስ 19~6 ብ እዉነት እናተጨነኪ ይፀንሑ እሞ ናትኪሞ ቩድዮ ተሩኤ ይሑጎስ ኩሉ ግዜ ሓጎስ ይሃብኪም እግዚአብሔር አምላክ❤❤❤❤❤
ንስለ ወርቃዊ ምኽርኺ/ኻ ብልቢ ኢና ነመስግን።❤❤🎉🎉
@@GhirmayKidaneSkufሳብስክራይብ ግበርለይ
ብጣዕሚ ደስስ ክትብሉ ፍቅርኩም የብዘሐዮ ብእግዚብሄር እናተሓጎስኩም ክዓ ንበሩ ብርኳት ፅቡቃት ኣሕዋትና 🙏🥰💙🥰ኣብ ስደት ዘለና ድማ ኩሉ ሓሊፍ ሓሳብ ልብና ስሚሩ ናብ ዓድና ምስተመለስና ከም ናቶም ሓጎስ ዝሞለኦ ሓዳር ይሃበ ፈጣሪ 🙏🙏ኣሕዋተይ💙 31:02
Amen@@TsgeHaylkros-vw4wh
ነቢዑ ኣንቢዕኒ ግን ፎቤን ሓፍተይዝጎድኦ ን ዘይጎድኦን ሕቶታት ትፈልጢ ኢኪ ዘይምትረፍክዮ ነይርኪ ንካልኣይ ጊዜ ከይድገም😢😢
ማህየ ሳብሰክራይብ ❤👏
ፅላኢኻ ይንባዕ ግርምሸይ ርግፀኛ እየ ንኣዴኻ ኢኻ ክትብል ነቢዒኻ ያኣኺ ናዓናም ለይቲ ምድሪ ኣኒቢዕካና ይቅር እዚይ ኣግኒናስ ስቕ ኢልና እና እንነብዕ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም❤❤❤
ሳብስክራይብ ግበርለይ
ጹየነይ ፍቅር ማዓር አፋ ናፊቅናያ አምፅዋ
ሳብሰክራይብ ♥️👏
ኣነ ኣለኩ ንባዕልቲ ገዛኻሰ ርኢይ ምሰ ኣበልኩዎ ኣብዚ ምዲያሰ ፋትየያ ከምዙ ለዎህ ግልፂ ኮይና እያ ትሰምዐኒ በዚ ኣጋጣሚ ካብ ሰደት መፂኣ ማሓዛይ ኪትኮኒ ተሰፋ ይገብር የኔ ቆንጆ መልሰለይ ኢኺ
ወድነይ ምበልኹ ግን ዓለም ጨካን ጠልማትኒ ኣሕ😢😢😢
እሰይይ ፅቡቃት ስድራ ክንደይ ደስ ክብሉኻ ❤❤❤ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም
ውይ ግርምሸይ ትልዕል ያ ጎይታዋይ ❤
ዝናይኩም ፍቅሪ፤ሓዳር ለአና ለ ይዓድለና
የኔ የዋህ ፌቡዋይ ኣነ ብቀረባ ስለ ዝፈልጠኪ ብጣዕሚ ጥዕምቲ እኺ ወለላይ❤እና ፈቅርኹም ይብዛሕ🙏🥰🥰🥰
አነስ ክፈትወኩም ፌብየይ ስሓቃ ደስ ክብል ብሓቂ ግርምሸይ ፅልኢ ክፉእ ምስ ኩሉ ፍቅሪ ፅቡቅ ይመችኩም❤
ፈቪተይ ፅብቅቲ ግርምሸይ ወደነይ ፀላእካ ይንባዕ
ሳብሰክራይብ ❤👏
ሰይ ድስ ዝብሉ ስድራ ሓዳርኩም ይባረኽ ይሕዋተይይይ❤❤❤
እቤየት ምስ በና ዘሎ ዕላለ ኮ ደስ ክበል😁ሶ ሓዳርኩም ይበረኩለኩም ፈጣሪ ግርማሸይ ውን ኣጀካ♥️🥰
ሳብሰክራይብ ❤👏
ፀላኢኻ ይባዕ ክብር ሓወይ ኣጀካኒ😥👏
ሳብስክራይብ ግበርለይ🎉
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚኣብሄር ኣምላክ ሙጩዋት ስድራ❤❤❤❤
ፆም ስለ ዘስዕር እዮ ብሩካተይ
አሰይ ደስ ዝብሉ ስድራ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እና ኣሜን 🙏❤
ፅሩያትዓለምዕድመንጥዕናንይሃብኩምፈጣሪ
ግርምሸይ አጀካ 😢
ፍቅርኩም የብዘሐዮ ጽቡቃተይ❤👏
ኣሰይ ምቅራት ስድረ እግዚአብሔር ኣምላክ ሓዳርኩም ይበርከልኩም ክስካብ መጨረሻ ደሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ምስ ደቁኩም ❤❤❤
ማርያምን ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ፍቅርኩም የብዘሐዮ ፅርያተይ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
ሰበይትኻ ህድኣታ ደስ ክብለኒ ማዓት እዩ ሙቁራት ❤❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ፅሩያት ፍጥረት ❤❤❤ ካብ ስደት ምስ ኣተኩ ምስ ምስስባአየይ ምስ ጋለይ ከምኩምከ ሕልፍ ተስፋ ገብር ፈጣሪ ቅዱስ ፍቃዱ ይኩን ብጣዕሚ እኩም ደስ ትብሉኒ ❤❤
ሳብስክራይብ ግበርለይ❤🎉
እሺ@@merhawitmuaz1619
ፅሩያት ስድራ እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ክብራት ኣሕዋተይ ❤❤❤❤❤
ደምሪን ወለላይ❤
ዋይ ባቡ እዩ ናብዙይ አምፅእኒ ማርያምን ብስሩ ርእኩም አይፈልጥን ነይረ ቆናጁ❤❤
ዋላ ኣነ❤❤❤🎉🎉🎉
ሓቂክም እክም ሰብ ዘይርኣዮ እየ ዝፃረፍ ብዝሕ እይትገደሱ ልባማት ደስ ክትብሉ
እንኳዕ ድሓን መፃእኹም ምቁራተይ❤❤❤
ናይ ቡና በሓቂ ቃለ ሕይወት የስምዐልና ይብል ። ኣባይ ሕጎይ ኔሮም ቀሺ ዮም ኔሮም ሐዚ ኣደይ ትሓቶም እሞ ቡና ሓጢኣት ድዩ መፅሓፍ ታይ ይብል ትብሎም ? ሐዚ ኣብ መፅሓፍ ሓጢኣት ዩ ዝብል የለን ኣልሸ ኣንቢበ የ ይብሉና ። ሓጢኣት ዝኾን ግን ይብሉና ከምቲ ግሩም ዝበሎ ሰብ ሕሜታ ልክዕ ከም ስጋ ሰብ ምብላዕ ዩ ሕሜት ይብሉና ነዉሪ ዩ ካልኣይ በዓሉ ይኹን ቀዳመ ሰንበቱ ይኹን ምዉቃጥ ክኸዉን የብሉን ተኺእልና ዘይ ምስታይ ይሐይሽ ኢሎሙና ማለት ዩ ። ከም ኣቦና ብርሃነ ዓለም ቅዱስ ጳዉሎስ ዝበሎ ኩሉ ተፈቒዱለይ ዩ ኩሉ ግን ኣይጠቕመንን ከም ዝበሎ ማለት ዩ ። ሐዚ ሱስ ዝኾነና ኣለና ዘይንኽእል ከይሰተና ተዉዒልና ዘሕመና ስለዚ ንሕና ንሱስ ክንግዛእ ኣይብልናን ይብሉ ኣቦታትና ለ ከሸንፈና ኣይብሉን ተዝቐርስ ንጥቀም እንበር ኣይንጉዳእን ዩ ። ኣጋጣሚ ድማ ኣነ ኣይሰትን 😅 ብዘይ ምስታየይ ድማ ዝጎደለኒ የብለይን ።
ሓጢኣት ከምዘይኮነ ግን ንረዳእ ።
ሳብሰክራይብ ❤👏
አሜን፫ ፅሩያተይግን እንታይ ድየ ክብለኩም ደልየ እዛ መስመያ ግን ደዉ ኢልኩም ኢኹም ክትሰምይ ዋ ነይርኩም ❤❤❤
ዕድመነ ጥዕናን ይሃቡኹም እግዚአብሔር❤❤❤❤❤
አጆካ ዝሓወይ አብ ዓለም ዝነብር ሰብ የለን ኩልና ናብኡ እና😢❤❤❤
ሳብሰክራይብ ♥️👏
ግርምሽይ ከመይ ዲየ ሓዚነ ምሳኣኻ ብኽየ😢 ብዝኾነ ብጣዕሚ አኢኩም ደስ ትብሉ ፈቩዋይ ለባም ምስትዋዓሊት❤ሓዳርኩምን ደቅኹምን ኣምላኽ ይባርኮ❤❤❤❤❤
ፅሩያት ስድራ ሓዳርኩም ይባረክ ዞም ናትና💪💪💚💚🌹🌹🌹🌺🌺💟💟💟💟💟💪💊💊💊💊
ዕደመን ጥዕናን ይሃብኩም ፍቅሩኩም❤ የብዛሓዮ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉ኣብ ስደት ዘለና ኣብ ፀለትኩም ዘኩርና ፍትዋተየይ🎉🎉💚💚💚💚🌹💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚🌹🌹🌹🌹💛💛💛💛💚💚💚🌿
😮እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ምቁራተ ሰድር ኣንኻዕ ብሰላም ምጽእኩም ሶ ሕዳርኩም ይባረክ 🙏♥️ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ♥️🙏
ኣሜን ብልቢ ኢና ነመስግን።❤❤🎉🎉
@@GhirmayKidaneSkuf ♥️🙏
@@GhirmayKidaneSkuf☕ቡና ሰብ ስለ ንሕምይ አዩ ሕጥይት ዝብሃል አምበር
ኣስይ ብሩካተይ 😘😘😘😘😘ሶ ዕድመን ጥዕናን ይሃቡኩም 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿❤️
ሳብሰክራይብ ❤👏
ሓቂ እያ ብሓደ ግዜ ርኢካዮ ደስ ዝብለካ ሰብ ኣሎ እዩ❤😂
ቡና ሓጥያት የብሉን ኣበየናይ መፅሓፍ ኣሎ ።
አብ ሰሊጥን ኣሎ እዩ 😂
ድርሳን ፅዮን ዜና ሰላሴ አብ ገልታት ቅድሳን እውን አሎ እዩ ናይ ደይብሎስ መሰውእቲ እዩ አይሰተን
ቡና. ሓጥያት. እይኮነን. ኣብ ትምህርቲ ኣቦታትና ዉን. ኣየምሀሩን. ሰለዚ. ቆፅሊ እዪ ሓጥያት. ኣይኮን
@@GmhlHpyu አወ ሓጥያ እይኮነን እዩ ናይ ብሓቂ
ደስ ክትብሉ ዞምየሕዋተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤
ፅቡቛት ስድራ ሓዳርኩም ይባርኽ❤❤
ተጋሩ ኣሕዋተይ ነተባባዓዮም🥰